ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብቕዓትን ጥበብን ዝውንን "ጥይት ዝኾነ ድምጺ ዘለዎ ድምጻዊ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ፡" ኣብ መድረኽ ጥበብ ብደርፊ ስነጥበባዊ ኣሌክስ ካሕሳይ ❤️🥀ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ብሉጻት ድምጻውያን ምስ ብሉጽ ስርሓት ናባኹም ናብ ኣስተማቐርቲ ስነጥበብ ክነብሎ ኢና።Share ብምግባር ናብ ሰማዕቲ ምብጻሕSubscribe ብምግባር'ውን ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ብዙሕ ሰላምን ፍቕርን ንዓኹም ይኹነልና። 🥀❤️
Nay behaki❤️
Copy right eritrean music only by eritreans
ያላ ኤርትራዊ ኩልኻ report ግበር ደርፍታትና ይዝመት ኣሎ
@@TemeTemesgen ኦይ ንስካትኩም ክኣ ኣኪልኩም ኮምኡ ክትብሉ ጥራይ መሬት ዓሪብኩም፣ እዚ ክሉ ኣብ ኤርትራ ናይ ጋይላ ንጥቀመሎም ዝነበርና ደርፍትታት ዝበዝሑ ናይ መን ድዮም፣ ካልእ ካኣ ዋና ደርፊ ኣሌክ ኢሉ ኣብ መወዳእታ ጠቂሱ ኣሎ፣ወይ ቀኒእክምሉ ዲኩም ጥዑም ድምጺ ስለዘለዎ፣ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ጥራይ ኣስተማቅሩ ኢኩም ደቂ ዓደይ።
we are waiting
ኢዚ ወዲ ማራ ኢዩ ዘከይፈኒ bro ❤❤❤
ግርማ ዳዊት ካብቶም ብሉፃት ድምጻውያን ትግርይና ኢዩ። ምሉእ ብቅዓት ዘለዎ ንኣሽቱ ደረፍቲ ሞራልንን ተስፋን ዘስንቅ ናይ ዳና ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኩሉ ሰብ ብቅዓቱ መዚንዎ ኢዩ።so proud of you 🌟. ...... big respect bro.🙏Go head be strong👍💥
ግርማዊ ቀዳማዊ ወደይ።ወናኒ ፍሉይ ብቕዓት ሙዚቃ ስሑል ድምጻዊ መሃዚ ጥዑምን ዘይምኖን ዜማታት።፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
እዛ ድጋም ናይ አለክስ ደርፊ ሕጂ እየ ሰሚዓያ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ደጊምካያ ከምእዉን ብጣዕሚ ጽቡቅ ድምጽን ቅላፀን አለካ እሞ አጆኻ ቀጽሎ ጡዑም ናይ ትግርነኛ ደርፊ ክንሰምዕ ከም ኡ ድማ ብጣዕሚ ናይ ሙዚቆኛታት ምውህሃድን ክእለትን ከይ አድነቅዎ ክሐልፋ አይደልን 100/100 Thanks guys well Dane
❤❤❤❤ብቃዓት ጥበብ ኣሌክስ ታሓቢኑ ይኮውን ኢዩ ከምዚ ዓይነት ቡሉጽነት ጌርካ ክደግማ ምኻልካ ዘሐብን ኢዩ ስነ ጥበብ ኣድማሳዊ ዓለማዊ ኢዩ በዚ ዘለካ ብቃዓት ኣብ ዘመናዊ ጸቂጥካ ክትሰርሕ ኣለካ ምናልባት ብዝሒ ሰብ ክሰሞዖ ኣይክእልን ይኸውን ኢዩ ግን ነባሪ ስራሕ ስለ ዝኮነ ተውህቦኻ ተጠቀመሉ from Eritrae respect brather
ግርማዳዊት ብዘይ ቀልዓለም ኣሌክስ ካሕሳይ ዉን ብኣኻ ሓበን ተሰሚዕዎ ይኸዉን ኢዩ ኢለ ኢየ ዝግምት, more than enough ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጌርካ ተጻዊትካያ እዛ ደርፊ ብሓቂ❤
ይህን ሙዚቃ ከሰማሁት በኋላ የምር ከትዳሬ ጋር ያለ አስታራቂ እኛው ታረቅን ❤❤❤❤ እሚገርም ጉልበት ያለሁ ሙዚቃ ነው🎉🎉🎉
2015 Uganda 🇺🇬 best memory thank you legend
Absolutely incredible song you are the most talented guy keep it up your job go for ward and united those people eritrean and tigrean peoples.
Wow ኣብ መዓልቲ ብዘይምግናን ዓሰርተ ግዜ እየ ዝሰምዖ ፉሉይ ኢካ በቃ መቀለ ምስ መፃኩ ክረክበካ ተስፋ ይገበር ናይ በዓልካ ስራሕ ኣብ ቀረባ ግዜ ክተበርክተልና ተሰፊ ይገበር
ግርምሽ ባዓል ጡዑም ጠባይ ጹቡቅ ስራሕ ንድሕሪት መሊስካና ናብ ከባቢ 2001
ቡዙሓት ደረፍቲ ሪኤ እየ ከምዚ ግን የለን
ክንድቲ ዝግበኣካ ኣፍልጦ ዘይረከብካ ብሉፅ ድምፃዊ👏👏 well done ❤
ሓቂ
Woww amzing voice . from Eritrean
He is no Eritrean he is tigraway Ethiopian
@@Eritrean.1991 ኪድ ድንዙዝ ። ንስኻ ናዓይ ኣይትነግረንን ኢኻ ።from Eritrea ተበልኩ ኮ ንነብሰይ ኢየ ኢለያ
Denzuze tery elki
Credit ምሃብካ ኣሌሳንደር ካሕሳይ ምባልካ ኣድኒቀካ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alex Sander kahsay endyu mo zbahal welas bsm aboka kxwe delikayo
ብጣዒሚ ጽቡቕ ገርካ ደግሚካያ ንፍዕ ካብ ዓይንጠሊ ናትካ ትሓይሽ
ናይ ብሓቂ ጥዑም ድምፂ እዝነይ ኣመስጊና
ወዲ ትግራይ ጥዑም ድምፁ 🤩
Wedi Tigray wanna act Eritrea
Wela ab sentebeb tigray gele teblu seq ilka semae halaw😏
alex axum tigray😏@@fessehag1507
ግርማ ሙዚቃ ኢለካ ኣለኹ😮 ቀፅለሉ❤
ምፍልላይ ወይ ናፍቆት😥ኮይኑኒ 'ሎ ዓንዴ ዕረ ደሃይ ዝነግር የለን ሓደ እኳ ናትኪ ወረ ኣማሪረ ሎምስ ኣማሪረ /2/ ኣሞራ ዶ ሽላ ኮይነ ክመፀኪ ነፊረ/2/ ደይ ደዲደይ'''''''''''' ሂወተይ ምሳኪ የሕሊፋቶ ሕጂሲ ናብራ ኣይኮነትን ዘላቶ 😫 ዝያዳይ ዘኪረዮ ፍቅሪ ናይ ዓሚ ይምለስ ዶ ኮን ሎሚ ከይዓርብ ከይመሲ ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/ኣብ ዓለም ኣብ ትካዘ ክኣቲብሓሳብ ይጭነቅ ቀትሪ ለይቲ የዒንተይ ክትመፅኒ የማዕድዋ 👁ኣይከኣልኩን ፅምዋ ወጊሑ ዓሪቡ ግዜ ይፅልምት ሰብ ብሰብ ይጥይቅ እወ ይሓትት ካብ ስቃይ መፃብቦ ንክድሕን ንራከብ ዶ ኮን ንኮን 🙏 ከይዓርብ ከይመሲ ❤ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/ጡዑም ድምፂ ኣዝዩ ፅቡቅ ኣተኣላልያ ደርፊ ብጣዕሚ ቡሉፅ ዉህደት ዝኮነ ዝተደርፈ ደርፊ ክትደግሞ ከለካ ፅቡቅ እንድሕር ሰሪሕካዮ ሰማዒ ደስ ይብሎ ኣዝዩ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብዙሕ ኢና ንፅበይ ካባካ ግርማዳዊት ተተመችይኩም like ግበሩ ሰሰናዩ ንኩሉ ወድ ሰብ የቀንየለይ❤
ኣታ ንስካ ዉዱእ እካ ትዝታ ኣለካ ድዩ ምዛ ደርፊ
ፅቡቕ ግጥሚ ኣጸሓሕፋ! ነታ ሙዚቃ ናሰማእኩ ነዚ ግጥሚ የንብብ ::
ጠሰስስስ 🥺🥺🥺 ab zeywrayey lbey tetenkife entay ybehal mexelel voice brother ❤
የእዛነይ መሪቀናካ አለዋ ግርሜሶ ገለ ዓይነት ❤💛
i hope you will ......best of best tigrigna singers .....
Good job bro 🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
OMG! You played this song amazingly!!!! I keep listening to your voice❤❤❤ you have amazing voice!!!!
Hubu werqi b lbka zisimea music yeqenyelna Gerie hawey please degagimena ❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ትግራይ ንፈለማ ግዜ ኣብ መድረኽ ዝስሕበኒ ሰብ ረኺበ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ንጉስ ናይ መድረኽ ኢለካ ኣለኹ 🎉❤🎉❤🎉
Dear Grmadawit, What a performance! No words, I am sure if Alex Kahsay watches this video, for sure expect some reward from him. Keep flying Bro.
Grma dawit jigna bravo ❤👍👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪
Nezia music kesmea kelku Humera adey yezker ahhh 🥹💔🥹 ketmels do tekon Humera adey 😭
ሕሞራ ዘይናትካ ካብ ትጨቓቐቑ ምስ ኣምሓሩ ኣብሞንጎኹም ንሕና ወሲድናያ አለና ከም ጡብ አዴኻ ቅበፃ ናብ ኤሪ ተጠሪራ
Good job bro from north tigray
Nay bhaki kab nay Alex Tbilisi Geru degimuwa ❤❤❤ bravo
*ግርማዳዊት ሓበን ተጋሩ፡ የቀንየልና ጎይታ፡ ኣጆኻ በርትዕ😮*
ትዓዲለ መቐነይየይ ኣግንየ❤❤❤
Wawww wendrfuly amazing very fantastic my dear brother 🖒 😇😍
Wawwwww❤Wawwwww hiwet zelewo dmxi ybel😮❤
ኣሕ ጡዑም ግዜ ሓሊፉ ::
Ybel ybel kulu grmeso wedi tgray xaeda zeyblu eda
Good job , dgma derfi malet Ezi u kbret yhabka kubur seb❤❤❤❤❤ keep it up 💖
Wow... what a magnificent performance 🥰🥰🥰👏 ዘይዛሪ ዘበን ተሳጋሪ ውሕሉል ጥበብ!!!ዋላ 'ኳ ደጋጊመ እንተሰማዕኹዋ ክመንዋ ኣይከኣልኩን...🥰🥰🥰
Grimadwit What an amazing Voice.Btami germai zkone demtsi bteley Serawit Tigray zbel derfi ybel demtsi ybel getmi ketsilelu
ዋው ኣሌክስ ኣዘኻኺርካና ኑፉዕ ድምፃዊ
Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey Ajoka Forsa endiyamo ❤
Omg ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ sakisfon 150% sebay sebay kulakum belux nay buluxat eza darfi zebayatani eya so much love beka ❤❤❤❤
Wawwwww btaemi neezan zeykurkuh tsfuf hdue hrmet & voice grmieso i proud of you
My favorite judge he is a great singer Girma Dawit
ዘኪረስ ነቢዐ 😢😢ቀለብ ኣእምሮ ጥዑም ዩ ናይካ Golden sound ድምፂ❤❤❤❤❤
I Appreciate people who believe in love. Ur Brother From Tigray
Old song and good memories, I love it. Well done GirmaDawit.
ናይ መን ደርፊ እያ ዝነበረት ሓወይ? ናይ ይሕደጎ?
ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ እያ።
Bravo Ghirmadawit!!!!! Xbuq srah ybel dmxi::
Anes tegerime aleku lieli wana eta derfi yderfa mhlawu dmxi 100 kab 100 zereba yeblun ❤❤❤
ግርማ ዳዊት ከም ሰምካ ኢካ እሞ ቀጽሎ ሓንቲ ነገር ክልምነካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ በጃካ ቡዙሕ ስራሕ ኣሎ ናትካ ዘፍራካዮ ሓደ ማልቲ ክትውጸልና ይላወበካ ንስካ ባዓል ስሑል ጎሮሮ ኢካ ዛዓርከይ ❤❤❤❤
bravo bro gele aynet dmxi Respekt 🇪🇷
Bravo ብጣዒሚ ጽቡቅ ጌርካ ደጊምካዪ ዋላ እቲ ፋቻካ ከማን ኤርትራውዊ ኢካ ትመስል ሓቢቢ
😂😂😂😂
Ata goma chama gerka ne Tigray atikas ezi kulu jahera? Ayenay beher? Tekal beherkum.
Bitami perfect likone dimtsi semika Leymune derfi ketsilelu bro
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደጊምካያ 👏🏾👏🏾👍🏾ድሕሪት መሊስካናኣሌክስ ካሕሳይ
ውውውው ገለ ዓይነት ደምጺ ቤላ ውህደት ❤❤❤❤
Wow!!! Perfect 👌🏾👌🏾👍🏾
Waaaw !!! prefect .plz bro hanti nay dawit shelan
I can’t stop listening this amazing performance wow❤️💛god bless you Girmsha🙏🏾
Good band❤Well organised All of u.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግርመሶ. ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ ስእሊ ምሳኻ አንተልትፈሉ ጽቡቅ ነይሩ.
Maick ankesakso.kab yeman nxegam.you are one of the best.pls continu
ኣጆኻ ብራቮ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ ኣለካ ኣዝዩ ልኡም ❤❤❤
ፅብቅ ድምፂ ቀፅለሉ
ግርማ ናይ ባሓቂ ግርማ ትግሪኛ ኢኻ ወናኒ ጥዑም ድምጺ
ብጣዖሚ ጥዑም ድምጺ አለካ ግን ብናትካ ደርፊ ከኣ ክንጽበ ኢና from eritrea 🇪🇷
th-cam.com/video/b8SGoqa8mA4/w-d-xo.html
ናቱ ደርፊ
Alex kahsayn eritrawyan artistn zxaorulu natu tbl@@maebelgebrelibanos4761
Eawww zegerem zegerm Voice bra från Eritrea ❤
ኹርዓት ተጋሩ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ
You are from another planet⭐🔥🔥🔥
ገለ ዓይነይ❤
Girmadawit, Girma tibeb . ❤❤❤❤
Incredible Music 🎶 🎵 I remember with this amazing music all my friends thanks Dear bro 😎
ኣታ ኣበይ ደኣ ተሓቢእካ ጸኒሕካ ናይብሓቂ ዘደንቅ ድምጺ
Alexom a great singer,good job GirmaDawit
❤ oh my God his voice is healing my soul I feel like I’m in heaven 🙏
Wow such an amazing work. Keep it up
Bless you zhawey ❤
you have rocket sound ...that's so classic i love it.Keep going 👌👌👌👌
Nay mejemrta tumu derfi semie ❤❤❤❤ respect fam god bless you❤❤❤❤
ብሓቂ ብሉፅ ስራሕ ይበል ድምፂ ምስ ኣተኣላልያ ድምፃዊ ግርማዊ ቀፅለሉ ❤🥰💊👌
Just wow! ❤
You performer well keep it bravo ❤️🇪🇷❤️
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ድምጺ ይበል ❤❤❤❤
ቃልኪዳነይ ወይ መዓልቲ ሓሊፋ አይፈልጥን እባ ናይ #ዳንኤል_በላይ በዚ ጥዑም ድምፅኻ ገለ በለና በጃኻ🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
Ybel dmxi kabzi zbelexe srah bany baelka ktmexe tesfa ygebr ❤️
I am in love with this song ❤❤
Puhhh abet demxie great 👍 I hope ab kereba b natka kimlesena
Very powerful voice amazing Amen to that Tigray weladit anabs 💊✊
He is just copying Eritrean music. No creativity at all
Wow! You voice🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
Positive tezarebu positive kenezareb,mber serehat (music)Eritrean u .
ብጣዕሚ ፅቡቕ ደሪፍካ ብራዘር
Wawww teum dmxi and hdue musiqa rebashi zeykone mixing tebatay pow❤❤❤❤ qexlwo
Wawww Nice pics ❤
Bravo !!
I am from Eritrea Ambesa ketsilo
I really love it keep moving bro😍
Ane ezi wedi zi kexelleni u!!❤❤❤
Great work Grmadawit hawey. Dehay adi bdeki adi eleya aleku ane.
ብቕዓትን ጥበብን ዝውንን "ጥይት ዝኾነ ድምጺ ዘለዎ ድምጻዊ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ፡" ኣብ መድረኽ ጥበብ ብደርፊ ስነጥበባዊ ኣሌክስ ካሕሳይ ❤️🥀
ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ብሉጻት ድምጻውያን ምስ ብሉጽ ስርሓት ናባኹም ናብ ኣስተማቐርቲ ስነጥበብ ክነብሎ ኢና።
Share ብምግባር ናብ ሰማዕቲ ምብጻሕ
Subscribe ብምግባር'ውን ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ።
ብዙሕ ሰላምን ፍቕርን ንዓኹም ይኹነልና። 🥀❤️
Nay behaki❤️
Copy right eritrean music only by eritreans
ያላ ኤርትራዊ ኩልኻ report ግበር ደርፍታትና ይዝመት ኣሎ
@@TemeTemesgen ኦይ ንስካትኩም ክኣ ኣኪልኩም ኮምኡ ክትብሉ ጥራይ መሬት ዓሪብኩም፣ እዚ ክሉ ኣብ ኤርትራ ናይ ጋይላ ንጥቀመሎም ዝነበርና ደርፍትታት ዝበዝሑ ናይ መን ድዮም፣ ካልእ ካኣ ዋና ደርፊ ኣሌክ ኢሉ ኣብ መወዳእታ ጠቂሱ ኣሎ፣ወይ ቀኒእክምሉ ዲኩም ጥዑም ድምጺ ስለዘለዎ፣ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ጥራይ ኣስተማቅሩ ኢኩም ደቂ ዓደይ።
we are waiting
ኢዚ ወዲ ማራ ኢዩ ዘከይፈኒ bro ❤❤❤
ግርማ ዳዊት ካብቶም ብሉፃት ድምጻውያን ትግርይና ኢዩ። ምሉእ ብቅዓት ዘለዎ ንኣሽቱ ደረፍቲ ሞራልንን ተስፋን ዘስንቅ ናይ ዳና ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኩሉ ሰብ ብቅዓቱ መዚንዎ ኢዩ።so proud of you 🌟. ...... big respect bro.🙏
Go head be strong👍💥
ግርማዊ ቀዳማዊ ወደይ።ወናኒ ፍሉይ ብቕዓት ሙዚቃ ስሑል ድምጻዊ መሃዚ ጥዑምን ዘይምኖን ዜማታት።፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
እዛ ድጋም ናይ አለክስ ደርፊ ሕጂ እየ ሰሚዓያ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ደጊምካያ ከምእዉን ብጣዕሚ ጽቡቅ ድምጽን ቅላፀን አለካ እሞ አጆኻ ቀጽሎ ጡዑም ናይ ትግርነኛ ደርፊ ክንሰምዕ ከም ኡ ድማ ብጣዕሚ ናይ ሙዚቆኛታት ምውህሃድን ክእለትን ከይ አድነቅዎ ክሐልፋ አይደልን 100/100 Thanks guys well Dane
❤❤❤❤ብቃዓት ጥበብ ኣሌክስ ታሓቢኑ ይኮውን ኢዩ ከምዚ ዓይነት ቡሉጽነት ጌርካ ክደግማ ምኻልካ ዘሐብን ኢዩ ስነ ጥበብ ኣድማሳዊ ዓለማዊ ኢዩ በዚ ዘለካ ብቃዓት ኣብ ዘመናዊ ጸቂጥካ ክትሰርሕ ኣለካ ምናልባት ብዝሒ ሰብ ክሰሞዖ ኣይክእልን ይኸውን ኢዩ ግን ነባሪ ስራሕ ስለ ዝኮነ ተውህቦኻ ተጠቀመሉ from Eritrae respect brather
ግርማዳዊት ብዘይ ቀልዓለም ኣሌክስ ካሕሳይ ዉን ብኣኻ ሓበን ተሰሚዕዎ ይኸዉን ኢዩ ኢለ ኢየ ዝግምት, more than enough ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጌርካ ተጻዊትካያ እዛ ደርፊ ብሓቂ❤
ይህን ሙዚቃ ከሰማሁት በኋላ የምር ከትዳሬ ጋር ያለ አስታራቂ እኛው ታረቅን ❤❤❤❤ እሚገርም ጉልበት ያለሁ ሙዚቃ ነው🎉🎉🎉
2015 Uganda 🇺🇬 best memory thank you legend
Absolutely incredible song you are the most talented guy keep it up your job go for ward and united those people eritrean and tigrean peoples.
Wow ኣብ መዓልቲ ብዘይምግናን ዓሰርተ ግዜ እየ ዝሰምዖ ፉሉይ ኢካ በቃ መቀለ ምስ መፃኩ ክረክበካ ተስፋ ይገበር ናይ በዓልካ ስራሕ ኣብ ቀረባ ግዜ ክተበርክተልና ተሰፊ ይገበር
ግርምሽ ባዓል ጡዑም ጠባይ
ጹቡቅ ስራሕ ንድሕሪት መሊስካና ናብ ከባቢ 2001
ቡዙሓት ደረፍቲ ሪኤ እየ ከምዚ ግን የለን
ክንድቲ ዝግበኣካ ኣፍልጦ ዘይረከብካ ብሉፅ ድምፃዊ👏👏 well done ❤
ሓቂ
Woww amzing voice . from Eritrean
He is no Eritrean he is tigraway Ethiopian
@@Eritrean.1991 ኪድ ድንዙዝ ። ንስኻ ናዓይ ኣይትነግረንን ኢኻ ።from Eritrea ተበልኩ ኮ ንነብሰይ ኢየ ኢለያ
Denzuze tery elki
Credit ምሃብካ ኣሌሳንደር ካሕሳይ ምባልካ ኣድኒቀካ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alex Sander kahsay endyu mo zbahal welas bsm aboka kxwe delikayo
ብጣዒሚ ጽቡቕ ገርካ ደግሚካያ ንፍዕ ካብ ዓይንጠሊ ናትካ ትሓይሽ
ናይ ብሓቂ ጥዑም ድምፂ እዝነይ ኣመስጊና
ወዲ ትግራይ ጥዑም ድምፁ 🤩
Wedi Tigray wanna act Eritrea
Wela ab sentebeb tigray gele teblu seq ilka semae halaw😏
alex axum tigray😏@@fessehag1507
ግርማ ሙዚቃ ኢለካ ኣለኹ😮 ቀፅለሉ❤
ምፍልላይ ወይ ናፍቆት😥
ኮይኑኒ 'ሎ ዓንዴ ዕረ
ደሃይ ዝነግር የለን
ሓደ እኳ ናትኪ ወረ
ኣማሪረ ሎምስ ኣማሪረ /2/
ኣሞራ ዶ ሽላ ኮይነ ክመፀኪ ነፊረ/2/
ደይ ደዲደይ''''''''''''
ሂወተይ ምሳኪ የሕሊፋቶ
ሕጂሲ ናብራ ኣይኮነትን ዘላቶ 😫
ዝያዳይ ዘኪረዮ ፍቅሪ ናይ ዓሚ
ይምለስ ዶ ኮን ሎሚ
ከይዓርብ ከይመሲ
ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/
ኣብ ዓለም ኣብ ትካዘ ክኣቲ
ብሓሳብ ይጭነቅ ቀትሪ ለይቲ
የዒንተይ ክትመፅኒ የማዕድዋ 👁
ኣይከኣልኩን ፅምዋ
ወጊሑ ዓሪቡ ግዜ ይፅልምት
ሰብ ብሰብ ይጥይቅ እወ ይሓትት
ካብ ስቃይ መፃብቦ ንክድሕን
ንራከብ ዶ ኮን ንኮን 🙏
ከይዓርብ ከይመሲ ❤
ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/
ጡዑም ድምፂ ኣዝዩ ፅቡቅ ኣተኣላልያ ደርፊ
ብጣዕሚ ቡሉፅ ዉህደት ዝኮነ ዝተደርፈ ደርፊ ክትደግሞ ከለካ ፅቡቅ እንድሕር ሰሪሕካዮ ሰማዒ ደስ ይብሎ ኣዝዩ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብዙሕ ኢና ንፅበይ ካባካ ግርማዳዊት
ተተመችይኩም like ግበሩ ሰሰናዩ ንኩሉ ወድ ሰብ የቀንየለይ❤
ኣታ ንስካ ዉዱእ እካ ትዝታ ኣለካ ድዩ ምዛ ደርፊ
ፅቡቕ ግጥሚ ኣጸሓሕፋ! ነታ ሙዚቃ ናሰማእኩ ነዚ ግጥሚ የንብብ ::
ጠሰስስስ 🥺🥺🥺 ab zeywrayey lbey tetenkife entay ybehal mexelel voice brother ❤
የእዛነይ መሪቀናካ አለዋ ግርሜሶ ገለ ዓይነት ❤💛
i hope you will ......best of best tigrigna singers .....
Good job bro 🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
OMG! You played this song amazingly!!!! I keep listening to your voice❤❤❤ you have amazing voice!!!!
Hubu werqi b lbka zisimea music yeqenyelna Gerie hawey please degagimena ❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ትግራይ ንፈለማ ግዜ ኣብ መድረኽ ዝስሕበኒ ሰብ ረኺበ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ንጉስ ናይ መድረኽ ኢለካ ኣለኹ 🎉❤🎉❤🎉
Dear Grmadawit, What a performance! No words, I am sure if Alex Kahsay watches this video, for sure expect some reward from him. Keep flying Bro.
Grma dawit jigna bravo ❤👍👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪
Nezia music kesmea kelku Humera adey yezker ahhh 🥹💔🥹 ketmels do tekon Humera adey 😭
ሕሞራ ዘይናትካ ካብ ትጨቓቐቑ ምስ ኣምሓሩ ኣብሞንጎኹም ንሕና ወሲድናያ አለና ከም ጡብ አዴኻ ቅበፃ ናብ ኤሪ ተጠሪራ
Good job bro from north tigray
Nay bhaki kab nay Alex Tbilisi Geru degimuwa ❤❤❤ bravo
*ግርማዳዊት ሓበን ተጋሩ፡ የቀንየልና ጎይታ፡ ኣጆኻ በርትዕ😮*
ትዓዲለ መቐነይየይ ኣግንየ❤❤❤
Wawww wendrfuly amazing very fantastic my dear brother 🖒 😇😍
Wawwwww❤Wawwwww hiwet zelewo dmxi ybel😮❤
ኣሕ ጡዑም ግዜ ሓሊፉ ::
Ybel ybel kulu grmeso wedi tgray xaeda zeyblu eda
Good job , dgma derfi malet Ezi u kbret yhabka kubur seb❤❤❤❤❤ keep it up 💖
Wow... what a magnificent performance 🥰🥰🥰👏 ዘይዛሪ ዘበን ተሳጋሪ ውሕሉል ጥበብ!!!
ዋላ 'ኳ ደጋጊመ እንተሰማዕኹዋ ክመንዋ ኣይከኣልኩን...🥰🥰🥰
Grimadwit What an amazing Voice.Btami germai zkone demtsi bteley Serawit Tigray zbel derfi ybel demtsi ybel getmi ketsilelu
ዋው ኣሌክስ ኣዘኻኺርካና ኑፉዕ ድምፃዊ
Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey Ajoka Forsa endiyamo ❤
Omg ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ sakisfon 150% sebay sebay kulakum belux nay buluxat eza darfi zebayatani eya so much love beka ❤❤❤❤
Wawwwww btaemi neezan zeykurkuh tsfuf hdue hrmet & voice grmieso i proud of you
My favorite judge he is a great singer Girma Dawit
ዘኪረስ ነቢዐ 😢😢
ቀለብ ኣእምሮ ጥዑም ዩ ናይካ Golden sound ድምፂ❤❤❤❤❤
I Appreciate people who believe in love. Ur Brother From Tigray
Old song and good memories, I love it. Well done GirmaDawit.
ናይ መን ደርፊ እያ ዝነበረት ሓወይ? ናይ ይሕደጎ?
ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ እያ።
Bravo Ghirmadawit!!!!! Xbuq srah ybel dmxi::
Anes tegerime aleku lieli wana eta derfi yderfa mhlawu dmxi 100 kab 100 zereba yeblun ❤❤❤
ግርማ ዳዊት ከም ሰምካ ኢካ እሞ ቀጽሎ ሓንቲ ነገር ክልምነካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ በጃካ ቡዙሕ ስራሕ ኣሎ ናትካ ዘፍራካዮ ሓደ ማልቲ ክትውጸልና ይላወበካ ንስካ ባዓል ስሑል ጎሮሮ ኢካ ዛዓርከይ ❤❤❤❤
bravo bro gele aynet dmxi Respekt 🇪🇷
Bravo ብጣዒሚ ጽቡቅ ጌርካ ደጊምካዪ ዋላ እቲ ፋቻካ ከማን ኤርትራውዊ ኢካ ትመስል ሓቢቢ
😂😂😂😂
Ata goma chama gerka ne Tigray atikas ezi kulu jahera? Ayenay beher? Tekal beherkum.
Bitami perfect likone dimtsi semika Leymune derfi ketsilelu bro
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደጊምካያ 👏🏾👏🏾👍🏾
ድሕሪት መሊስካና
ኣሌክስ ካሕሳይ
ውውውው ገለ ዓይነት ደምጺ ቤላ ውህደት ❤❤❤❤
Wow!!! Perfect 👌🏾👌🏾👍🏾
Waaaw !!! prefect .plz bro hanti nay dawit shelan
I can’t stop listening this amazing performance wow❤️💛god bless you Girmsha🙏🏾
Good band❤
Well organised
All of u.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግርመሶ. ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ ስእሊ ምሳኻ አንተልትፈሉ ጽቡቅ ነይሩ.
Maick ankesakso.kab yeman nxegam.you are one of the best.pls continu
ኣጆኻ ብራቮ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ ኣለካ ኣዝዩ ልኡም ❤❤❤
ፅብቅ ድምፂ ቀፅለሉ
ግርማ ናይ ባሓቂ ግርማ ትግሪኛ ኢኻ ወናኒ ጥዑም ድምጺ
ብጣዖሚ ጥዑም ድምጺ አለካ ግን ብናትካ ደርፊ ከኣ ክንጽበ ኢና from eritrea 🇪🇷
th-cam.com/video/b8SGoqa8mA4/w-d-xo.html
ናቱ ደርፊ
Alex kahsayn eritrawyan artistn zxaorulu natu tbl@@maebelgebrelibanos4761
Eawww zegerem zegerm Voice bra från Eritrea ❤
ኹርዓት ተጋሩ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ
You are from another planet⭐🔥🔥🔥
ገለ ዓይነይ❤
Girmadawit, Girma tibeb . ❤❤❤❤
Incredible Music 🎶 🎵 I remember with this amazing music all my friends thanks Dear bro 😎
ኣታ ኣበይ ደኣ ተሓቢእካ ጸኒሕካ ናይብሓቂ ዘደንቅ ድምጺ
Alexom a great singer,good job GirmaDawit
❤ oh my God his voice is healing my soul I feel like I’m in heaven 🙏
Wow such an amazing work. Keep it up
Bless you zhawey ❤
you have rocket sound ...that's so classic i love it.
Keep going 👌👌👌👌
Nay mejemrta tumu derfi semie ❤❤❤❤ respect fam god bless you❤❤❤❤
ብሓቂ ብሉፅ ስራሕ ይበል ድምፂ ምስ ኣተኣላልያ ድምፃዊ ግርማዊ ቀፅለሉ ❤🥰💊👌
Just wow! ❤
You performer well keep it bravo ❤️🇪🇷❤️
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ድምጺ ይበል ❤❤❤❤
ቃልኪዳነይ ወይ መዓልቲ ሓሊፋ አይፈልጥን እባ ናይ #ዳንኤል_በላይ በዚ ጥዑም ድምፅኻ ገለ በለና በጃኻ🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
Ybel dmxi kabzi zbelexe srah bany baelka ktmexe tesfa ygebr ❤️
I am in love with this song ❤❤
Puhhh abet demxie great 👍
I hope ab kereba b natka kimlesena