DW TV ዕጣን ግባእ ኣብ ራያ ዓዘቦ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
ናይ ቅዱስ ገብርኤል በረኸት ረዲኤት ኩሉ ምስ ኹልና ኣዝዩ ይሕደር እንቋዕ ኣብፀሐኩም ንቅዱስ ወርሓዊ ክቡር ብዓሉ፤፤፤ ናብ ኣምላኹ ለሚኑ ምሕረት የውሕበና አብመንገድና ኣይፈለየና ካብ ሕማቅ የድሕነና ይሰውረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኽ ሰናይ ማዓልቲ ይግበረልና ንኹልና ኣሜን ፫። ፣፣፣፣
Amen Amen Amen 🙏
@@LL-pt6ubአሜን አሜን አሜን❤🙏
~ኣይይይ ራዩማ ዓደይ ምድረ ገነት💚💚💚💚💛💛💛💛😘😘😘😘😘💊
ጎል ራያ ራዪማ ብምኳነይ ደሰታ ይሠመዐኒ. ደስ ብሀሎ አዴታት እድሜን ጥዕናን ይሀብኪን ፍትውውትውውው
✝☦ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና☦✝
ኣብ ሰማይት እትነብር ኣቦና ፤ ሹምካ ይቀደስ ፤ መንግስትኻ ትምፃእ ፤ ፍቃድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምዝኾነ ፤ ከምኡ እውን ኣብ ምድሪ ትኹን ፤
ናይ ዕለት ምግብና ሎማዓንቲ ሃበና ፤ በደልና እውን ሕደገልና ይቅረ በለልና ፤ ንሕና እውን ንዝበደሉና ከም እንሓድገሎም ይቅረ ከም እንብል ፤ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና ፤ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር ፤ መንግስኻ ናትካ እያ እሞ ፤ ሓይሊ ክብሪ ምስጋና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን።
ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፤ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ ሰላም እብለኪ እየ ፤ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ ፤ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ ፤ ናይ ኣሸናፊ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ ፤ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ ፤ ካብ ኣንስቲ ኩሉ ተፈሊኺ ንስኺ ዝተባረኽኪ ኢኺ ፤ ናይ ማህፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ ፤
ፀጋ ዝተመልአኪ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ፤ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ ፤ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ ፤ ካብ ጎይታና ፤ ካብ መድሓኒትና ፤ ካብ እየሱስ ክርስቶስ ዘንድ ፤ ይቅሬታን ምሕረትን ለምንልና ፤ ሓጥያትናን ይድምስሰልና የስተሰርየልና ዘንድ ንሓዋሩ ንዘለዓለም ኣሜን።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ዓብይይ ፆም እግዚዮ ምሓረና ክርስቶስ።።።።፣፣፣፣✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
ምእንቲ ማሪያም፡ማሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ መልኣኽቲ፡ መሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ ነብያት፡ መሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ ጻድቃን፡ ምሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ ሓዋሪያት ፡ማሓረና ክርስቶስ
ምእንቲ ሰማእታት ፡ማሓረና ክርስቶስ
ምእንተ ቁድሳን ፡ ማሓረና ክርስቶስ
እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ ( ፲፪/12 )
ክላዓው ሖፃውፅ አውሊዕ ሸውሓ አቤት ኮምኡ ገይረን አዕብየናና እነታትና አነ ውን ቀሪበ እየ ወሊደ ምስ አደዋይ ዕጣነይ ሙኽሙኽ ክብል ባህሊ ትግራይና የኹርዕና እምበር አየሕፍረናይ
ዳንደ ዓደይ ለምልምለይ💛❤☘️
የዕሰሰሰሰሰሰሰ ድቅ ራያ ማቻራ 🥀🥀🥀🌹🌹🌹🥰🥰🙏💪💪💊💊💊
አነዉን መፃኹ ዕጣን ክገብእ😍😍😍አብ ከባቢና መብዛሕቲኡ ጊዜ ዝወለዳ እነታት እየን ልአትዋ።
ትክክል ከዚ ግን ላተቀየረ እዩ
ዓሳዲታት ራያ❤❤
ወጀራት ሕዝኻ ራያ ዕጣን ዓብይ ባህሊና እዩ ዕጣን ድገብአት ሰበይቲይ ዕጣን ደይገብአት ሰበይቲ ሰማይ እና መሬት ካሰበይቲ ዓጋመ ሰበይቲ ራያ💋💋
Naye Raya Tigrigna is so different, I am Tigrigna but still I have difficulty to understand thier accent but I love 💘 culture
ሀገሩ የምወድ ከለ like አድሩጉት
My people ❤❤
እዉዉዉዉዉ አደዋይይይ አስተውሰያ እክብ አለን ገዛና ኪብህድሞ ነይራ አዉኡ እክብ ኢለን ይአትዋ ነይረን ሰደት መናጢ።
ደስ ባሃል በህል ራያ ና ዕጣን ገብአ ትሓቁፉ ድሓደረ ስዉአይ ወዙ ፊልይ ድበለ ቅብአት የረእ ዩኡ
raya #forever with our indigenous culture.
ዓሳድታት ዳንደ 🥀🥀🌹🌹
እሰይይይይ እዚ ባህለይ ቃሕ ማለቱ 19 ማዕልቲ ቃርይኒ ዓደይ ክገብእ ብሰለም እተይ ወልኒ እስኪ ደቂ ዓደይ ወለላታት
@ፕእ ዝገርም ባህላዊ ትዉፊት! ራያ ዓድና ለምልሙ። ሚልዮናት ኩኑ። ሰስኑ። ባህልኹሙን ለዛኹም ጥዑም!! ኣዝየ እየ ዝፈትወኩሙን ዘክብረኩሙን። እሞ ዳስ ተጋሩ ናትኩም ትዩብ እዩ። ኣብ ቀረባ ማዕለቲ ሃገረሰባዊ ድራማ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ። ሳብስክራይብ ግበሩ። th-cam.com/channels/ea1VycvDkMFmy7xeAjiuGQ.html
የቕነዐልኺ መዓረይ አታ አነስ ዕጣን ክገብእ አቤት ብሃንቆውታ ሞይተ
ሸገታት ፁሩያት ኣኹረዐኒ ካብ ኣታኽን ሙኹረዐይ
ዓሳድታት ማቻሬ
አሰይይይይ ዳንደ ዓደይ ወለ ላ ዋዋዋዋዋ
❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ደቅ ዓደይ ደስ ባሃሎ እንታይ ደማ ኾይንክን ማእሱ ደይታአስረኦ ንፋስ ከይ አትየክን መፅድ ቃራቁሮ ወይ ናይ ባዕልኻትክን ሰርሕኽን አብ ናይ ማእሱ እዝን ሸገግ ሸገግ አብልኻትኽን ደብ ገፅኽን አይመፀአክንይ
ራያ ራዩማ " ዓዲ መዓር ፅባ
ኣይይይይ ደቅ ራያዋ ባህልና ደስ ክብል ኣደወኤይ ወለላ ካብ ትምህርት ኣቅርያትን ዕጣን ታእትየን ብላ ጠፈኤ ናብ ስደት መፀ ክክክክ ግን ኣዕርክተይ ምስ ገባኣ ኮረመለ ሕዘለን ይኸይድ ነብረ ካብ ስደት መልስ ልቃሕ መልስ ክብለንዶ ክክክ????
ክክክክክ
ዳንደ ዓደይ ኣየ ሰጋ ሰብ
ማቻሬ ዓድኽ ዓድብደራየ ነብሳ ዕጣን ኣእዳዋ ሳስላየ ሃመየኽ ብሎክሎ በላየ
Deskblaka 😍😍😍😍
ኣሃይይይይይ.....
ዋው ራያዋን በጣም ደስይላል
ራያ ራዩማ ማለት ኮ ደቂ ዓደይ ውድድድድድድድድድድድድድድድድድ
Hello. What is the word for the tree that the incense comes from? 🙏🏾
ልውጥ ያብለን ዓሳድታት ዳንደ
💖💖💖💖💖💖💖💖❤️❤️❤️💯💯💯💯
ዓሳዲታት😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ራያ ራ ዪማዋ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አይ ላዛ ምቁር ልኮነ ህዝቢ
@ፕእ ዝገርም ባህላዊ ትዉፊት! ራያ ዓድና ለምልሙ። ሚልዮናት ኩኑ። ሰስኑ። ባህልኹሙን ለዛኹም ጥዑም!! ኣዝየ እየ ዝፈትወኩሙን ዘክብረኩሙን። እሞ ዳስ ተጋሩ ናትኩም ትዩብ እዩ። ኣብ ቀረባ ማዕለቲ ሃገረሰባዊ ድራማ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ። ሳብስክራይብ ግበሩ። th-cam.com/channels/ea1VycvDkMFmy7xeAjiuGQ.html
እንየእራያቆቦነኝ ግንባሀላ ቹህን እወዴውአለሁ ውዲዲዲይመቸኛን
😍😍😍😍😍😍
@ፕእ ዝገርም ባህላዊ ትዉፊት! ራያ ዓድና ለምልሙ። ሚልዮናት ኩኑ። ሰስኑ። ባህልኹሙን ለዛኹም ጥዑም!! ኣዝየ እየ ዝፈትወኩሙን ዘክብረኩሙን። እሞ ዳስ ተጋሩ ናትኩም ትዩብ እዩ። ኣብ ቀረባ ማዕለቲ ሃገረሰባዊ ድራማ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ። ሳብስክራይብ ግበሩ።
Gen ezy bahely goday bahely aykonen malt ey.
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘💖💖💖
ኣታ ኣነለ ዒጣን ጊባኢ ሰበይትይ ይደሊያለኩ
Hagos Meressa ANE.ALEKUKA
@@tubwaw3382 Seyeyyyy,Abeyi alekiy,Adraሻ eba lakiley
Raya mekeny,
እንደቴዲ የልብ ዘረኛ ሽፍተኛ የለም ኢትዮጲያን ምስቅልቅልዋን ያወጣት እሱ ከኣንደኞች መካከል ነው በተለይ የትግራይን መሬት ለመውረር ወጣቶችን የሚያሰለጥን ጨካኝ ጨቋኝ ነው በሱ ስም የሚመጡ ብዙ ኣሉ ቤተክርስትያን ውስጥም ገብተዋል ስሙ መዝምሩ ሲዘመር ነው እሚዋለው በኦርቶዶግስ ተዋሕዶ በዘፋኝ ዓለም ውስጥ ያለው ሰው የሱ መዝሙር እየተመረጠ ቤተክርስትያኑ ላይ ይቀርባል ቤተክርስትያንዋ ሃደገኛ ፖሌትከኛ ሁናለች ባንዴራው ሳይቀር ልሙጥ ባንዴራ ኣስገብተዉ ስለ ፖለቲካ ጉዞ ንቅንቅ ነው እሚያደራጅዋት ህዝበ እግዚኣቢሔር በዚህ ምክንያት ከቤተክርስትያን እየወጣ ይሰደዳል ወደ ኣህዛብነት እየተቀየረ ሂወቱን እንዲመሰቃቀል ግራ እንዲጋባ እያደረጉ ከፈጣሪው እንዲርቅ ያሚያደርጉ ርጉማን ገንዘብን ዝናን ወዳጆች በሰማይ ሆነ በምድር ሳይጠየቁ ኣያልፈም ለሁሉም ጊዜ ኣለው እግዚኣቢሔር
ጎል ራያ ራዪማ ብምኳነይ ደሰታ ይሠመዐኒ. ደስ ብሀሎ አዴታት እድሜን ጥዕናን ይሀብኪን ፍትውውትውውው
❤❤❤❤