Saturday 11th July 2020 መን እዮም ንኣናን ንኣገልግሎትናን ዝጻረሩ ሰባት?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Short preachings from the word of God.

ความคิดเห็น • 19

  • @israel8104
    @israel8104 2 ปีที่แล้ว +1

    ባባ ብጹእ ኣምላክ ጅግና ናይ ኣምላክ ሰብ ኢካ ኣነስ ክፈትወካ ቀባጽ ኢካ ኣምላክ ከምዚ ከማካ ጅግና ይግበረኒ ኣሜን

  • @abrahamtsegay6471
    @abrahamtsegay6471 3 ปีที่แล้ว +2

    ተባረኽ ኣገልጋሊ 🙏. ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን. 👍

  • @belovedabraham5948
    @belovedabraham5948 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጹእ ሓወይ ብሩኽ ኢኻ ኣምላኽ ጸጋን ጥዕናን የብዛሓልካ
    ብትምህርትኻ ኣዚና ንባረኽን ንጸናናዕን

  • @temyrezene5898
    @temyrezene5898 3 ปีที่แล้ว

    Chekan memhir TEBAREK haleloya ayitakesin Yes

  • @Eriforever46
    @Eriforever46 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you 🙏🙏🙏

  • @mstlalgebremedhin5357
    @mstlalgebremedhin5357 4 ปีที่แล้ว +1

    GOD Bless you

  • @senaitabraham4686
    @senaitabraham4686 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you 🙏

  • @senait9301
    @senait9301 ปีที่แล้ว

    Ata seb himak aleka iway Amlak mhret yewirid 😢😢

  • @mussiefiseha3044
    @mussiefiseha3044 4 ปีที่แล้ว

    More blessing Nay Amlak Seb

  • @trhaskafel6109
    @trhaskafel6109 3 ปีที่แล้ว

    Egzabher enabareke ybarka
    Menfesawi fewsi yu zi tmhrti
    Sr'at Amlak bsrat betekrstyan ztelewetelu gzye. Afod Amlak ms paraf tesenabiru.
    Egzabher gn ab zemenat seb alewo yu

  • @merhawidyana2751
    @merhawidyana2751 4 ปีที่แล้ว

    ተባረኹ

  • @VPS277
    @VPS277 4 ปีที่แล้ว

    God bless you

  • @adugnashibru4642
    @adugnashibru4642 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ሙሉ ጤና ይስጥህ

  • @bikubikuku3664
    @bikubikuku3664 4 ปีที่แล้ว +6

    ባባ ቡጽእ ቡሩኽ, ምህሮኻ ቆጭ ቆጭ ኣቢልዎም, ኣቢልወን ከምቲ ናይ የሱስ ላዕለዋይ መምህርናን ሰዓብቱ ሃዋርያትን ቆጭ ቆጭ ዘብሎም ዝነበረ ልክዕ ከምኡ ይቃወምዎ ኣለዎ, እዚ ከኣ ምልክት ፅሩይ ምህሮኻ ኡ ዘመልክት, እንበር ምሂርካ ካብ ኩልዕነትና ዘዕበካናስ ንፈልጥ ኢና, አብ መድረክ ናይ ቤት ክርስትያን ኤርትራ ሻዕብያ ፈርሕካ ኡካ ቃል ኣምላኽ ዘይጎሰካዮ.ህጂ አብ ምድሪ ኤሮፓ ዘይሕሰብ ኡ, ነዚ ዘይፈልጡ, ዘይፈልጣ ከኣ ተባህለ እና በሉ በላ ቃል ኣምላኽ ብጭፍ ሒዘን ሒዞም ዘይፈልጣ ደፋራት መሊኦም,ኣየ እቲ ጎይታ ክብሪ ምስ መጸ ሓሰር ካብ እኽሊ ክፈልዮ ኡ, እንበር ንሕናስ ካባና ዘይውሰድ ግደ ሓርና ኣሎና

    • @israel8104
      @israel8104 2 ปีที่แล้ว

      Biku bikuku baba betsuamlak arki amlak eyu ygdseni ymesleki keybleki ember xbuq aleki hhhhhhhhhhhhh ane ka ab europa eye zfelto mara eye kea tmhrtu zfetwo

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว

    ብኹሉ እዩ ጌጋ ዝፍጸም.. ወዲ የብሉ ጓል የብሉ
    አነ ከም ወዲ ብኣንስቲ ብዙሕ ሽግር ዘጋጤምን እየ. ኣነውን ጉድለታት ኣለኒ
    ኩልና ጽቡክን ሕማቅን ኣለና.. መሃርቲ ንኹን... ፍቅሪ ኻባይ እያ ትጅምር.. ኽሳብ መውዳታ ክአ ምስኩሉ ብፍቅሪ ክኸይድ ብዓቅመይ ወሲነ እኸይድ ኣለኹ
    I don't blame no human except the devil
    But it doesn't mean that to be close to everybody

  • @bikubikuku3664
    @bikubikuku3664 4 ปีที่แล้ว

    Selam buruk abo

  • @yordagebre1651
    @yordagebre1651 4 ปีที่แล้ว

    Gbu baba