ናይ መጀመርታይን መወዳእታይን ክኸውን እዩ ፀሎተይ…እታ ዝተፈላለናላ መዓልቲ ከባድ ወጥሪ ነይራ …Traditional clothing store

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 453

  • @اللالل-و3ذ
    @اللالل-و3ذ หลายเดือนก่อน +391

    የቀንየለይ ርግአተይ ንገዛይ ከድኪ ናይ ልበይ መልእክቲ ስለ ዘሕለፍክለይ ወለላ ብዓልቲ ቤተይ እውን አነለ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረክን ዘክብረክን ብሰላም የራክበና ንከማና ዝበልኩም ናይ ስደት ዝፈላለየኩም እውን ብሰላም የራክብኩም❤😍😘

  • @rozinarozina-fj9sl
    @rozinarozina-fj9sl หลายเดือนก่อน +19

    ብፈጣሪኺ ኢለኪ እንከይ ትሓልፍኒ ዕለት 10 ታሕሳስ ናተይን ናይታ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኣብ ሂወተይ ዝነገሰት ሓፍተይን ዕለተ ልደትና እዩ ስለዚ ብናትኪ ኣንደበት ፍቅረይ ክገልፀላ ዕድል ሃብኒ ከማይ ምስ ሓፍትኹም ልዕሊ ዓቅሙኹም ፍቅሪ ዘለኩም laki ግበሩለይ

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana หลายเดือนก่อน +75

    ሃለቃ ክንፈ ናይ ስደት ማሓዛይ እዩ ኣብ ሂወተይ ከምኡ እሙን ዝብሃል ሰብኣይ ሪአ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ንሰበይቱ ልዕሊ ማንም እዩ ዘፍቅራ ብዛዕባኣ ከዕልለካ ከሎ ከምዙይ ዓይነት ፍቅሪ ኣሎ ድዩ ኢለ እየ ዝግረም መንፈሳዊ ቅንኢ ይፈጥረልካ ምስ ወለዳ ተደሪባ ከይፅግማ ኢሉ ከምቲ ንሪኦ ዘለና ኣብ መቀለ ገዛ ተኻርዩ ኣቀሚጡዋ እኒሆ ለምቅነ ካዓ ክኸይድ እዩ ብሰላም የራኽብኩም ፍቑራተይ ወለላይ እዝውቲ ሓዳርኩም ይባረኽ 🤍 🙏 ❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤🙏🙏🙏

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Awet355ደምርኒ ማዓረይ❤🎉

    • @miri-hp1tj
      @miri-hp1tj หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HabenZenebe-x3h
    @HabenZenebe-x3h หลายเดือนก่อน +11

    ብጣዓሚ እዩ ደስ ባሃሊ ክንፈ ሓወይ ብሰላም የራኽብኩም ፈጣሪ👏
    ብራዘርስ ክዳን ሓበሻ ይኹን ምርጫኹም

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @LmyaLm
    @LmyaLm หลายเดือนก่อน +16

    ሹም የመርሕ ጥዋፍ የብርህ ይብሉ ወለድና ከም ሽማ ግብራ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ሰደትካ ኣሕፂሩ ብሰላም የራክብኩም
    ክብር ሓው ደሞ ስደት መሊኡ ኣይመልእን እሞ ጨኪንካ ንዓድካ ገፅካ ግበር ውላድኩም የርእየና

    • @Fre24-q5w
      @Fre24-q5w หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ😊

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 หลายเดือนก่อน +15

    ብመደሃኒኣለም 7ተ ዓመት ተዓዲልኩም ኣጀኹም በርትዑ ቀሪብኩም ኢኹም ብስልኪ ኣይትጣፍኡ እናሸዓ ተዳዋወሉ ምእንቲ ከይትፍተኑ ብጣዓሚ ተሓጊሰ በኣኹም ተስፋ ድማ ረኺበ ተመስገን❤። ህድእቲ እያ ተዓዲልካ ክብር ሓወይ።

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +11

    ንመጀመርያ ጊዜ ፍቅሩ ዝገልፅ ተገንዩ ኣሎ ሓቦ እንተበሉስ ሸር ግበሩዎ ኣሕዋትትት ጅግና ኢለካ ኣለኹ ናይዚ ጊዜ እግዚአብሔር ፍቅርኹም የፅንዐልኩም🥰🙏

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @Kidu12-iz6fs
    @Kidu12-iz6fs หลายเดือนก่อน +7

    እዚ ፕሮግራም ቀፅልሉ ስለ ፍቅሪ ዘዕልል ሰብ ጠፍኡና እዩ ፍቅሪ የለን እንብል ዘለና ፍቁራት ኣሕዋተይ ለ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @Jesu-l6y
    @Jesu-l6y หลายเดือนก่อน +13

    ኣሰይ ወለላ ፅሪቲ ጋል ክላሰይ ኣዝየ ዝፈትየኪ ዝናፍቀኪ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ❤🙏🙏

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 หลายเดือนก่อน +15

    ወይ ርጋዓት ደሰ ክብል ምዕርግተይ❤❤ ብሰላም የራክብኩሙ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤🙏

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j หลายเดือนก่อน +20

    ከማካ ዝበለ ስብኣይ ይፍጠርለይ ክብሪ እንታይነት ሓዳር ዝፈልጥ ብሰላም የራክብኩም ቆልዓኩም የርእየና ኩላትና ኣብ ሰደት ዘለና ኣምላክ ኣቦይ ሰደትና ኣሕፅርልና ካብ ጥልመት ካብ መንቀኛ ካብ ዘርኛለ ኣድሕነና ልትግራይ ዓድናለ ሰላም ይግበርልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

    • @Fre24-q5w
      @Fre24-q5w หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ😊

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ❤🙏🙏

  • @اللالل-و3ذ
    @اللالل-و3ذ หลายเดือนก่อน +5

    ንኩሉኩም ቤተሰብ መደብ ደወል ዘርአክሙና ፍቅሪ ሓልየት ምክሪ አዝየ እየ ዘመሰሰግን ከም ፍቃድ ፈጣሪ ክዓ ልደት ዓዲ አትየ ክውዕል እየ ካልአይ ክፍል ብሓደ ኮይና ክንለቀልኩም ተስፍ ይገብር

  • @kebraberhame7093
    @kebraberhame7093 หลายเดือนก่อน +11

    🙏🥰🥰🙏🙏🙏 እምበር ወለላ ሽም ይመርሕ ሽምዓ ይበርህ ዝበሃል ምሳላ ወለዲ እ/ር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ብሰላም የራክብኩም ፈጣሪ🥰🙏🙏🙏🙏.

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Fre24-q5w
      @Fre24-q5w หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ😊

  • @selam801
    @selam801 หลายเดือนก่อน +10

    ኡፍፍ ደቂ እንትጮኮ ፍቅርታት እዮም
    ክፎትዎም መዓት እየ🤍😌

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @SdJg-hx5fl
    @SdJg-hx5fl หลายเดือนก่อน +15

    ኣበይ ኣለክን ኣወዳት ሰዑዲ እናበልክን ተፃረፋ ሓራሙ በላ ረኣየኦ እዚ ሓውክን እሙን ኣፍቃሪ😊❤
    ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ኣወዳት ለ ካብዚ ሓውና ተምሃሩ ደቂ ኣነስትዮ ብተፈጥሮና ሳርፕራይዝ ንፎቲ እና እና ንኣፍቃሪትኩም ኩሉ ጊዜ ሳርፕራይ gift ምሃብ ይልመድኩም😮😊🎉❤
    ርግኣተይ ለ ቀፅለሉ ዛቤተይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኪ ክሪአኪ ናይ ኩሉ ጊዜ 🤏ትምኒት እዩ❤🎉

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

      😂😂

    • @ሜሪጓልካናዳ
      @ሜሪጓልካናዳ หลายเดือนก่อน

      😂❤ ሓደ

    • @HananTubeሓናንይቱብ
      @HananTubeሓናንይቱብ หลายเดือนก่อน +1

      ሓደ ክብ 100 ተረኪብ😂

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ หลายเดือนก่อน +1

      ኣይ ሓደ ካብ ሚኢቲ ተረኺቡስ😂

    • @MeryMm-lk6iw
      @MeryMm-lk6iw หลายเดือนก่อน

      ድያቆን እዩ ያ ትግርኛ ኣይትሰምዕን ድኪ😂

  • @axsmawyan
    @axsmawyan หลายเดือนก่อน +10

    ወለላይ ሽኮር መማህርተይ ጓል ዓደይ ኣምላክ ብሰላም የራኽብኩም ፍቅርኹም የብዛሓዮ❤

    • @Fre24-q5w
      @Fre24-q5w หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 หลายเดือนก่อน +7

    በእውነት ጣንካራን እምንቲ ሰበይቲ ሂብካ ፈጣሪ ግን ዋላ ናዓካ አድንቀካ ብተለይ አብ ሳኡዲ ዘለኩም አወዳት አጓላት ተበለሽዉ ወይ ከዓ ገንዘብ አለዋ ዶ ትብሉ ከብዘም ክልተ ፉቁራት ሰብ ሓዳር ተማሃሩ ሓዳር ገንዘብ ዘይከነ ዋና ፍቅሪ ሓልዮት አክብሮት ጥራሕ እዮዋ ተማሃሩ ተማሃራ

  • @TesfuwediMeriye
    @TesfuwediMeriye หลายเดือนก่อน +2

    ሰበይቲ ክብር ሰብ ፈታዊ ሓቂ እንዃዕ ደስ በለካ

  • @freyfrey8150
    @freyfrey8150 หลายเดือนก่อน +7

    ፍቕርኹም የብዘሐዮ ፈጣሪ ❤❤❤
    ርጋኣተይ ለ ደስ ዝብል መደብ ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @WdJv-w1r
    @WdJv-w1r หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፍቅርኩም የብዞሐዮ አምላክ ብሰላም የራኩብኩም❤❤❤❤❤👫👏👏👏💊💊💊💊💊💘💘💛💛💛💖💖🌻🙏🌷🌹

  • @Frutu-e4h
    @Frutu-e4h หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርርኩም የብዛሓዮ ❤❤❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @genetgenet6050
      @genetgenet6050 หลายเดือนก่อน

      ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዛሓዮ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም k&w

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ​@@genetgenet6050 ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @HfghvGfthc
    @HfghvGfthc 18 วันที่ผ่านมา

    Fikurkumi bezihi tirifi yibelekumu beslam yerakibekumu fetari❤❤❤❤

  • @ተክለወጀረተይትYouTube
    @ተክለወጀረተይትYouTube หลายเดือนก่อน +4

    ብሰላም ያራኽብኹሙ ፈጣር ደሙሩን ተጋሩዋይ

  • @GalWejerat
    @GalWejerat หลายเดือนก่อน +4

    የዕስስ ደስስ ክብሉ እግዚአብሔር መጨረሻኹም ያስምረሉኹም ብሰላም ያራኽብኹም❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @AlsaTemesgen
    @AlsaTemesgen 28 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤ብሰላም ካዓ የራክብኩም

  • @الهنت-ك8س
    @الهنت-ك8س หลายเดือนก่อน +2

    ርግኣተይ እኮ ትፍለያ ኢኪ ማዓረይ ቀፅልሉ ዝያዳይ👰👑💖💖💖💖

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw8363 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ያራኽብኹም ፍቱዋተይ ወሊድኹም ኽበዱ👏❤️ ርግኣተይ ጥዕምት ❤️

  • @Adisasgedew
    @Adisasgedew 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም የባርክ

  • @ግርማነሽ
    @ግርማነሽ หลายเดือนก่อน +1

    ርግኣተይ🎉❤እግዚአብሔር ብሰላም የራኽብኹ ውልድኹም የስዕምኹም ❤

  • @መብሬTube21
    @መብሬTube21 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ 💗
    ደቂ ሂዋን ኣሕዋተይ ቱሕታት ኩና ከም ዛቆልዓ 💗🌍

  • @mmn7636
    @mmn7636 หลายเดือนก่อน +1

    ከም ሸማ ወለላ ደሰ ክትብል ብሰላም የራኽብኩም❤❤❤🎉🎉

  • @MyryGshijd
    @MyryGshijd 5 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @desu-r1b
    @desu-r1b หลายเดือนก่อน

    ሽኮር ዛጓል ትሕቲናኣ ከም ገለ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ❤

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባርክ ብሰላም ይራክብኩም አሕዋተይ💙

  • @سميرهتندحه
    @سميرهتندحه หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም የራክብኩም ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ

  • @قعقغيعقعقاغقعق
    @قعقغيعقعقاغقعق หลายเดือนก่อน

    ርግኣተይ ናይ ዝዘመን ብልፅቲ❤🎉

  • @TselalomGere
    @TselalomGere หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ደሰ ባሃላት ፍቅርኩም ይብዛሕ ብሰላም ይራክብኩም❤❤🎉🎉🎉

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw หลายเดือนก่อน

    ተዓደልኩም ኡሙናት ፍቁሪ ዘለኩም ❤❤

  • @SarahApadi
    @SarahApadi หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም የራኽቡኩም ኣሕዋተይ ንኹልና ኣብ ስደት ለለና ንዓኹም የምስለና 🎉🎉ሪግኣተይ ዝፈትወክ ብልፅተይ❤❤❤❤

  • @almazalema
    @almazalema หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅርኩም ይብዛሓዮ ብሰላም የራክብኩም ብሩኳተይ❤🙏

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray หลายเดือนก่อน

    ወለላዋይ ምቅርቲ ፍጥረት 💋 ኣምላክ ብሰላም የራክብኩም ደቂ ዓደይ ማዕረይ 🥰
    ወለላ ማለት እኮ ጠባይ ትሕትንእ ልቦንኣ ኩሉ እዩ እኮ ዓዲልዋ ዛጓል ሩባይ ሽኮር እንኳዕ ናተይ ኮንኩም ሃለቃ ሓወይን ሕማቅ ዘይወፆ ኩሉ ነገሩ ትሑት ❤❤❤❤ ፍቅርኩም ኣምላክ ይብዛሕለይ ❤️🥰

  • @Seniseniii
    @Seniseniii หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ትምነዩዋ ይሃብኩም❤🎉

  • @gebretekledesta8195
    @gebretekledesta8195 หลายเดือนก่อน +4

    ብመጀመርታ ርግዓት ዓባይ ሰብ ቐጽልሉ ደስ ልብል ፕሮግራም
    ቐጺለ ልዲያቆን ክንፈ ንሮ ልምሽናፍ ክብርቲ በዓልትቤትኻ ወለላ ሓዲካ ልቐጻሊ ናብራኹም ብምሕሳብ ምጋሽኻ ንውር እዩ ግን በዚሑ ናክብርቲ በዓልቲ ገዛኻ ልዕሊ 6ተ ዓመት ሓዲካ ኸቢድ እዩ ዕድመ ጋል ኣንስተይቲ ኸዋዲ እዩ
    ኣነ ልባዕለይ ስደት እየ ልቤተሰበይ ኣብ በቢ 3ተ ወይ 4ተ ዓመት ይኸድ እየ
    ይርደአኒ እዩ ለለኻዮ ሃገር ሃምደስ ልበለካ ትመላለሰሉ ኣይኾነይ ግን ክንፈ ኣብ ቐረባ ተመሊስኻ ውለዱ ዝመዱ ብሓደ ስሪሕኹም ሕጉስ ናብራ ክትነብሩ እግዚኣብሄር ይሓግዝኹም

    • @DyanaDiyana
      @DyanaDiyana หลายเดือนก่อน +2

      ኣብዚ ውሽጢ ወርሒ ክኸይድ እዩ ❤

    • @اللالل-و3ذ
      @اللالل-و3ذ หลายเดือนก่อน +1

      አሜን እሺ ሒዚ ናከድኩ እየ

    • @اللالل-و3ذ
      @اللالل-و3ذ หลายเดือนก่อน +1

      እሺ ሒዚ ክከይድ እየ ወዮ ናብራ ስደት መሊኡ ዘይመልእ ናኮነ እየ ክሳብ ሒዚ ዘንጊዐ እምበር ብካሊእ አይኮንኩን ዝሓወይ ንስለ ሰናይ ሪኢቶካ ክዓ አዝየ የመስግን

  • @ሜሪጓልካናዳ
    @ሜሪጓልካናዳ หลายเดือนก่อน +7

    ኣወዳት ሱዕዲ ተማሃሩ 😂ዓመት7😮

  • @tigrayfirst8632
    @tigrayfirst8632 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም የራክብኩም አሕዋተይ

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe หลายเดือนก่อน

    ደስስስ ባሂልቲ❤❤❤

  • @ብሬጓልጊወርጊስ
    @ብሬጓልጊወርጊስ หลายเดือนก่อน +1

    ወይኔ መታደል የፍቅር አምላክ ፍራቹህ ያብዛላቹህ

  • @Jesu-l6y
    @Jesu-l6y หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፅሪተይ እምበር ወለላይ ኣዝየ ዝፈትየኺ🎉🎉❤❤

  • @hayathhhh-xy3me
    @hayathhhh-xy3me หลายเดือนก่อน

    ፅብቃት❤❤❤😘😘😘😘

  • @GeniYouTubeChanel
    @GeniYouTubeChanel หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ርግኣተይ ደሞ ትፍለዪ ኢኪ❤❤❤❤

  • @ሜርይቱብYouTube
    @ሜርይቱብYouTube หลายเดือนก่อน

    ውይይ ደስስ ትብል እዛ ቆልዓ ርግዕ ዝበለት❤

  • @mebrihitweldu5230
    @mebrihitweldu5230 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤des zabel Egzabeher msneyeken

  • @AbrhaAbrha-k7d
    @AbrhaAbrha-k7d 29 วันที่ผ่านมา

    ፍቅሩኩም ይብዛሓዮ ፅሩያትይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfuwediMeriye
    @TesfuwediMeriye หลายเดือนก่อน +1

    ኣበባኩም ካዓ የርእየና ፈጣሪ

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar หลายเดือนก่อน

    ደስ ክትብል ርግዓታ ፅሩተይ ብሰላም የራክቡኩም ኣሕዋተይ💞

  • @dejenbahre6642
    @dejenbahre6642 หลายเดือนก่อน

    ይመችኩም ደቂ ሪመይ

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም የራክብኩም ፈጣሪ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤

  • @AsterTekele-mw4wf
    @AsterTekele-mw4wf หลายเดือนก่อน

    ወላሊ ምቅርቲ ማሕዛይ ማዓረይ 💘💘💘💘

  • @NetsiHabeshawit
    @NetsiHabeshawit หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ክብራት አሕዋተይ

  • @HfhGdh-e2f
    @HfhGdh-e2f หลายเดือนก่อน +1

    Egzabhier amlak bselam herakbkum fetsari❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KndahaftiYouTube
    @KndahaftiYouTube หลายเดือนก่อน +4

    ፈተውቲ ርግኣተይ ደምሩኒ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      እሺ መልሲ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ​@@FreTube12 ሓላልይ ደምርኒ❤❤❤

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ หลายเดือนก่อน +2

    ዓስረይቲ ባዕለይ ♥️🤲🤲

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ หลายเดือนก่อน +8

    ናይ ርጋኣት ቤተስብ ደምራኒ ኣሕዋተይይ ❤

    • @Rike-c9c
      @Rike-c9c หลายเดือนก่อน +1

      ደሚረኪ ደምርኒ❤

    • @ሚሊሃፍታይ
      @ሚሊሃፍታይ หลายเดือนก่อน

      @Rike-c9c ደምረኪ ወለላይ♥️

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ​@@ሚሊሃፍታይደምርኒ ማአረይ❤🎉

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ብሰላም ያራኹቡኹም ምቁራተይ❤ርግኣተይ ሹኮር ኣጆኺ ቀፁሉሉ❤

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน

    ርግኣተይ እኮ ትፋለያ ኢኪ👌👌❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @MKrtihayli
    @MKrtihayli หลายเดือนก่อน

    ደስ ክትብልካ ዛሰበይቱ ምጭውቲ እንድብቲ❤❤❤😊😊

  • @AronGebre-i6b
    @AronGebre-i6b หลายเดือนก่อน

    እዚ መደብ ከመይ ድየ ፈትየዮ ቀጽልሉ ርግኣተይ❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ትብለካ ህድእቲ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @Arsuዮቲብቻናል
      @Arsuዮቲብቻናል หลายเดือนก่อน

      ​@@FreTube12ደሚረኪ ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 หลายเดือนก่อน

    ተዓዲላ❤

  • @ፀባየ
    @ፀባየ หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ፅብቅቲ ፈጣሪ ብሰላም የራኩብኩም ❤😊

  • @meryGabersaisey
    @meryGabersaisey หลายเดือนก่อน +1

    ደቂ ዓደይ ደምርኒ እባ ❤❤❤🎉🎉🎉ርግኣተይ ደሞ ቅፅልለይ🎉🎉🎉❤

  • @kiflomgebretekle4766
    @kiflomgebretekle4766 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ኣራኪቡ ቲትብህግዎ ሂወት ፈጣሪ ይባርከልኩም🙏❤️

  • @TesfuwediMeriye
    @TesfuwediMeriye หลายเดือนก่อน +1

    ለዋህ ሰብ ክልተ ሓደ

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 หลายเดือนก่อน +1

    አምላኽ ቅዱሳን ብሰላም የራክበኩም ክቡር ሓወይ ዲያቆን ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน +2

    ርግኣትየ ፍልቲ ፍጥረት ኣጀኺ ቀፅልሉ🌹🌹🌹🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ หลายเดือนก่อน

    ገዛኩምለ ደስ ክብል ወሊድኩም ከቢድኩም ትማሙቅሉ ይኩን❤❤❤

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ หลายเดือนก่อน +2

    ብስላም የራክብኩም ፍቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ደሙሩኒ❤

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣቢሔር አምላክ በሰላም የራክብኩም

  • @KsanetKsanet-p9p
    @KsanetKsanet-p9p หลายเดือนก่อน

    Sey zahaftey kbretey ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 หลายเดือนก่อน +1

    ርግኣተይ ፅብቅቲ ዝክዳን ክሳብ ክንደይ ይውድእ

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @Meri.2146
      @Meri.2146 หลายเดือนก่อน

      @@FreTube12 ገይረልኪ

    • @اللالل-و3ذ
      @اللالل-و3ذ หลายเดือนก่อน +1

      20ሽሕ

  • @johnalemayo2122
    @johnalemayo2122 หลายเดือนก่อน

    Keep doing the good work 👏 🙌 👍 ❤❤❤❤❤

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይ ርግዕተይ ፍቅርኩም ይብዛሓ❤❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ หลายเดือนก่อน +1

    ርግኣተይ❤❤❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 หลายเดือนก่อน +1

    አምላክ ብሰላም የራክብኹም ኣሕዋትይ❤🎉🎉🎉

  • @hayleabhayleab1336
    @hayleabhayleab1336 4 วันที่ผ่านมา

    Srahatki kem shbet mdri hayal

  • @SHEWITጓልትግራይ
    @SHEWITጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

    ሽኮሪናታት ኣምላክ ብሰላም የራክብኹም❤❤

  • @Beryeyey
    @Beryeyey หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅሩያት ድስ ክብሉ❤❤❤

  • @selamjg2463
    @selamjg2463 หลายเดือนก่อน +1

    ወለላ ለባም ሰብ ማህርተይ እያ ብልፅቲ ሰብ❤ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @አዶህያብ
    @አዶህያብ หลายเดือนก่อน +3

    ወለላ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤🙏

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቅራተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Samsunga255g-c3l
    @Samsunga255g-c3l หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም ይባርከልና❤

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585 หลายเดือนก่อน

    ትዕድልቲ💓💓

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 หลายเดือนก่อน +2

    ርግኣተይ❤🎉

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 หลายเดือนก่อน

      ​@@FreTube12እሺ

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 หลายเดือนก่อน +1

      @FreHalefom-d8x ገይረለኪ እየ ንስኪ እውን ደምርኒ ክብረተይ

  • @TEWEldeGebrealfa-s7x
    @TEWEldeGebrealfa-s7x หลายเดือนก่อน

    ኣይዞኲ ርጋኣተይ ቀጽልዮ

  • @MeseretGebre-k7x
    @MeseretGebre-k7x หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ናተይ ቀመም🎉😊

  • @Mashoberihu
    @Mashoberihu หลายเดือนก่อน

    ብሰላም የራክብኩን እዘም ኣሕዋተይ ❤️❤️

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ኣሕዋተይ 🙏

  • @TselalomGere
    @TselalomGere หลายเดือนก่อน

    ደምሩኒ አሕዋተይ🎉❤🎉