ጉዕዞ ናብ ኣስመራ - ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም 😂 [ ምስ ቤቲ ሃይላይን መረሳን ]

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 383

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 ปีที่แล้ว +118

    ሽረ ጽብቅቲ ከተማ ኢያ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኣብ ዓድና ኸምዚ ናጽነት ዘየብልና ብምካኑ ይሓዝን😢😢😢

    • @birhankidanu5493
      @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +24

      አጆኩም ንእግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ሰላም ክገብሮ ይከዉን ካብ ስደት ተመሊስኩም ከኣ ምስ ወለድኩም የራክብኩም❤

    • @Seni12-y
      @Seni12-y ปีที่แล้ว +6

      ኣጆኹም ፍጣሪ ነዓኹም ዝኸዉን ጌዜ የምፅኣልኩም

    • @abrahamasfaha5651
      @abrahamasfaha5651 ปีที่แล้ว

      Wey gud ata entay ena nblo !!!.Mashalah eti mskn hzbi Amlak getsu ymelselu.ente tom .uffff yakle

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 ปีที่แล้ว +9

      ኣብ ቤት መግቢ ኣቲኻ ክትበልዕ ዝኸልከለካ ኣሎ ድዩ እስከ እቲ ጽልኣት መልክዑ ኣይተባላሽዉዎ
      ካብ ከተማ ናብ ከተማ ክትገይሽ ዝኸልከለካ ኣሎ ድዩ ጥራይ ሃገራዊ ግዴታኻ ኣማልእ እምበር ናጽነት ኣሎ
      እዞ ተጋሩውን እንተሓቲትካዮም ኩላቶም ኣብ ምግዳል ተጸሚዶም ዝጸንሑ ምዃኖም ፍሉጥ እዩ
      ሰላም ጉዕዞ ደቂ ትግራይ ጎሮቤትና

    • @RobelBerhane-we2ow
      @RobelBerhane-we2ow ปีที่แล้ว

      Mestemselit 🤣

  • @DjJh-qm2er
    @DjJh-qm2er ปีที่แล้ว +92

    ክመይ ዶ ትኳኑ ቤተክርስቲያን ትናፈቁ 🥺🥺🥺 ሰደት ኩፍእ😢 ፈጣሪ ኣቦይ ላብ ደገ ስላምካ ኣብቅዕኒ🥺🥺

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 ปีที่แล้ว +52

    ህዝበይ ማዓረይ የዋህ 🥺🥺🥺🥰🥰🥰💞💞💞💞አነስ ደስ ዝበለኒ ቤተ ክርስትያን ትሳለሙ ተለኹም ብእውነት አነ ብጣዕሚ እየ ከብ ልቢ ናፈቀ ዘለኹ 🥺🥺አምላኽ አቦይ ሓደራኻ ስደተይ አሕፂርካ ናብ ደገ አፍካ አብቅዐኒ ናይ ወትሩ ፀሎተይ እያ ብእውነት ላብ ንስሃ ሞት አብቅዐና🤲🤲🤲🤲🥰🥰🥰💞💞💞
    ስደተኛታት አብ ዝኸድናዮ ዕንቅፋት ናበዘሐና እዩ ዘሎ🥺🥺🥺🥺ስደትና ያሕፅረና🤲🤲🤲

    • @edon7537
      @edon7537 ปีที่แล้ว +1

      ብጡዓሙይ ማዓረይ አሜን😢💝💝❤️✝️

    • @Eritrea1234
      @Eritrea1234 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን መዓረይ😥😥😥

    • @merigaltewahdo1460
      @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +1

      አሜን ዝያዳይ ኣጆና😢

    • @MiriMiri-fb8fx
      @MiriMiri-fb8fx ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን❤

    • @Tgi9479
      @Tgi9479 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን 🤲🤲🤲♥️

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h ปีที่แล้ว +25

    ካብ ትግራይ ናብ ኣስመራ ትማላለስ ናይ ሰላም ክትርኡ ትደልዩ እስካ ልቢ ሃብኒ🎉🎉❤❤ ኣጀኽም ደማ ክሰምር እዩ❤❤❤

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106 ปีที่แล้ว +47

    እዋይይይይ ኣስመራ ምስ ራኣኹስ ሰላም ዶ ኮይንልና ኢዩ ኢለስ ብታሕጋስ ሞይተ ኔረ ኣሕ እስኪ ፈተዉቲ ሰላም ሰላም የስምዓና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @የእናትፍቅር
    @የእናትፍቅር ปีที่แล้ว +32

    አጆኻ መዓልቲ ክመፅእ ከምዝኸውን አይተራጠር ሕዝቢ ትግራይ ምስ ሕዝቢ ኤሬትራ ከም ጎረቤት ብቃንቃ ብባሕሊ ተዋልዲና ስለዝኾነ ደባኡሱና ምርሕነት ምስጠፍኡ ርሑቅ አይኮኑን ኢዩ አሕዋት ክራኸቡ ምኻኖም አይትጠራጠሩ አምላኽ ይከኣሎ ስለዝኾነ ሰላምን ንሕዝብታት አሕዋት ሕዝቢ ኤሬትራን ሕዝቢ ትግራይ ።🙏🙏🙏

    • @smnu3721
      @smnu3721 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen amen, hiji yekelena abe selam zelo hiwet kigelxo iyekelen kemti zblkeyo

    • @የእናትፍቅር
      @የእናትፍቅር ปีที่แล้ว

      @@smnu3721 ❤️❤️❤️

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤

  • @uyth8675
    @uyth8675 ปีที่แล้ว +24

    ከምዚ ከመይ ቤተክርስቲያን ዝናፎቆ😢አብ ዓዲ ተለኩ ምንም ዘይመስለኒ ድነበረ አብ ስደት ምስ መፃእኩ ግን ሕማም ናይ ቤተክርስቲያን አለኒ እግዚአብሔር አምላክ ሰደትና የሕፅረልና ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና አሜን🙏

  • @KisanetGhebre-wz2sd
    @KisanetGhebre-wz2sd ปีที่แล้ว +29

    ኤርትራዊት ኢየ ምስ ተጋሩማሕበራዊ ፍቅሪ ግን ደስ ይብለና

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h ปีที่แล้ว +2

      ኣጀኪ ክብረተ ሓደ ማዓልቲ ሰላም ክመፀልና እዩ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +19

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ልብል ብቤተ ክርስቲያን ጀሚርኩምዎ❤
    ፕራንክ እውን ደስ ብሃሊ መዘናግዒ መስሓቂ እዩ ነይሩ ይመቸኩም

  • @blackheart6830
    @blackheart6830 ปีที่แล้ว +12

    ተዓዲልኩም🥺ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ንሕናለ ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና🤲

  • @dawit5485
    @dawit5485 ปีที่แล้ว +12

    ጽቡቅ ትምኒት ኢዩ ኩላትኩም መንአሰያት ንሰላም ዘምሩ ❤❤

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም ኣተኩም ያዳየ ሽኮር ምስ ኩሎም ስድራካ ክተመፀና ንፅበ ኢና እቲ ንእሸተይ ሓውካ ሓደ ግዜ ዝደረፈ ኣምፀኣዮ እባ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቆ❤❤❤

  • @ተስፋጽባሕኣቡየ
    @ተስፋጽባሕኣቡየ ปีที่แล้ว +5

    ኩሉኳ ጽቡቅ መስሓቅ እንተ ኾነ ኣብ ምኣዲ እግዚኣብሔር ከትበልዑ ከለኹም ግን ኣመና ሓዚነ ብስላሴ ስም ኣይትደገም 🙏🙏🙏

  • @Alukahsu
    @Alukahsu ปีที่แล้ว +6

    ኸማይ ዶ ትኾኑ ቤተ ክርስትያን ዝናፈቀኩም
    ስደትና የሕፅረልና😢❤ያዳየ💜👌

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +13

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ያዳዬ ዓወተይ ቤትዬይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ሰላምን ቅሳነትን ንመላእኹም ተጋሩ ብጣዕሚ ዝፎትዋ መዝሙር_

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว +11

    ጹቡቅ ትምኒት አሰይ🎉🌻👏🕊🥰🕊🕊🕊🕊✌🏻

  • @selamhagos7855
    @selamhagos7855 ปีที่แล้ว +4

    Shere shkorr mejmrta kab eritrean mex 04 zebhal bota keray nere selamki yemles fetari shere 🇪🇷

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 ปีที่แล้ว +8

    ያዳ ምዓረይ ዓወተይ ኩላትኩም ናትና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +4

    _ወይ እንጀራዋይ ማዓረይ ብናፍቖትኻ ክሞት እለ ብእውነት ጎምጅየ ምጥዓሙባ ኣንግየዋይ ምስክን ብላዕባ_

  • @netsi2127
    @netsi2127 ปีที่แล้ว +14

    ኣምላክ ኣቦይ ካብ ስደት ተመሊሰ ኣብ ቤትካ ወዲቀ ኣብ ምስላም ተዘብቀዐንስ ታይ ዘይ ሃብካኒ ምበልኩ 😢😢😢😭ለለ ያዳዋ ማርያምን ፕራንክካ ብጉጉት እየ ዝፅበዮ ቶሎ ቶሎ ምፀና 😊❤❤😂😂😊

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ปีที่แล้ว +13

    ተዓዲልኩም ያዳዋይ 🥺🥲🙋‍♀️

  • @MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
    @MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ ปีที่แล้ว +4

    አናፊቅኩምና እንበር😌ከመይ ድኩም ግን ደስ ትብሉ ኩሉ ግዘ ሰሓቁልና

  • @fototube6731
    @fototube6731 ปีที่แล้ว +4

    I hope hade mealti kab Asmera n Makel selam bus 🚌 gierna Knmexe love u guys kab hawkum eritrawi

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ ปีที่แล้ว +4

    ያዳዋይ ማዓረይ ከይትሓልፈኒ ዓድና ካብ ዝክፈት ትሒዘ አብርህሸይ ዝበልኩ እየ ምስ ስድራካ ክትመፀና ተስፋ ይገብር እመ ብርሃን ሓሳብ ልብኩም ተስምረልኩም❤❤❤

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +13

    ያዳዋይ እንኳዕ ድሓን መፃእኩም🤗😍😍😍 ያዳ ገዛ ምስ ከድካ ንኣብርሃም ኣድርፈልና በቲ ጥዑም ድምፁ😍😍

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme9705 ปีที่แล้ว +1

    Kulu atekirbo btami azanagi medeb u kexilo ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉l am Eritrin

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +10

    ያዳየ ሽኮር ኩሉኹም ኣብሊፀ እየ ዝፈትየኩም ❤️

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ ปีที่แล้ว +7

    አስይይ ደስ ክብለካ መዝሙር 😢

  • @yes6292
    @yes6292 ปีที่แล้ว +3

    እሞ ያዲ ሓወይ ንሓውዜይን ዘይትካይድ ማዓረይ❤♥️♥️♥️💛💛ተዓድልክም ትግራይ ዓደይ ናፍቀኪ እኮ ዛደዓይ ክብረተይ❤♥️♥️♥️💛💛💛💛

  • @ኣቢ-ዩቲብ
    @ኣቢ-ዩቲብ ปีที่แล้ว +9

    እንጀራ ሓወይ ማኣዘ እየ ዝረክበካ ❤😂😂

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว +7

    ዋይ ደስ ክትብሉ ዓድካ ጥዑም 🥰🥰🥰

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ ปีที่แล้ว +2

    እስይይይይ ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ ❤❤❤❤ዓድኻ ጥሙም ኣየ ስደት ሕሱም😢😢

  • @sarmedia3220
    @sarmedia3220 ปีที่แล้ว +2

    እዋ ናፍቖት ብኡነት ኣታ በጃኹም ኣይተቕንኡና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ናብ ንቡር ይመለስ ❤❤❤❤

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว +5

    ተምቤን ዓብዪ ዓዲ ዓደይ ዓደይ ❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +5

    አሰይይይይ ያዳዋይ ጽሩይ ደስ ክትብሉ ደቂ ማህጸን ትግሪይ ❤❤❤❤

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ናፍቆት ሽረ ዓደይ💔💔😍😍😍

  • @ፍረይሸባትferyishbeti
    @ፍረይሸባትferyishbeti ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይ እንኳን በሰላም አተኪ ማዓረይ ታዓዲለኪ👏👏

  • @mezmur1-t7
    @mezmur1-t7 ปีที่แล้ว +11

    ኣረ መኣዘ ኢና ንዓድና እንምለሶ😢ኣነስ ከይሓለፈለይ ግን ዘን መዳማት ሞንየየን😢

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube ปีที่แล้ว +1

      ብተለይ አነስ እዞም ቆልዑ እየ ፀሊኣዮም ዘለኪ ሐዚ ኣሕር ኣርፍደምኒ

    • @iamselina7200
      @iamselina7200 11 หลายเดือนก่อน

      Agke

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq ปีที่แล้ว +3

    አረ እንጀሪ ናዓድና ናፍቅና❤❤❤❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +4

    ያዳ መሕርር ኩሉ ተወድኡካ ናብ ኣስመራ😂😂😂😂😂ይሞችኻ ያዳዋ🥰❤

  • @GelilaSenay
    @GelilaSenay ปีที่แล้ว +11

    I am from Asmara ብሰላም ምእጹ 🎉

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c ปีที่แล้ว

      Ab 7 Testi Tehaxibom nemealti 1000€ kefilom yemxeu.

    • @Metkeli
      @Metkeli 11 หลายเดือนก่อน

      Bhaki ❤❤❤ wedi erey mearey

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ያዳዋ ሰልመልና ንዞም ምጭዋት ስድራኻ🎉

  • @t.g824
    @t.g824 ปีที่แล้ว +3

    ያዳዋይ ኣብሊፀ ዝፈትወካ ❤ትዓዲልኩም ዓድካ ጥዑም😢

  • @tsegahaftu1361
    @tsegahaftu1361 ปีที่แล้ว +2

    ደስክትብሉ ሙቁራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤

  • @Mama-nu7it
    @Mama-nu7it ปีที่แล้ว +1

    Beautiful I love it ❤
    Keep up the good work
    Well done 👍 👏👏👏 !!!

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤

  • @vhghf
    @vhghf ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሃገረ ትግራይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ የብዘሐዮ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ያዳዋይ ሙቁር ❤❤❤❤❤

  • @SelamTesfay-qu3pb
    @SelamTesfay-qu3pb ปีที่แล้ว +2

    ወይ ደሰ ክትብሉ ታዓዲልኩም ዓድካ ጥዕም❤🥺❤

  • @kalayugebrewahid
    @kalayugebrewahid ปีที่แล้ว +1

    ዓሊ መተዓቢተይ የዓኪ
    ዓደይ ህዝበይ ሰላምካ የብዘሓዮ

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ይሕዋተይ❤❤ ብናይ ኣንጌ ሳሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂ያዳ ምሕረር ሰላም ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ❤❤❤❤❤ይመችኩም

    • @angeup
      @angeup ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣

  • @RedwanAbdu-kq9hj
    @RedwanAbdu-kq9hj ปีที่แล้ว

    Asmra shire guezo insha'Allah abzhxre gize k kewun ❤❤❤❤

  • @sjzjbdb305
    @sjzjbdb305 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ ያዳዎይ መሕጎል ክፍትወካ አነሰ

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว +12

    አጆኩም ብርሃን ምስኮነ 🎉ጉዕዞ ነስመራ ክኮዉን እዩ።ከልካሊ ዘይብሉ😢❤🥰👏🕊🌻⛪️🕊🕊

    • @KeviTube21
      @KeviTube21 ปีที่แล้ว

      Bro subscribe ba gbereni jemari eye🙏

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 11 หลายเดือนก่อน

    Betami xebuk medp alka yarde bro🎉🎉 from Germany 🇩🇪 😊

  • @wawa8948
    @wawa8948 ปีที่แล้ว +1

    ሸረኒ ዓደይ ማዓረይ ተናፍቅት
    💊💊💚💚❤️❤️❤️💛💛

  • @ሽደን
    @ሽደን ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ትምኒት ኢዩ ሰላም የዉርደልና ሞ ብፍቅርን ስኒት እዚ ህዝብታት ክባጻጻሕ ንሪኤሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን
    ካብ ኩናትን ወረ ኩናት የርሕቀና
    ንፍቅሪ ንዘምር👉🌺❣🌺❣🌺❣👈

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 ปีที่แล้ว +2

    Inshallah one day will go to Asmara🥰💞🥰⛱️⛱️💊💊

  • @SelamTgraweyti
    @SelamTgraweyti ปีที่แล้ว +6

    ካበይ እዩ ናብ ሸረ ጉዕዞ❤

    • @TiedY-nc6iy
      @TiedY-nc6iy ปีที่แล้ว

      Kab mekele nab shre

  • @MamunKsa-d7o
    @MamunKsa-d7o ปีที่แล้ว +4

    ህዝበይ ሓላል ኮአዩ💋💋❤💛ያዳ መሕረር😂😂😁

  • @ሲዱ
    @ሲዱ ปีที่แล้ว +2

    ያዳዋይ መትከ ኸ❤❤❤❤❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว +5

    ደቂ ሃገረ ትግራይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኹም ይብዛሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ የብዘሐዮ ፈጣሪ 😘💛❤️🙏

    • @Adeyhager
      @Adeyhager ปีที่แล้ว

      Deqi hager tigray 😳😳😳😳😳🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว

      @@Adeyhager ተሓነቅ ኣታ ጉሓፍ ምስ ዓሰርተ ሃገራት ተሓንጊርኻ ኣቲኻ ከመይ ከም ዝገበረትካ ረሲዕኻዮ ድኺ ሐዚ ውን ተኣቢኻ ዋጋኻ ክወሃበካ እዩ ኣታ ፈሳዊ ሃዳሚ

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 11 หลายเดือนก่อน

    እና፡እና ፡እና ያው፡ያው ኣምሓሪና መሊእካያ ኣማሓይሾ

  • @shaiebya437
    @shaiebya437 ปีที่แล้ว

    Ewyyy ata mehref abey emo afey eko may melieni bflay asmera bhafesha Eritrea Adey nafike sdet xelieyo akiley xebibuni nay leytn ketrn xelotey do ksemireley ❤❤❤tanx zyaday eti minyotey slezeriakani

  • @titEye-i2g
    @titEye-i2g ปีที่แล้ว

    ሰብ ምኻን ትግራዋይ ምኻን ሰላምን ፍቅርን ዩ ዝፈቱ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz ปีที่แล้ว +3

    ይመችኩም ❤❤❤

  • @TirhasGebru-ye7oy
    @TirhasGebru-ye7oy 9 หลายเดือนก่อน

    Sheri shicorrrr ❤❤❤❤❤❤ me From Eritrean guys ❤❤❤ enda selas

  • @putgodfirstweoyfpuc7811
    @putgodfirstweoyfpuc7811 ปีที่แล้ว

    Amlak nmen eilwo des zebl bahgi u kkewn u amlak alo kulna nselam nzemr ❤ gorobetna

  • @FjCb-ke5tr
    @FjCb-ke5tr 7 หลายเดือนก่อน

    ሸረኒ ናፍቆተይ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤😢😢😢😢

  • @mery0141
    @mery0141 ปีที่แล้ว +4

    ያዳየ ወዲ ዓደይ🔰🔰💋❤

  • @qwqwasas7509
    @qwqwasas7509 ปีที่แล้ว +2

    ያዳየ ወዲ ዓደይ❤❤❤❤❤❤🔰🔰🔰🔰🇻🇳🇻🇳

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu ปีที่แล้ว +3

    ዓወት አሎ ድዩ😂 ይመችኹም❤

  • @berakikesete9517
    @berakikesete9517 ปีที่แล้ว +4

    ህዝቢ ንወያነ ከምዚቐደሞ ድኣ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ ኢንድዩ። በሉ እስከ ላይክ ንሃቦ ጥዑም ኢዩ ሊሳኑ

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 ปีที่แล้ว +1

    ኣድካ ጡዑም ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +5

    ያድሻ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ምቁረይ ❤
    ደስ ይብል ❤ ይመችኹም ምቁራት❤
    ካብ ሽረ ናብ ኣስመራ የበለን😂
    ሰላም ክኸዉን ንምነ ግን ዞም ሓሰመዳት ጎረቤት ልቢ ዶ ኣለዎም ትብሉ😮

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ ปีที่แล้ว +3

    ሽረኒ ፀዓዳ አየየ መዓዝ እኮ ይክውን ዝመሎሶ 😢😢

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ ปีที่แล้ว +1

    ትዓድልኩም ዓድካ ፀብቅ ዓደይ ናፍቀ ኣይ ስደት😢

  • @mery0141
    @mery0141 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም ኣተኩም ኣሕዋተይ❤❤

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤እንዳስላሴ ሳዓመልና❤❤❤❤

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว

    ያዳዋይ እንኳዕ ብሰለም መፀአካ ዝማሬ ማላአክቲ የስመዐልና❤❤❤

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 7 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክትብል ዛመእተዊት ሙዝሙር❤❤

  • @shewetdarling6800
    @shewetdarling6800 ปีที่แล้ว +4

    ሽረ ዓደይ❤

  • @letslats9259
    @letslats9259 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ያዳየ ፅሩይ ደስ ክትቡሉ ሙቁራተይ😘😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂ያዲ መሕርር

  • @AzmarinoAsmera341
    @AzmarinoAsmera341 ปีที่แล้ว +6

    ካብዘን ኩለንስ ናይ ማዘረይ እንጀራ ግዲ ናፊቀይ እንጀረ ክትበልዑ ኸለኹም ማራ ተሃሪፈ እንጀራ ካ ዘይረክብ ድሮ 1 ዓመትን 9 ወርሕን ኮኑ 😪😿😦

    • @mahleyt7694
      @mahleyt7694 ปีที่แล้ว

      ሓፈተይ ኣበይ ኣለኪ ክሰደልኪ ሓፈተይ ኣነ አብ ሳንጣ ኣለኩ❤❤

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 ปีที่แล้ว +1

    ያዳየ ሽኮር ወዲ ዓደይ ሽረ ዘይመስለኒ ነሩ ገዛኻ ሓፍትኻ ካኣ ደስ ክትብል ምንኣስን ምዕባይን ዘሎ ሓረካት😅 ገድፍካ እዩ ሶ ቆፅለሉ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ❤

  • @Seni12-y
    @Seni12-y ปีที่แล้ว +1

    እረ ዓደይ ናፊቀ ገለ በሉኒ😢😢😢😢

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ትጋሩየይ😍😍😍

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሪመይ ውይ ኣረደአኒያ ምዓረይ ይሞቸዮ😂

  • @merhawitkide7839
    @merhawitkide7839 ปีที่แล้ว +1

    ያዳ መሕረርርርር ከማዓላትኩም እንዲ ግርማይ 😄😄

  • @hyab8835
    @hyab8835 ปีที่แล้ว +1

    Kem afka ygberelna afka ysar tsibuq fal you

  • @sarayan525
    @sarayan525 ปีที่แล้ว

    ተዓዲልኩም ያዳዋይ❤❤❤❤❤

  • @MuaAli-tk5ee
    @MuaAli-tk5ee 10 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ደኣ ኣሎ ወዮ ፕራንክ ዝገበርካዮ

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋኒ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @sonofelamida
    @sonofelamida ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ወይነይ ቀፅሉሉ

  • @gadasgad8316
    @gadasgad8316 ปีที่แล้ว +1

    እንጀራ እምበር ናፊቅና😢😢😢😢

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr ปีที่แล้ว +2

    😢ኣታ ኣነስ ከይሓለፈለይ ትንፋሰይ ከይሓልፍ ፈራሕኩ ዙ ስደት እዚ ባእ ማዓዝ ኢና ንከዶ የኣኪ😥ቤተክርስቲያን ክንደየናይ ከምዝናፈቅኩ ክነግረኩም ኣይክእሊ😔♥💛🕊

    • @moves6989
      @moves6989 ปีที่แล้ว

      😢አጆኺ መዓረይ ግዜ አለና ንዓና ዝበሎ ፈጣሪ🙏

    • @SalamSalam-ex1fr
      @SalamSalam-ex1fr ปีที่แล้ว

      @@moves6989 እሺ ማዓረይ😢♥

  • @fhhh5498
    @fhhh5498 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ወዲህያውኣምላኽቀያሪታሪኸ

    Yadaye shire nafikatna pls bzuh prank srah eka pls🙏

  • @ጓልትግራይ-ፐ1መ
    @ጓልትግራይ-ፐ1መ ปีที่แล้ว +1

    እውይ ያዳ ሽረ ድዩ ገዛካ እሞ ናብ ማዘረይ ክይድካባ ችራኪ ገበራ🤭ይመችክም ምቅራት ዓደይ ማዓረይ ማዓዝከን ክምለሰኪ ይከውን😢😢

    • @yadaprank
      @yadaprank  ปีที่แล้ว

      Send me her address