ድሕሪ ዜና ኣሰና መን እዩ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታትን| ማእሰርቲ መራሕቲ ንምንታይ ተባሂሉ? /ፍሉይ ፃንሒት ዳህሳስ ሓበሬታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @fisshadesta
    @fisshadesta ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሓቀኛን ተኣማንን ፀብፃብ ክተስመዐና። ሓድነት ተጋሩ ከይህሉን ዓርሲ ብዓርሶም ክጣራጠሩን ካብዚ ሓሊፎም ናብ ውግእ ክኣትው ዝደልዩ ሓይልታት እዮም።

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 11 นาทีที่ผ่านมา

    ሀገሮ ተክለብርሃን ናይቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ቃለ አባሊ ኢኸ ትመስል

  • @KahsayAtsbeha
    @KahsayAtsbeha ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tikkl Aleka Hawna Hager Eziom Mahalo MEsilom Menkoro Eyom

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሐገር እንካእ ብሰላም መጻከ ትክክል እንዲካ ግን ናይ ለብዘበን ከምዚይ አይነት ጉድ ሰሚእና አይንፈልጢን ኩሉም ወሪዶም ኩሉም መን ንመን ኪንፊለ አበይ እዩምተወሊዶም ዘሂዚን ወሩዱና😮😮😮😮

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 59 นาทีที่ผ่านมา +1

    ለባም ምኸረም እስኪ ወደይ

  • @SemereAlema
    @SemereAlema 32 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሃገር ሓወይ ናትና መራሕቲ ሰቦም ሰብ ተዘክብሩ ኣብዙ ሽግር እዙይ ኣይምበፅሐናን ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ የብዛሓዮ ዛሓወይ ቀፅለሉ ኩቡር ሓውና

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ባእሎም እቶም ደለይቲ ስልጣን እዮም ካሊእ አይኮንን።

  • @gualtigrinya8208
    @gualtigrinya8208 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Getachew propoganda 😅😅😅

  • @gualtigrinya8208
    @gualtigrinya8208 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abhade rigez twelawali

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  57 นาทีที่ผ่านมา

      መሲልካ እዩ። ንእትደልዮ ዘይደገፈ ድማ ተወላዋሊ አይብሃልን፣እንቴልካ ግን ፅቡቅ ይኩነልካ፣እቲ ዝበልካዮ ሓሶት ስለዝኮነ

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 22 นาทีที่ผ่านมา

    አሰና አይተጋገየን ባዕሎም ኢሎምዎ እዮም ዝኾኑ ስቕ ኢሉ አይዛረብን እዮ

  • @اللاال-ص8ه
    @اللاال-ص8ه ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐቁ እዩ ሲለምታይ መዘኪር ዘም በቃ ተወዲኡ እዩ አሉ ማክ ራያ ዲማ ክእሰሩ አለወም እሉ ነሩ

  • @AboSeare
    @AboSeare 15 นาทีที่ผ่านมา

    ማንም ድሕሪ ኣሰና የለን ከምዙይ ዓይነት ኣርእስቲ ክትህቦ የብልካን ድሕሪ በል ቅድምት ኩሉ ዝተፈጠረ ናይ ጌታቸው ሓሶትን ልኽብጥናን እዩ ጠንቅን ሰበብን ድማ መበገስኡ ካብ ጌታቸው 100%ንውሓጦ ኣሰና ከፍትና ዝእተናዮ ባዕልና ዝሰጎግናዮ ባዕልና ኣሰና ናይ ባዕሉ ታርገት ኣለዎ ብዝኾነ ርስና ንፈሽ

  • @asmelashmulaw8680
    @asmelashmulaw8680 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሠላም ንትግራይ ሠላም ንኢት, ሠላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝደለ እንተደኣ ተደልዩ ሓደን ሓደን ኢዩ:ንሱ ድማ ኣቦይ _________ ምእላይ ጥራይ እዩ::

  • @atakelthailu187
    @atakelthailu187 19 นาทีที่ผ่านมา

    ፍጹም ሓቅኻ ኢኻ። ንኣሰና ተለቪዥን ነቲ ዝዛረበሉ ዘሎ ሓሶት ኣቋርጽ ክንብሎ ይግባእ ። ይኹን እምበር ኢትዮፎረም እቲ ዝበለፀ ሚድያ ምኻኑ ክትፈልጡ ይግባእ።

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 32 นาทีที่ผ่านมา

    ተጋሩ ዶናቁር ንኣሜሪካ ክትክድሙ ኢኹም ሃሊቕኩም::

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሴራ እዚ ብኣብይ ኣሕመድ ዝተጠንሰሰ ብጌታቸው ዝተደገፈን ንህዝቢ ንምዕዛብ ዝገበርዎን ብኻልእ ወገን ድማ ምስቲ ኣብ ብልፅግናን ትግራይን ዘሎ ምቅርራብ ንኤርትራ( ህግደፍ) ብዘለዎ ስግኣት ንትዕዝብቲ ክኾን ይኽእል እዩ

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 30 นาทีที่ผ่านมา

      ኣታ ደንቆሮ ኤርትራ(ህግደፍ) ኣይትበል ሻዕቢያ ምስ ኣኸደምትኻ ኢዩ ገጢሙ

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 4 นาทีที่ผ่านมา

    ሀገር ሀቅ ክትዛብ እዩ ዝግባአካ ናይ አብይ አህመድ ተለአከኪ ቨአልኤርምያስ ለገሰ ስምአዮ ንጌታቸዉ ረዳ እዮ ደጊፉ ድዛረብ እዚ እንታዮ ማለት

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asena eko he is from tegray bro