ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሬ ጀግናይ በርተዐለይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣታ ጅግና ልብና ኣሕጊስካና ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
ብዝኾነ ንትግራይ ፕረስ ዓብይ ኽብሪ አለና ምስ ጀግና ተጋዳላይ ብርሐነ እትገብርዎ ዘለኹም ኽብርን ሞገስ ይግበኩም መሊእና ነኸይናሐዝን ተስፋ ተግብሩና ስለዘለኹም❤
ብስራት ሓውና ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኢካ እሞዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
ናይ ብርሐነ
መራሕትና ከም ባዓል ብርሃነ ጅግና ዝበለ ኣይፈትውን እካዳኣስ ከጥፍኡዎ እዩም ዝደልዩ እና ጥንቅቅ በል
❤💛❤💛❤💛👍👍👍👍👍👍
ፍረጉራምካ ብጣዕሚ ሳሓቢ እዪ ቀፅሉ
ዘሕዝን; ተጋሩ እምበርከ ኣለና ዶ😢😢😢
ልፍዓተይ፡ተሰፍአብሙሁራት፡ዝሀብካዮሓሳብትኽክለኛሰለዝኾነየቅንየልና፡ዕድመንጥዕናንይሀብካ።ብፃይበረሀነገ/ገረግስ❤❤❤❤
Selam Ahwat keep going, 💛❤️💪🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Berihin...... ambessaaaaa
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሐሳብ እዮ አነግን ዘለኒ ሐሳብ ንምንታ በቃ ምስ ክብርካ ዉፀልና ህዝብና ክብተን አይኒፈቅድ ኢልካ ምዉራድ አይካልን ድዮ አነብጣዕሚ ስለዝጨነኩ ኢየ
ብርሃነ ካብ ቀደም ዘሐሸ ሓሳባት ከም ዘለካ ድሕሪ ምግዳልካ ተዓዝበ አለኹ ፡ስለዝኾነ እየ ድማ ግዜይ ሰዊአ ክካታተለኩም አብዝ ምዴ ዘለኹ፡ይኹን እምበር አብ ተልዕሉ ሓሳባት አስማት ክት ጽዊዕ ከለኻ ንጀነራላት ብጀገነራለቶም ኒ መመሃራን በመምህሪነቶም ኒ ደጋትር ብደክትሪነቶም ፀወዓዮም አይትዘንጥሎም። አብዝ ዘለናያ ግዜ ብጣዕሚ አብ አጨናቕን ረባሽን እያ ትሪከብ ትግራይና ፡እሞ አብ ተውፆኦም ቃላት ምጥንቃቕ አድላይ ይመስለኒ።
ክቡር ሐው ብሰራት እዚ አዎጻኢ እየ ዘሎ ሐው ብትኸክል ብዛዕባ ተ/ብርሃነ ገለጽዎ እዩ የቕንየልና💪💪💪🌹🌹🌹
ተጋዳላይ ብርሃነ ግን ፍሉይ ሰብ እዩ። ኣብ ፖሎቲካ ኢ/ያ ዓሚቕ ኣፍልጦ ኣለዎ።
ፅቡቕ ኣሎኹም ቐፁሉሉ
Your programme is genuine and interesting to tell u
Nice one❤
አነ ብዞም ወላዲ ዘረባ ሓፊረ ተሸማቂቀ ትግራይ ከምዚኦም ዝመሰሉ ወላዲ ይህልውዋ ኢለ አይግምትን ነይረ የሕዝኑ
ዶር ደጀን ንጣእሚ ክብሪ ይሀበልና ሐቂ ስለተዛረብካ
❤❤❤❤❤❤❤❤
You have right them
ሙኡዝ ግደይ ዋና ደጋፈ ብልፅግና።
❤🎉❤🎉❤🎉
ጀነራ ጻድቃን ብመጅመርታ ንሜዳ ዝወረደ ካብ ፈዳይን ኤርትሪያ ንምህዳምን ኣብውሺጢ ኮይኑ ንቶም ንባራት ከህልፍ ኢዩ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ ፃድቃን ጅግናእዮ ብላእ ልከርስኪ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ ፃድቃን ጅግናእዮ ብላእ ልከርስኪ ፍረድ ልነፍካ ጋዘጣኛአን ተቃዊሚ ዘሎ እዮ ተዛረቡ
ሙዑዝ ግደይ ብጣዕሚ እንፈትዎ ተስፋ ዝነበሮ ሙሁር እዩ ነይሩ ብዝኾነ ሙሁራት ተጋሩ አህወተይ በዛኻትኩ አይትጋገዩ ተመኻኸሩ አብገይጋ አብስሕት አይትእተዉ!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መስተይ ስዋ ዝሸገሮም ኣቦ (ወላዲ :: ) እማኖም እዮም ታ ዕድሎም ጎይታይ ጎይታይ ኢልካ ዋጋ ስዋ ምርካብ እዩ :: ምኽረይ ግና ታ ስዋ ለኪዖም ክሰትይዋ ጥራሕ ::
What a wonderful analysis 👏 👌 good job
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ትግራዋይ ኮንካ ብሬ በጢስ ቀፅል
Bsrat hewey agekum .
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏💚
ሓቂ እዩ ጉጅለ ኣደመ ክውቃዕ ዝደልዮ ሰብ ኣኼባ ገይሩ በፀሞቕቲ ስዋ እዩ ዘፅርፎም
ፅቡቕ መልእኽቲ ኢኹም ተሕልፉ ዘለኹም TP ጠንክሩ ጀጋኑና!
ደ/ር ደጀን ጌታቸው ይውረድ ዝበሎ ትኽክል ኮይኑ ብመረጻ ዝትከል መንግስቲ እምበር ንኹሉ ዘሳተፈ ናይ ሽግግር መንግስቲ አየድልየናን
ብሬ ጅግና ለባም ኮለይ ብስሬ
As EPRP fought against the TPLF, for survival of Tigrayans and Eritreans support and defend the TPLF 100%.
Keep it up
በሎም ነዞም ሓሰውቲ ምድያ በሎም ንኩሎም ሓሰውቲ ብርየ ጅግና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ብሬ እና ብሲራት ብጣዕሚ ኢና ንከታተለኩም ቀፅልሉ
Tegadalay Berhane is a special person equipped with all talents. He is our hero and we have to protect his safety and security.
ተጋዳላይ ብርሃነ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይ ሓያል ስዋ ሰተዮም ሰኪሮም ኣለዉ ማለት እዩ ነዛ ፀማቂት ሰዋ ኣምሪሮም ወሪፎማ
ትስሙኡ አለኩም
Yes, we can hear you Bisrat!
Your presentation is noted and acceptab(e at any where, specaily in tigray center.
ናብ ሳተላይት ክንወፅእ እና ዋ ው ደስ፡ዝብል ዜና እዩ ፡፡ ብስራት ሓውና ኣምላኽ ይሓግዝካ ክልተ tve ታት ጥራሕ እየን ፀገም ትግራይ ንምፍታሕ ዝሰርሓ ዘለዋ ንሰንውን ዛራ ፡ ደደብት እየን ፡፡ ካልኦተን፡ግን እተን ክልተ ኣብዓድ ዘለባን ሓደ ድማ አወፃኢ ዘሎ ትግራይን ጠልመን እየን አነ ምስ ስድራይ አይንርአ እና
ፃድቃን ሰብ ምዃን አቢዎስ ጭራሽ መድሃኒአለም ክኸውን ይምነ አሎ ማለት እኮኦዩ
ዋይ ዝረሳሕ አዴታትና ከናዕቅ ዋይ አነ መሕዘኒ
Haseawy
Balti swa haki alewa general tseykan 😂
Tsbuk program eu ketslelu 👍💛❤️
Any body any one ☝️ has equal rights . It’s doesn’t matter what kind of job Do you have. ? This gentle is wrong. He’s shameful !
Yes he is banda of abiy ❌🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹
መልኩዑ ፀሊም ተግባሩ ፀሊም ፀማቂት ሰዋ አይትፈልጥን ሰለዓዳ አይትፈልጥን ዝበለካ መን እዩ ?
እቶ ሰብኣይ ተበላፂ ባሕሪ ዮ።
ርእሱ ፀልማት ገፁ ፅልማት ምእንተ ንእሸተይ ገንዘብ መንነቱ ሸይጡ ረሳህ
ዲያስፖራ ደገፍቲ ህወሓት ድምጺ ዘስምዕሉ እዋን ሕዚ እዩ ! ክሳዕ ዝተረፈ ኩሉ ተገሊጹሉ ጉልባቡ ዝቐልዕ ዋላ ብዉሑዱ ወፅዩ ሆሆሆ! ይበል።
ናይ ብርሃነ እዩ
በአጠቃላሊ ትግራይ ካብ pp ምምሕዳር ኽትወፅእ።
ጉጅለ ኣደመ ባዕሉ ናብ ስለያ ይልእኸካ ስራሕኻ ምስፈፀመካ ምሽጥር ከይተውፅእ ይቀትለካ ምስ ቀተለካ ብጅግንነት ተሰዊኡ ኢሉ ዜና ይሰርሕ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጉድና ገና እዮ።።
Not only Gatachew including Tseadkan mast go to PP
ዘረባ ምሳሓ ድራር ኣይኸዉንን ዘረባ ያኣክል ተመዛበልቲ ናብመረበቶም መልሱሉና
ንፋዕ ተቃላሳይ ተጋዳላይ ብርሃነ
ኣብዚኣስ ሓቂ እዩ ተዛሪቡ መልኣክ ኣይኮንኩን ዝበለ ሰይጣን ማለት እዩ
ናብ ትግራይ ከይአቱ ክእገድ አለዎ ተግባሩ አቃሊዕካ
ከም ውልቀይ ግን ስዋ ሰቲዩ መፂኡ እዩ ብዝብል ክሕለፍ አይመስለንን እዞም ኣቦ ዘንፀባረቁ ዘለው ናይቲ ዝሓለፈ ሸራሙጥ፣ ልምዓት ጉጅለን መጉራዕቲን ዝበሃል ዝነበረ መቀፀልታ እዛ ስዋ ፀሟቁጥን ቢራ ኸፋቲትን እናበሉ ንኣዴታት ትግራይ ካብ ዘለዎም ንዕቀትን ናይ ምውራድ መቀፀልታ እዩ። እምበር እቲ ውድብ ኣብ አዲስ አበባ ዝነበረ አኼባ እኒ በዓል ፃድቃን ብሄራዊ ክሕደት ከምዚ ፈፀሙ ብግልፂ መግለፂ ተዋህብዎ እዩ።
ግዘ አይተንውሕ ብስራት ረዘነ ብፍላይ አብ ምዕራባዊ ዓለም ዘለና ግዜና አብ ስራሕ ስለ ንሕልፎ
ንትግራይ እንኳን ሰለልቲ ካሊእ ክመፅእ ይኽእል እዩ፡፡ እዚ ወሪድና ዘሎ ሓደጋ እኮ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም፡፡
Swa mtsmaq wehale eya tkelo anta beal klte melhas Brehaen hasas
ሰበይቲ ፃድቃን ኤርትራዊት እያ ባዕሉ እው ኤርትራ ዘርኢ አለዋ
ትግራይ ኣብ ሕማቕ ኩነታት እያ ዘላ ወሳኒ ኣካል ውን የብልኩምን ከምዚ ኣብዝበለ ኩነታ ትዓዘብቲ መጽናዕቲ ዘካይዱ ዓለም ለኻውያን ምርካብ ንረብሐ ትግራይ እዩክጽላእ ዘለዎ ኣይመስለንን ተጋሩ
እቶም አብ አኬባ ጎቶት ዝብል ዘሎ ኽሰሚ ዝሳተፋ መሑራት ንኡሰ ተደለብ መኻእበቲ ሃብቲ እዮም።።
ሰላምታኹም ሽም ኣምላኽ ዘይተሓወሶ ስለዝኾነ ወግዑም ረብሓ የብሉን ዓሪፍኩም ተቀመጡ ነጋዶ ዩቲብ!!!
ሓንቲ ዘይተመለሰት ዘላ ውድብ ህወሓት አፍቲ ፃድቃን ዝእክቦ አኼባ አሳቲፊ ዘይምክቶ ንምንታይ?
ፃድቃን ካብ ቀደሙ ውን ጀግና ኣይነበረን ጀግና ኣይቀያይርን ጀግና ብጅግንነቱ እዩ እስካዕ መወዳእታ እዩ ዝስዋእ ፃድቃን ግን መታለሊ ኾይኑ ዝተፈጠረ ሰብ እዩ
Higdef bel
Ado tegry ketserf zebnd rashi labe 😅😅😅😅😅😅
አቶ ብርሃነ በተቻለህ መጠን እንግሊዝኛ ቃላት አትጠቀም የሚያዳምጡህ ቋንቋው የማይናገሩ ስላሉ።
😂😂😂😂😂
Bre
በዘር ተለያይቶ አንድነትን አፍርሶ በመሬት ወሰን እርስ በርስ ብትዋጉ የምታገለግሉት አብይ አህመድን ነው።💚💛❤
It is better for general Tsadkan to leave Tigray and go to pp of Addis Ababa
ጀ ጻድቃን ቃን ሙሁር ክኸውን ይኽእል እዩ ግን ናይ ሙሁር ዕውር እዩ እንተበልና ምግናን አይኮነን ኩልሳዕ ሙሁር ናብ ቅድሚት ክመጽእ ክመርሕ አለዎ ዝብል ርድኢት ግጉይ እዩ እቲ ምንታይ ተሞክሮ ዘይብሉ ሙሁር ሓደ ዓይኑ ዕውር ሙኻኑ አይግንዘብን እዩ:: መሪሕነት ተመክሮ ክኢላን ብልሕን ይሓትት ስለዚህ መራሒ ማለት ተምሳሌት ኮይኑ ዝቕልስ ዝተማህረ ይኹን ዘይተማህረ ነቲ ዝድለ ዓይነት ስራሕ መሪሑ ጽብይቕ ለውጥን መቅይሮ አብ ሓደ ሕብረተሰብ ከመዝግብ ምስ ኽእል ጥራሕ እዩ :: ስልዚ ዘረባ ጻድቃን ሙሁር ሙሁር ዝብል አምር ጎደሎ ሓደ ኦይኒ ዕውር ምኻኑ ንጽሑፈይ ጸቅጠ ከስምረሉ መርጸ አለኹ 4 ነጥቢ
ሰዋ እማ ናይ ጭዋ መሰተ እዩ።ናይ ሓበሻ አረቂ ዝሰተዩ እዮም ዝመሰሉ
ይህ ቦታ ሱዳን ውስጥ ካሉ የስደኞች መጠለያ አንዱ ነው
ውዕሊ ፕሪቶርያ ብፃድቃን ፣ብጌታቸው ረዳ ውሻላት ፈሪሱ እዩ።ትግራይ ናባዕላ ስጉምቲ ክትወሥድ ኣለዋ።
አታ ስዋ ሰታይ ሰካራም ኢልካ ንምፅራፍ ናይ ስዋ ምትንታን ጀሚርካ ንምፅልዕላእ ምከራ በሊእካ
,ጉድና ገና እዮ።
ክክክክ ኣየ ብርሂን ስሩዕ ዘረባ ስለ ትዛረብ ሰማዕትኻ ፖሎቲከኛ እዩ ዝመስሎም ኣነ ዝገርመኒ እቶም ጅግና ዝብሉኻ እዩ
ስራሐ ዝሰርሕ ሰብ ምንሻው ከመይ ህዝባዊ ትከውን ይገርም እዩካሊእ ሽዋ ማለት ትግርኛ__1000ዋአመለስ መስራቲይ ተሐህት አይኮነን አብ ህወሐት ድዩህወሐት ትድግፍ ኢካ ዝብለካ ሰብ እወ ከምድላይካ መሰልካ እዩ ምድጋፍን ይትረፍ ህወሐት ካሊእ እካ ምድጋፍ ይካአል
ፃድቃን ክትብሉ ኝኝ ከም ኣያታትኹም
Etom sebay. Tegadalay akonn. Ebud. Eyu
ብዛዕባ ፕሮቶኮል ኣጨኒቑካ? ብዛዕባ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ግና ኣይንታይካን
ፃድቃን ፃድቃን ኢልኩም ክትሞቱ ኢኩም50ዓመት መሪሖም ምንም ለውጢ ኣየምፅኡን
ብሬ ጀግናይ በርተዐለይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣታ ጅግና ልብና ኣሕጊስካና ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
ብዝኾነ ንትግራይ ፕረስ ዓብይ ኽብሪ አለና ምስ ጀግና ተጋዳላይ ብርሐነ እትገብርዎ ዘለኹም ኽብርን ሞገስ ይግበኩም መሊእና ነኸይናሐዝን ተስፋ ተግብሩና ስለዘለኹም❤
ብስራት ሓውና ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኢካ እሞዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
ናይ ብርሐነ
መራሕትና ከም ባዓል ብርሃነ ጅግና ዝበለ ኣይፈትውን እካዳኣስ ከጥፍኡዎ እዩም ዝደልዩ እና ጥንቅቅ በል
❤💛❤💛❤💛👍👍👍👍👍👍
ፍረጉራምካ ብጣዕሚ ሳሓቢ እዪ ቀፅሉ
ዘሕዝን; ተጋሩ እምበርከ ኣለና ዶ😢😢😢
ልፍዓተይ፡ተሰፍአብሙሁራት፡ዝሀብካዮሓሳብትኽክለኛሰለዝኾነየቅንየልና፡ዕድመንጥዕናንይሀብካ።ብፃይበረሀነገ/ገረግስ❤❤❤❤
Selam Ahwat keep going, 💛❤️💪🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Berihin...... ambessaaaaa
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሐሳብ እዮ አነግን ዘለኒ ሐሳብ ንምንታ በቃ ምስ ክብርካ ዉፀልና ህዝብና ክብተን አይኒፈቅድ ኢልካ ምዉራድ አይካልን ድዮ አነብጣዕሚ ስለዝጨነኩ ኢየ
ብርሃነ ካብ ቀደም ዘሐሸ ሓሳባት ከም ዘለካ ድሕሪ ምግዳልካ ተዓዝበ አለኹ ፡ስለዝኾነ እየ ድማ ግዜይ ሰዊአ ክካታተለኩም አብዝ ምዴ ዘለኹ፡ይኹን እምበር አብ ተልዕሉ ሓሳባት አስማት ክት ጽዊዕ ከለኻ ንጀነራላት ብጀገነራለቶም ኒ መመሃራን በመምህሪነቶም ኒ ደጋትር ብደክትሪነቶም ፀወዓዮም አይትዘንጥሎም። አብዝ ዘለናያ ግዜ ብጣዕሚ አብ አጨናቕን ረባሽን እያ ትሪከብ ትግራይና ፡እሞ አብ ተውፆኦም ቃላት ምጥንቃቕ አድላይ ይመስለኒ።
ክቡር ሐው ብሰራት እዚ አዎጻኢ እየ ዘሎ ሐው ብትኸክል ብዛዕባ ተ/ብርሃነ ገለጽዎ እዩ የቕንየልና💪💪💪🌹🌹🌹
ተጋዳላይ ብርሃነ ግን ፍሉይ ሰብ እዩ። ኣብ ፖሎቲካ ኢ/ያ ዓሚቕ ኣፍልጦ ኣለዎ።
ፅቡቕ ኣሎኹም ቐፁሉሉ
Your programme is genuine and interesting to tell u
Nice one❤
አነ ብዞም ወላዲ ዘረባ ሓፊረ ተሸማቂቀ ትግራይ ከምዚኦም ዝመሰሉ ወላዲ ይህልውዋ ኢለ አይግምትን ነይረ የሕዝኑ
ዶር ደጀን ንጣእሚ ክብሪ ይሀበልና ሐቂ ስለተዛረብካ
❤❤❤❤❤❤❤❤
You have right them
ሙኡዝ ግደይ ዋና ደጋፈ ብልፅግና።
❤🎉❤🎉❤🎉
ጀነራ ጻድቃን ብመጅመርታ ንሜዳ ዝወረደ ካብ ፈዳይን ኤርትሪያ ንምህዳምን ኣብውሺጢ ኮይኑ ንቶም ንባራት ከህልፍ ኢዩ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ ፃድቃን ጅግናእዮ ብላእ ልከርስኪ
ተመሰገን ህጊ ክመፅእ እዮ ምቅታአል ምጭቅጫ ክአቃሪ ይገበሮ ሃቂይ ትክክል እዮ በሃቂ እገዚአብር እዮ ፃድቃን ጅግናእዮ ብላእ ልከርስኪ ፍረድ ልነፍካ ጋዘጣኛአን ተቃዊሚ ዘሎ እዮ ተዛረቡ
ሙዑዝ ግደይ ብጣዕሚ እንፈትዎ ተስፋ ዝነበሮ ሙሁር እዩ ነይሩ ብዝኾነ ሙሁራት ተጋሩ አህወተይ በዛኻትኩ አይትጋገዩ ተመኻኸሩ አብገይጋ አብስሕት አይትእተዉ!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መስተይ ስዋ ዝሸገሮም ኣቦ (ወላዲ :: )
እማኖም እዮም ታ ዕድሎም ጎይታይ ጎይታይ ኢልካ ዋጋ ስዋ ምርካብ እዩ :: ምኽረይ ግና ታ ስዋ ለኪዖም ክሰትይዋ ጥራሕ ::
What a wonderful analysis 👏 👌 good job
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ትግራዋይ ኮንካ ብሬ በጢስ ቀፅል
Bsrat hewey agekum .
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏💚
ሓቂ እዩ ጉጅለ ኣደመ ክውቃዕ ዝደልዮ ሰብ ኣኼባ ገይሩ በፀሞቕቲ ስዋ እዩ ዘፅርፎም
ፅቡቕ መልእኽቲ ኢኹም ተሕልፉ ዘለኹም TP ጠንክሩ ጀጋኑና!
ደ/ር ደጀን ጌታቸው ይውረድ ዝበሎ ትኽክል ኮይኑ ብመረጻ ዝትከል መንግስቲ እምበር ንኹሉ ዘሳተፈ ናይ ሽግግር መንግስቲ አየድልየናን
ብሬ ጅግና ለባም
ኮለይ ብስሬ
As EPRP fought against the TPLF, for survival of Tigrayans and Eritreans support and defend the TPLF 100%.
Keep it up
በሎም ነዞም ሓሰውቲ ምድያ በሎም ንኩሎም ሓሰውቲ ብርየ ጅግና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ብሬ እና ብሲራት ብጣዕሚ ኢና ንከታተለኩም ቀፅልሉ
Tegadalay Berhane is a special person equipped with all talents. He is our hero and we have to protect his safety and security.
ተጋዳላይ ብርሃነ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይ ሓያል ስዋ ሰተዮም ሰኪሮም ኣለዉ ማለት እዩ ነዛ ፀማቂት ሰዋ ኣምሪሮም ወሪፎማ
ትስሙኡ አለኩም
Yes, we can hear you Bisrat!
Your presentation is noted and acceptab(e at any where, specaily in tigray center.
ናብ ሳተላይት ክንወፅእ እና ዋ ው ደስ፡ዝብል ዜና እዩ ፡፡ ብስራት ሓውና ኣምላኽ ይሓግዝካ ክልተ tve ታት ጥራሕ እየን ፀገም ትግራይ
ንምፍታሕ ዝሰርሓ ዘለዋ ንሰንውን
ዛራ ፡ ደደብት እየን ፡፡ ካልኦተን፡ግን እተን ክልተ ኣብዓድ ዘለባን ሓደ ድማ አወፃኢ ዘሎ ትግራይን ጠልመን እየን አነ ምስ ስድራይ አይንርአ እና
ፃድቃን ሰብ ምዃን አቢዎስ ጭራሽ መድሃኒአለም ክኸውን ይምነ አሎ ማለት እኮኦዩ
ዋይ ዝረሳሕ አዴታትና ከናዕቅ ዋይ አነ መሕዘኒ
Haseawy
Balti swa haki alewa general tseykan 😂
Tsbuk program eu ketslelu 👍💛❤️
Any body any one ☝️ has equal rights . It’s doesn’t matter what kind of job Do you have. ? This gentle is wrong. He’s shameful !
Yes he is banda of abiy ❌🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹
መልኩዑ ፀሊም ተግባሩ ፀሊም ፀማቂት ሰዋ አይትፈልጥን ሰለዓዳ አይትፈልጥን ዝበለካ መን እዩ ?
እቶ ሰብኣይ ተበላፂ ባሕሪ ዮ።
ርእሱ ፀልማት ገፁ ፅልማት ምእንተ ንእሸተይ ገንዘብ መንነቱ ሸይጡ ረሳህ
ዲያስፖራ ደገፍቲ ህወሓት ድምጺ ዘስምዕሉ እዋን ሕዚ እዩ ! ክሳዕ ዝተረፈ ኩሉ ተገሊጹሉ ጉልባቡ ዝቐልዕ ዋላ ብዉሑዱ ወፅዩ ሆሆሆ! ይበል።
ናይ ብርሃነ እዩ
በአጠቃላሊ ትግራይ ካብ pp ምምሕዳር ኽትወፅእ።
ጉጅለ ኣደመ ባዕሉ ናብ ስለያ ይልእኸካ ስራሕኻ ምስፈፀመካ ምሽጥር ከይተውፅእ ይቀትለካ ምስ ቀተለካ ብጅግንነት ተሰዊኡ ኢሉ ዜና ይሰርሕ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጉድና ገና እዮ።።
Not only Gatachew including Tseadkan mast go to PP
ዘረባ ምሳሓ ድራር ኣይኸዉንን ዘረባ ያኣክል ተመዛበልቲ ናብመረበቶም መልሱሉና
ንፋዕ ተቃላሳይ ተጋዳላይ ብርሃነ
ኣብዚኣስ ሓቂ እዩ ተዛሪቡ መልኣክ ኣይኮንኩን ዝበለ ሰይጣን ማለት እዩ
ናብ ትግራይ ከይአቱ ክእገድ አለዎ ተግባሩ አቃሊዕካ
ከም ውልቀይ ግን ስዋ ሰቲዩ መፂኡ እዩ ብዝብል ክሕለፍ አይመስለንን እዞም ኣቦ ዘንፀባረቁ ዘለው ናይቲ ዝሓለፈ ሸራሙጥ፣ ልምዓት ጉጅለን መጉራዕቲን ዝበሃል ዝነበረ መቀፀልታ እዛ ስዋ ፀሟቁጥን ቢራ ኸፋቲትን እናበሉ ንኣዴታት ትግራይ ካብ ዘለዎም ንዕቀትን ናይ ምውራድ መቀፀልታ እዩ። እምበር እቲ ውድብ ኣብ አዲስ አበባ ዝነበረ አኼባ እኒ በዓል ፃድቃን ብሄራዊ ክሕደት ከምዚ ፈፀሙ ብግልፂ መግለፂ ተዋህብዎ እዩ።
ግዘ አይተንውሕ ብስራት ረዘነ ብፍላይ አብ ምዕራባዊ ዓለም ዘለና ግዜና አብ ስራሕ ስለ ንሕልፎ
ንትግራይ እንኳን ሰለልቲ ካሊእ ክመፅእ ይኽእል እዩ፡፡ እዚ ወሪድና ዘሎ ሓደጋ እኮ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም፡፡
Swa mtsmaq wehale eya tkelo anta beal klte melhas Brehaen hasas
ሰበይቲ ፃድቃን ኤርትራዊት እያ ባዕሉ እው ኤርትራ ዘርኢ አለዋ
ትግራይ ኣብ ሕማቕ ኩነታት እያ ዘላ ወሳኒ ኣካል ውን የብልኩምን
ከምዚ ኣብዝበለ ኩነታ ትዓዘብቲ መጽናዕቲ ዘካይዱ ዓለም ለኻውያን ምርካብ ንረብሐ ትግራይ እዩ
ክጽላእ ዘለዎ ኣይመስለንን ተጋሩ
እቶም አብ አኬባ ጎቶት ዝብል ዘሎ ኽሰሚ ዝሳተፋ መሑራት ንኡሰ ተደለብ መኻእበቲ ሃብቲ እዮም።።
ሰላምታኹም ሽም ኣምላኽ ዘይተሓወሶ ስለዝኾነ ወግዑም ረብሓ የብሉን ዓሪፍኩም ተቀመጡ ነጋዶ ዩቲብ!!!
ሓንቲ ዘይተመለሰት ዘላ ውድብ ህወሓት አፍቲ ፃድቃን ዝእክቦ አኼባ አሳቲፊ ዘይምክቶ ንምንታይ?
ፃድቃን ካብ ቀደሙ ውን ጀግና ኣይነበረን ጀግና ኣይቀያይርን ጀግና ብጅግንነቱ እዩ እስካዕ መወዳእታ እዩ ዝስዋእ ፃድቃን ግን መታለሊ ኾይኑ ዝተፈጠረ ሰብ እዩ
Higdef bel
Ado tegry ketserf zebnd rashi labe 😅😅😅😅😅😅
አቶ ብርሃነ በተቻለህ መጠን እንግሊዝኛ ቃላት አትጠቀም የሚያዳምጡህ ቋንቋው የማይናገሩ ስላሉ።
😂😂😂😂😂
Bre
በዘር ተለያይቶ አንድነትን አፍርሶ በመሬት ወሰን እርስ በርስ ብትዋጉ የምታገለግሉት አብይ አህመድን ነው።💚💛❤
It is better for general Tsadkan to leave Tigray and go to pp of Addis Ababa
ጀ ጻድቃን ቃን ሙሁር ክኸውን ይኽእል እዩ ግን ናይ ሙሁር ዕውር እዩ እንተበልና ምግናን አይኮነን ኩልሳዕ ሙሁር ናብ ቅድሚት ክመጽእ ክመርሕ አለዎ ዝብል ርድኢት ግጉይ እዩ እቲ ምንታይ ተሞክሮ ዘይብሉ ሙሁር ሓደ ዓይኑ ዕውር ሙኻኑ አይግንዘብን እዩ:: መሪሕነት ተመክሮ ክኢላን ብልሕን ይሓትት ስለዚህ መራሒ ማለት ተምሳሌት ኮይኑ ዝቕልስ ዝተማህረ ይኹን ዘይተማህረ ነቲ ዝድለ ዓይነት ስራሕ መሪሑ ጽብይቕ ለውጥን መቅይሮ አብ ሓደ ሕብረተሰብ ከመዝግብ ምስ ኽእል ጥራሕ እዩ :: ስልዚ ዘረባ ጻድቃን ሙሁር ሙሁር ዝብል አምር ጎደሎ ሓደ ኦይኒ ዕውር ምኻኑ ንጽሑፈይ ጸቅጠ ከስምረሉ መርጸ አለኹ 4 ነጥቢ
ሰዋ እማ ናይ ጭዋ መሰተ እዩ።ናይ ሓበሻ አረቂ ዝሰተዩ እዮም ዝመሰሉ
ይህ ቦታ ሱዳን ውስጥ ካሉ የስደኞች መጠለያ አንዱ ነው
ውዕሊ ፕሪቶርያ ብፃድቃን ፣ብጌታቸው ረዳ ውሻላት ፈሪሱ እዩ።ትግራይ ናባዕላ ስጉምቲ ክትወሥድ ኣለዋ።
አታ ስዋ ሰታይ ሰካራም ኢልካ ንምፅራፍ ናይ ስዋ ምትንታን ጀሚርካ ንምፅልዕላእ ምከራ በሊእካ
,ጉድና ገና እዮ።
ክክክክ ኣየ ብርሂን ስሩዕ ዘረባ ስለ ትዛረብ ሰማዕትኻ ፖሎቲከኛ እዩ ዝመስሎም ኣነ ዝገርመኒ እቶም ጅግና ዝብሉኻ እዩ
ስራሐ ዝሰርሕ ሰብ ምንሻው ከመይ ህዝባዊ ትከውን ይገርም እዩ
ካሊእ ሽዋ ማለት ትግርኛ__1000ዋአ
መለስ መስራቲይ ተሐህት አይኮነን አብ ህወሐት ድዩ
ህወሐት ትድግፍ ኢካ ዝብለካ ሰብ እወ ከምድላይካ መሰልካ እዩ ምድጋፍን ይትረፍ ህወሐት ካሊእ እካ ምድጋፍ ይካአል
ፃድቃን ክትብሉ ኝኝ ከም ኣያታትኹም
Etom sebay. Tegadalay akonn. Ebud. Eyu
ብዛዕባ ፕሮቶኮል ኣጨኒቑካ? ብዛዕባ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ግና ኣይንታይካን
ፃድቃን ፃድቃን ኢልኩም ክትሞቱ ኢኩም
50ዓመት መሪሖም ምንም ለውጢ ኣየምፅኡን