ትግራይ ቕሳነት ዝኸልኣ ዘሎ ሓይሊ መን'ዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 59

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩ ፡ ሕበሩ ፡ ታረክ ፡ ከይወቅሰኩም! ፡ ብቅድሰት ፡ ማሪያም!

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ብሓቂ ብኒጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ዝበሃል ዘሎ ሪፎሩም ዶ ገለመለ ፈፂሙ ግዚኡን ናይ ትግራይ ኩነታት ዘይኣገናዘበ ሓሳብ እዩ::

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you both 🙏🙏🙏

  • @Hanzoyr1234
    @Hanzoyr1234 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ናዐኩም

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem วันที่ผ่านมา +2

    NATION OF TIGRAY.

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f วันที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና ኑቡር ኣያና ደ/ር ጋላዲወስ ከምኡውን ጅግና ሓውና ብስራት ዓበይቲ ሙሁራት እናቅረብካ ትገብሮ ቃልሲ ቀፅለሉ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ዝድሕን ከይትሳላቾ ክብረት ያሃብካ🙏❤💛❤💛💪

  • @GebregergsGeb
    @GebregergsGeb ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስራትብጣዕሚ/እኻቀፅለሉ/ነስራሕካኣሳልጦ/ንሂወትካጥዕናእምነ።

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam. ❤❤❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem วันที่ผ่านมา +1

    #StopFascistTsadkan.

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ክቡር ኣቦና ፅቡቅ ኣገላልፃ💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ፍጥረት እዙይ ምስ ህወሓት ድዩ ቂሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ??? ንምንታይ እዩ ውፃእ ክብሎ ከሎ ህዝቢ ዘይለቅቅ ።

  • @yohannesande3573
    @yohannesande3573 วันที่ผ่านมา +2

    Lebi Tegrai tewiyway kedem tenegiru shiger tegaru kesab mecheresha kehilu eyu lebikum axeriyu tenkolkum gedefu hisedena……

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ. ፁቡቅ ህቶመበገሲ. ምይይጥ መን እዩ ክምለሰ. ዘለዎ ሽግር. ትግራይ

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    You never strike the balance professor! Let’s be honest!!

  • @AsfawTESFAY
    @AsfawTESFAY 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፕሮፊሰር ዕድመን ጥዕናን ያብካ ብጣሚ ቡሱል ሓሳብ እቲ ሓቂ ፖለቲካ ብልሃት ብዕድመ ምቁፃር ከይኮነስ ነዊሕ ግዜ ብግብሪ ናሰራካ ዝርከብ ዓቅሚ ኮይኑ እቲ ብጣሚ ማጣካ ዘሐር ነገር ትግራይ እቶም ፀማማት ደንቆሮታት ፖለቲከኛታት ትግራይ እትርፊ ብመልሓሶም ዘልዚሎም ምንባሕ ካሊእ እዚኣ ትባሃል ፖለቲካል ክእለት ዘይብሎም ኣትማናት ምምራሓ ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ሰላሕታ ፅንተት ተረግሪጉ ሕዚ ንውልቀ ረብሓ ንምዕታር ጠላዕ ይፃወቱ ኣለዉ፡፡ እዞም ቁርዲታት ኣብ ሕልክ ፖለቲካ ተነኺሮም ሕዝቢ ትግራይ ንሓርገፃት ኣሳጢሖሞ እም ዳኣ ትግራይ ከመይ እዚ ስላሕታ ፅንተት ትብድሕ

  • @mussietesfazghi1313
    @mussietesfazghi1313 วันที่ผ่านมา

    Kab Africa dia Eritrea hashemshem abilato nay mirabawiyan mahileka.

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 วันที่ผ่านมา +4

    ፕሮፌሰር ገላውድዮስ ዓለም ኣቀፍ ናይትግራ ይ ምሁር እዮም መፍትሒ ፀገም ዝኸውን ዓለም ኣቀፍ ኮንፈረንስ እንተዝዳለው።

  • @YK-rd3dx
    @YK-rd3dx วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሓሳብ ፅቡቅ ሓሳብ ይመስል ስለዚህ በርትዑ።

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ዓብይ ፀገም ናይ ትግራይ ሙሁራት'ዮም!
    እቲ እንሰምዖ ዘለና ናይ ፕሮፌሰር መደረ ነብሱ ዝኻአለ ፀገም'ዩ!!

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    We are not getting the answer for the question you have raised!

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 วันที่ผ่านมา

    Like and share everyone 🙏❤️

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 วันที่ผ่านมา +1

    በዚ ዝራአይ ዘሎ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ተጋሩ ጽባሕ ዓዲ ኩኑ እንተትባሐል ተሰማማሚዕና ዶ ንነብር ኢና ?

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 วันที่ผ่านมา

    እዞም ህዝቢ ትግራይ ወጋሕታ ውን ካብኦም እዩ ሰላምን ፍትሕን no video conference the Eritrean goverenment እኮ ስርቅን ምትላልን እዩ

  • @EyuelEyu-l8h
    @EyuelEyu-l8h วันที่ผ่านมา

    ብሰንኪ ንስኻን ናዓኻ ዝመሰል ፅግዕተኛ አዬም

  • @TesfayeKidane-o4d
    @TesfayeKidane-o4d วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ችግር ምፍታሕ ፀጊሙዎም እንተይኮነስ ነብሲ ፍትወትን ችግር ትግራይክፍታሕ ዘይምድላይን እዩ

  • @gideyhailu9330
    @gideyhailu9330 วันที่ผ่านมา

    እቲ ፕሮፌሰር ዝብልዎ ዘለው ብዝተሓተ ሓባራዊ ፕሮግራም ዝብል ኣተሓሳስባ ህወሓት ስለዘይሞኮሮ ኣይኮነን። እቲ ዘሎ ሽግር ፍልይ ዝበለ እዩ ኣብ ውሽጡ ኮይኖም ንህወሓት ንምጥፋእ ምስ ዝንቀሳቐሱ ውልቀሰባት ዝፍጠር ዘሎ ፀገም እዩ። እዞም ውልቀሰባት እዚኦም ምስ ህወሓት ናይ ሓባር ፀላኢ የብሎምን።

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    ፕሮፌሰር እቲ ለይትን ቀትርን ምስ ህዝቢ ዝሰርሕ ዘሎ ውድብ ዘየስለጠስ ዲያስፖራ ነገር ክቕይር'ዩ ትብለና ኣለኻ!

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    ግደ ሙሁራን ትግራይ ንዝኾነ ይኹን ፓርቲ ሒዙዎ ንዝመፅእ ፖሊሲታት መርሚርካ መማርፂ ምቕራብን ረብሓ ህዝቢ ምርግጋፅ'ምበር ናይ ውልቀሰባት ስልጣን ምድልዳልን ኣውራጃዊ ኣጀንዳ ሒዝካ ጫውጫው ምባል ኣይኮነን፥ GSTS ብኸምዚ ይግለፁ!

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g วันที่ผ่านมา

    ፕ/ደ/ር ጌላውደስ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ንስኩም ዝወከልኩሞ ፃድቃን እዩ ዝሕምሳ ዘሎ ወኪልኩም እተኮይኑ ኣልዕልዋ።

  • @yohansgebremeskel6666
    @yohansgebremeskel6666 วันที่ผ่านมา

    tgreway baelu fltet slezgodelo zhalefen znhean zmetsen slezeyetahahz

  • @mhregebre1706
    @mhregebre1706 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ሃገር ክትከውን ቀሊል ኢዩ
    ኢትዮጵያ ትፈርስ ኣላ ዕድል ኣለኩም
    ግን ሰላም ተደሊኻ ንኩናት ተዳሎ
    ጸገም ብሓይሊ ጥራይ ኢዩ ዝፍታሕ

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 วันที่ผ่านมา

    Proph.What ፡ are ፡ we ፡ listning ፡ as ፡ youkmow it ፡ is ፡ known ፡ tigray ፡ land ፡ we ፡ Tigr. ፡ wants ፡ to ፡ go ፡ those ፡ people ፡ in ፡ its ፡ land ፡ to ፡ go ፡ out ፡ so ፡ thos ፡ Tigreayn ፡ who ፡ displace ፡ from ፡ thier ፡ permanent ፡ place! ፡ Noneed ፡ these ፡ people ፡ send ፡ them ፡ back!

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe วันที่ผ่านมา

    ፕሮፌሰር መራሕቲ ሕወሐት እንታይ. እዬም. ፁቡቅ. ነገር. ሰሪሆም ዝኾነ ነገር ንፎልጦ ኢና

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 วันที่ผ่านมา

      ናይ ሕወሓት መራሕቲ ን50 ዓመታት 90/100 ንኤርትራ ናፃ ከዉጽኡ ንኢትዮጵያ ክሐንጹ እዬም ጊዜኦም አሕሊፎምዎ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እጂ ግርም ኩልሻእ እዚ ናይ አማሀራ ዲቃላ ክከውን ይክእል እብል ህጂ ተመሊሱለይ😊 ​@@negagetachew974

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ሙሁራት ማለት ናይ ትግራይ ፖለቲከኛታት ማለት'ድዩ? ኣይመስለንን!
    ናይ ባዮሎጂ ሙሁራት፥ ናይ ኬሚስትሪ ሙሁራት፥ ናይ ጂኦግራፊ ሙሁራትን ካልኦትን ሙራት ብሓቂ ሙሁራት'ዩም፥
    ኣብ ሙሁራዊ ሞዮኦም ምንም ሕቶ ናይ ምልዓል ሞራል የለን፥
    ናይ ፖለቲካ ሙሁራት'ውን ከም ሃገሮም ሰብ ሞያ ሙሁራን'ዮም ፥

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co วันที่ผ่านมา

    ፕሮፌሰር ገላውዴዎስ የቕንየልና ንዝሃብካዮ ፅቡቕ መብርሂ ግን ኣብቶም ዉድባት ክትፅዉዕ ከለኻ እዚኦም ኣርባዕተቨኢልካ ስለምንታይዳኣ ዓረና ዘይፀዋዓኻዮ 5ይ እኮእዩ ብስርሑኻኣ ቁፅሪ ሓደ ሕዉሓት ሓያል ቅልፅም ኣብዝነበሮ ተሪሩ ሞት ከይፈረሐ ተቓለሰ ዉድብ እንዳተገረፈ እንዳሞተ ቶርች እንዳተገበረ ዝመፀ ትኽክለኛ ፖርቲ ምርሳዕኻ ጌጋ እዩ።

  • @FisehatsionWeldekidan
    @FisehatsionWeldekidan วันที่ผ่านมา

    ግን ክቡር ፕሮፌሰር ቶም ሙሁራን ዝባሀሉ መፍለይኦም ኩሉ ነገር ሕማቅን ፅቡቅን ዝመሚ ከኸውን አለዎ ዞም እዚኦም ሙሁራን ንዓዶም ትግራይ ሚዛን ብዘለዎ ሓሳብ ናብ ሕዝቦም ሰላም ፈለማ ዘይህቡ እዙይ ማለት ህዝብና ናብመረበቱ ምምላስ፣ መሬት ግዝአትና ምምላሰ ፣ ዝተአሰሩ አሕዋትና አብዝተፋላለዩ ተዓጉሮም አብፀልማት በብማዓልቱ ዝሞቱ ዘለው ኸፍትሑ ፃዕሪ ምግባር ናይ ሕዝብና ልምዓታዊ ኢኮኖሚ ፣ሰላም ምምሕዳር ፣ ዓርስና ምጥንኻር ንምንታይ እዩ ሙሁራን ዘይሰርሑ ወይ ናይ ፀላኢ ኢድ ንምንታይ ነትግብር ብኩሉ መዳይ ዝተደጎለ ሓዊ እንዳሀለወና ብፀላእትና ንምንታይ ዘይንነቅሕ ወይ እንዳፈለጥና ትግራይ ንበትና እዩ በጃካትኩም ምክርኒ ንስማዕ ንፕሮፌሰር ገላዴዎስ ፣ አባጥዑም...... በጃካትኩም ትግራይ መራሒ ትስእን ናይታሪክ መሠረት ዝኾና እን አፄ ካሌብ እስከብ የመን ዝገዛእናሉ እንደሓለና፣ ናይ ሀይማኖት መቦቀል እንዳሀለና ኧረ ሙሁራን ትባሀሉ ዝኾነ ዘይኮነ ትግራይና ዝብትን እንዳምፃእኹም መፍትሒ ዘይብሉ ሓሳብ አይተምፁኡልና በጃኩም ሕሰቡሉ ልቢ ይሀብኩም ናብልብኩም ተመለሱ

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 วันที่ผ่านมา

    ኣታ እዚ ሰብኣ ዕድመዶ በዲላቶ? እስኪ ንፈሊጦ ዝሓንከሰ ሰብስ ፈዉሲ ክትረኽበሉ ዶ ትኽእል ኢኻ ኢልካ ኢልካ ሕተቶ?

  • @dawita2865
    @dawita2865 วันที่ผ่านมา +1

    ሐሳዊ ሰብአይ

  • @dawita2865
    @dawita2865 วันที่ผ่านมา

    አየ ተጋሩ ተሕዝኑ ፈኸራን ሐሶትን ጥራሕ።።።።።

  • @ምኽሪለባም
    @ምኽሪለባም วันที่ผ่านมา +1

    ርእሲ የላን ።ክክክክክ ጉራ ጥራይ።ዓቕሞም ድማ ኣይፈልጡንዮም ጥግሪስ

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 วันที่ผ่านมา

      ሸያኑ ጀማላ 👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 วันที่ผ่านมา

    መጋበሪ ስለዝደለዩኹም እዮም።ንምኽዳም ዕሉማት ስለዝኾንኩም።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 วันที่ผ่านมา

      ሓሳድ ጀማላ ህግድፍ 👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 วันที่ผ่านมา

    Go to Tigiris ( Iraq) tegaru you belong to Tigiris, Iraq

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 วันที่ผ่านมา

      ተረፍ መረፍ ደርጊ እስኪ ናብ ዓዲ አቦኹም ደቡብ ኢትዮጵያ እንተትኸዱልና አብ ትግራይና ሰላም ምሰፈነ ነይሩ.

  • @fesehaalemayehuphd9441
    @fesehaalemayehuphd9441 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ሙሁራት ማለት ናይ ትግራይ ፖለቲከኛታት ማለት'ድዩ? ኣይመስለንን!
    ናይ ባዮሎጂ ሙሁራት፥ ናይ ኬሚስትሪ ሙሁራት፥ ናይ ጂኦግራፊ ሙሁራትን ካልኦትን ሙራት ብሓቂ ሙሁራት'ዩም፥
    ኣብ ሙሁራዊ ሞዮኦም ምንም ሕቶ ናይ ምልዓል ሞራል የለን፥
    ናይ ፖለቲካ ሙሁራት'ውን ከም ሃገሮም ሰብ ሞያ ሙሁራን'ዮም ፥

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co วันที่ผ่านมา

    ፕሮፌሰር ገላውዴዎስ የቕንየልና ንዝሃብካዮ ፅቡቕ መብርሂ ግን ኣብቶም ዉድባት ክትፅዉዕ ከለኻ እዚኦም ኣርባዕተቨኢልካ ስለምንታይዳኣ ዓረና ዘይፀዋዓኻዮ 5ይ እኮእዩ ብስርሑኻኣ ቁፅሪ ሓደ ሕዉሓት ሓያል ቅልፅም ኣብዝነበሮ ተሪሩ ሞት ከይፈረሐ ተቓለሰ ዉድብ እንዳተገረፈ እንዳሞተ ቶርች እንዳተገበረ ዝመፀ ትኽክለኛ ፖርቲ ምርሳዕኻ ጌጋ እዩ።