ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
BRIC ክዕወታ ኣይክእላን እየን ንህዝበን ዘይኮና ንዓለም ክኾና ኣይክእላን እየን።
Bravo,the ke Anke Bravissimo.
ዕድመ ንምዕራባውያን
Meaning long live for our masters. 😂
Barya 😂
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ዛኪ💙
Good job ❤❤❤
💙💙💙💙
ሩስያን ቻይናን ከም ልዕለ-ሓያላን መጠን፡ ርዱእ ምኽንያት ኣለወን። ነተን ዝተረፋ ግን ኣብ መወዳትኡ፡ ኣድግን-ጠይቅን ዝገብረን ምትእኽኻብ ክኸውን እዩ።
ልክዕ ክንደይ ዘይርኣና!
ከም ቀደምካ ጽቡቅ ኣንግል ኢኻ መሪጽካ ቀጽሎ ዛኪ ጅግና
Aymslenen n Africa aziyow yagoda amber
Dictaturs team never win
Zaki zaki🎉🎉🎉🎉🎉
ሕልሚ ደርሆ ፡ዴክታቶራትን፡ኣኽረርትን !!
እዚኦም ደኣ ሰተይቲ ደም ሰብ እንታይ ዓመለማዊ ባንኪ ክፈጥሩ ነቲ ዘሎ ካብ ኢድካ ዘሕድጉ ኣብ ኩናት ግን ክተሓጋገዙ ይክእሉ ኢዮም ሃብቶም ሰብ ክመውት ከሎ ስለ ዝዓቢ😢
Tkkl aleka alem ab thti eziom kebid shgr kegatima ykiel eyu.ay ewetun eyom gn.democracy zbhal yeblomn.
Brics ተስፋ ናይዛ ዓለም
Newih gzie kedliyo eyu.mnalbat dhri 200 amet kiewet ykiel eyu.bzuh gzie kedliyen eyu alem mulue ksab zeamno
Arku keydatka ala nhamedu kelekas N BRICS dictatorat tdgf gudam riye. Bel keythasbo N USA 🇺🇸 zser zkonet hager ab alem yelan. God bless USA 🇺🇸 and its allies.💙💙🇺🇸🇺🇸👑👑
@@halamadrida6075 tkkl aleka.kem brged nhamedu neten n anxar fthi zkalesu dictators mdgaf newri eyu
ደማሙ ክፋቐራስ የዒንተን ይናቖራ 🙄
BRICS ዘይረብሕ ካና ። ከብ ኣብ ሑጻ ገዛ ምስራሕን ኣብ ቀላይ ምስዕሳዕን ዩ።እቲ ይፈርስ እቲ ተኮነ ይጥሕል
Zaki our future president
He’s the best man very good at his job, but why would you choose him as president
እእእእ ናይ ባዓል ቻይና ሕልም ቅቅቅቅቅ
ወደይ ሃብሮም
ንገሊኤንስ ኣሜር እንዳ ኣዕበየተን ተመሊሰን ን ኣሜርካ ከፈራርሓ ኣብ ዘይ ፈልጠኦ ሕሰብ ከኣትዋ ኢየን።
Kkkkkkkk
Merahti Africa zelewuwa aytiselitin eya miknyatu xeladti America China and Russia axalueuna elomom teakibom kea wala hanti ayefryun eyom😮
😂😂
ኦይይይይ ንበዓል ኢትዮጵያን፡ ግብጽን ኢራንን ዝሓዘ ምትእኻኻብ ድዩ ን ጉጂለ 7- ስግኣት ክኾና😂😂😂😂፧
ሓድሽ ዓለማዊ ስርዓት ዘይኮነስ ሓድሽ ዓለማዊ ጨቃኒ ስርዓት ኢዩ ዝምስረት ዘሎ :: ወይልኻ ድኻ ደሞክራስያዊ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ዓለም ማዓት ይመጸካ ኣሎ ተባራበር :: መንግስቲ ንዝጨበጡ ጮቆንቲ ንህዝቢ ከሳቕዩ ዓቢ ዕድል ኢዩ ዝኸፍተሎም :: ንዘልኣለም ነቶም ጮቆንቲ ከም ናይ መራሒ ሰምየን ኮርያ መራሒ ቻይና መራሒ ራሻ ወዘተ ዝኣመሰሉ ካብ ትውልዲ ናብ ትውልዲ ስልጣን ናብ ደቆም ደቂ ደቆም እንዳኣዋራረሱ ንህዝቢ ሸሸ ክብልሉ ገፊሕ ዕድል ዝኸፍት ስምምዕ ኢዩ :: Peoples of the world wakeup and standup for your rights. Say no for BRICS.
ኣታ ክንደይ ትሓስም ነቲ ኣቢ ከም መጠን ድኽመቱ ዘይኮነ ትብል ኣለኻ 😂😂😂
ዘይተገጠመ ኮመድያን'ዩ😂😂
ዋይ ዓለማዊ ዓርሞሽሽ ኣሜሪካ ካይወደቀ ቃንቃ እንግልሽ ቀሪበ ኪሊ ተበልኩስ ሕጂ ካኣ 我們會說中文 ክንላማመድ ካብ ሕጂ እና ተማሃርና 夥計們😂
Kkkkkkk telamamed.gana ksab alem zeamno genzeben 300 amet kwesdelen eyu.kulen kea dkatat eyen.bzuh ayewetn eyu
ኤርትራ ዳኣ ኣበላ
Africa😂
God Bless USA 🇺🇸💙💙🇺🇸🇺🇸👑👑
BRIC ክዕወታ ኣይክእላን እየን ንህዝበን ዘይኮና ንዓለም ክኾና ኣይክእላን እየን።
Bravo,the ke Anke Bravissimo.
ዕድመ ንምዕራባውያን
Meaning long live for our masters. 😂
Barya 😂
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ዛኪ💙
Good job ❤❤❤
💙💙💙💙
ሩስያን ቻይናን ከም ልዕለ-ሓያላን መጠን፡ ርዱእ ምኽንያት ኣለወን። ነተን ዝተረፋ ግን ኣብ መወዳትኡ፡ ኣድግን-ጠይቅን ዝገብረን ምትእኽኻብ ክኸውን እዩ።
ልክዕ ክንደይ ዘይርኣና!
ከም ቀደምካ ጽቡቅ ኣንግል ኢኻ መሪጽካ ቀጽሎ ዛኪ ጅግና
Aymslenen n Africa aziyow yagoda amber
Dictaturs team never win
Zaki zaki🎉🎉🎉🎉🎉
ሕልሚ ደርሆ ፡ዴክታቶራትን፡ኣኽረርትን !!
እዚኦም ደኣ ሰተይቲ ደም ሰብ እንታይ ዓመለማዊ ባንኪ ክፈጥሩ ነቲ ዘሎ ካብ ኢድካ ዘሕድጉ ኣብ ኩናት ግን ክተሓጋገዙ ይክእሉ ኢዮም ሃብቶም ሰብ ክመውት ከሎ ስለ ዝዓቢ😢
Tkkl aleka alem ab thti eziom kebid shgr kegatima ykiel eyu.ay ewetun eyom gn.democracy zbhal yeblomn.
Brics ተስፋ ናይዛ ዓለም
Newih gzie kedliyo eyu.mnalbat dhri 200 amet kiewet ykiel eyu.bzuh gzie kedliyen eyu alem mulue ksab zeamno
Arku keydatka ala nhamedu kelekas N BRICS dictatorat tdgf gudam riye. Bel keythasbo N USA 🇺🇸 zser zkonet hager ab alem yelan. God bless USA 🇺🇸 and its allies.💙💙🇺🇸🇺🇸👑👑
@@halamadrida6075 tkkl aleka.kem brged nhamedu neten n anxar fthi zkalesu dictators mdgaf newri eyu
ደማሙ ክፋቐራስ የዒንተን ይናቖራ 🙄
BRICS ዘይረብሕ ካና ። ከብ ኣብ ሑጻ ገዛ ምስራሕን ኣብ ቀላይ ምስዕሳዕን ዩ።እቲ ይፈርስ እቲ ተኮነ ይጥሕል
Zaki our future president
He’s the best man very good at his job, but why would you choose him as president
እእእእ ናይ ባዓል ቻይና ሕልም ቅቅቅቅቅ
ወደይ ሃብሮም
ንገሊኤንስ ኣሜር እንዳ ኣዕበየተን ተመሊሰን ን ኣሜርካ ከፈራርሓ ኣብ ዘይ ፈልጠኦ ሕሰብ ከኣትዋ ኢየን።
Kkkkkkkk
Merahti Africa zelewuwa aytiselitin eya miknyatu xeladti America China and Russia axalueuna elomom teakibom kea wala hanti ayefryun eyom😮
😂😂
ኦይይይይ ንበዓል ኢትዮጵያን፡ ግብጽን ኢራንን ዝሓዘ ምትእኻኻብ ድዩ ን ጉጂለ 7- ስግኣት ክኾና😂😂😂😂፧
ሓድሽ ዓለማዊ ስርዓት ዘይኮነስ ሓድሽ ዓለማዊ ጨቃኒ ስርዓት ኢዩ ዝምስረት ዘሎ :: ወይልኻ ድኻ ደሞክራስያዊ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ዓለም ማዓት ይመጸካ ኣሎ ተባራበር ::
መንግስቲ ንዝጨበጡ ጮቆንቲ ንህዝቢ ከሳቕዩ ዓቢ ዕድል ኢዩ ዝኸፍተሎም ::
ንዘልኣለም ነቶም ጮቆንቲ ከም ናይ መራሒ ሰምየን ኮርያ መራሒ ቻይና መራሒ ራሻ ወዘተ ዝኣመሰሉ ካብ ትውልዲ ናብ ትውልዲ ስልጣን ናብ ደቆም ደቂ ደቆም እንዳኣዋራረሱ ንህዝቢ ሸሸ ክብልሉ ገፊሕ ዕድል ዝኸፍት ስምምዕ ኢዩ ::
Peoples of the world wakeup and standup for your rights.
Say no for BRICS.