ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ላይክ ኮሜንት ሸርርርር እሞ ናዓኹም ተዘይ ገይርናስ ልመን ንገብር ማዓራት ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@user-sb4jm6kt2s እእ😅💝😍
የማነ ሰላም ንዓካ እና እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ንስኻ ተዋሳኢ ኢኻ ስለዚ ከም ተዋሳኢ መጠን ኣብዚ ኣክተር ናይ መልሲ ዝሰራሕካዮ ኩሉ ኦዴንስ ብሕማቅ ነገር ስለዝፈልጠካ ኣብ ካሊእ ይኹን ኣብ ዝተፈላለየ ነገር ብፅቡቅ ስራሕ ምፀና ክንፅበየካ ኢና። እና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሓዉካ ካብ ስዕዲ ዓረብ እየ ❤❤❤❤
ደምሩኒ ኽብሬተይ❤❤❤❤🎉🎉
ኣነስ የመነ ናይ ብሓቂ ጨካን ዝመስለኒ ነገርስ😂ቐደማኹም ተጋርዋኒ ሳሓቑም የብዘሐዮ ፍትዉ እየ ዘብሉኩም❤🎉
ዋላ ኣነ ካብቲ ድራማ ወፃኢ እውን ጨካን እዩ ዝመስለኒ
ዋላ ኣነ😂😂😂
ንኩሉ እዩባ ጨካን ዝመስሎ
@@amekaa1044 ክክክ እወ 😁
ዋላ አነ😂😢
ኩሉ ብሓራሰታይ እዩ ሓቅኹም ሓረሰታይ ይለምለም ❤ግን ያማነሰ ካፍረሕካ😢
ኣነስ የማነ ናይ ናማን መሲሉ ይሰመዐኒብሓቂ ጀጋኑና መሲልኩም ከይ ኮነስ ኮይንኩም ስለትሰሩሑ ክብሪ ይግበኣኩም❤
አነስ ክፈትወኩም ❤ ብፍላይ እዚ ሓደ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወይ❤ ሽኮረይ ኩሉ ግዜ እየ ዝርኦ ደሙ ብጣዕሚ እየ ተፈተዊ ርጉእ እየ ለ ቀጢነ እዩ ለ ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ስፈትዎ እም ከም ፍቃድ አምላክ ካብ ስዕዲ ተመሊሰ እቲ ልዑል ፈጣሪ ፍቃዱ እንተ ኮይኑ ብአካል ንክረክቦ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝምነ ከም ፍቃድ አምላክ የኔ ልዩ ነህ ለእኔ❤ ❤❤ ፍቃደኛ ተኮይነካ ውን ተላሊና ክንጸንሕ ደስ መበለኒ ❤ ብካሊእ አይትሕሰቦ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ወዲ ቤተሰበይ ነይሩ ንዓካ እዩ ዝመስል እሞ ግን የለን ተሰዊኡ እየ ንዓካ ክርኢ ከለኩ ድማ እዚ ቤተሰበይ ይመስለኒ መልክዕካስ ትሕትናካስ ዓይንካስ በቃ ንዑኡ ኢካ ትመስል ❤❤❤ ንመን ኮን ትከውን ዶ ትብሉ አለኩም ? ንኩለኩም አይኮነን አጆኩም ንሰየ ሰብአይ ብረይ እየ ❤❤❤❤
እሰይይይይ❤❤❤❤❤
ጥዒምናካ ጣዓመዋይ ይጥዓምካ❤❤ግጥሚ እያ ተጋሩዋይ ጥዑማት😂❤❤
የማነ እውን እንሄ 😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
😂😂😂
ዋላ ኣነ ነማን መስልን ዝመተ ስ ደንግፀ 😂😂❤❤❤❤
😂😂
@@dfghhhdfgghh6981😂😂😂😂
ዋይዋይ ወዮ የማነስ ናይ ብሓቂ ፀላኢኦም ዝሞተ መሲሉኒ ደንጊፀ ድራማ ምኻኑ ረሲዐ ንዕድመ ይግበረልካ 😂
Kkk
❤❤ ጠጥዕሙ ልኣኩም ተጋርዋይ የማነ ናፍቀዮ ነይረ ተመስገን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
comments ብየማነ መሊኣ ኣጀኩም ተጋሩዋይ ድራማ እዩ ዘፍርሐኒ😂ዋላ ኣነ ግን ብጣዕሚ እዩ 😅 ሶ ይሞቹኩም ፅሩያት❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደቂ ሪመይ ዓይኒ ምሸት ግን ከመይ ገይርኻ ክትሰርሕ ኢኻ ሓፋር ኢኻ ኢለ እየ ኣብ ኩሉ ሓፋር ኢኻ ኣጆኻ እባ ድፈር ቧእ ይመቸውኩም❤
ቃደማኩም ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን🙏የማነ ግን ማኣዝ ተመሊሱ😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
😅😅😅😂😂😂
😂
😂😂😂😂😂 ምይትካ መምላስ እባ ኢኒየ እዩ😂😂 ወዮ የማነ ተመሊሱ
ቃንእኪ ዶ😂❤
ተጋሩዋይ❤❤❤የማነ የፍረሐኒ ነይሩ😁😁
🤣🤣
ኣነ ለ😂😂😂
ጡጡዑሙ. ናዓኹሙ. ተጋሩዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ፅባቃት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሞት መሲሎም ዝፍለዩ ዝነበሩሲ ሓደሓደ ሰባት ሓቂ ገይሮም ዝወስድዎ ብዝሓት ኣለው
ንሱኩም እናሳሓቁኩም ትሰርሑዎ ኣነ እናበከኩ ይሰሞዖ 😢
ሳብስክራይብ ግበሩለይ አዘና
ብሓቂ ንሕና ሓቂ መሲሉና 😢ንበኺ ንሶም 😁😁😁😁 ይመችኩም ግን ሎሚ ታይኮየና ዘይመፀት ንጭንቀት ተወሳኪ ጭንቀት ብሃንቀውታ ከም ጥንስቲ ሳዓታት ይቆፅር ቀንየስ ተወሳኪ ከአ ክቋፅር ዋይይይይይ😢
ብጣዓሚ እዩ እኮ ዘገረም ❤❤😂😂😂
ዋላ ሳሓቅ ይወስኽሉ እምበር ኣብ ትግራይ ዝስራሕሎ እዮም ዘውፅእወሎዉ@@selamSelam33-ll1bs
ዋላ ኣነ ድራማ ምኻኑስ ዘንጊዐ ነይረ ኣይይ😂😂😂ብዝኮነ ይመቺየና👍😘
የማነ ናይማን ጨካን ይመስለኒ ብድራማ ዝረኣኩዎስ ይመችውኩም ፅራያት እንኳዕ ድማ ኣብፀሐኩም ንሓወርያ❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣቱም ሰባት ፊቅር ዝዳሓዘኩም ኣለኹምዶ ከምዚ ከማይ ምዞም ፁሩያት ተዋሰእቲ😂❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ይሞቸኩም ❤❤❤❤❤
ደስ ባሃልቲ ደቂ ሪመይ ብፃይ ዓይኒ ምሸት ብክልተ መባይል ገይረልኻ ጅግና ሓውና ናይ ባዕልና ነዐቢ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤❤
😊ere feliyat zekonukum sebat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉yemchkum❤🎉🎉🎉🎉
የማነ ኣይሞተይ ድዩ ዝጨካን 🤣🤣🤣🤣🤣
😅😅😅😂😂
❤❤❤ እሰይይ ናይ ቀደም ኣብ ድግሳት ዝድረፍ ደርፍታት ኣዘኪርኩምና
ታጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ 🥺🤲❤️💛
Anes kfetwekum deki tgray adey💗💋💗💗💗💗💗🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋
እንዃዕ ብሰላምምምም መፃኩም ብፃይ ዓይነምሽት ሰናይ ምጅማር ይግበረልኩምምምምም
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
የመነ ለ እኒኦ😂😂😮
አጀኩም ጥዑማተይ ንዓካቱም ዘይአዕበነ ንመን ክነዕቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ🎉🎉🎉
❤❤ተጋሩዋይ ሙቅራት❤❤💊💊💊😘
ክሳብ ትመፅና ብሃንቅውታ ንፅበለና ደቂ ሓራስ ነብሪ ትግራይ ❤
ንኹሉ ግዜ ስሓቑ እግዚአብሔር ሰላም ይሃበና❤❤❤
ኣሰይይይይ ዕዲመን ጥዕናን ናኣኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
Betaemmm eku des bahelt deki aedey
ዠፈትወኩም ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፆም ንብሩልና ኣሕዋተይ ንፈትውኩም ኢና 🙏❤❤💋💋💋
አነስ ክፎትዎም ይመችኩም ተጋሩየይ ❤❤❤
ተጋሩዋይ🥰😘
እልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይ እዚ ሽላ ድቃቶሎ ቆንዓ እንሆ አይመተይ መይቱ ላመሰለን😂😂❤❤❤❤
የመና እባ ብኻልእ ስራሕ ምፅአና
ግርምም ማዓሸይ እዩ ጎበዛት ዞም ናትና❤🙏
እሰይ ደስ ክትብሉ ሽኮራት ንዓኹምስ ሳብስክራይቨ ጥራሕ ዘይኮነስ ካልእ እውን ይግበኣኩም እዩ
አኘስ የማነ ናይ ብሓቂ ጨካን ኮይኑ ዝሰማዓኒ ነገርስ 😂😂😂😂
😂😂😂የማነ እንዮ ድዩ ለካስ ቸጫዋቲ እዩ ከፍረሐኒ ነበረ ሓደ ጨካን እዩ ዝመስለኒ ነበረ ተጋሩዋይ መቸኹም
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
😂❤😂❤😂❤
ተጋሩዋኒ❤❤❤❤ፍቅርታት ፍትውትው❤❤❤❤🎉🎉🎉
አየ ስዋ አየ መንኪዒቶ ብዓለባ እያ ፀሚቃቶ😂😂#አወዳትለ ይፎልጥዎ ድዮም ዙናእዳ😂❤
ተጋሩዋይ ጹቡቃተይ ❤️❤️
ሽሻይ ሓወይ ኣይረሳዕኻዮን ዘለኻ ማዓሸይ ጎበዝ ኢኻ ዓደይ አረሳዕኻዮን ጎበዝ ወዲ ሩባይ
ተሎ ምፁና
የማነ አነስ ፈሪሐዮ ቀርየ በቃ😂❤❤❤
ዋይ ወዮ የማነ ይርእ አለኹ ፍሪሕ😊
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት እየዋ ድራማኩም ግን ናይ በሓቂ እዩ ዝመስለኒ ❤
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ
እሺ ቃልጢፍኩም ኑዑ❤❤❤❤
መጅሙዕ ዘድንቀካ ሽላ ዘፍቅረካ ዓይንምሸት ትሕትናካ❤መንጢላ ዝፈትየኪየድንቀኪ ለ የማነ ክተፍርሕ ኩሉኩም ❤ይፈትወኩም ❤ቀልጢፍኩም ከይተቋርፅዋ መልሲ 100ታት ትብፃሕሕ❤
ዝሞተ ይምለስ ድዩ😂 የማኖ ማኣዝ መፂኻ😂😂ብዝኾነ ይፈትዎኩም እየ❤ እስኹም ላሳሓቅኩም ትሰርሕዎ😂 ኣነ ናበኸኹ ይሪኦ😢❤❤
የማነ እውን እኒሀ ኣሰይ 10000 ዓመት ንበርሉና❤❤
የማነ 😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉
ሳሓቅኩም ብዝሕ ይበል ደቅ ዓደይ🙏💕💕💕
ንሞተ ዶ ይምለስ እዩ የማነ😢😂😂አሰይይይይ ፍቁራተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ተጋሩዋይ ጀጋኑ የማነ እንካዕ ብሰላም መፃካ😂😂😂😂🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤
ሳብሰሰክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
ኣታ የማነ ዉን እኒሀ ብጣዕሚ ከፍረሐካ እዋዕ እንኳዕ ኮላይ ኣብ መንገዲ ከይረኽቦ😅 ብሓቀይ እየ ጨካን ኮይኑ እዩ ድስመዓኒ🤗
መጢላ ሸኮር ❤❤❤ከመይ ድየ ፍትዉትዉ ዘብለኪ❤❤❤❤❤
ኣቤት ማዓሸይ ትክእልሉ ኢኹም😂❤❤🎉
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም በርትዑ 😊
እሰይይይይይ❤❤❤
በጣዕም ደስ ምባሉኹም
ወዮ የማነስ ተመሊሱ ድዩ አነስ ክፈረሐኒ ነበረ😁😁😁
❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
የማነ ግን😂😂😂😂
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ብፃይ ዓይኒ ምሸት❤❤❤❤
የማነ እንኳዕ ብህይወት መፃኻና 😂
ኣቱም ሽኾራት እንቋዕ ብደሓን መፃኹም ብሉፃተይ ተጋሩዋይ❤️💊💎🥰
ይሞችኩም🎉🎉
This is so beautiful❤❤💃😂🎉🎉
የማነ አሎ ድዩ😂
Gal tgray iba amxiwa❤❤❤
በርትዑ ተጋሩዋይ ይመቺኩም❤❤❤❤
ኣየ መጀሙዐይ ኩሉ ዘጥዕመሉ. ጀግና❤❤❤❤ ዓይኒ ትግራይ ኢካ ኮ❤❤❤❤❤
የማነ ተሎስ ምክትትታል ሓድገያ😅
ንኹሉም ይፎትወኩም እየ የማነ ግን የፍቅሮ እየ ብሓቂ
ኣሰይ ደስ ትብሉ ተጋሩዋ ስሓቅኹሙ ያብዝሓዮ❤❤❤❤❤
የማነ ክፀልኦ
ዋይይይ የማነ ጨካን አሞት ዱዩ😂😂😂 ጀጋኑ አጀኹም በርቱዑ❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
አታ ይመችኹም ተጋርዋይ አነስ ኽፈትየኩም መዓት ❤❤❤የሜ ኸዓ ካብ ሲኦል ስለልተመለስኻ😂😂 ዌልካም 🎉😊
ዋይ የማነ ዶ ኣሎ እዩ 😂😂😂🎉❤🎉❤
የማነስ ብሓቂ ኹፉእ እዮ ዝመስለን ዝነበረ ይሞችኹም ሙቁራት ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሰላም ምጅማር ይግበረልክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይመችኩም ደቂ ሐላል መሬት 🥰🥰🥰
ይመቸየኩም❤
Yemane melaskumo
አነ ግን ናይ ብሓቅ ጨካን ይመስለን ነይሩ😂❤
ሐዚ አየ ሳሰክራይብ ገይር ❤🎉🎉
እሰይ ጣፊጫት❤❤❤❤❤😂
በርትዕ❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ❤❤
አነ የማነ ክሪኢ ናሃለኩ ይፈርሕ እየ
ላይክ ኮሜንት ሸርርርር እሞ ናዓኹም ተዘይ ገይርናስ ልመን ንገብር ማዓራት ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@user-sb4jm6kt2s እእ😅💝😍
የማነ ሰላም ንዓካ እና እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ንስኻ ተዋሳኢ ኢኻ ስለዚ ከም ተዋሳኢ መጠን ኣብዚ ኣክተር ናይ መልሲ ዝሰራሕካዮ ኩሉ ኦዴንስ ብሕማቅ ነገር ስለዝፈልጠካ ኣብ ካሊእ ይኹን ኣብ ዝተፈላለየ ነገር ብፅቡቅ ስራሕ ምፀና ክንፅበየካ ኢና። እና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሓዉካ ካብ ስዕዲ ዓረብ እየ ❤❤❤❤
ደምሩኒ ኽብሬተይ❤❤❤❤🎉🎉
ኣነስ የመነ ናይ ብሓቂ ጨካን ዝመስለኒ ነገርስ😂
ቐደማኹም ተጋርዋኒ ሳሓቑም የብዘሐዮ ፍትዉ እየ ዘብሉኩም❤🎉
ዋላ ኣነ ካብቲ ድራማ ወፃኢ እውን ጨካን እዩ ዝመስለኒ
ዋላ ኣነ😂😂😂
ንኩሉ እዩባ ጨካን ዝመስሎ
@@amekaa1044 ክክክ እወ 😁
ዋላ አነ😂😢
ኩሉ ብሓራሰታይ እዩ ሓቅኹም ሓረሰታይ ይለምለም ❤ግን ያማነሰ ካፍረሕካ😢
ኣነስ የማነ ናይ ናማን መሲሉ ይሰመዐኒ
ብሓቂ ጀጋኑና መሲልኩም ከይ ኮነስ ኮይንኩም ስለትሰሩሑ ክብሪ ይግበኣኩም❤
አነስ ክፈትወኩም ❤ ብፍላይ እዚ ሓደ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወይ❤ ሽኮረይ ኩሉ ግዜ እየ ዝርኦ ደሙ ብጣዕሚ እየ ተፈተዊ ርጉእ እየ ለ ቀጢነ እዩ ለ ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ስፈትዎ እም ከም ፍቃድ አምላክ ካብ ስዕዲ ተመሊሰ እቲ ልዑል ፈጣሪ ፍቃዱ እንተ ኮይኑ ብአካል ንክረክቦ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝምነ ከም ፍቃድ አምላክ የኔ ልዩ ነህ ለእኔ❤ ❤❤ ፍቃደኛ ተኮይነካ ውን ተላሊና ክንጸንሕ ደስ መበለኒ ❤ ብካሊእ አይትሕሰቦ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ወዲ ቤተሰበይ ነይሩ ንዓካ እዩ ዝመስል እሞ ግን የለን ተሰዊኡ እየ ንዓካ ክርኢ ከለኩ ድማ እዚ ቤተሰበይ ይመስለኒ መልክዕካስ ትሕትናካስ ዓይንካስ በቃ ንዑኡ ኢካ ትመስል ❤❤❤
ንመን ኮን ትከውን ዶ ትብሉ አለኩም ? ንኩለኩም አይኮነን አጆኩም ንሰየ ሰብአይ ብረይ እየ ❤❤❤❤
እሰይይይይ❤❤❤❤❤
ጥዒምናካ
ጣዓመዋይ
ይጥዓምካ❤❤
ግጥሚ እያ ተጋሩዋይ ጥዑማት😂❤❤
የማነ እውን እንሄ 😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
😂😂😂
ዋላ ኣነ ነማን መስልን ዝመተ ስ ደንግፀ 😂😂❤❤❤❤
😂😂
@@dfghhhdfgghh6981😂😂😂😂
ዋይዋይ ወዮ የማነስ ናይ ብሓቂ ፀላኢኦም ዝሞተ መሲሉኒ ደንጊፀ ድራማ ምኻኑ ረሲዐ ንዕድመ ይግበረልካ 😂
Kkk
❤❤ ጠጥዕሙ ልኣኩም ተጋርዋይ የማነ ናፍቀዮ ነይረ ተመስገን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
comments ብየማነ መሊኣ ኣጀኩም ተጋሩዋይ ድራማ እዩ ዘፍርሐኒ😂ዋላ ኣነ ግን ብጣዕሚ እዩ 😅
ሶ ይሞቹኩም ፅሩያት❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደቂ ሪመይ ዓይኒ ምሸት ግን ከመይ ገይርኻ ክትሰርሕ ኢኻ ሓፋር ኢኻ ኢለ እየ ኣብ ኩሉ ሓፋር ኢኻ ኣጆኻ እባ ድፈር ቧእ ይመቸውኩም❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ቃደማኩም ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን🙏የማነ ግን ማኣዝ ተመሊሱ😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
😅😅😅😂😂😂
😂
😂😂😂😂😂 ምይትካ መምላስ እባ ኢኒየ እዩ😂😂 ወዮ የማነ ተመሊሱ
ቃንእኪ ዶ😂❤
ተጋሩዋይ❤❤❤የማነ የፍረሐኒ ነይሩ😁😁
🤣🤣
ኣነ ለ😂😂😂
ጡጡዑሙ. ናዓኹሙ. ተጋሩዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ፅባቃት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሞት መሲሎም ዝፍለዩ ዝነበሩሲ ሓደሓደ ሰባት ሓቂ ገይሮም ዝወስድዎ ብዝሓት ኣለው
ንሱኩም እናሳሓቁኩም ትሰርሑዎ ኣነ እናበከኩ ይሰሞዖ 😢
ሳብስክራይብ ግበሩለይ አዘና
ብሓቂ ንሕና ሓቂ መሲሉና 😢ንበኺ ንሶም 😁😁😁😁 ይመችኩም
ግን ሎሚ ታይኮየና ዘይመፀት ንጭንቀት ተወሳኪ ጭንቀት ብሃንቀውታ ከም ጥንስቲ ሳዓታት ይቆፅር ቀንየስ ተወሳኪ ከአ ክቋፅር ዋይይይይይ😢
ብጣዓሚ እዩ እኮ ዘገረም ❤❤😂😂😂
ዋላ ሳሓቅ ይወስኽሉ እምበር ኣብ ትግራይ ዝስራሕሎ እዮም ዘውፅእወሎዉ@@selamSelam33-ll1bs
ዋላ ኣነ ድራማ ምኻኑስ ዘንጊዐ ነይረ ኣይይ😂😂😂ብዝኮነ ይመቺየና👍😘
የማነ ናይማን ጨካን ይመስለኒ ብድራማ ዝረኣኩዎስ ይመችውኩም ፅራያት እንኳዕ ድማ ኣብፀሐኩም ንሓወርያ❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣቱም ሰባት ፊቅር ዝዳሓዘኩም ኣለኹምዶ ከምዚ ከማይ ምዞም ፁሩያት ተዋሰእቲ😂❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ይሞቸኩም ❤❤❤❤❤
ደስ ባሃልቲ ደቂ ሪመይ ብፃይ ዓይኒ ምሸት ብክልተ መባይል ገይረልኻ ጅግና ሓውና ናይ ባዕልና ነዐቢ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤❤
😊ere feliyat zekonukum sebat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉yemchkum❤🎉🎉🎉🎉
የማነ ኣይሞተይ ድዩ ዝጨካን 🤣🤣🤣🤣🤣
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
😅😅😅😂😂
❤❤❤ እሰይይ ናይ ቀደም ኣብ ድግሳት ዝድረፍ ደርፍታት ኣዘኪርኩምና
ታጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ 🥺🤲❤️💛
Anes kfetwekum deki tgray adey💗💋💗💗💗💗💗🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋
እንዃዕ ብሰላምምምም መፃኩም ብፃይ ዓይነምሽት ሰናይ ምጅማር ይግበረልኩምምምምም
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
የመነ ለ እኒኦ😂😂😮
አጀኩም ጥዑማተይ ንዓካቱም ዘይአዕበነ ንመን ክነዕቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ🎉🎉🎉
❤❤ተጋሩዋይ ሙቅራት❤❤💊💊💊😘
ክሳብ ትመፅና ብሃንቅውታ ንፅበለና ደቂ ሓራስ ነብሪ ትግራይ ❤
ንኹሉ ግዜ ስሓቑ እግዚአብሔር ሰላም ይሃበና❤❤❤
ኣሰይይይይ ዕዲመን ጥዕናን ናኣኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
Betaemmm eku des bahelt deki aedey
ዠፈትወኩም ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፆም ንብሩልና ኣሕዋተይ ንፈትውኩም ኢና 🙏❤❤💋💋💋
አነስ ክፎትዎም ይመችኩም ተጋሩየይ ❤❤❤
ተጋሩዋይ🥰😘
እልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይ እዚ ሽላ ድቃቶሎ ቆንዓ እንሆ አይመተይ መይቱ ላመሰለን😂😂❤❤❤❤
የመና እባ ብኻልእ ስራሕ ምፅአና
ግርምም ማዓሸይ እዩ ጎበዛት ዞም ናትና❤🙏
እሰይ ደስ ክትብሉ ሽኮራት ንዓኹምስ ሳብስክራይቨ ጥራሕ ዘይኮነስ ካልእ እውን ይግበኣኩም እዩ
አኘስ የማነ ናይ ብሓቂ ጨካን ኮይኑ ዝሰማዓኒ ነገርስ 😂😂😂😂
😂😂😂የማነ እንዮ ድዩ ለካስ ቸጫዋቲ እዩ ከፍረሐኒ ነበረ ሓደ ጨካን እዩ ዝመስለኒ ነበረ ተጋሩዋይ መቸኹም
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
😂❤😂❤😂❤
ተጋሩዋኒ❤❤❤❤ፍቅርታት ፍትውትው❤❤❤❤🎉🎉🎉
አየ ስዋ አየ መንኪዒቶ ብዓለባ እያ ፀሚቃቶ😂😂
#አወዳትለ ይፎልጥዎ ድዮም ዙናእዳ😂❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ጹቡቃተይ ❤️❤️
ሽሻይ ሓወይ ኣይረሳዕኻዮን ዘለኻ ማዓሸይ ጎበዝ ኢኻ ዓደይ አረሳዕኻዮን ጎበዝ ወዲ ሩባይ
ተሎ ምፁና
የማነ አነስ ፈሪሐዮ ቀርየ በቃ😂❤❤❤
ዋይ ወዮ የማነ ይርእ አለኹ ፍሪሕ😊
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት እየዋ ድራማኩም ግን ናይ በሓቂ እዩ ዝመስለኒ ❤
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ
እሺ ቃልጢፍኩም ኑዑ❤❤❤❤
መጅሙዕ ዘድንቀካ ሽላ ዘፍቅረካ ዓይንምሸት ትሕትናካ❤መንጢላ ዝፈትየኪየድንቀኪ ለ የማነ ክተፍርሕ ኩሉኩም ❤ይፈትወኩም ❤ቀልጢፍኩም ከይተቋርፅዋ መልሲ 100ታት ትብፃሕሕ❤
ዝሞተ ይምለስ ድዩ😂 የማኖ ማኣዝ መፂኻ😂😂ብዝኾነ ይፈትዎኩም እየ❤ እስኹም ላሳሓቅኩም ትሰርሕዎ😂 ኣነ ናበኸኹ ይሪኦ😢❤❤
የማነ እውን እኒሀ ኣሰይ 10000 ዓመት ንበርሉና❤❤
የማነ 😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉
ሳሓቅኩም ብዝሕ ይበል ደቅ ዓደይ🙏💕💕💕
ንሞተ ዶ ይምለስ እዩ የማነ😢😂😂
አሰይይይይ ፍቁራተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤