ኣሰሓሓቢ ጉባኤ ህወሓት /ጌታቸው ዳግም ኣጠንቂቑ-መፍትሒ ዝበሎ ኣቅሪቡ/ ደብረፅዮን ሞትን ሕውየትን ዝበሎ/ብኣዲስ ኣበባን ኣሰመራን ዝተቐልቀሉ ሓሳባት!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 64

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተክለብርሃን ኣርኣያ ዝበሎ ትኽክል ኢዩ። ኩሉ ይከተሎ ሰላም ንምርካብ።

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 2 หลายเดือนก่อน

    አሪዞና እርግጸኛ ሸራ ዘይብሉ ሚድያ🙏🙏✍️✍️✍️

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 2 หลายเดือนก่อน +2

    ምድረ መሃይም ጌታቸው አይትበል ምድረ ጉጅለ ኣደመ

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 2 หลายเดือนก่อน

      ጌታቸዉ ረዳ ፅንተት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ምሰ ኣብይ ኮይኑ ጌታቸወለ ረዳ ንትግራይ ከጠፈኣ እየ ዛሓሰብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ንጌታቸዉ ረዳ (ዊሰኪ) ኣጠፈኢካ ንብሰካ ኣድሕን።

    • @anwarmohamed-bf4hu
      @anwarmohamed-bf4hu 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@WIZBiniboy ናይ ፅንተት አንቴናታት ሕደጉና

  • @Girmay-g9r
    @Girmay-g9r 2 หลายเดือนก่อน +1

    አበይ ዝነበር ደረጓግ እዩ አዝየሰከ

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብዙሓት ዝተቃወሙዎ ጉባኤ ኣይኮነን ሃለውለው ኣይትበል።

  • @CSEH-is5qp
    @CSEH-is5qp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጉበኤ ጉጅለ - መንገዲ ጥፍኣት!!
    ትዕቢት ብደዐ ጎልያድ መወዳእትኡ ውድቀት ነይሩ። ብተመሳሳሊ ፈኸራ ክንሓንቆም ኢና: ንሕና ንስዕር: ዓቕሚ የብሎምን ዝብል ፈኻራ መወዳእትኡ ንህዝበና ለኪምዎ።
    ሎሚኸ ናበይ?
    ህዝብና ይኣኽሎ።
    ህዝባውነት ውን የብልኩምን።
    ንTDF ዘይኮንኩም ንማንም ኣይትኾኑን።
    ንብጻይኩም ጌታቸው ረዳን ንቑጽጽር ኮምሽን ዘይኮንኩም ንማንም ኣይትኾኑን።
    ንባዕልኹም ዶ ትኾኑ: ንርእይ ዶ በለት ...
    ስሕተት ወድሰብ ዘሎን ዝነበረን እዩ። እቲ ዝኸፈአ ግና ካብ ስሕተትካ ዘይምምሃር እዩ። ሎሚውን ኣብ ካሊእ ሃገር ዘለኹም እዩ ዝመስለኩም ዘሎ። ዋለ ኣይትእመንሉ ን5 ዓመት ኢድኩም ዊጥ ኣቢልኩም ዝመረጽክምዎ መራሒ: ብታሕጓስ ዝደነስክምሉ መራሒ ሃገር ኣይንቕበልን: ንሕጊ ሃገር ኣይንቕበልን: መራፃ ግደፍ እንቢ: ጉባኤ ግደፍ እንቢ። ኩሉ እንቢ ዝኾነ ኣመልኩም : እቲ ሕማምኩም ቐልጢፉ ኣይሓውን። ወዲ ድሙ ኣይሓድግ ኣመሉ ዶ በሉ ዓበይቲ። ህዝብና ብኣኹም ዳግም ኣይታለልን። ዳግም ጽንተት ኣይህልዎን። ኩላትና ብሰላማዊ መንገዲ ክንቃለሰኩም ኢና። ካብ ህወሓትን ህዝብን ተነጺልኩም ክትነብርዋ ኢኹም።
    ኣብ ጎኒ ቑጽጽር ኮምሽንን ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ኢና።

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዛብሄር መጥፍኢ የዉርደልካ ኣንታ መራት ብሰንክኻ እዩ እዚ ኩሉ ሕንፍሽፍ ተፈጢሩ ዘኒሄ

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ውን ህዝቢ ትግራይ ይፈልጦ ድዩ ዓንጃል

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ሆራይዘን፩፩፩፩፩፩፩ ብሐቂ ትግራይ ንምድሓን ትርሑ አሎኹም ካብ ደመና ጥፍአት አድሕንዋ

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ሐዚ ዝኔሄ መሪሕነት ደብረፅዬንን ኣለምን ኣእምሮኡን ገዝኡን ዓፅዩ ከም ሙጎ ዝሰራሰር:: የማነ ፀገም ዘይርኢ:: መርኣይኡ ስልጣኑ ምቾቱን ወልቃዊ ድሕንነቱን ብብሕታዊ አመራፂ ገይሩ ዝወስድ ዝበኸተ ረማስ ትማልን ሎምን ዘይፈሊ ካብ ዝረገፆ ምዒ ዘይብል መሪሕነት እዩ:: ናይ ካልእ ገዲፍና እታ ናይ ትማሊ ከይዲ ምዝገባ ሕጋውነት ወድብ ህወሓት እነተሪኢና ውድብና ካብ ቦርዲ መረፃ አፍልጦ ተውሂብዎ ኢሉ ብታሕጋስ ፍንጭሕ ኢሉ እነተብቅዕ ኣንቢቡ ተረዲኡ እንካብ ዝዛረብ ዝተነበ በሉ ዘድምፅ ስለዝኾነ ኣንቢቦመ ዝርድኡ ነቲ ምዝገባ ምስተቃወምዎ ዝቃወም ናይ ዱንዙዛት እኽብካብ ምኻኑ በጉሉፅ ሓቂ ዘመስከረ መሪሕነት እዩ:: እዚ ሐዚ ዝዎስዶ ዘሎ ኣማራፂ ቐደም ሓበረታ መፃሕፍቲ ፍልጠት ኣብ ውስን መሪሕነት ጥራሕ ኣብ ዝውንንሉ ዝነበረ ሓረስታይን ፕሮፈሰርን ማዕረ ድምፂ አለዎም ተባሂሉ ካድረታትካ ከምድሌትካን ዋኒንካን ኣብ ዝምረሓሉ ዝነበረ ግዜ ኣካይዳ ኬድካ ምስዓር ዘይሕሰበሉ:: ሓበረታ ብርቂ ብዘዘይስሩዕን ጥራሕ ኣብዝጋወሐሉ ዝነበረ ዘመን ዝነበረ ኣካይዳ ኸይድካ ክስዕር እየ ማለት ሞቅሕ ናብ ክሳድካን ኣእዳውካን ካብ ምጥንጣን ፋይዳ ኣይህልዎን:: ኣብዚ ሐዚ እዋን መንእሰይ ትግራይ ልዕሊ "መራሕቱ" ዝእምት ዘገናዘብ ሕልፍ ዝበለ ዓለማውን ሃገራውን ፖለቲካውን ቁጠባውን ርድኢት ዘወነነ ሙኻኑ ዘይምርዳእ ብዝቀደደንናልካ ቅዲ ፍሰስ ምባል ንድሕራት እምበር ንቅድሚት ዘይሪኢ ሎሚጠ ብትማሊ ክትነብር ምድላይ ካብ ተራ ድሌት ወፃኢ ፍሒት ዘየብል መገዲ ወድቀት ምኻኑ ምርዳእ ግቡእ እዩ:: አካይዳ ዘመነ እኒ እኒ ኣብዚ ዘለና እዋን ኣይሰርሕን:: እዚ ዘመን ዘመነ ሓበሬታ ዘመነ ፍልጠትን ዘመነ ቴክኖሎጂን እዩሞ ክልተ ሳብ እንተትሓስቡ እንዳ ደብረፅየን ፅቡቅ እዩ::

  • @Helenlove-ijkr
    @Helenlove-ijkr 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selam habuna bejakum ....kedni hegi zetesakenao yeaklena

  • @AmanuelMehari-r4c
    @AmanuelMehari-r4c 2 หลายเดือนก่อน

    ትክክል ዮ እዝ ኩሉ ሚልዮናት ናትራንስፖርት ወፃኢ ካብ ምውፃእ ን ዝተፊናቀለ ዘይትህብዎ

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 หลายเดือนก่อน +1

    መራት ዝበልካዮ ንመንዩ ንደብረጽዮን እንተኾይንኻ ሃቂዩ ንጌች እንተኾይንኻ ግን አብ 46ዓመት ዝምርትምበር አብ1(ሀደ)ዓመት ዝምርት የለን ንስኻ መሬትኻ ዲኻ ወይስ ተወሊእኻ መልሰለይ።

  • @MesfinAbay-u8t
    @MesfinAbay-u8t 2 หลายเดือนก่อน

    Mwharena tfsy brhan

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 2 หลายเดือนก่อน +3

    Kikiki the bignig of the end of Junta Game over Ciao Ciao

  • @internallife72
    @internallife72 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aye agame hji kea jemirkn

    • @Abraha-zr4bl
      @Abraha-zr4bl 2 หลายเดือนก่อน

      Dembyan gonder eka tegaru jeganu eyom anta hdamigonder eka

  • @areaareaarea4587
    @areaareaarea4587 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ኣሕዋት ጌታቸው ሕጂ ዩ ንህወሓት ተፀሚሩዋ
    ብዛዕባ ክሕደት እንበር ብዛዕባ ህወሓት ብዙሕ ዝፈልጦ ነገር የብሉን ።

  • @tekestegebremariam6946
    @tekestegebremariam6946 2 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ነይሮም

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 หลายเดือนก่อน +1

    የዒስ ተኽለብርሃን። ዓወት ንተጋሩ። ዕንወት ንዝበስበሱ
    ዘረኛታትት ስብስብ መሪ
    ሕነት ደብረፅዮን። ትጎግራይስብ ኣለዋ ኣንቱ
    ም ጨወይቲ ሰብ። ስብሓታውያን። ኣዮኻ ጌቹ ምሳኻ እና። መድሕን ሕውሓት። ደብረፅዮን ማዓልቲ ፈሪሱካ ንሕውሓት ክነድሕና ኢና ግን ፓለቲካ ኣይተረደኣካን። ህዝቢ ኣኽሱም ፣ ራያ፣........ኣብ ልዕሊ እቲ ዘረኛ መሪሕነት ዓድዋ ከይትስዕስዕ መፃኢ ግዜኻ ይፅውዕ።

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 2 หลายเดือนก่อน

    ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ለገሰ ቱሉ መግለፂ ዕሽሽ ክብሎ አይግባእን ሰሕተት ምዃኑ ተሪርን መሪርን ግብረመልሲ ክበሉ ይግባእ ።

  • @Girmay-g9r
    @Girmay-g9r 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኤህ ቁፅፅር ኮምቴ አበይ ነይሩ ሳጋዕ ሕጅ

  • @MesfinAbay-u8t
    @MesfinAbay-u8t 2 หลายเดือนก่อน

    Hasswi. There jade there'll yebrl

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 2 หลายเดือนก่อน

    ቀሊል መንገዲ
    መንግስቲ ፌደራል ካብዛ ሰዓት ኢዚአ ጀሚሩ ርክቡ ምስቲ አብ ሕገወጥ ጉባኤ ዘይተሳተፈ አካል ሕወሓት ክገብር አለዎ።😊

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Tigary....... Hroizon........Tg....... Citly....... Country

  • @segedafework1835
    @segedafework1835 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi suk bel

  • @HagosKidanu-n4i
    @HagosKidanu-n4i 2 หลายเดือนก่อน

    Iam sory 4 my coment

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጌታቸዉ ክሳብ ከምዞም ናይ ዓዲ ኣምሓራ መራሕቲ ክሳብ ዝበልዖ ተላላኪ ኮይኑ ይቀፅል ሞጁኑን

  • @Africastar
    @Africastar 2 หลายเดือนก่อน +3

    Gready tigrians you are on the deadly road

    • @abebadesawit8537
      @abebadesawit8537 2 หลายเดือนก่อน

      Seytahan ye seytan lje what do you want to become you will see that will be end of Ethiopia

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 2 หลายเดือนก่อน

    ለገሰ ቱሉ አጃሚሉ ካብ ትብል፣ ብአውርኡዶ ደ/ፅዮን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገፅ ኢሉ አጃሚሉና የለን።

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 2 หลายเดือนก่อน

    በዚህ እድሜዎ በፓርቲ ደንብ አለመገዛት ። ህግ መጣስ ለምን ። መሰዋት የከፈሉት ተረሱ

  • @RedaeWayu
    @RedaeWayu 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንበር ግቾ ብኡኡ ቀፅል ናይ ታሪክ ተሓታቲ ከይትከውን አበርትዕኻ ስራሕ

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ፈከረ ኣይፈከረ ዘምፆ የብሉን እዞም ግዛዊ ምምሕዳር ዘምፅዎ ዕግርግር ካብ ታሓታትነት ኣይምሉጡን

    • @ፃፀ
      @ፃፀ 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይምርዳእኩም ምንም አይንብልን ምን ግዜ ብጉጅለ ፣ ብኸባቢ ፣ ብዓልየት ፣ ብጥቅሚ ዝሓስብ ስለ ህዝቢ አይሓስብን ምክንያቱ ህዝቢ ድዩ ዝቅድም ውድብ ለማስ ሕሊና ዘሎዎም ውድብ ይብሉ ሓቂ ዝሓስብ ደግሞ ህዝቢ

    • @ፃፀ
      @ፃፀ 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይምርዳእኩም ምንም አይንብልን ምን ግዜ ብጉጅለ ፣ ብኸባቢ ፣ ብዓልየት ፣ ብጥቅሚ ዝሓስብ ስለ ህዝቢ አይሓስብን ምክንያቱ ህዝቢ ድዩ ዝቅድም ውድብ ለማስ ሕሊና ዘሎዎም ውድብ ይብሉ ሓቂ ዝሓስብ ደግሞ ህዝቢ

    • @ፃፀ
      @ፃፀ 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይምርዳእኩም ምንም አይንብልን ምን ግዜ ብጉጅለ ፣ ብኸባቢ ፣ ብዓልየት ፣ ብጥቅሚ ዝሓስብ ስለ ህዝቢ አይሓስብን ምክንያቱ ህዝቢ ድዩ ዝቅድም ውድብ ለማስ ሕሊና ዘሎዎም ውድብ ይብሉ ሓቂ ዝሓስብ ደግሞ ህዝቢ

  • @brhanetewold9843
    @brhanetewold9843 2 หลายเดือนก่อน

    Ahcharnera baelika ygeber tbl nerka lwut ilka Algeber guhilateklebrehan

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 2 หลายเดือนก่อน

    Bejakum neasmera atkum ezi ebud kelbi esyas atfelna

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ መድረክ አፈንጊጥካ ዝግበር ቃልሲ መንገዲ ጥፋት ምካኑ ፖለቲከኛ ሙካን አየድልዮን

  • @MajorityRespectul-j6l
    @MajorityRespectul-j6l 2 หลายเดือนก่อน

    Ubud.

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትክክለኛ ኢዩ ናይ ጌታችው መምረሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AmirHagos-n4g
      @AmirHagos-n4g 2 หลายเดือนก่อน

      Haswi

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 2 หลายเดือนก่อน

      ቀንዲ ፅንተት ናይ ህዝቢ ትግራይ ጌታቸዉ ዊሰኪ እየ።
      ህዉሓት ፈሪሱ ህዝቢ ትግራይ ጠቅላላ ኣይጠዕመካን ምክንያቱ ሕጂ ብባዳታት ርእሰካ ይዝወር ኣሎ። ኣሰተዊዒልካ ሕሰብ ህዝቢ ትግራይ ፅላኢካ ፈለጥ ከም ታኒካ ጨፈሊቁ ከምዝገዘኣካ ፈለጥ ኣብይ ኣሕመድ
      ጌታቸዉ ረዳ ድማ ናይ ኣብይ ዑሱብ እየ ህዝቢ ትግራይ ንጌታቸዉ ባንዳ እንተኣሚካ ጠፈኢካ ኣለካ።

  • @kemal4775
    @kemal4775 2 หลายเดือนก่อน

    መፀዋዕታ ንተጋሩ:
    ትግራይ ሕዚ ገጢሞሙዋ ዘለው ፈተናታት ውሽጣዊን ግዳማዊን'ዮም።
    ነቲ ውሽጣዊ ሚድያታት ንኹሉ ማዕረ ዕድል ሂበን ሓሳባት ይሸራሸሩ: ብሰላማዊን ንመስዋእቲ ትግራይ ዝምጥን ባህሊ ብነማዕብለሉ መንገዲን ንግበ: ፀርፊን ምቁሻሽን: ቁሸታዊነት: በለካ ለኽዐካ: ስምዒታወነት ዝፅየፍ ባህሊ: ፅፁይ ሓስብ ብስልጡን ኣግባብ ብምቕራብ ክትዓት ይገበሩ'ሞ ህዝቢ ንትግራይ ዝጠቅም ሓሳብ ዘለዎን ዘይብሉን ብነፃነት ክምዝን ንፍቀደሉ።
    እቲ ግዳማዊ ናይ ፒፒ ተንኮለኛን ዓማፂን ትልሚ ፈተና ግን ንህወሓት በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ መዝጊብካ ትግራይ ወንጀለኛ ንምግባር: ዝፈረመት ህወሓት ኣምኪኽካ ውዕሊ ፕሪቶርያ ብምምካን ኣጀንዳ ትግራይ ካብ ዓ/ለኸ መድረኽ ንምግላስ: ንጀኖሳይደራት ሓራ ዘውፅእን ፍትሒ ትግራይ ዘቕህምን ብሓፈሻ መኸተና ዘምክን ስለዝኾነ: ኩላህና ተጋሩ ብሓባር ንመክቶ። መኸተና ነቐፅል።
    2. ክልቲኦም ጉጅለታት ኣፍልጦ ህወሓት ንምምላስ ክቃለሱ ንፅዓኖም። ንምምላስ ኣፍልጦ ንዘዕውት ዝኾነ ወገን ነተባብዕ። ትግራይ ልዕሊ ጉጅለ ነቐድም።
    3. ፌደራል ንዝገብሮ ምፍርራሕ ኣደብ ግዛእ ንበሎ። ንኽልቴና ብማዕረ ዝገዝአና ሕጊ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ምዃኑ: ነቲ ስምምዕ ክግዛእ ግቡእ ከምዘለዎ: ሕጊ ንኹላህና'ምበር ከምድላዩ ክገብረና ከምዘይንቕበል: ኩላህና ንሕጊ (ስምምዕነት) ነግዛእ'ምበር ብሕጊ ክገዝአና ከምዘይንፈቕደሉ ይፍለጥ።
    4. ፌደራል ትግራይ ከም ካልኦት ክልላት ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦሮሞ) ንክትግዛእ ግጭት እንተመሪፁ ውግእ ትግራይ ንናፅነት ከምዝኾን: ቲዲኤፍ ናብ ሰራዊት ናፅነት ከምዝምዕብል: ካብህወሓትን ግምትን ወፃኢ ኾይኑ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዝምራሕ ንንገሮ። ካብ ሕዚኡ ደጊሙ ክሓስብ ንግበሮ።፣ሐ

  • @MmMm-fn6fz
    @MmMm-fn6fz 2 หลายเดือนก่อน

    Tigray + 000000

  • @tekilatnf
    @tekilatnf 2 หลายเดือนก่อน

    I am proud Eritrean but are you guys Really trust getachew?? Emm Emm for me he is Meshrefet like your PM!

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 2 หลายเดือนก่อน

    Debretsio kurdid eyu

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน

    እተገዚኤ ዳአ መሊአ እታ ጁባ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน

    ላህታት ጉያ ናብ ጂባ ሂዚ መሊእካ እካ ብሚልዮን

  • @brhanetewold9843
    @brhanetewold9843 2 หลายเดือนก่อน +1

    Afari sekaram getachow eusub guhila

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ጌታቸው ረዳ ንግግር ሕጊ ዝተኸተለ ኢዩ። ውዕል ፕሪቶርያ ሙሉእ ንሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር ኣብ ጎኒ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለፍ።

  • @MmMm-fn6fz
    @MmMm-fn6fz 2 หลายเดือนก่อน

    Tigrawot ninininini

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 2 หลายเดือนก่อน

    ፈሊጥናካ አለና ምክትል ጌታቸው

  • @AsmelashTesfuArgawi
    @AsmelashTesfuArgawi 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተ/ብርሃን ወዲሽርሙጣ ኢኻ

  • @mengisteabgeremariam4747
    @mengisteabgeremariam4747 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሕሸክርና ናይ ጌች ይሕዝን 😢

    • @TilahunMulat
      @TilahunMulat 2 หลายเดือนก่อน +2

      ናትኻ ሕሽክርናባ የሕዝን ኣይተጋደልኻን ወይም ኣዝማድኻ ኣይተጋደሉን መስዋእቲ ኣይከፈሉን ? ነዚ መስዋእቲ መን ኣምፂእዎ ትብል ፀማም እባ ኣይትኹን

  • @petrosgoshu3871
    @petrosgoshu3871 2 หลายเดือนก่อน

    useless

  • @TigrayTigray-p7s
    @TigrayTigray-p7s 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው እኮ ባንዳ ምንባሩ ስለዝተነቅሓሉ እዩ እንታይ ዓይነት ኣዘራርባ እዩ ዝዛረብ ዞሎ ሃተውተው እዩ ኣብ 2013 እቲጉባኤ ክካየድ ነይሩው ይብልሞ ሹዓ ናብኲናት ስለዛኣተናስ ክካየድ ኣይካኣለን ይብል ሕጂ ኻኣ ንምንታይ እዩ ሕጂ ጉያ ጉያ ዝብል ካኣ ይብል ባኣጣቃላሊ ክረኣ እንተሎ እቲ ሓሳባቱ ንህወሓት ንኽነፍርስ ንጓየ ስለዘለናስ ስኽ ኢሉ ክፈርስ ኣለዎ እዩ ዝብል ዞሎ እንድሕር ገምጊሙና እቲ ስራሕና ስለዝተጋለፅና ካብ ስልጣና ክንባረር ኢና እዩ ዝብል ዞሎ

  • @harunaman2018
    @harunaman2018 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ትእምምት ገንዘብ ምስ በየነ ማፍያ ኮንኩም ፅባሕ መልሲኹም ክት ረኽቡ ኢኹም

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጥፋእ መንእዩ ዠጥፍእን ዘየጥፍእን ክብሪ ዘይብሉ አረጊት ድሁል።ምብራርኻ ዘይተርፈካ ምዃኑ ፈሊጥኻ ኢኻ ባዕልኻ ተግልል ዘለኻ። ንከማኻ ደቆሮ ሸውዶ።