Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 3 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- (FULL) 2019
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
- Kemalatkum - New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - ገሬ እሙን Part 3 (FULL) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
Gereemunፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries
ገሬ ናይ ሓማመይን ዘርኣቡሩኽ ናይ ሕማመይ ተድንቅዎም እስከ #ላይክ ኣግርጭዉ
Gere
ዝተቀደሰን ተባረኸን ሰንበት ይግበረለና ኩቡራት የሕዋት ኣሜን 3❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍
ማራ የ ስዲ ።ኣሜንን የሕቢሩ
Amen
አሜን የሕብሩ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ህንጥሾ እኮ ኣይብልን ገርየ ቀባጽ kkkkkkkkkkkk ሓውኹን ካብ ኤሬ
ክክክክክክ ሞይተ ብ ሰሓቅ ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ካብ ኣስማራ like ኣይነውህደሎም
Waawww Tegaru ahwatna sesenayo nakum haftikum ka Eri,🇪🇷♥️
ካብ ሓዳር ሎሚ ምግባር ናብ ኩንታል በርበረ ማእታው ይሓሽ እሊዋ ግሪየ ምሕረርር ክክክ።
ሃሃሃሃ ናይ ብሓቂ ከብደይ ቋሲለ ብሳሓቅ እዚ ገሬ ዝብልወ ናይ ብሓቂ ብሉእ ተዋሳኣይ እዩ🌺😘 ብርቱዑ ደቂ ዓደይ ስላም ንትግራይ ዓድና🌹🌺😍
ALEM Hailay n bety hailay hafta dikin embeytna 😁
ዌል ደቂ ትግራይ መዓረይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም😍😘ከመይ ድየ ዝፈትወኩም😍😘 ገሬ ሽኮር😀😀 ከመይ ድኩም መቅሰናት😍😘
ዘርኣብሩኽ&ገሬ እሙን ናይ ምትዋን ብቕዓትኹም ለይምድናቕ ኣይከኣልን በርትዑ ቐፅልሉ I love u
I come from eri adikeyh i love tgray movies like boluni
ዋልካም ደቂ ዓደይ ።
ንጆነይ ዝፈቱ ኣሎዶ ብፍላይ ኣዒንቱ ብጣዕሚየን ደስ ዝብላኒ 😋😘
ትግስት ደላይት ፍቅርን ሰላምን ክክክ ንሕሽሸልኩም መቸም
ብስር ኣነማ የግኖየ ክክክ
ገሬ በዓል ዓቢ ተስፋ ቀጽሉሉ!!!
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘለዎ ተዋስኣይ እዩ ኩሎም ድሓን እዮም
like ሃብኒ ሰበይተይ ጠንሳ አላ ግዓት ሳልስቲ ከብለዕኩም እየ
ኣብ ምንታያ ዳኣ ጠኒሳ ሶ like ግሲመካ ኣለኹ
ክክክክክክክ
Kkkkkkkk gal tekoyna kalga
ክክክክክ
Kkkk
ማዕረ ታ ክስታይኪ ኡካ ኢኺ ጌርክያ ዘለኺ
ክክክክክክ
ፍትውትውትው አየ ዘብለኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ❤️😘
Gere shikor Mara kief aleka.gen eza karta xsweta gedfa eka🇪🇷
ገሬ እምበሳ ቀፅሉሉ ምዓራት
ገሬ ፍሉይ ተዋስኣይ እዩ ናይ ብሓቂ!!! ካልኦት ግን እንድዒ!!!
ንፍዓት ናይባሓቂ ደቂ ትግራይ ብፍላይ ገብሪሂወት ተስፋ ለዎ Likee ኣግርጭው! ኣብሉኒ ተኪልኩም ሓንቲ ጋል ኣብትግራይ ሮኦይለይ ንመርዓ ክጽብቃ ሲ ::
ላይክ ወዲ ዩናይትድ
Manchesterawi ኣግርጭዉ
ደውለለይ ክእልሸልካ እየ ክክክክክክክ
Kkkkkkk kdwrelka eye
@@user-vb3ny4gb5o 👆 🌹 🌹 🌹
ዋውውውው ከመይ ዲኩም መሐበናት ቀፅሉሉ ኣዮኩም ናይና
ቀፅልዎ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጎበዛት ፡ ተስፋ ከይቆረፅኩም ቀፅልዎ ከምቲ ዝሓሰብክምዎ ካብ ሰብ ብዙሕ ተስፋ ዘይክትረክቡ ትክእሉ ኢኩም ፡ ምክንያቱ ሕ/ሰብና ናይ ኣማርኛ ቐልዲ እንበር ብትግርኛ ብዙሕ ስለ ዘይለመደ ስለዚ በርትዕ ፡
እንኮዕ ብላም መፃኩም ኣሕዋተይ ቀፅልሉ
ብሓቂ እዛ ኮመዲ ካብ ዝካታተላ ውሑድ ግዚየ ኢየ ገረ።ብጣዕሚ ድማ ፈቴያ ዳርጋ ሲሒቀ ካብ ዘይፈልጥ ነዊሕ ኮይኑ።ሕጂ ግን ልብኻ ዘጥልል ስራሕ ምሃርን ኣዛናጋዕን ስለ ዝሰራሕኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ ተጋሩ የሕዋተይ ። ኤረትራዊ ሓውኹም።
Ane ka hiji lomi gemireya.betami fetyeya.tnx from🇪🇷
ገሬ እሙን ማራ ኬፍ ኣለካ ኩሉ ኣዘራርባኻ ኣክሽንካ ዓቢ ሰብ።
ምስ ሱዚኒኖ ክትሰርሕ ከኣ ይጽበ።
Nono
ራኢ ዘለዎ ሰብ ፍራ ተተባሂሉ ዳሓን እንጀራ ክገብረለይ ዳኣኮነይ ክክክክክ ዓባይ ትምህርቲ ገሬ ዋይ ማዓር
ናይ ብሓቂ ገሬ እዩ ኣዝማሪኖ ገሬ ናይ ሕማመይ
ማይኮ ማሓዛይ ሓያል ተዋሳኢ ኢካ😘😘😘
Wawwww tagru sekarenatata enka besalm maxakum keaf alkum edeman xenan yehbkum faxare nebrlay nezalalm kab hawekom Eritrea ey
Aron wadgare thank you bro
ኣሜን ክብረተይ
I love you Deki tigray
ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኩም ገሬ እሙን ኩሉኩም ግን ናይ ቤቲ ሃይላይን ርግኣትን ዉድድር ፍቅሪ ኣብ ገሬ ወዲ ቀሺ ግን ተፀቢና ኔርና ሕዚ እዉን ጀባ በሉና ብዝተረፈ ጎበዛት ኢኩም ቀፅልሉ
ገሬ እሙን ብጣዕሚ ደሰ በሃሊት መሃሪትን እያ ቀፅልሉ።።።።።ደደደደደደደ
Betame gobezat. Deki halal meret
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤
i appreciate this drama really wonder full really
ገሬ ሽካር መቀርት ናይቲ ኮሜዲ
Ewy dess kblu ajokum qexllu, kab gorebetkum eye, God bless
Good Job Grate Tigrians!
Welcome deki adey marey 😍😍😍
ገሬ ሽኮር ቀፅለሉ ክሎኩም ጉቦዛት ኢኩም ግን ክንዲ ናይ ገሬ ወዲ ዘረባ ደስ ዝበለንን ዘስሕቀንን የነለን
ሙቁራት ደቂ ትግራይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇹🇸🇦👆🌹👍🏼
kkkkkkkki ኢም ሓዳር ዝገር ርእሰይ ናብ በርበረ የሐሸኒ
Velkommen deqi Tigray adey adi jeganu
Wawwwww sehr gut
Btaemi tsbiqkit comedy drama
ተጎልባቢ ማሽን 😁
👌GOOD JOB 👌
ክክክክክ ካብ ሎሚ ሓዳር ምግባር ኣብ ፍርቂ ቀጥዓ በርበረ ርእሰይ ምእታው ይሓይሽ ክክክክክ ኣስሒቅኩምኒ ደቂ ትግራይይ
ክክክክክክክክክክ
ብቻ ናፍቆት ሓይልና ዓዲ ገሬ እሙን ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ
ገርየ ኡሙን ክክ ኬፍ ኣሎኩም ተጋሩ ሽኮራት ቀፅሉዎ
ገሬ❤
Ajokum shikornatatye😘😘😘
ዘራኣብሩኩ &ገሬ ብጣዓኒ አኩም ኑፋዓት ብፍቅሩኩም ተስኒፈ
በተለ በቲ ዳሓርስካ ፍልጠዋ
ግርየ ዝፍልጦ ታኣምር የብለይ ግብርሂወትዋ ክፍትየኩም ንበቲ ግርየ ዝፍቱ ኣግርጭው ኣብልኒ ምስመንግድኹም
Abzihkayom yibleka😂😂
I LOVE GERE! nab firki quntal berbere yihaysh
(ጎልባባይ ማሽን...ህህህ) ኣታ ከመይ ዲኹም ምቁራት? እዛ comedy ንዓይ ብጣዕሚ ተመችያትኒ'ላ። እስከ ኣይትሰኣኑ ንስኹምስ!!!
kkkkkkk golbabay mashn
ኣጀኩም ቀፅሊሉ ደቂ ትግራይ
Golbabay zeshen 😍
ክያና ኢያ ዛወዲ ካብ ኢርትራ ከጽሎ ተቲ ገሪየ ኮይኑ ድዋጻእ ደሎ ኢየ ክክክክክክክክ
ምስ ቡቲክ ክዛረብ ውዒለ😂😂😂
Wawewwwwwwwwaw
ዋውውውውው ከመይ ደኽም መቅሰናት ቀፅሉሉ ተጋሩዋ
ዌልካም ማሮች
ኣታ ዓንና ክንፍትየኩም ኣጀኹም በርቱዑ
ኣያ ዘረኣብሩክ በጃኩም እንጀራ ኣይትቁፀሩ
that is very nice i w`like to appreciate it .and keep it up
Hahahah eziatna godolo zela bkemu eya haha omg moyte ata 😂😂🤣
Gual Amlak haku bsenkikin godilina hji ge’at geatalna 😁
ዌል ካም ምቁራተይይይይይይይይ
lovey you tgray💘😍
ዋው ቆንጆ
ገርየ ጎበዝ
ሓቁ አዩ ገረ ጽብቅ ክዳን ተከደኒ
nay bhaki meshak comedian eka
ክክክክክክክክክ ምስ ቡቲክ ቀጽልሉ ኣሕዋት
ኣቤት ዳሌ ፖውው ክልተ ርእሲ ከተማ ኣብ ሓደ ሰቲርክየን ክክክ
Gbr's tkeflelu do tkewn
ምስ ቡቲክ ዲየ ክዛረብ ውዒለ ብስሩ ። ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ካብ ኣስመራ
Woww ketilkumni sehak
Gereway😃😃😃😃
Waw Waw..
Welcome shkorat
እሰይ ደቂ ትግራይ ደስ በሃሊ ቀፅልዎ
Ahlen wesahlen dekiza halal
ምቅራት ደቂ ትግራይ
እዛ ኮመድይ ኼፍ ትበኒያ ኣብ fb ጥራሕየ ዝርአ ነይረ። ሞ አብዚ ተኾይኑ ትዝርጋሕ ደኣ subscriber ገይረልኹም አለኹ ። ሎሚ ንመጀመርያይ አብ ናይ ትግራይ ቻነል subscribe ጠዊቀ
Kkkk Ane wen kemka eye www mrgemeryay nay tigray film eya.wela zerbom meshak fetyeyom.kab 🇪🇷
we like it. the reason we likeed the movie is that.the characters use typical our language and our accent.i love all of the work exept the guy who smokes doesn't make sence he talks like some eritrian comedians he dont have too. we have to be ourselves dont copy eritrians accent.
You dummy first spell right. eritrean comedians doesn’t entertain. exept the old comedians. Eritreans accent is the worst accent they shouldn’t have worked in this commedy.😡😡😡
You are so fara 😂😂😂
You are so fara 😂😂😂
🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿 you ugly ass
Eza flim bdmbi yea zktatla ka eri
ክክክክክክክክክክ ገሬ ፈውሲ ጭንቒ ሰሓቕ ዝደሊ ገሬ ይኹን ምርጫኹም
ግን ናይዛ ጋል ኣከዳድናስ ኣይፎተክዋን (ኣይባህልናን)እና ባህልና ንዓቅብ ከምተን ኣዲታትና ደቅታ ሓላል መሬት እና ቀፅሉሉ እንገሬ
ትግራይ እዩ ዓደይ ትግራይ ከፍ ኣለዋ ካብኡ ዝሓጽር ኪዳን እንተ ትገብር ከማን ጽቡቕ ነሩ😁
@@user-wh2up2mj9h Wa ጥራይ ዝባናደ ክትከይድ ገይርክያ
ትግራይ እዩ ዓደይ ትግራይ ርግኣት ሰበይተይ ወሊ ጥራሕ ነብሳ ትኺድ ከፍ ኣለዋ💋💋😘😁
@@user-wh2up2mj9h ንዓካ ሰበይትካ ድያ ትኮንላ
ትግራይ እዩ ዓደይ ትግራይ ewe embeytey 😁
ትግራወይቲ ተዝረክብ ደኣ ሱቢቶ ምተመርዓኹ
ኣነ ኣለኩልካ ክክክክክክ
@@user-mb1yh7bz1l kkkkkkkk 🌹🌹🌹🇪🇹🇪🇷🇸🇦🙏
wawawawwwwwwwwww nice
Zfelto tamr alewo. Ger kebax be strong kef deleka.
Tnbaka katalualu ❤❤❤❤❤👈👌👌👌👍👍👍👍
😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍
ክክክክክ ንላዕሊ ክተውፅእያ እንበር ንታሕቲ ወዲኣ እያ
Abo gerye emun maraaa ekum shikorinatat
መቅሽሽ ድሓን ክልተ ውሰዲ ካብቲ ክስታይ
ኬፍ ኣለዋ ብእነት
❤❤❤❤
ሓሪፍ
We'll cam marochhhh
Kkkkkk des bahali ketsllu
Kedamati
እታ ጓል ኣካዳድንኣ ክሓምቅ ንቀፃሊ ኣማሓይሽኪ ንዒ
yaw karaktera bar lad eya
Wa entay gera
ወይ ጠዓመ ኸይዳቶ ኽኽኽኽኽኽ ኢልዋ ቀፅልሉ ፈሰውቲ
Naybhaqi asihkatni btami tegaru shcorrr
Kkkkkkkkkkk ገሬ ሽኮር