መግለፂ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ መግለፂ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ መግለፂ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ፣ ኩሎም መግለፅታት ክንምርምሮም ኢና 8/11/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • መግለፂ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፣ መግለፂ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ መግለፂ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ፣ እዞም ዝወፁ ዘለው መግለፅታት ኩሎም ክንምርምሮም ኢና 8/11/2024 www.gofundme.c...
    Please join and become a member / @tigraionline
    #Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
    www.tigraionlin...
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline

ความคิดเห็น • 149

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน +14

    ዶ/ደብረ ፅዮን ሰሚኦዮ ዘቀመጦ ኩሉ ቡኑፁህ Trurethful የሆነ ንግግር አቅርቢ Thanks you honest -concerned man ! Aprecieted!

    • @awetasharegawi
      @awetasharegawi หลายเดือนก่อน

      ሚድያ ኮይንካ ወገናውነት ዘንፀባርቕ ሓሳብ ንህዝቢ ኣይጠቅምን

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዓሮታትና ጀጋኑና ዘይምነዋ እየን ንበራልና ንዘልአለም 🙏🙏🙏💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛

  • @alemat5537
    @alemat5537 หลายเดือนก่อน +11

    Viva TPLF

  • @abebekesete
    @abebekesete หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ኦንላይን ኣንደበት ህዝቢ ትግራይ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል ይሀብካ ንኹሉ ማኢረ ዳኛ ድኻ።

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 หลายเดือนก่อน +10

    TPLF TDF FOR LIFE for ever

  • @KflomGs
    @KflomGs หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ትግራይ ኦንላይን
    ን ዘይተሓለለ ቃልስኻ ቀፅለሉ ኣጆኻ ።
    ቃልስኻ ንህዝብን ንሓቅን ሓቅን ዘትኮረ ከም ዝኾነ ንኹሉ ሰማዒ ግልፂ እናኾነ እዩ ። ብስም ነቲ ጠጠው ኢልካ ትፅዕረሉን ትቃለሰሉን ዘለኻ ክቡር ህዝቢ ትግራይ ድማ ክብርን ምስጋናንይግበአካ
    ኣብዚ ህልዊ ፖለቲካ ሃገርና ትግራይ ድማ ሓቅን ቃልስን ዶ/ር ደብረፅዮን ተዋዳዳሪ የብሉን ። ንጥፍኣት ዶ/ር ደብረፅየን ድማ ዘዕግብ ጭብጢ ሒዙ ናብ ሚድያ ኾነ ናብ ካሊእ መድረክ ዝቀረበ የለን ። ዘፀልም ነቲ ሓሳብ
    ናዶ/ር ደብረፅየን ብኣሉታ ዝወቅዕ ኣሎ
    ነዚ ከከም ሓቁ ብ መነፃፀሪ እናቅረብካ ንህዝቢ ኣንቅሕ ። ጌታቸው ንህዝቢ ዝጠቅም ኣብ ዘምፀአሉ ሓቂ ድማ ብተመሳሳሊ ንህዝብኻ ኣንቅሕ ።
    ገላፂት ደርፊ ኣቅሪብካ ❤ የቀንየልና ።
    ተ/ይ(ነበረ) ክፍሎም ገ/ገርግስ
    ካብ ስዑድያ

  • @gebrey2668
    @gebrey2668 หลายเดือนก่อน +4

    No we are not accepting to register as new party it's dangerous

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน

      Exactly

    • @HTT6892
      @HTT6892 หลายเดือนก่อน

      Right you are.

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይ አብ ኢድ ጀ ታደሰ ወረደ እያ መልከእ አብ መሀዝ ታሪክ ደጊሙ ከምዝሰርህ ተሰፍ ንገብር ኢና

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o หลายเดือนก่อน +4

    ትግራይ ኦን ላይን ፅቡቕ ሒዝኩም ኣለኹም ብቆራፅነት ተጠናኺሩ ይቐፅል ንብል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለና ቅኑዓት ተጋሩ።

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน

    Selam TOL ❤💛💪💪

  • @mashogher
    @mashogher หลายเดือนก่อน +4

    ጉባኤ ህወሓት ስርናይን ክርዳድንዝፍለየሉ መስርሕ እዩ ።
    ክርዳድ ከሓዲ ባዕሉ ኣግሊሉ ኣሎ ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน +5

    የቀንየልና ኹቡር ሐውና እግዚአብሔር እምላክ ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @gebrekidangebru1421
      @gebrekidangebru1421 29 วันที่ผ่านมา +1

      ጌታቸው የጨበርብር ኢዩ ዘሎ።

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 29 วันที่ผ่านมา

      @@gebrekidangebru1421 ልባና ያሃባንህዝቡ ዛሕልይ ይግበሮ ብጣዕሜ እዩ ዛሕዝን

  • @saronmehari4726
    @saronmehari4726 หลายเดือนก่อน +4

    TPLF never kneel down

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite หลายเดือนก่อน

    Tigary.......🎉🎉 Online......Seivce......... MedIa

  • @actttig9753
    @actttig9753 หลายเดือนก่อน +2

    ጉጅለ ራያን ባንዳታትን ደቂ አምሐሩን ትግራይና ክሸጡን ክልውጡን አይንፈቅድን አለና ኢና አብውሽጥን አብወፃእን ዘለና ተጋሩን ብዛዕባ ህዝብና ዓድናን ዘተሐሳስበና ንጠንክር ንሕበር
    ባንዳታት ካሕዳማት ክነባርር💪ትግራይና አሕሊፍና ንአብይን አምሐራን ከደምቲ አምሐራን ክውንንዋ አይንፈቅድን

  • @tsehayberhe1063
    @tsehayberhe1063 หลายเดือนก่อน +4

    Just sad left and right. All of them failed Tigrai. Wow sad era.

  • @mohammedsaid8002
    @mohammedsaid8002 หลายเดือนก่อน +3

    Bravogetachawrada

  • @AbenetMessiah
    @AbenetMessiah หลายเดือนก่อน +4

    I never thought I will see this in my life time. Those who are creating problems, what more do they want to see. Shame on them. Group of Bàndas shape up! Tigrai will always prevail. Long live TDF.

  • @Heimattg
    @Heimattg หลายเดือนก่อน +3

    ናይቲ ውድብ መተሓዳደሪ ደንቢ ብዓሎም ንዘግለሉን ካብእቲ ናይ መስርዕ ዝወጸ ካብቲ ውድብ ይውገድ ካብቲ ብውድብ ሽም ዝተውሃቦም ስልጣን ይእገዱ ብጊዚያዊ ካልኦት ካድረታት ይምደበሉ ኦዲት አግቢሮም እውን የረክቡ እዩ ዝብልን ኽኾን ዘለዎን።
    ኻብ ስልጣን ንዘይምውራድ ጉባኤ አይካየድን እንትብሉ እኾ አብቲ ሒዝናዮ ዘለና ስልጣን ንጽናሕ ኸም ማለት እዩ ስለዚ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ናብ ጉባኤ አይንኸድን ንጽናሕ ብዝብል ዝግበር ምዃኑ ንረዳኣዮ!

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน +3

    የዒስ ተጋሩ። ሕፈሩ ባንዳታት፣ ካሓድቲ በላዕቲ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      መሕፍር ንስኻ ኢኻ ተጋሩ እይናሕፍርን ዑሱብ ሻዕብያ በላዕት ስባት እበይ እም ብሃስብ ምፍልላያ ምርደደእ ዘይ ምርደደእ ናይ ምዕቡላት ዴማክራሳዌ እዩ ንስካን ሳዕብትኻን ግን ክም ስብ ስስለዘይታሐስቡ እብ ዘይ እእትወኹም እደእተኻም ትፃረፍ ዘይ ፀርፍ እዛ ዘይብልኹም እጋን ንቴ

    • @seidedris3325
      @seidedris3325 หลายเดือนก่อน

      @@almazadamu9175 ዒሉ። ኣበየኖኪ ትፈልጥኒ ? ዓምቧክ ጓል ማርያም ኩሉዖ።

  • @TeklehaymanotGebreslase-q4t
    @TeklehaymanotGebreslase-q4t หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ኦላን ትኸክል አለኻ ቀፅሉ ሓቂ ክቅበር የቡሉን

  • @yared-jg3pz
    @yared-jg3pz หลายเดือนก่อน +3

    LONG LIVE TPLF🟥🟨💪🏽

  • @muluokabuy5006
    @muluokabuy5006 หลายเดือนก่อน +2

    ህ.ዋ.ሓ.ት ክትፈሪስ ተኾና ኣብ ውሽጣ ብዘለዉ እበር ኣብ ሩሑቅ ዘለዉ ጸላእታ ኣይ ኮነትን ሰብ ሩሑቅ እማ ኣብ ውሽጣ ዘለው ህ.ዋ.ሓ.ት ተመሲሎም ግን ካኣ ናዓኣ ንምፍራስ ዚሰርሑ ኮራኹር ሕጂ ውን ክትጥቆሎም ኣለዋ ኢዚ ጉዳይ ህዝብን መሪትን ኢበር ኣብ ህ.ዋ.ሓ.ት ዘብቅዕ ኣይኮነን ማለተይ ድሕሪኡ ዝመጽ ጽም ከምተጋሪ ኣድቅቅ ኣብልና ንርኣዮ ኢየ ዚብል 🙏

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน +2

    ትኽክል እዩ ህዝቢ ካብዚ አእትዮምዎ ዘለው ዓዘቅቲ ከየውፅኡ ላብ ስልጣን ጉያ ድርኡ ስልጣን እምበር ናይ ህዝቢ ፀገም ጉዳዮም አይኮነን

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน +1

    በይዛና በይዛና ን''ወረደ'' በምሓርኛ አይነንብቦ።ከም ''ወራድ መርዓ''....

  • @ZekielMalik-p9q
    @ZekielMalik-p9q 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @SalamWoldow
    @SalamWoldow 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WelayGebrenchal-mp2xv
    @WelayGebrenchal-mp2xv หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ትግራዋይ

  • @tewoldegebremariam8574
    @tewoldegebremariam8574 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you TOL on your endeavors. However, let's be aware where this faction is intending. May be to have its own Abiye backed political party.we will see.

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore1782 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you TOL ❤️❤️❤️

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 หลายเดือนก่อน +7

    አየ ጌታቸው ሐሳዊ ቡልቡል ቀደም ኢልና ኢና ደብረጽዮን ሐሲዩ አይፈልጥን ኩሉግዜ ትኽክለኛዩ ሪፖርቱ

  • @t.b4065
    @t.b4065 หลายเดือนก่อน +1

    ምሁራት ትግራይ ከምኡ እዉን ፃድቃንን ጌታቸዉ ተኣኪቦም ኣብ ቀልቀሎም ጠንቀላላዕ ይብሉን ስሚ ይተፍኡ ኣለዉ
    ካብ ዞም ጎሓላሉ ለባማት ሓረስቶ ትግራይ እንተ ዝትዩ ንትግራይ ሰላም መምፅኡ ኔሮም

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط หลายเดือนก่อน +4

    ❤ደብሪፅ ኣቦ ፀባይ መስተዉዐሊ

  • @AbenetMessiah
    @AbenetMessiah หลายเดือนก่อน +1

    TOL I am glad you mentioned ❤this problem creaters did not pay a price. They can't play with the people of Tigrai! Viva TDF.

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 หลายเดือนก่อน +7

    እንቋዕ ሽሞም አፍለጡ ዓዲ ዝሕምሱ ዘለው ጸረ ትግራይ ቨዝቨዝቲ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 หลายเดือนก่อน

    ናይ ገሊኦም ዋላ ኣይትንፈር ዛግራ እያ እዩ።
    ኩሎም እንዳበሉ ዝፍርጁ ብግልፂ ኣውራጃውያን ተኸተልቲ ጌታቸው ኢና ንምባል ትብዓት ስለዘይብሎም እዩ። ሓቅነት ምስ ውድብ እያ ዘላ።

  • @gebremedhinkassadrar425
    @gebremedhinkassadrar425 หลายเดือนก่อน

    Thnk you my brother❤❤❤😂😂😂

  • @dawitaram-wv7vb
    @dawitaram-wv7vb หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤🥰🥰🥰

  • @Saba-nh4om
    @Saba-nh4om หลายเดือนก่อน

    እማንክ

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq หลายเดือนก่อน

    Viva gechoo,,

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน +3

    የሂዚን ግን እኒ ኪንደያ ገብረህወት ሐጎስ ገደፍይ ሺሻይ መረሳ ሰብለ ነጋ ኩሉም ዋኢን ንሲልጣን እንሰር ንሂዚቢ ንከገልጉሉ ዘይኪእሉ እዮም ግን እኒ ኢዚአቶም እየም ትግራይ ዘፊሩሱዋ ዘለዉ ግንከ ትግራይ ዘሪዚሮም ዘሪዱኢ ተጋሩ አለዉ አይቲፈሩሲን ግን ጌታቸው ረዳ ዚገብሩ አዲን አዲን ሂዚቢን ንምፊልላይ ዚከዶ ዘሎ አገብ ዚደሊ የሂዚን ሂዚቢ ትግራይ ግንባእሉ ንባእሉ እተወደበ ሂዚቢ እዩ ቢንጌታቸው ረዳ እትፈሪስ ትግራይ አይቲህሉን ግን የሂዚንአብ ሲልጣን ንምዉፃእ እዩ ዚጺበ ነይሩ ጌታቸው ረዳ አዲ አዲን ንምፊላይ የሂዚን ትጋሩ ምካና እነፊልጠሉ ሂዚ ይመሲለና ትግራይ ለባም ሰብ አለዋ👏👏👏🙏🙏

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay หลายเดือนก่อน

    ናይ ማእከላይ ከሙቴ ብዝሒ 45ኢዩ

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w หลายเดือนก่อน

    ክልተ መልሓስ እዩወ ናብ ወጥመድ ንእታው ተዓሊሙ ዝከናወን ዘሎ መከራ ህዝብናን ትግራይናን ንምቅፃል ተንኮል እዩ

  • @AderaAdera-h6v
    @AderaAdera-h6v หลายเดือนก่อน

    45ነአዮም

  • @abrahaamsalu2076
    @abrahaamsalu2076 หลายเดือนก่อน

    ትገልበጥ ።

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 หลายเดือนก่อน

    Yes viva tplf

  • @Aነኝየራዪማልጅ
    @Aነኝየራዪማልጅ หลายเดือนก่อน

    አታ አይ ኣኽሎኩምይዶ ደም ንፁሃት መናእሰይ. ንብዓት አዶ ትግራይ ንግላዊ ጥቕምኹም. ህዝና እባ ኣይተሳቕይዎ ይኣኽለና ንነብረሉ 😢😢😢😢

  • @yohannesgebray8980
    @yohannesgebray8980 หลายเดือนก่อน

    If Getachew group has some truth they should have fight for it in the meeting. Not boycott the meeting or expose party issues to the world. Otherwise, go out of the party if they don’t abide by the rules.
    As per the rules they should be expelled from the party. Irrespective who has the truth on their side.

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 หลายเดือนก่อน

    Are you the voice of TPLF?

  • @AderaAdera-h6v
    @AderaAdera-h6v หลายเดือนก่อน

    ካብ መጀመርያ እዩን ከምትግራይ 45 እዮሞ

  • @GmedhnMeressa-co3gr
    @GmedhnMeressa-co3gr หลายเดือนก่อน

    1 ስውእ 3 ዝውፅኡ እዯም

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน

    ፦ አብጉባኤ መራሒ ኮይኑ ዝአቱ የለን። ሃለው አይሃለው ጉባኤ መራሕቲ ክመርፅ እዪ ዝአቱ። መራሒኮይኑ ናብጉባኤ ዝአቱ ሰብ የለን። ናይዝፀነሑ ማእኸላይ ኮሚቴ ስልጣን አኺሉእዩ አብቂዑ እዩ።

  • @ilovetgray4253
    @ilovetgray4253 หลายเดือนก่อน

    ❤gech

  • @GebremedhinArefayneh
    @GebremedhinArefayneh หลายเดือนก่อน +6

    እዚኦም ሐዚ ዓርሶም ዘግለሉ ማእኸላይ ኮሚቴ ብዘይካ ጌታቸው ኩሎም ብሊብነት ዝሕመዩን ሙሰኛታትን እዮም ስለዚ ከምዚ ኢሉ ምፅራዩ ደስ ዝብል እዩ ለካስ ሌያቡ እዮም ንኸይካየድ ዝፅዕሩ ዘለው ሐዚ ተረዲኡኒ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      ትክክል እዩ ካብ ዝም ስማም ዝተፀርሑ እቶም ዝበዝሑ ቅደም ኹናት ሕዜም ብሌብነት ዝጥርጠሩ ዝነበሩ እዩም ንምታይ እውን ስግምቴ ኽምዜትወስደለም እዜ ናት ትግራ መንግስት ደኽመት እዩ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 หลายเดือนก่อน

    Yes

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 หลายเดือนก่อน +1

    1993 conference does it solve either war ? Cadres are not in such postion

  • @teshomewami2488
    @teshomewami2488 หลายเดือนก่อน

    Getachew Reda is smart and swift man and he will be soon National Hero of Ethiopia.

    • @yared-jg3pz
      @yared-jg3pz หลายเดือนก่อน

      Ante mirkogna wuta kezi

  • @TeklehaymanotGebreslase-q4t
    @TeklehaymanotGebreslase-q4t หลายเดือนก่อน

    19:42

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 หลายเดือนก่อน +3

    ህውሃት አንዲ ትግራይ!

  • @TeameWeldegebriel-g5n
    @TeameWeldegebriel-g5n หลายเดือนก่อน

    ኣይትፍራሕ ምንም ዝገብርዎ ነገር የለን

  • @Nureaney
    @Nureaney หลายเดือนก่อน

    ,ኣነዉን ምሳኻ አለኹ ዝሓወይ ተንኮል አለዎ ግን እቶም 14 ስ ብዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ዘይ መረኣይዎ የህዝን እወ ናይ ዶ,ደብረ ፃን ጭራስ ብትዕግስቲ ንታሪካን ንህዝብናን ዘይጎድእ እዩ ዝሰርህ ዘሎ ብዓል ሓቂ ረቢ ይሓግዝ ኩሉ ልቢ ይግበር ሰላም ንህዝብና

  • @user-co4hg1oj4y
    @user-co4hg1oj4y หลายเดือนก่อน

    Hasawi

  • @byyh6988
    @byyh6988 หลายเดือนก่อน +4

    ዞምሰባት እዚኦም እንታይ እዩ ድልየቶም ምናልባት ኣፍቱ ግዕዚና ዶ ኣለው ፕኾኑ ንሱከይቃላዕ ዶ ይፈርሑ ቱስልጣን መን ካምዛሃቦም ይፈልጡዶ ባዕሉ ቱግዝያዊ መንግስቲ ዝብል መንወኪልዎ ይፈልጥዶ

  • @getachewgebru1659
    @getachewgebru1659 หลายเดือนก่อน +2

    Please try to be honest for the sake of Tigray people.

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 หลายเดือนก่อน

    አረ ምን ይሻላል ?

  • @mtztek636
    @mtztek636 หลายเดือนก่อน +2

    Ezom bandatat getachew, tsadkan ,wedi werede sgumti kwusedolom qlewom resaht telamat

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 หลายเดือนก่อน

    Mis dekiadiwa wego ika

  • @teshomewami2488
    @teshomewami2488 หลายเดือนก่อน

    Viva Getachew Reda.

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 หลายเดือนก่อน

    Deki Adiwa tegulaba

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 หลายเดือนก่อน +5

    ሐጎስ ጎደፋይ ቀደም ብባዴላ ክጋሐፍ ዘለው ሰብ ነይሩ በዝባዚ ዘይሰርሕ ሕዝቢ ዝጸልኦ እዩ ነይሩ ሕማቅ ሰብዩ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      ትክክል እዝ ጎሔላ ስራቅ ጎሕፍ እዩ

  • @GebretsadikGebremariam
    @GebretsadikGebremariam หลายเดือนก่อน +2

    ምንም ክተስመዓና ኣይከኣልካን። ብትግርኛ እናተዛረበስ ንመን ኢኻ እተተርጉመሉ ኣብ ማእኸል እናኣተኻ እቲ ዘዳመፅናዮ ሓሳብ ኣይትበትነልና።

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq หลายเดือนก่อน

    Why ,,? You say
    GujiLee ,

  • @genetgrbremichal3942
    @genetgrbremichal3942 หลายเดือนก่อน

    Antahawna bjakum gujile indabelkum hizb tigray aytimkskilu meferti adeda fetawin selain kerkumuna baltom yfthwo gdefuna tehzinu iatom kitasaniwom fetinu tigra kabaku key kone kab amlak..yhagzena mehferti kulukum

  • @teshomewami2488
    @teshomewami2488 หลายเดือนก่อน

    Let Getachew Reda enjoy himself by establishing another party for Tegaru.

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq หลายเดือนก่อน

    GujeLe ,why you
    Say for getachew ,,, ??

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s หลายเดือนก่อน +4

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ደብርጽ ጅግና 🎉❤🎉❤🎉

  • @leulweldemariam1907
    @leulweldemariam1907 หลายเดือนก่อน

    Don't say " gujle" be neutral

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b หลายเดือนก่อน

    Eini hagos belom sebile kulom biti himak zibehal kulushab wudib einahamese zinebir zelo beyene mikiru zimerihom kurkurat eyom

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط หลายเดือนก่อน

    ሀሳስ ሀሳሱ ልዳ ገርግሱ ጉድ ስማዕ

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU หลายเดือนก่อน

    ናይ መድያ ሰባት ስለምንታድ ብግልፂ ከምዘይትዛረቡዎ ኣይርደአንን ። ኣብቱ ግዝያዊ መንግስቲ ዘለዉ ሰባት ዳርጋ ኩሎም ናብ ኣራት ኪሎ ኸይዶም እዮም ። ናይ ትግራይን ተጋሩን እታ ናይመወዳእታ ተስፋ ኣብ ሰራዊት እያ ። ፍታሕ እንተዘይተገይሩሉ ህዝቢ ትግራይ ናብ መወዳእታ ዘይብሉ ስቓይን መከራን ዝወስድ ኹነታት ይፍጠር ከምዘሎ ኣዐሪና ንኽንሓስበሉ ናይ ግድን የድሊ ። መራሒ ፓርቲ እናሃለወ ክከላኸል ዝኽእል ሰራዊት እናሃለወ ትግራይ ዘጋጠመና ኣብኡ ዝነበርና ንፈልጦ ስለዝኾነ ሐዚ ንድሕሪት ኣይንምለስን ።ብዝኾነ ረፊዱ እምበር ኣይመሰየን ።ስጉምቲ ክውሰድ ይግባእ ። *ፃድቃን* ግን ሪይሊ ኸይዱ ድዩ ። የሕዝን ። ንናይ ታሪኽ ሰባት ንገድፈሎም ።ህዝቢ ትግራይ ግን ኣብ ታሪኹ ብዙሓት መራሕቱ ይጠልምዎ እትይም ኣይኩምዙይን ድኣእምበር ። ኣብ ስልጡን ዓለም ስለዘለና ።ናብ መን ንሳሓብ ከምዘለና እስቲ ነስተውዕል ። ፖለቲካ ትርጉም ንሃቦ ። ህወሓት ከም ኢህወደግ ክኹውን የብሉን ዓርሱ ዝኽእል ስለዝኾነ።

  • @consultingengineersplc827
    @consultingengineersplc827 หลายเดือนก่อน +2

    እዞም እንዳ ቦቀስ ናይ ትግራይ ምንሽሮ ስለ ዝኮኑ ተሰሊዖም፣ ተቆሪጾም ክድርበዩ አለዎም!!!

  • @abrahamtewolde2803
    @abrahamtewolde2803 หลายเดือนก่อน

    Who want to save first tigrai people or TPLF leadership groups? Does it matter civilian or fighters ???

  • @HayeleHadush
    @HayeleHadush หลายเดือนก่อน

    ፈትሊሐቅሰ ትቀጥን ምበር አይትብጠስን

  • @libelomehretie
    @libelomehretie หลายเดือนก่อน +2

    ናመን ደቆሮ ኢኻ ማህተም ለይብሉ ወገንተኛ አይትኹን ሃሳብኻን አናብኻን ሃደ እዩ

    • @Heimattg
      @Heimattg หลายเดือนก่อน

      ቀዲምካ እንዶ አጻሪዮ ናብ ቤትጽሕፈት አቅሪቦምስ እቲ ቤት ጽሕፈት ተመራሪሕሉስ መልሲ ለ ተውሃይብዎም እዩ።

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

    ዓንጋር ስኻ ልህዝቢ ተይኮነስ ልውልቀ ሰባት እዩ ምድያኻ

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 หลายเดือนก่อน

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @atchessman4825
    @atchessman4825 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you TOL

  • @teshomewami2488
    @teshomewami2488 หลายเดือนก่อน

    Enderta!!!

  • @Tesfayreda-i6y
    @Tesfayreda-i6y หลายเดือนก่อน

    እዙ ሚድያ ናይ ህዝቢ ድምፂ ድዩ ወይ ናይ ጉጅለ እዩ ደብረፅዮን ጉጅለ ጌታቸው እናበልካ ህዝቢ ልክፋላለን ል ክባላዕን ተዝቁጠብ ፅቡቅ እዩ ትግራይ ብደቡብ ይኹን ብምዕራብ ብምብራቅ ብሰሜን ኩለ ሓደ ኣካል ህዝቢይ እዩ ከዚይ ዘድልዮ ናይ ምምሕዳር መሬቱ ክምለስ ፍትሕን ርትዕን ክነግስ ዳኣምበር ናይ ደብረፅዮን ዑምት ወይ ናይ ጌታቸው ኣየገድሰናን ስለዚ ኣብ ሕማቅ ህዝቢ ልህዝቢ ዝፈላሊይ ምዝጋም ተቆጠቡ ደብረፅዮን ይኹን ጉጅልኡ ዘታሓሳስቦም ዘሎ ናይ ስልጣን እምበር ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ኣየገድሶምን

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi hzb kitetfe mshwehat wgina dekoro

  • @selam5239
    @selam5239 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ዓደይ
    እንታይ ይብሀል እዙይ መሕፈርቲ ትግራዎት እቱ ፕሪቶሪያ ምስ መን እትዩ ተፈራሪሙ እረ በጃኹም አብ ዓዲ ዘለኹም ዋይ ዓበይቲ ዓዲ ናይ ሐይማኖት መራሕቲ አረ ስለ ስዋአት ንልምኖኩም አለና አተዓርቕዎም ናይ ስዋአትና ሐደራ ምኽሐድ እዩ

  • @asgedomgebretatios2808
    @asgedomgebretatios2808 หลายเดือนก่อน

    ንእሽተይ ሰብ ኢኻ

  • @byyh6988
    @byyh6988 หลายเดือนก่อน +2

    ሓጎስ ጎደፋይስ ታኾይንካ ተይልካ እንተሓሂትካዮ እንዲዒ ምበለ

  • @m.s1966
    @m.s1966 หลายเดือนก่อน

    ደብረጺጽ ቁልፍኪ ፈቲሕኪ ኢኪ ሐሳት ዝበዞሖ ሂወት ሃደሽደሽ እዩ ዝብል

  • @yrgalemtadese2654
    @yrgalemtadese2654 หลายเดือนก่อน +3

    ክክክ ዋይዋይ ጭንቂ በቃ ክልተ ሙሉእ ዞባ ገዲፍካ ዝግበር ጉባኤ የለን። ህዝቢ እንተፅሊኡኳ ምንም ክትገብር ኣይትክእልን

  • @millioncr7538
    @millioncr7538 หลายเดือนก่อน +1

    በቃ ተጋላጊላ ህወሃት ! እዚኣቶም ካንሰራት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዮም።

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ወገነኛ ንድኻ ትገብሮ ዘ ሎኻ ኢዩ እቲ ሺግር ንስኻ,

  • @negaseyoum7591
    @negaseyoum7591 หลายเดือนก่อน +4

    ዓወት ን14 ጉባኤ ህወሓት

  • @mohammedsaid8002
    @mohammedsaid8002 หลายเดือนก่อน

    Atesafenyouareenemyoftigray