ሰበር ዘና ውጽኢት ምርጫ ትግራይ ዕላዊ ኮይኑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 8

  • @bete_sayda_media
    @bete_sayda_media 4 ปีที่แล้ว

    ሓድሽ ኦርቶዶክሳዊ ዝኮነ መንፈሳዊ ቻናል ብትግርኛ ካብዚ ካብ መቀለ በሊቃውን መምህራን ሰብከት :መዝሙራት ዘማሓላልፍ ፍሉይ ቻናል ተከፊቱ ኣሎ። እምባኣርከስ በይዙኦ ሳብስክራይብ ን ሼር ብምግባር ናይ ቤተ ክርስቲያን ድምፂ ኣብ ኩሉ ዓለም ክትባፃሕ ይግበሩ።

  • @ፀሓይብራቅ
    @ፀሓይብራቅ 4 ปีที่แล้ว

    ሓዱሽ ሕወሓት ይግበረልና

  • @Haben_Gebre4
    @Haben_Gebre4 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ ኣለኹም ቐፅልዎ ኢኹም 🪀🪀🎯🌇🏞️🌄🏙️🏞️🌄🗽🗽🪀🪀🎯🏤🏣🏬🏢🏭🏘️🏡🏠💈💈💈🏖️🏝️⛺️🏕️🚢⛴️🛳️🛥️🚤🛶⛵️🛤️⛩️🛣️🌉🗺️⛽️🏟️🎢🎡🚁🛸🛺🏍️🛵🚲🛴🚜🚛🚚🛻🏎️🚓🚑🚒🚐🚌🚙🚕🚗⚽️🥅⛳️🏀🏐🏈🏉🎾🥎⚾️🥏🎱🏓🏏🥌🥊🥋⛷️🛼🎿🛹🎣🤿🪃🏏🥍🏸🏒🏑🏂🤼‍♀️🤸‍♂️🤼🪂🏋️‍♀️🤼‍♂️🤸‍♀️🏋️🏋️‍♂️🤸🏌️‍♂️🏇🏄‍♀️🤺🏌️🏄🏌️‍♀️🏄‍♂️🏊‍♀️🧗🏊🧗‍♀️🚵🚣‍♂️🚵‍♀️🚣🚴‍♀️🚣‍♀️🚴🏊🚴‍♂️🎳🎮🧩🎰♟️🎲🎸🪗🎺🪈🎻🎷🪕🪘🥁🪇💈💈💈💈🎹🛒🛍️✨✨✨✨⛅️🌦️🌥️⛈️🌨️🌧️🌩️☁️🌤️☀️⛰️❤🎉

  • @berihugebrehaweria2719
    @berihugebrehaweria2719 4 ปีที่แล้ว

    ሕወሓት ንተቃወምቲ ውድባት ትግራይ ማለት እውን ንባይቶና፣ሳወት፣ውናት ፣ዓሲምባን ካልኦት ኣብዚ ናይ መረጻ ዝተሳተፉን ክብሪ ክህብ ይግባእ ብዝገበርዎ ቃልሲ እቲ ምርጫ ተኻይዱ እዩ ብወገነይ ክብረት ይሃበልና ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ተሰሊፍኩም ኣንጻርሩ ንዝህንደዱ ሓይልታት ብምቅላስኩም ከም ባዕለይ ከም ኣባል ህወሓት ዝሐሸ ሓሳብ ሒዙ ዝመጸን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅምን ፓርቲ እድግፍ

  • @tegarudaily883
    @tegarudaily883 4 ปีที่แล้ว

    ንምንታይ እዮም ናይ ትግራይ ቲቪ ፕሮግራም ኣብ ናይ ዝተፈላለየ ቻናል ዝዝርጋሕ ዘሎ.። copyright መሰል ይተሓሎ።

  • @amantesfama6702
    @amantesfama6702 4 ปีที่แล้ว +2

    እንታይ ደኣ ትፈርሒ ኣጀኪ

  • @tedibrhane3881
    @tedibrhane3881 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkk eway moyte lomi

  • @massawaandassab3223
    @massawaandassab3223 4 ปีที่แล้ว

    ልብኺ ልዕሊ ዓቐን ትሃርም ኣላ ፡ ትሕስዊ ኣለኪ መስለኒ ። ህወሓት ንሻድሻይ ግዜ ተሳቲፉ ማለት ዲኡ ? ገደብ ዘይብሉ ተሳትፎ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ መስሓቅ ።