'' መንፈሳዊ ለውጢ ብኸመይ ከነምጽእ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 585

  • @maazugebrihiwet536
    @maazugebrihiwet536 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ አብ መንፈሳዊ ህይወት ንደክም ዘለናከ ብከመይ ንከይንዴክም ንገብር መምህረይ 💒💒⛪⛪⛪

  • @የድንግልልጅ-ዀ2ቈ
    @የድንግልልጅ-ዀ2ቈ 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ብኣካ ብዙሕ ነገር ትምህርቲ ወሲደ ተለዊጠ እየ

  • @ireisireis3157
    @ireisireis3157 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስምዐና ልቦናና ይኽፈተና 💒💞💒💞🙏🙏🙏💊💛💝💞💛💞💛💝💛💝💐💐💐

  • @nha5412
    @nha5412 4 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል
    @ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @milonbd5309
    @milonbd5309 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት መንኩም ይባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲

  • @ሃገረትግራይ-ዀ2ቨ
    @ሃገረትግራይ-ዀ2ቨ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመልዐና ሓዉና 💓💓🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ መምህረይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ የብዘሐልኩም ብሓቂ እቲ ትምህርቱኩምሲ ከም ወለላ ስሚዕካ ዘይፅገብ ደሞ ክርድኣካ በስመኣብ ቀፅሉሉ መምህርና ኣይትጡፉኡና
    በዚኣ ኣጋጣሚ ሕቶ ነይራትኒ ኣብ ግዝት በዓላት ናይ ኣምልኮ ንስግድ ንክእል ዶ ታይ ታይ ናበልና ከ ኢና ንስግድ ማለተይ ግምባርና መሬት ኣጥዕምና ይከኣለና ድዩ

  • @gdysguhdteyc9654
    @gdysguhdteyc9654 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና

  • @sooqusabya3779
    @sooqusabya3779 3 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ትምህርት እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ መሰተዋዓሊ ልቦና ይሃበና🙏🙏🙏✝️✝️✝️🌿🌿🌿

  • @ابب-ض3ص
    @ابب-ض3ص ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዕና🙏🙏 መምህር ሓወና ፀጉኡ የብዛሓልካ መምህሬይ አነስ ናብ መፍሳዊ ህይወት ካአቲ ሓግዘኒ 🙏🙏 አነስ ክፅሊ ከለኩ ካልዕ ያሓስብ ሓደ ሓደ ጊዜ ማ ጭራሽ ይገድፎ😢😢

  • @ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ
    @ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    አነ እዚይ መምህር እዚይ ምርካበይ ንባዕሉ አዝዬ ዕደለኛ እየ ካብ ፀልማት አዉፀእና ናብ ብርሃን ዘእተወኒ ብቻ አኮ ንክዛረብ ቃላት የብለይን ፀጋ እግዚአብሔር የብዘሐልካ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ፈጣሪ ከማካ የብዘሐዮ ፈጣሪ ❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
    ናይ ባሓቂ ፁቡቅ ትምህርት ዩ እግዚአብሔር
    የኽብረልና መምህር ይ 💚🙏🙏🙏

  • @lemlemdesat199
    @lemlemdesat199 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን(3)ቃል ሂወት የስመዐልና✝️🕊✝️🕊✝️🕊🌿🌼🌿🌺🌼🌿☘️🌸🍁🌸🌺

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ባኣኹም ሓዲሩ ዘምሀረናን ዝገሰፀናን ቅዱስ አምላክና ስሙ ይክበር ይመስገን አሜን //፫//✝️✝️✝️ ብሓቂ መምሀረይ እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን በጥዕናን ይሓልወልና ብጣዕሚ ማሂሪት ዝኾነት ትምህርቲ እግዚአብሔር አምላክ ዝሰማዕናዮ አብ ልቦናና ይሕድረልና አሜን //፫//✝️✝️✝️

  • @Medaisdra
    @Medaisdra 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ ናይ ብሓቂ እግዚኣቢሄር ልቢ ልዳይ ዝኸፈተ ልብና ይልፈተልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣስልጦ ኣብ ግዞኩም ሰልም ይምነይልኩም መምህረይ ነዓይ ንድኹም ኣብታ ትገብርዋ ናይ ወትሩ ጸሎትኩም ዘክርኒ 🙏🙏🙏💒💒💒⛪️⛪️

  • @merrymerrykhan3165
    @merrymerrykhan3165 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና ኣብልብና የስፈሬ ቅዱስ ኣምላክና🙏

  • @semeretekile1124
    @semeretekile1124 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina ✝️ ✝️ ✝️

  • @ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
    @ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ 4 ปีที่แล้ว +30

    ባሓቂ ጸቡቅ ትምህርት አዩ ኣምላኽ መስተዋሊ ልቦና ይሃበና

  • @luellilay3346
    @luellilay3346 4 ปีที่แล้ว +27

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልካ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባረክ ኣሜንንን (3)

    • @IbrahimAli-pk8mb
      @IbrahimAli-pk8mb 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና

  • @efrataefrata2687
    @efrataefrata2687 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏❤🙏🙏🙏

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ❤❤❤❤❤❤

  • @nebiateyassu3665
    @nebiateyassu3665 3 ปีที่แล้ว +2

    Kalka Egziabhar yebarko, I learn a lot from you,a God bless you. Thanks.

  • @samrawitgebre6775
    @samrawitgebre6775 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ክቡር መምህር ካሳሁን ካብ ክቡር ሰብ ክቡር ነገር ተማሂርና

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 4 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN !!!
    Kale hiwet yesmalna memhr 🕊🕊🕊💒💒💒🙏🙏🙏

  • @letishmajor4761
    @letishmajor4761 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና እግዝኣቢሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሃልኩም

  • @romanasalem439
    @romanasalem439 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሌ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 3 ปีที่แล้ว

    ይቅር ይበለለይ "ኣምላኸ ዕድ በዙሕ ግዜ እየ ዘዕጉግ ገዛይ ሓጥያተይ በዚሑ ኣነስ " 👏👏👏🕊🕊🕊🕊🕊

  • @AwAw-ys1df
    @AwAw-ys1df 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ መምህረና ፀጉኡ የብዚሕ

  • @እስመኣልቦነገርዘይሳኣኖለ
    @እስመኣልቦነገርዘይሳኣኖለ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን(((3))) ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና እግዛብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኩቡር መምህርና🙏🙏🙏

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว +33

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብሓቂ ኣቦና ካባኩም ቡዙሕ ነገር እየ ተማሂረ እግዛቢሔር ኣምላክ ወሲኩ ጥበቡ ይግለፀሎም ዝተምሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣብ ንዓይ ሓጥያተኛ ጋሎም ኣብ ፆሎቶም ወለተ የውሓንስ ዘኩሩኒ ክቡር ኣቦና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

    • @maremalfahmy6858
      @maremalfahmy6858 4 ปีที่แล้ว +2

      🤚🤲🤲🤲🤲

    • @محمدالعسيري-ق8ذ
      @محمدالعسيري-ق8ذ 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen.amen. Amen

    • @azebkidanegehsshshe3645
      @azebkidanegehsshshe3645 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen (3)

    • @nalwogajanat7943
      @nalwogajanat7943 3 ปีที่แล้ว

      ቓቖቑቔቓቒቕቓቛቔ@@maremalfahmy6858፦ቔቛቦቧቡቧ፣ቓቑቒቛ ።፦፦፧፦፨፨

    • @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
      @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ኣነለ ብዙሕ ተማህር ብዕደመን ጥዕናን ያኑረልና ኣሜን(3)😍😍🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤

  • @mulueasmerommewatsean4602
    @mulueasmerommewatsean4602 4 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna memher hawena edmen tenan yhabka fetari ⛪🌹⛪🌹⛪🌹🌹🌹📖🌹📖🌹📖🌹🙏🌹🙏❤️🙏❤️

  • @egzabherguasayyey3286
    @egzabherguasayyey3286 4 ปีที่แล้ว +18

    Amen amen kal hiwet yasmalna memhr kasahun

  • @fiyoritsegay7691
    @fiyoritsegay7691 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏🤲Amen🙏🤲 Amen 🙏🤲

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 4 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ብሐቂ ቃል ሂወት የስምዕልና መምህር ሐውና ጸጉኡ የብዛሐልካ አግልግሎትካ ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ 💒🤲💒🤲💒🤲📚🙏🌿

    • @lamlm1258
      @lamlm1258 4 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዕና

  • @stgdg2410
    @stgdg2410 3 ปีที่แล้ว

    አሜንንን አሜንን አሜንን ኣምላኽ መሰተዋሊ ልቦና ይሃበና

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
    ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ኣቦና

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️

  • @yacobokbagergesh1859
    @yacobokbagergesh1859 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 4 ปีที่แล้ว +12

    አሜን ብሐቂ ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ፀጋ እግዚአብሔር የብዝሐልኩም አሜን ።
    አነስ አብ ክንዲ ምብርታዕ ናብድሕሪት ናተመለስኩ ፍልጠት እንበር እቲ ዝፈለጥክዎ ብተግባር ምውዓል አብዩኒ ባዶነቴ ደሞ ከጨንቀኒ ጀሚሩ ። ብፀሎትኩም ሐስቡኑ ስድራ እግዚአብሔር ኩላትኩም

  • @yonastewelde744
    @yonastewelde744 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen ⛪🙏

  • @ተስፍአዩስንቀይንኩሉጌዜኣ
    @ተስፍአዩስንቀይንኩሉጌዜኣ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @kahsetoo603
    @kahsetoo603 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ መንፈስካ ዘሐደስ ትምህርቲ ኩቡር መምህር ሓውና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህርና💒💓

  • @ኖላዊ-ኰ7ኰ
    @ኖላዊ-ኰ7ኰ 3 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ።

  • @dontstopwalking1849
    @dontstopwalking1849 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ኣቦና።ናይ ብሓቂ መሃሪትን ጠቃሚትን እያ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነስ ተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና ንዓይ ንድክምቲ ባርያ እግዛብሄር ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ የሕዋት።ኣሜን(3)

  • @sabamengsteab4103
    @sabamengsteab4103 4 ปีที่แล้ว +2

    AMEN AMEN AMEN kal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @ኣሱተመሰገን
    @ኣሱተመሰገን 2 ปีที่แล้ว

    አሜንአሜንንን 🤲🤲🤲🤲✝️✝️✝️🏥🏥🏥

  • @aman-vb1vc
    @aman-vb1vc 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qalhiwet yesmaelna hawna

  • @meadinabrehaleyneghasi7950
    @meadinabrehaleyneghasi7950 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen kal hwiet yesmalen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 2 ปีที่แล้ว

    አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና👏

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 4 ปีที่แล้ว +23

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካምኡ ክንገብር ደማ ኣምላክ ይሓግዘና

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሄር ይመስገን ከማካ ዝአመሰለ መምህር ዝሃበና፡ ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ፥ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓውና።

  • @mihretaragay8080
    @mihretaragay8080 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወይት የስመዓልና🙏

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 2 ปีที่แล้ว

    በዚ ኣዝዩ ደስ ዝብል ላዛ ነዚ ቃል ናይ ሂወት ስለ ዝሃብካና እግዝኣቢሄር ብዕጽፊ ጸግኡ ይሃብካ መምህር።

  • @diletbrhane9130
    @diletbrhane9130 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 qale hiwet yesmealna w

  • @መቢወዲእሙን
    @መቢወዲእሙን 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን

  • @ummeriwenbertawit
    @ummeriwenbertawit 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ክቡርመምህርና ቃለህይወትየስምዐና ናይኣገልግሎት ዘመንኩም የብዘሐልኩም👏👏👏👏👏

  • @salamaraya4058
    @salamaraya4058 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜንኣሜንኣሜንበእድመፀጋኣብዛልንኣባት

  • @ተመስገንኣምላኬየድንግልማ
    @ተመስገንኣምላኬየድንግልማ 3 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና መምህር ካሱሁን ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ትምህርተ እዩ ጽጋኡ የብዝሕልኩም

  • @teamehaile9803
    @teamehaile9803 4 ปีที่แล้ว +13

    ክቡር መምህር ሓውና በቲ ካብ እግዚኣብሄር ዝተዋሃበካ ናይ ምስትምሃር ጸጋ ብፍጹም ትግሃት እተመሓላልፈልና መንፈሳዊ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ይመስገን ኣዚና ዕጉባት ኢና'ሞ ዘይውዳእ በረኸት ካብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይምነየልካ። ፈተና ኩሉ ግዜ ዝያዳ ናብ'ቶም ናብ እግዚኣብሄር ዝቐረቡ ሰባት እዩ'ሞ ካብ ፈተና ዝተሓለኻ ክትከውን 'ውን ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምስ ስናይ ድኻምና ንልምነልካ። ኣብ መወዳእታ ኸኣ ኣገባብ ብ እተቕርቦም ቪድዮታትካ ብዙሓት ካብ ዝጥቀሙሎም ኣገባብ ፍልይ ዝበለ ብሙዃኑ ከየመገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ንሕና ደቂ ሰባት ብተፈጥሮና ድኹማት ብሙዃና ሓንቲ ዓለማዊ ትሕዝቶ ዘለዋ ቪድዮ ክንርኢ ወላ ናይ ክልተ ሰዓት ትኹን ንቑሓት ኢና፡ እንተኾነ ናይ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዋ ቪድዮ እንተኾይና ግን ወላ ናይ ሓደ ሰዓት ትኹን ዓቕሊ ኣይህልወናን ትኻስ'ውን ይመጸና። ንስኻ ግን ነዚ ዘስተውዓልካ ኢኻ እትመስል ኣዚዮም ሓጸርትን መሰጥትን ጌርካ ስለእተቕርቦም ነዓይ ሓዊስካ ካንኦት'ውን ዝብል ግምት ኣለኒ ብዘይ ምስልቻው ጀሚርና ክንውድእ ክኢልና ኣለና። ተጀሚሩ ዝተወድአ ትምህርቲ ኸኣ ለውጢ ከምዘምጽእ ግድን እዩ'ሞ ምስትውዓልካ መመሊሱ የዛይደልካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣሜንንን!!!

  • @fhjyfgjy2115
    @fhjyfgjy2115 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @barhanhaftai7035
    @barhanhaftai7035 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @rahelabraham7778
    @rahelabraham7778 4 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ደስ ዝብል ትምርቲ ዩ ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር ሓውናን ኣቦናን

  • @mikalzekru86
    @mikalzekru86 4 ปีที่แล้ว

    Amen Qale Hiwet Yesmealna Bahqi kab Mear welela Ztam tmhrti u Hawna kasahun 1000 Nberelna Amlak tsega Ab liali tsega yadlka🙏💒👏

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ❤❤

  • @ርግበጋልተዋህዶ
    @ርግበጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ብዙሕእና ተማሓረና እና ፀጉኡ ይብዛሕልኩሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 💒❤👍👍

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን///3///ከቡረ መምህረ ሓውና ብፆለትኩም ሓግዝኒ ኣነስ ሓጥያተይ በዚሑ ለንሳሀ ይብቀዕና ኣሜንንንንንንንንን🤲🤲🤲🤲🙏🙏⛪️⛪️💒💒💒💒🤲🤲🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @ተመስገንእዩቃለይጌታየተመ
    @ተመስገንእዩቃለይጌታየተመ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣምላኬ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ።❤️❤️🤲🤲

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክብር ኣቦና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ይዓድልካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @asmeromharegot8061
    @asmeromharegot8061 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህር🙏🙏

  • @hojh2456
    @hojh2456 3 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክብር መምህር የ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ አምላክ አብልቢና የሕድርልና ፈጣረ

  • @nebiyatyemane7247
    @nebiyatyemane7247 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amrn Amen kalehiwet yesmalna hawena, egziabohet nay agelgelot zemenka yebareke🙏🙏🙏

  • @astermehari6206
    @astermehari6206 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen qal hiwet yesmeana xbuq tmhrti ab libna yehdro 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ብዝሕ ንማሃር ኣለና ኣዝዮ ሃናዝጽን ጡዑሙን እሞ ክኣ ሕጽር ዝበለ ንክትሰምዖ ምሉእ ግዜ ትረክብ ኣዝና ነመስገን መ/ካሳህን ሓውና፡

  • @senaytgalhayleslase4656
    @senaytgalhayleslase4656 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና መምህረይ ከመይ ዝበለ መምህረይ ለዉጢ ሲኢነሉ ኣለኩ እንታ ዓይነት ህይወት እየ ዘለኹ ይገርመኒ

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ እናወሰድና ኢና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንዓና ዉን ዘስተዉዕል ልቦና ይዓድለና

  • @yorusalemghirmay5059
    @yorusalemghirmay5059 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen🙏🙏

  • @ልቤሆይብእግዚአብሔርጺና
    @ልቤሆይብእግዚአብሔርጺና 3 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቂ ቃል ህይውት ቃል በረከት ያሰመዕልና አብቱ ጌታየ ሆይ ከምቲ ልብ ሊዲያ ዘኻፈትኻ ናዕይ አወን ኸፈተለይ አሜን፫

  • @sadssjasse6434
    @sadssjasse6434 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና በእዉነት👏👏👏🌹🌹

  • @haylemaryamberihuabrha7551
    @haylemaryamberihuabrha7551 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦና🙏

  • @abebabeyenehagos5776
    @abebabeyenehagos5776 4 ปีที่แล้ว

    Kalehiwetyesmalna hawna naybhaki desznl eyu 🙏🙏🙏💟💟💟🙏🙏🙏💖💖💖🙏🙏🙏

  • @yowhanshabtom9638
    @yowhanshabtom9638 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @workineshasefa808
    @workineshasefa808 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen 🙏🙏🙏👏👏👍

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ብሓቂ መሃሪት ቪድዯ እያ የቀንየልና

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ጸግኡ የብዘሐልካም እግዝኣብሔር ኣምላክ
    መ/ርይ🤲

  • @askalegebremichael783
    @askalegebremichael783 4 ปีที่แล้ว

    ቃልህወት የስመዕልና ለምህርና እግዛብሄር የሓልወልና

  • @RahelGebreslassie-v2h
    @RahelGebreslassie-v2h ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏ኣሜን

  • @letish3773
    @letish3773 4 ปีที่แล้ว +13

    እሜን እሜን እሜን መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ መጨረሻና የስምረልና

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 4 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክብሩ መምህርና ፀግኡ ጥዕና የብዘሓልካ
    በሓቂ መምህር በጣዕሚ እዩ ስምስጠኒ አተምህረና ትምህርቲ ሰለ ኩሉ ነገር አግዚኣብሔር ይመስገን

  • @ጓልተዋህዶኣርተዶክስ
    @ጓልተዋህዶኣርተዶክስ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @ristomyeman2210
    @ristomyeman2210 3 ปีที่แล้ว

    ቃሊ ሂወት የስምዓልና ካስሁን ሓወይ

  • @merhawitesfagabr5487
    @merhawitesfagabr5487 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qale hiwet Yesmalna.p

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ክቡር መምህርና

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የሥመዐልና መምህረይ❤

  • @ፍቅርእዩድራርይ
    @ፍቅርእዩድራርይ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @gualtigray6530
    @gualtigray6530 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qale hiwet yesmelna memhirna Edmen Tienan yihabelna Amen 🙏🙏🙏

  • @ismaialismail105
    @ismaialismail105 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ነዊሕ ዕድሜ ጥዕና ይሃበካ