ክርስቶስ ምስ ለኣኸኩም ክርስትያናት እንበር ዓለም... መንግስቲ ኣምላኽ መበል 62 ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 40

  • @abitaki8550
    @abitaki8550 9 หลายเดือนก่อน

    Nska bereketna amlak aezizuu ybarrkaa....i love u so much prophet yemane

  • @lovelead7692
    @lovelead7692 ปีที่แล้ว +1

    What a wonderful God we have. Thanks to the Almighty God.

  • @misganagidey9400
    @misganagidey9400 7 หลายเดือนก่อน

    We love you prophet Yemane you are our blessing and you are so sweet and very Polite

  • @mebrattekle9239
    @mebrattekle9239 ปีที่แล้ว +1

    Waw wenderful preaching keep up more wisdom up on you prophet Yemane

  • @kidusangebregziabher112
    @kidusangebregziabher112 ปีที่แล้ว +1

    Amennn❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 God bless you!

  • @henoktikue.
    @henoktikue. ปีที่แล้ว

    Amen. Amen, praise God. This is the truth gospel of Jesus christ. Thank you, man of God..

  • @awetkifle9642
    @awetkifle9642 ปีที่แล้ว

    Amenn Amenn Amenn Hallelujah praise God, it's wonderful Teaching 🙌 🙏 ❤️ ❤️blessedly phrophit yemane. you are blessed 🙌 🙏❤️❤️💐

  • @atitay9444
    @atitay9444 ปีที่แล้ว +2

    Amennnn Amennnnn ❤❤❤❤

  • @ሚኪኤል
    @ሚኪኤል 4 หลายเดือนก่อน

    ተባረኽ ተባረኽ ተባረኽ ነቢ የማነ ሐዉና

  • @tsegatewolde7592
    @tsegatewolde7592 ปีที่แล้ว +1

    Thanks prophet yemane 🙏❤️

  • @astertekeste9039
    @astertekeste9039 ปีที่แล้ว

    Yes, amen 🙏 🙌

  • @HeriGebre-v7g
    @HeriGebre-v7g 10 หลายเดือนก่อน

    Wwwwww amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @astertekeste9039
    @astertekeste9039 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @ghirmaighide4787
    @ghirmaighide4787 ปีที่แล้ว +2

    Amen ❤❤❤❤

  • @danielblessed3628
    @danielblessed3628 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww Glory to the mighty Name of Jesus Christ, wonderfull teaching Man of God Prophet yemane you are our Blessing we love you Daddy❤❤❤ John 3 ትግ - ዮሃንስ
    34: ኣምላኽ መንፈሱ ሰፊሩ ኣይህብን እዩ እሞ፡ ኣምላኽ ዝለኣኾ፡ ንሱ ቓል ኣምላኽ እዩ ዚነግር።

  • @Tekesteawet0
    @Tekesteawet0 9 หลายเดือนก่อน

    Thank Jesus Christ ❤👑⚡🔥🤲

  • @MeazaAsheray
    @MeazaAsheray ปีที่แล้ว +1

    Amennnn goyta ye barka nebi Yemane❤❤🎉🎉

  • @negstiasfeha3447
    @negstiasfeha3447 ปีที่แล้ว +2

    goytta ybarika nay amilak seb ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 ปีที่แล้ว

    Bereketna eka daddy love you, ❤️🇪🇷❤️

  • @selamasmelash6024
    @selamasmelash6024 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen goyta yesus ybarek memelisu ybarek ❤❤

  • @samrryhabtay9630
    @samrryhabtay9630 ปีที่แล้ว

    Kemzi geru terediUni ayfeltn iyu aboy bruk ika memeliska tegelets❤

  • @briktibahlbi8220
    @briktibahlbi8220 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astertekeste9039
    @astertekeste9039 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww,u r blessed

  • @genetabrehe4078
    @genetabrehe4078 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @briktibahlbi8220
    @briktibahlbi8220 ปีที่แล้ว

    Amennnn❤❤❤❤❤❤

  • @nebiathaile6262
    @nebiathaile6262 4 หลายเดือนก่อน

    Bzuh temahire goyta ybarka

  • @danieltesfaye6662
    @danieltesfaye6662 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ንጎይታ ይኹን። ብሓቂ ለዉጢ ክኸዉንዩ። ሰብ ዱኹም ትምህርቲ ስለዝለመደዩ ኣብ ቸርቺ ዘሎምበር ጥዑይ ትምህርትስ ይፈላልየካዩ ብሓቂ ከኣ ምፍላይ ከኽዉንዩ።

  • @wedieyesus9219
    @wedieyesus9219 ปีที่แล้ว

  • @Jesusfirstlove777
    @Jesusfirstlove777 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤ ኣቦይ ብሩክ ጎይታ ይባርካ ብሩክ ኣቦና

    • @merhabawelde3231
      @merhabawelde3231 ปีที่แล้ว

      GBU daday🙏🙏🙏

    • @mebrahtusemere7003
      @mebrahtusemere7003 ปีที่แล้ว

      Matthew 23 ትግ - ማቴዎስ
      9: ኣቦኹም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ፡ ሓደ እዩ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ንሓደ እኳ ኣቦይ ኣይትበሉ።

    • @Jesusfirstlove777
      @Jesusfirstlove777 ปีที่แล้ว

      @@mebrahtusemere7003 ብሩክ ሓወይ ሻሎም ብስጋ ኣቦካ ከ ኣቦይ ትብሎ ዶ እሞ ኣቦካ ብኣምላክ እኮ ሓውካ እዩ ነሩ ከመይ ኢልካ ኣቦ ትብሎ፡ኣቦ ማለት ዘዕበካ ዝከናከነካ እምበር ፡ንኩሉ ፍጡር ኣቦ ሓደ ኣምላክ እዩ ፡ከምቲ ስጋዊ ኣቦካ ዘኣለየካ ንዓይ ከኣ መንፈሳዊ ዝኣሌኒ ኣቦይ ነቢ የምነ እዩ ተባረክ

  • @AdhanomHidug
    @AdhanomHidug ปีที่แล้ว

    የሱስ ኣብቲ ምስ ጲላጦስ ዚዘራረበሉ ዝነበረ እዋን፡ ንሰለስተ ዓመት ዚኸውን ጊዜ ኣገልጊሉ ብዙሓት ደቂ መዛሙርቲ ኣጥርዩ ነይሩ። ደቂ መዛሙርቲ የሱስ፡ ጊላዎቱ ተባሂሎ ኪጽውዑ ከምዚኽእሉ ድማ፡ ካብ እተፈላለየ ክፍልታታት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ክንርድኦ ንኽእል ኢና። ኣብዚ ሓው የማነ ኪምህር ከሎ እተነበሉ ክፍሊ ጽሑፍ ከኣ፡ እቶም ክርስትያናት፡ እቶም ገላዎይ ዚበሃሉ ዘለዉ ምዃኖም ምንም ዘደናግር ነገር የብሉን። እቶም ንየሱስ ዚቃወሙን ዚኸሱን ዜሳድዱን ዝነበሩ ድማ እቶም ንክርስቶስ ዝነጸጉ ኣይሁድ ኢዮም ነይሮም። ሓው የማነ ግና፡ ንሰማዕቱ፥ "ክርስቶስ ምስ ለኣኸኩም፡ ክርስትያናት ኢዮም ዚቃወሙኹም።" ኪብል ተዛሪቡ። እቲ ጽሑፍ ቃል ኣምላኽ ትኽ ዝበለ ክንሱ፡ ምጥዋዩ ንምንታይ ኣድለየ፧ ንናይ መን ረብሓ፧ እቲ እተመሃርካዮ ሕጊ፡ ምጥዋዩ ከምዚከኣል፡ ምስባሩ ግና ከምዘይፍቀፍ ተዛሪብካ፡ ኣብ ቃል ኣምላኽ ግና ከምኡ ኣይኮነን። ንቃል ኣምላኽ፡ ምጥዋዩ ኮነ ምስባሩ ከምዘይፍቀድ፡ ቃል ኣምላኽ ባዕሉ ነጊሩና ኣሎ።
    ሓው የማነ፡ ኣብ ብዙሕ ትምህርትታትካ፡ ኣንጻር ቃል ኣምላኽ ዝኾነ፡ ኣስተምህሮታት ከተቕርብ ሰሚዐካ ኣለኹ። ካብዚ ግጉይ ኣተራጕማ ቃል ኣምላኽ ክትወጽእን፡ ነቲ ሓቂ ቃል ኣምላኽ ትኽ-ብትኽ ክትምህሮን ከኣ ክላበወካ እደሊ። ከምኡ ድማ ኵላትኩም ንምህሮ ሓው የማነ እትስዕቡ ዘሎኹም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ንመጽሓፍ ቅዱስኩም ብግቡእ ኣንቢብኩም ክትርድኡን፡ ጌጋ ትምህርቲ ኪወሃብ ከሎ፡ ብመን ይወሃበኩም ኣሎ ብዘየገድስ፡ ዓገብ ክትብሉን ሓደራ እብለኩም።

  • @helenheydemann7223
    @helenheydemann7223 ปีที่แล้ว

    Anta zeb nezeha eto

  • @asgodomnegede156
    @asgodomnegede156 ปีที่แล้ว

    ጉቦ እንተሂቦምካ ተቀበል ።ግና ካብ ፍትሒ ከይትዕምጽ፡ሻዕብያ ከይተባላሸዎም፡dont break the law,how ever u can bend!

  • @sabasimna2020
    @sabasimna2020 ปีที่แล้ว +2

    amen❤❤

  • @YordanosAraya-i2s
    @YordanosAraya-i2s ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SemharTeame-f3d
    @SemharTeame-f3d ปีที่แล้ว

  • @edennirayo8692
    @edennirayo8692 ปีที่แล้ว

    Amen ❤❤❤