ኤርትራውያን ካብ ቃለ መሕትት ጆሃር መሓመድ ኣንታይ ንመሃር።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 118

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 9 หลายเดือนก่อน +7

    Thank you,kalid. it’s nice to see you back kind of full gear dear brilliant analysis. keep it up. Love to hear from you. I guess I’ll see you on Thursday.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኻልድ ፡ እቲ መሰረታዊ ፍታሕ እዚ ዘቕረብካዮ ወርቃዊ ሓሳብዩ ፡ እቲ ጸገም ንስልጣን ክብሉ ተቐዳዲሞም መን ቀደመ ብደቂ ድኻታት ኣብ ኲናት ያኣትዊኡሞ ፡ ብዝፈጸምዎ በደል ንኸይሕተቱ ፡ኣብ ክሊ ኲናት ንሚስኪን ህዝቢ ዕንኪሊል የብልዎ ።

  • @bereketkesetenegas
    @bereketkesetenegas 9 หลายเดือนก่อน +10

    ጽቡቕ ትንታነ ኣገዳሳ ትሕዝቶ ።
    ካብቶም ዝሓሹ ኣፍሉጦ ፖለቲካ ዘለዎም ኢኻ ሓዉ ካልድ ።❤

  • @sayameen760
    @sayameen760 9 หลายเดือนก่อน +7

    ካልደይ ንዓኻ ንምግላጽ ቃል የብለይን ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ይምነየልካ : ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉና ❤️

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 9 หลายเดือนก่อน +4

    ርሑስ ሀድሽ ዓመት ይግበርና 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @samisamuel3061
    @samisamuel3061 9 หลายเดือนก่อน

    kulu gizie kald abudu seb-ay beal hilna fithawi nay mexae hiwetna mstom qendi merahti hager hade eka emo ,keep it up hero

  • @jemalmaruf845
    @jemalmaruf845 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks khalid smart men

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 9 หลายเดือนก่อน

    Kahelidino I couldn't find the link for the form funding?

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624 9 หลายเดือนก่อน +2

    ካሌድ ❤ሀገራዊ እርቄ ክመጽዓ ክትሰርሕ ጸብቅ እዪ❤ ህዎሓት እንተዘይኳንኻ❤( ገንዘብ)❤ትደል እንተዘይኻንኻ ስጡም መሰርዓ ክህልወና❤❤❤❤❤

    • @awaken1701
      @awaken1701 9 หลายเดือนก่อน +1

      He cant do that. He is not Eritrean. Hagerawi irki is for Eritreans with Eritreans. Not Eritreans with other nationals.

  • @mehretghebrekirstos1731
    @mehretghebrekirstos1731 9 หลายเดือนก่อน

    I'm proud of you. Thank you so much

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 9 หลายเดือนก่อน +3

    ከምኡዉን ንዓኻን ስድራኻን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኻልድ ሓዉና🎆 🩵

  • @haqieyu
    @haqieyu 9 หลายเดือนก่อน +2

    thanks

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 9 หลายเดือนก่อน

    Wow you are the next amen amen amen amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏 kaled ❤❤❤

  • @berhemeharena8512
    @berhemeharena8512 9 หลายเดือนก่อน +3

    Amen Amen Amen ahbiru enkae abtshana
    Happy new year 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @haneber7369
    @haneber7369 9 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙Happy New 🙌Year & U R the Best Journalist!!💙💙

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks Kalid Abdu. HAPPY NEW YEAR for you and your family. Excellent analysis about Johar.

    • @Admasforum
      @Admasforum  9 หลายเดือนก่อน

      Happy new year!

  • @tedrosangosom2307
    @tedrosangosom2307 9 หลายเดือนก่อน

    Tanks kaled ❤

  • @Sembeli-bh16fo
    @Sembeli-bh16fo 9 หลายเดือนก่อน +4

    ካልድ ነዓካ ቃላት ስ ኢነልካ ካባኻስ ክንደይ ጽቡቕ ዘይንመሃር ዘለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @Helen-03
    @Helen-03 9 หลายเดือนก่อน +1

    Happy new year hawey Khalid !!

  • @muluetesfay4128
    @muluetesfay4128 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you kalid 💙💙💙💙💙💙💙🎆

  • @sssttt7083
    @sssttt7083 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for this good job Khaled

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 9 หลายเดือนก่อน +1

    በርሓባ ጅግናብዓል ሕልና ኻልድ ሓውና ተባረኽ።

  • @asgodomteclemicael1003
    @asgodomteclemicael1003 9 หลายเดือนก่อน +1

    Khaled Abdu, thanks a lot as usual for good lesson. Keep going on. God bless you.

  • @DanielA-xh2fj
    @DanielA-xh2fj 9 หลายเดือนก่อน

    Hataf

  • @ProofFact
    @ProofFact 9 หลายเดือนก่อน

    Khaled abdu welcome my dear brother and happy new year with your family ❤❤❤❤

  • @weleygebremichael3162
    @weleygebremichael3162 9 หลายเดือนก่อน +2

    Happy New year kalid hawna

  • @TedeBruk
    @TedeBruk 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kaled jegna

  • @alexmichael5504
    @alexmichael5504 9 หลายเดือนก่อน

    I said this I said that . Ele nere ele nere ele nere this reminds me of Aregay Hagos .

  • @DanielSiyoum
    @DanielSiyoum 9 หลายเดือนก่อน +1

    Great.

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 9 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓውና ኻልድ፡ ኣነስ ብኸመይ ኢየ ከመስግነካ ንዓኻ ዝገልጽ ቓላት የብለይን በቓ። ትሕትናኻ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባኻ እንድዒ በቓ፡ ኣነ ከም ኤርትራዊ ከማኻ ዝበለ ሓዊ ስለ ዘለኻና ኣዚየ ይሕበን። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ምስ ኩሎም ስድራኻ ዓመት ሰላምን ፍቅርን ይግበረልካ ካልደይ ኣቦ መንሰያት

  • @desbeleangosom4313
    @desbeleangosom4313 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ወዲሐላል ወዲ ዓበይት ናይ ምርዲዳኣን መንፈስ ዘለዎ ምርዳኣ ዓመት ኩኾነልና ዛሐለፈ ያኣኽለኩም ይበለና ፍጣሪ

  • @TeweTesfam
    @TeweTesfam 9 หลายเดือนก่อน

    Kem Kulu gize nay behaqi znead tntane🎉🎉🎉

  • @queenofsky4046
    @queenofsky4046 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you kald bro❤

  • @astuy8619
    @astuy8619 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብዓል ዓቢ ሕልና አቶ ኻልድ🎉 ❤

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ምስትውዓል ካልዶም ! wonderful analysis bro.

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 9 หลายเดือนก่อน +1

    ታንክስ

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 9 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ናተይ smart ካልድ ዓቢ ሰብ

  • @hailetesfay6018
    @hailetesfay6018 9 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዜይከውን ዘረባ ዜይትገድፎ ንህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ዕላማ ዝነበሮ ኣይነበረን ጽረ ወያነ ከም ናይ ፖለቲካ ሓይለ እዩ ነይሩ

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18 9 หลายเดือนก่อน

    Bra bro

  • @misgnameseret-xb2hq
    @misgnameseret-xb2hq 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ካልድ፡ ጌና እዚ ውሽጣዊ ትሕዝቶ ካይሰማዕኩ ርእይቶይ ይህብ ኣለኹ። እዚ ኣርእስቲ ሕቶ እንከሎ፡ ንምንታይ 4 ነጥቢ ተጠቂምካ፧ ናይ ፊደል ጌጋ ውን ይርኢ ኣለኹ። ንቐጻሊ ምምሕያሽ እንተ ትገብር ጽቡቕ ኔሩ። ንምንዓቕ ኣይኮነን፡ ከም ተራ ዘይኮነስ ከም መርኣያ ሕብረተ-ሰብና ዝመዝነካ ኣድናቒኻን ኣኽባሪኻን'የ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት!

  • @TemesgenTemesgen-t9e
    @TemesgenTemesgen-t9e 9 หลายเดือนก่อน +2

    Kald abdu btami edye zfetwka gn tenwho alka eti nay zena gizye😊

  • @Solomon-ux8dq
    @Solomon-ux8dq 9 หลายเดือนก่อน +2

    Khlied I love him he is future of president of Eritrea he is secular

  • @semiramusa3217
    @semiramusa3217 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ዘራክብ አለና ምስ ጀዋር ተረዲኡኒ አሎ እንታይ ክትብል ከምዝደለካ አታ ገፅ መፍለስ ኤርትራ አይትረግፃን ኢካ ። አነ ዝገርመኒ ጉዳይ ተንቤንካ ዘይትገብር።

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 9 หลายเดือนก่อน

    ሰበይቲ ዘዋጽኣ ፈሊጣ ኢያ ምኒን ትብል ❤❤❤ 😂😂😂😂😂

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 9 หลายเดือนก่อน +1

    kahaledino Akrino yakei you are always my hero

  • @sebhatuabreha3029
    @sebhatuabreha3029 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጁሃር ሓሳዊ ለኽባጥ መታለሊ እዩ ካብ ጁሃር ዝርከብ ቁምነገር የለን

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 9 หลายเดือนก่อน

    ካብ ናይ በዓል አቦ በዓል አይተ ካብ ናይ በዓል እንትና ውዳምዳቕ እንታይ ንአርይ እንታይ ንለቅምን ነዳምቕን ዶ ኾይኑ ። ወዲ መምህር ዓብዱ ወዲ..ንኸቢረ ወዲ ወዶም ንመምህር አቦይ...
    በዓር ጀውሀር/ጃፋር ብራርያ አብ ፈቖዱኡ ኮይኖም ብበዓል ጥልቅ ብየ አዝማሪ ደረጀ እንተተዳመቐሎም ሲ አገዲሱ እምበአር ።

  • @disneychannel9115
    @disneychannel9115 9 หลายเดือนก่อน +1

    You don’t know nothing about history of Ethiopia and don’t compare.

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኩሎም እዞም ብኩላት ጋዜጠኛታት ከም ካልድ ዓብዱ ተብዓትን ቅኑዓትን ፍትሓውያን ሰባት ሰብ ሕልናን ኮይኖም እንተዝቃለሱ ሓደ ኤርትራዊ ኣይምኸሰርናን።ክቡር ኣድማሳዊ ሃገርና ካልድ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @ahferom7780
    @ahferom7780 9 หลายเดือนก่อน +4

    ያ ካልድ ኣስብር 😂ንስኻ ደኣ ሳምሳሪ'ምበር ፖለቲከኛ ዲኻ? ሽግር ህ/ኤርትራ ንስኻን ከማኻ ዝኣመሰሉ ኣምሰሉታት፡በዝበዝትን ሕልና ኣልቦን ዝኾንኩም ምዃንኩም ውሽጥኹም ከይመርመረ በዛ ልሳንኩም ካብ ናብ ክላኻዕ ኣልባቡ ጠፊእዎ ናብ ሓደ ዘየርክበሉ ሰብን ጉጅለን ሕኒን ክብል ኣብ ስደቱ ስዲ ክኸውን ክኢሉ ንርኢ ኣለና😮

    • @rabraham2547
      @rabraham2547 9 หลายเดือนก่อน

      ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ድዩ ዝብሃል፡ስምካ ከም ዝሕብሮ ፡የሕፈሮም 'ዩ ዝብል ዘሎ ናይ ብሓቂ ነቶም ዝወሎዱኻን ዘዕበይኻን ኣሕፊርካዮም ኢኻ ባርያ ኢሰያስ ብምኻንካ፡ንብዓል ካልድ ሰብ ሕልና ክትጻረፍ'ሲ ሞራል ካበይ ረኺብካ፡ካብ ባርነት ወጺኻ ነብስኻ ወንን

    • @ahferom7780
      @ahferom7780 9 หลายเดือนก่อน

      @@rabraham2547 ክክክክክክክክክክክክ ሓመድ'የ ዕደ በሃም ክክክክክክክክክክ ነዓኻ መምህርካ'ዩ መምህር ፖለቲካ ኣብ ኣዚለ፡ ኢለኩም ኔረ ከምኣ ኮይና ምስ በለካ እዋይዶ'ወ ሓቁዶ ትብል ኣለኻ ሓቀይ? ሕልኩስ ንፍዕ ምዃኑ ካባኻ ንላዕሊ'የ ዝፈልጦ ግን በቲ ንስኻ ትፈልጦ ኩርናዕ ኣይኮንኩን ዝፈልጦ ያ ወልጋድ ተማሃራይ ካልድ ዓብዱ ክክክክክክክ የሕፈሮም ከኣ ነቶም መን ከማና ዝብሉ ሓሰውቲ ነብያት'የ ዘሕፍሮም ወለደይ ከኣ ዘይከማኻ ዕኑድ ኪኖ ዝብሎምን ዝበሎምን ክጥምት ተውለ ጌሮም'ዮም የዕብዮምኒ ያ መቐበሊ እንታይ ክብለካ ካልድ ዝበሎ ዋላ ክትዕጠኖ ትኽእል ኢኻ ኣነ ግን ተመሊሰ'የ ንዕዑ ዝትንትኖ።ጀዋር እንታይ በለ ማዕረ መምህርካ ብናተይ ኩርናዕ'የ ክርእዮ ዝፍትን ያ መማስይቲ። ማማርዳንቦ ከመይ ዝበሉ ድንከ ምንኪ'ያ ፈርያ'ዛ መሬት? ተሓረክ ያ ጽንቁቕ፡ ዘራይ'ኳ ኣይፍተወኒ ክክክክክክክክክ

    • @rabraham2547
      @rabraham2547 9 หลายเดือนก่อน +1

      ምቕሉል ባርያ ንዓኻ ምሓሸካ፡ክትዛረብ ፍቓድ እንዳሓተትካ ትዛረብ ሰብ'ሲ ክትትንትን ካኣ ፡ኪድ ጥራይ ከድም ባርያ ምኽዳም'ዩ ዘጥዕመሉ፡

  • @semeregebrelibanos9918
    @semeregebrelibanos9918 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ክቡር ሓው ካልድ።
    መደባትካ ብጣዕሚ መሃርን ነባይን ኢዩ ሞ፡ ህዝብኻ ንምንቃሕ ቀጽሎ ሓደራ።

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @besm113
    @besm113 9 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጀዋር ዘቕረቦ እቲ ናይ ኤርትራውያን ን ኤርትራውያን ይምልከት እቲ ናዐኻ ዝምልከተካ ድማ ምስ ቶም የሕዋታካ ተራዳዳእ

  • @solomonghebreslassie-bh6xx
    @solomonghebreslassie-bh6xx 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻ ተመሀረሉ ጀዋር ይዛረብ እምበር ዘምጽኦ ለውጢ የለን ።ንስኻውን ከምኡ ።ኤረትራዊያን ካብኡ ትምህርቲ ዝጽበዪ አይኮኑን ።ኤርትራ ብጀካ ሻዕብያ ካልእ ፓሎቲከኛታት የብላን።ንኤርትራ ፕሪቶሪያ ምስታፍ ንናይ አልጀርስ ውዕል ንምቅልባስ ምዃኑ ኤርትራ ከሎ ገና ስለዝፈለጠቶ ዝቀደመ ውዕል ከይተፈጸመ አብ ርእሲ ውዕል ካልእ ውዕል ንሸንኮለል ከም ዝኸውን እምበር ንፍታሕ አይኮነን።

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 9 หลายเดือนก่อน +2

    Khald ab medebka kitjimr keleka share subscribe giberu elka habrom abi tmhrti zelewo chanel gin ayiabeyen

  • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
    @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰብ ከም ነብስኻ ኣኽብሮን ኣፍቕሮን ምፍልላይ ድንቁሩናን ጽበትን ኢዩ ሞ ነቲ ዘለካ ሽግር ፖለቲካዊ ስለዘዳኽሞ ስለዚ ኣጆና እዛ ዓመት ዓመትና ንግበራ ህዝበይ በዚ ኣጋጣሚ ሩሑስ ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ይግበረልና እዛ ጽሕፍተይ ንገሌኹም ደስ እንተ'ዘይበለትኩም በዚ ኣጋጣሚ ይቕረታ/ኣይትሓዙለይ ሓው ኻልድ ዓብዱ ከም ወትሩ የቕንየልና ኣየ ህድኣት ኣየ ዓቕሊ ይበል ትንተና ብኡነት ኢለ ::

  • @MussieAtoshm
    @MussieAtoshm 9 หลายเดือนก่อน +1

    Entay knmahar Eritreawyan kbze aye lbi tgraway thwyway kblukhu hphi

  • @jRedsea
    @jRedsea 9 หลายเดือนก่อน

    Tegaru kab nay jewar entay nimhar elka arma perke niska Eritrawi aykonkan dehar baco risu entay kinmhar kabeu ab hilmi zelo seb Eritrea miss Ethiopia hanty eyen elu keminena zifitin.

  • @SimonMe2
    @SimonMe2 9 หลายเดือนก่อน +1

    You’re always amazing kiled hawena

  • @simonhaile-tk7gw
    @simonhaile-tk7gw 9 หลายเดือนก่อน

    dereje haile amharay tay kabaka nitsbe

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @idrisadem2080
    @idrisadem2080 9 หลายเดือนก่อน

    Nay Tiegrayka gber hasawi

  • @mazark9
    @mazark9 9 หลายเดือนก่อน +1

    السلام وعايكم ورحمة الله وبركاته الاخ خالد عبدو نتمنالك كل خير ومن الاخر اذا تكلنت عن جهار فى وجهنت نظرى راجل واعى رجل محبوب وسياسى محنك ولكن فى اثيوبيا الاثيوبين مرضهم عضوان القوميات الذى نراه هو حرب بعد وهو خرج بذكاؤ لولا كما قالكان قتله والله يكون فى عونو كاءنسان واعى

  • @daniberaki8502
    @daniberaki8502 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ምስ ፋሚልካ ካልድ ቡሉጽ ዓቢ ሰብ ባዓል ራኢ

  • @Erilovr4311
    @Erilovr4311 9 หลายเดือนก่อน

    Neska eritreawe aykonkan agame eka wedi sebayti bzaba tigraway gebar chanawe

  • @danieltela-kd4ob
    @danieltela-kd4ob 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቆንዳፍ ረሳሕ ኤርትራዊ ኮንካ ክትዛረብ ኣይትሕፍርን በስንኩም ትግራዎት ብፍላይ ንስካ ብዉልቀኢ ከማን ዝደልየካ ኤርትራዊ ከምዘሎ ኣይትረስዕ

  • @kidaneabraha1390
    @kidaneabraha1390 9 หลายเดือนก่อน

    Sense, when are you Eritrean?💊💊👈🏿

  • @Semu-75
    @Semu-75 8 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ቁርብ እስኪ ሓቂ ዘለዎ ተዛረብ

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @medhanehagos1465
    @medhanehagos1465 9 หลายเดือนก่อน +2

    Big man i like u❤

  • @oromiajiituu9279
    @oromiajiituu9279 9 หลายเดือนก่อน +1

    EPLF still considers itself as an Ethiopian opposition party.

  • @haqieyu
    @haqieyu 9 หลายเดือนก่อน

    kalid sintax nay qaqa tigrigna ....kabzigbae nilaeli aqalibo ..zibelkaya entetiremela.. /bzuh ashaqilu kiterem ygibae.

  • @hailetesfay6018
    @hailetesfay6018 9 หลายเดือนก่อน

    እሞ ስለምንታይ ድኣ ንበርጌድ ንሓመዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስጉምቲ ንክወሱዱ ተታባብዕ ኣለኻ

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንደቓይቕ ክሓልፈኒ ዘይደሊ ኣዕጋቢ ዝኾነ ትንታነ እዩ💙 ክቡር ካሊድ ዓብዱ💙

  • @habenidris819
    @habenidris819 9 หลายเดือนก่อน

    ኤሪትራውያ'ን ካብ ናትካ ቆርበት ዝብኢ ተከዲንካ ዕንክሊል ምባል'ከ {ምትላል'ከ } እንታይ ንምሃር መታለሊ ንትግራይካ ግበረላ ትግራይካ ብጥሜት ተወዲኣ ስድራካ ኩዕንቲ ይኣር'ዩ ኣለው ንዕኦም ኩኖም ኤርትራና ሰብ ኣለዋ ፣

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 9 หลายเดือนก่อน

    ETHIOPIA TEBALASHO EYA ZELA HIJI GHEDE HEGDEFAWIAN N ANDNETAWI ISEYAS XAE ROM KEHEYLU YEGHBAEA.

  • @BM-bz4jd
    @BM-bz4jd 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ertrawi dika da nska guday tgrayka gber

  • @haqieyu
    @haqieyu 9 หลายเดือนก่อน +1

    ni iseyas ke ayegedidwon dyom???😅😅😅

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 9 หลายเดือนก่อน

    You have a future lidership according your analysis. Continue you are diplomatic person. But I do not know how you are stable at your stand. Some politicians are fallow the wind. I hope you will stand like a poal on storming wind.

  • @fitsumhabtom2572
    @fitsumhabtom2572 9 หลายเดือนก่อน +1

    Essays entemoytus asekifatka mish lol

  • @hagosande1975
    @hagosande1975 9 หลายเดือนก่อน

    እምባእ ኣንታ ንስኻስ ኮይኑካ ሕዋሓት ብሰላም ስልጣኖም ኣረኪቦም ክትብል ነዛ ዘረባ ጥውይውይ ተብላ ግን በንጻሩዩ ምኻን እንዳ ፈለጥካእንዲኻ ክትርዳእ ንኦሮሞን ኣምሓራን ብጥይት ቀቲሉ ምውዳእ ኣብዮሞ ተስፋቆሪጹ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ሃዲሙ መቐለ ተሓቢኡ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ሃዲምኩም ኣባና መጺእኩም ተሓቢእኩም ኢሉዎም 😢እቲ ዝገርመኒ ?እቲ ዝገርመኒ ግን ኤርትራዊ ኢየ ትብል ናይ ኤርትራ ክፉእ እምበር ጽቡቓ ዘይትደሊ ሙኻንካ ።እምበር ሕዋሓትሲ ኣብኤርትራ ክፉእ እምበር ጽቡቕ ሓሲቡ ኣይፈልጥን ።ምቅዋምን ምድጋፍን ዘሎን ዝነበረንዩሞ ግን ሕዋሓት ክትብል ግዜኻ ኣይተጥፍእ

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw 9 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ግዜ ሰባት ናይ ሰላምን ፍቕርን ናይ ሕብረተሰብ ዓለም ክሓስቡ አለዎ:ናይ ዝኾነ ውድቅት ሃገርን ሕብረተሰብን ትሓስብ እንተ ኣለኻ:ወዲቃ ኣለኻ:እሞ ተመለስ ናብ ኣምላኽ:ናይ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ሕብረተሰብ ምውዳቕ ማልት:ናይ ኤርትራ ከም ሃገር ምውዳቕ ማለት ዩ:ሰባት ክምስሉ ከለዉ እንታይ ይብሉ? ካብ ርሑቕ ዘመድካስ:ቀረባ ጎሮቤትካ ዩ ሓውኻ ይብሉ::ሰባት ኣብ ክንዲ ነቲ ካብ ዓዶም ዘባረሮም ስርት ኣብ ክንዲ ዘማርሩ:ነተን ዕቑባ ዝሃባኦም ሃገራት የማርሩ ትሰምዕ:ኣነ እውን ሓደ ካብኣቶም የ:ናይ ስደትኛ መሰለይ ስለ ዘይተሓለወለይ:ግን እቲ ቀንዲ ጸገመይ ኣብ ሃገርይ ከይነብር ዕድል ዘይሃበኒ ግን dictator ኢሳያስ ዩ:ከማን ናትኩምስ ዝገደደ ዩ:you are supporting to the dictator ኢሳያስ ኣፈወርቂ ,እዚ ምስ ምንታይ ተማሳስሎ ኣሕዋት?
    Jesus christ is Lord forever,

  • @yosefjosi9359
    @yosefjosi9359 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kaled hawna qibuk tintena eyu

  • @yordag9538
    @yordag9538 9 หลายเดือนก่อน

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 9 หลายเดือนก่อน +1

    Tsbuq tntena grm geletsa👌🏽👍🏻

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 9 หลายเดือนก่อน

    HANGHOLOM ZETEDEFENE EMO KEMEY GHEROM KEMEHARU EMBER , EMBER KAB JOHAR MOHAMED DEAA BUZUH MEMHAR YEKEAL.

  • @gemeleyemedia1325
    @gemeleyemedia1325 9 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክክክ ካልድዋ ማዓስ እያ ጭፍራ ወያነ ንኤርትራ ሒዛትካ ትኣትው ? ድላየን ጢሒናን በዓለ ማርያም ይብላ ፥ ሕጂ ድማ ሓላይ ኤርትራ ክንካ ምቕራብ ከብድና ኣይበልዓናን'ዩ ። ጃዋር ኣይኮነን ፥ ምዕራባውያንን ኣሜሪካን ብሓባር እንታይ ይብላ ኣይግድሰናን እዩ ። ሃለውለው።

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 9 หลายเดือนก่อน

    እዚ ምዕራባውያን...ምዕራባውያን ዝብል ትንታኔ ተሰቢሉካ ከም ዘሎ ተዓዚበ። ጭቡጥ ሓበሬታን መረዳእታን ከየቕረብካ ኣብ conspiracy theory ተረግሪግካ ኣለኻ። ብዝተረፈ፡ ካብዚ ቃለ ማሕትት እንርድኦ ነገር እንተሎ፡ ጀዋር ከም በሊሕን መስተውዓሊን ተምሃራይ ፖሊቲካዊ ሳይንስ መጠን ብቕንዕና ነብሰ-ገምጋም ከምዝገበረ ጥራሕ ኢና ንርኢ።

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kem wetru xbuk tntena Kalid hawna gn zereba tray endo koyna

  • @bisratmeasho3021
    @bisratmeasho3021 9 หลายเดือนก่อน

    Nska ertrawi zeyjonka zaeba Eritrea aymlketekan eyu lhxi

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 9 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ትግራይ ብህዝቢ ትግራይ ክትምስረት እያ ምዕራባውያን ጉዕዞ ሃገርነት ትግራይ የዳናጉዩዎ እምበር ካዓግቱዎ አይኽእሉን ምኽንያቱ ደመኛ ሹዋዊት ኢትዮጵያ ብባዕላ አብ ናይ ምፍራስ ቁልቁለት ዘላ ሃገር እያ ስለዚ ምዕራባውያን ብጋህዲ ሪኤሞ ካሓልፉ እዮም ምፍራስ ደመኛ ሹዋዊት ኢትዮጵያ።

  • @awaken1701
    @awaken1701 9 หลายเดือนก่อน

    Kaled, you are not Eritrean. Stop involving in our internal affairs. Have you seen what kilil tigrai is going through? Help your people. You have lost your citizinship the moment you worked agains our country. Since you were citizen by the good will of Eritreans, you have lost your citizenship forever. Soooooo, leave us alone.

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 9 หลายเดือนก่อน +1

    Risi risa trekba aleka polotics kebabina

  • @raesitesfay7766
    @raesitesfay7766 9 หลายเดือนก่อน

    Eretrawi zbhal hbrete seb kmhar zeykel hbrete seb eyu

  • @wogbazion
    @wogbazion 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደርባይ

  • @draryeman1635
    @draryeman1635 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nay himamey bteami fewisie libie qexilo kaledey

  • @Ms-oq5zc
    @Ms-oq5zc 9 หลายเดือนก่อน

    Salam
    Your analyzes are scenarios. Nothing wrong with that. But your absence from a major event for several months a year ago has made you lose credibility. Be brave and continue even if the wind blows against what you desire.

  • @mesfingebramlak3507
    @mesfingebramlak3507 9 หลายเดือนก่อน

    ድቃላ

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kaled temhrtne keldne mesaka eyu teftirene

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 9 หลายเดือนก่อน +1

      Journalist Kalid Abdu kabtom bluxat yehwat eu ab hager radical change kigebru zklu txbit zgberelu muhur u

    • @danielfekadu3507
      @danielfekadu3507 9 หลายเดือนก่อน

      Aytfelton maletka deyu

  • @semkahsai8365
    @semkahsai8365 9 หลายเดือนก่อน

    All talks cames outside Eritrean anout Eritrea is corrext and trie for you that conformes tjat you are pure active against ERITREA that does not make right. Yoy will never win trust me