ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
תודה!
እቱ ደርፊ ፅቡቅ እካ እንትኾነ እቱ ሪሚክስ ድምጺ በዚሑ ናይ ቱ ደርፊ ትርጉምን ጣዕሚን የጥፈዖ ኣሎ ይታሓሰበሉ
ምስማአ አብዩና
AI sle zkone eyu
@@raheltesfai3018is it AI singing or the singer’s? Got confused here. Is there Tigringa speaker AI I couldn’t find any yet. I would love to know if there is one out there.
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ❤❤❤❤😢😢😢😢 ካብዞም ጨካናት መራሕቲ ፈጣሪ ይምሓሮ፡፡😢😢
Bhayli tabot selah kewn eyu
አበሰርክኒ ስሬ ጅግና ተጋደላይኣምበሳ ዋዕሮ ወያኒት ትግራይኣነስ ወሊደ ትበል ኣዶ ትግራይንግሰቲ ጥበብ ን ኪነትን ትግራይኣቲ ንስኪ ማ ኣለልኪ ዶ ናይቲ ጅግና ተባዕ በዓል ዕላማ በዓል መስመር ቅኑዕ ህዝቢ ምን ግዜ ኣብነት መበቆል ታሪኽ ዝኾነ ትምኒተይ ነዚ ህዝቢ ዘይትኮንዮ ከም ኡውን ዘይኮንክዮ የለን ናይ ብሓቂ እንትፋስ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ዋዕሮ ንግስቲ ኢኪ ካብዚ ብምቅፃል ግደፉ ግደፉ ግደፉ ,,,,,,,,ዝሓለፈ የብቅዕክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ቃል እቶም ጀጋኑ ብፆት ከይ ነዕብር
ትምኒተይ ንግስታ ኩለን♥️💛💙🌿✅💪💪💪💪🙏
ትምኒተይ ሽኮረይ ❤ በዓልቲ ጥዕምቲ ድምፂ ኣይትጥፍእና ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ንህዝበይ ወድቀት ንገዛእቲ ደርቢ ሕወሐት
ትምኒትይ ስጋርይ ገና ክነብር ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ተተጋደላይ ዓወት አብስሩና። ከይዓወሩ ዝዓወሩ ሓለፍትና ምስበፅሐ ዳአ ተዋሪዳና።
ትምኒት ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤
ምርጥ ትምንተይ አደ ጥበብ ጓል ህዝቢ ጽቡቅ ስራሕ ብሐቂ ገሊጽኽዮ መንሰይ ተጋዳላይ በጃ ህዝቡ ኽብሪ ንአአም ኩሉ ግዜ ሂወቶም ምስ ሀቡ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዝተደፈረትሉ ሞክንያት ባእላ ነባእላ ብቁጠባዊ ዘይተንከረት ድኻ አዲ በሞኻና ጥራሕ እየ። ክድፈር ዘይደለየ አካል ቁጠባዊ ሐወት ትግራይ ከብ ስሩ ቀይሮ !!❤❤
ናይ ደረፍቲ ማዕበል ተላዒሉ አሎ ፅቡቅ እዩ ዝሰምዕ መራሒ ግን የለን እበር
I admire you!!!!
Kubru ysfah fetari orthodos tnur lezelaealem
ኣታ ጅግና ድምፅ ህዝብን ዓዱን ቀፅለሉ 🎉❤❤❤
የቐንየልና ከምኡ በሉልና በጃኹም ፀረ ንወንበሮም ኩኑልና አሓትኹምን ህዝብኹምን ከፊኡናሎ
Beautiful song as you are! !
Temnit waero Gegna 🎉 wel come back ❤ selam ne hezbena.
ትምኒት ሽኮርይ ቀፅልሉ እኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Timnit Shkor ❤❤❤❤ Yho Tefikna Ko kab Muzik
Selam nehzbi tegray
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ሲ ኩሉ ግዜ ምስ ዝዓመረ ንጎይ ንምንታይ ኢና መንግስቲ እንተኮነ ህዝቡ ገዲፉ ናብ ግለ ጥቕሙ ሃዲሙ ደረፍቲ ትግራይ እውን ምንጪ ኣታዊኦም ጌሮምና በቃ ይኣክል ናብ ዝዓመረ ኣይንኪድ ነስተውዕል በጃኩም
ትምኒት ጀግና ❤❤❤❤❤
Tmnit jgna❤❤❤❤
ናዩቶሞ ዝሞቱን አይነ ብርኮሞ ዝሳአኑ እተን ዝተደፈራ ዎእሮታት ግብረ-መልሲ ናይ ነፋስ-ወከፋ ትግራዎይ ቁጠባዊ ሒወት ስር-ነቀል ዘየዳግሞ ቁጠባዊ ሒወት ትግራዋይ ሞቅያር ሞልወጥ እዩ። ❤❤
Timnit may honey ❤❤❤
ትምኒተይ ንግሰቲ👑ትግራይና💛❤🎉❤💖
ስጋረይ ዐሽ ወሐለ ጥበብ
❤❤❤ ቆንጆ
😍👌🌸
Continue
❤❤❤❤❤❤❤😊
NICE
Good
ትምኒተይ ቆንጆ
Axum ENT ❤❤❤❤❤❤❤even tmnit❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ትግራይ ❤❤❤ህዝብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰👌💔💔💔
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💊💊💊
ናይ ድምፂ ነገር ግን ኣይተረደአንን ኩሉ ሓደሽቲ ሙዚቃታት ኣይግድን ግጥሚ ግን ዝገራርም keep up ኣርቲስታትና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ግደፉ ንኹሉም ተጥፍኡ ዘለኹም መራሕትና እያ።
ትምኒት
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብዞም ውርደተኛታት መርሕት ንጋላገል ዶ እልኩሙና እኹም ሕጂ ዉን ዝጠፍእ ሰብ አሎ
I love the Chanel, I don’t like the ad in between! 💖🕊
Timnit shkor
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
𝚢𝚗𝚎 𝚖𝚊𝚛𝚛𝚛𝚛𝚛💪💪🥰🥰
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣቱም ደረፍትን መራህትን ግደፍዎ ነዚ ህዝቢ
ደርፊ እሞ አንታይ ክዓብሰሉ ኢዩ ነዚ ህዝቢ መካበቲ ገርክሞ ሎቃምጽ
Terebishu
Bkemey ika areng tgebro music ngerena Please
ገና ገና ክነብር እና 🎉
🤩🤩🤩🤩💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
I can’t hear it clearly.
You are right enough is enough peace for Tigray please yr Eritrean Canadian sister❤️❤️❤️❤️❤️
ብሉፅ ስራሕ ተምኒት ሽኮር❤️ ሳብስክራይብ እባ ተሓበበሩናኒ ደቂ ሪመይ ፒን Axum ENT🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደብሪፅ ወዲ ህዝቢ
AI
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ድምፂ ህዝበይ ክኸዉን ሕልሚ ኣለኒ በጃኹም ከይትሓልፉኒ ፍትሒ ንህዚቢ ትግራይ
Good music but you put more than normal Effect for her voice….
እዚ ኣብዛ ቻነል ኣብዚ ቅንያት ዝዝርጋሕ ዘሎ ሙዚቃታት ናይ ፍሉጣት ኣርቲስትታት፣ በዚ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ናይ AI ድዩ ዝስራሕ ዘሎ?
@wediadi6788 እወ AI MIX ዩ
AI xbuq srah rekibu😂
ዘሕዝን ቃላት ብህርመት ጓይላ ክግለጽ ኣይግባእን። ዘመነ ግርምቢጥ ደኣ ኾይኑ እምበር። ካልኣይ ነገር፡ እዚ ብ Artificial Inteligence (AI) ዝተወሃሃደ ድዩ?
❤️💛❤️💛💥💥💥🫲🫲🫲
ንሶም እካ ዘይሓሰቡናስ
TPLF a sad history for Tigray!
Yo be honest I can’t hear most of the it.
This AI is the death of artistic and crative works! Shame on you! If I were one of the artists that you are immitating I would take you to the court.
Stop AI mixing
አቱም ሚድያ ንስኹም ደርፊ አይተባላሽው ቆናጫት ንዘይፈልጥ ሓዱሽ ደርፊ ይመስሎ ይኾን
She is not timnit
ትምኒት አይኮነትን 👎👎👎
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
תודה!
እቱ ደርፊ ፅቡቅ እካ እንትኾነ እቱ ሪሚክስ ድምጺ በዚሑ ናይ ቱ ደርፊ ትርጉምን ጣዕሚን የጥፈዖ ኣሎ ይታሓሰበሉ
ምስማአ አብዩና
AI sle zkone eyu
@@raheltesfai3018is it AI singing or the singer’s? Got confused here. Is there Tigringa speaker AI I couldn’t find any yet. I would love to know if there is one out there.
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ❤❤❤❤😢😢😢😢 ካብዞም ጨካናት መራሕቲ ፈጣሪ ይምሓሮ፡፡😢😢
Bhayli tabot selah kewn eyu
አበሰርክኒ ስሬ ጅግና ተጋደላይ
ኣምበሳ ዋዕሮ ወያኒት ትግራይ
ኣነስ ወሊደ ትበል ኣዶ ትግራይ
ንግሰቲ ጥበብ ን ኪነትን ትግራይ
ኣቲ ንስኪ ማ ኣለልኪ ዶ ናይቲ ጅግና ተባዕ በዓል ዕላማ በዓል መስመር ቅኑዕ ህዝቢ ምን ግዜ ኣብነት መበቆል ታሪኽ ዝኾነ ትምኒተይ ነዚ ህዝቢ ዘይትኮንዮ ከም ኡውን ዘይኮንክዮ የለን ናይ ብሓቂ እንትፋስ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ዋዕሮ ንግስቲ ኢኪ ካብዚ ብምቅፃል ግደፉ ግደፉ ግደፉ ,,,,,,,,ዝሓለፈ የብቅዕ
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ቃል እቶም ጀጋኑ ብፆት ከይ ነዕብር
ትምኒተይ ንግስታ ኩለን♥️💛💙🌿✅💪💪💪💪🙏
ትምኒተይ ሽኮረይ ❤ በዓልቲ ጥዕምቲ ድምፂ ኣይትጥፍእና ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ንህዝበይ ወድቀት ንገዛእቲ ደርቢ ሕወሐት
ትምኒትይ ስጋርይ ገና ክነብር ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ተተጋደላይ ዓወት አብስሩና። ከይዓወሩ ዝዓወሩ ሓለፍትና ምስበፅሐ ዳአ ተዋሪዳና።
ትምኒት ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤
ምርጥ ትምንተይ አደ ጥበብ ጓል ህዝቢ ጽቡቅ ስራሕ ብሐቂ ገሊጽኽዮ መንሰይ ተጋዳላይ በጃ ህዝቡ ኽብሪ ንአአም ኩሉ ግዜ ሂወቶም ምስ ሀቡ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዝተደፈረትሉ ሞክንያት ባእላ ነባእላ ብቁጠባዊ ዘይተንከረት ድኻ አዲ በሞኻና ጥራሕ እየ። ክድፈር ዘይደለየ አካል ቁጠባዊ ሐወት ትግራይ ከብ ስሩ ቀይሮ !!❤❤
ናይ ደረፍቲ ማዕበል ተላዒሉ አሎ ፅቡቅ እዩ ዝሰምዕ መራሒ ግን የለን እበር
I admire you!!!!
Kubru ysfah fetari orthodos tnur lezelaealem
ኣታ ጅግና ድምፅ ህዝብን ዓዱን ቀፅለሉ 🎉❤❤❤
የቐንየልና ከምኡ በሉልና በጃኹም ፀረ ንወንበሮም ኩኑልና አሓትኹምን ህዝብኹምን ከፊኡናሎ
Beautiful song as you are! !
Temnit waero Gegna 🎉 wel come back ❤ selam ne hezbena.
ትምኒት ሽኮርይ ቀፅልሉ እኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Timnit Shkor ❤❤❤❤ Yho Tefikna Ko kab Muzik
Selam nehzbi tegray
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ሲ ኩሉ ግዜ ምስ ዝዓመረ ንጎይ ንምንታይ ኢና
መንግስቲ እንተኮነ ህዝቡ ገዲፉ ናብ ግለ ጥቕሙ ሃዲሙ
ደረፍቲ ትግራይ እውን ምንጪ ኣታዊኦም ጌሮምና በቃ ይኣክል ናብ ዝዓመረ ኣይንኪድ ነስተውዕል በጃኩም