"ናይ እንዳ ቖናኖ ሓሳብ ኢና ካብ መራሕትና ንሰምዕ ዘለና" ዘርኡ ገ/ሊባኖስ፣ "ፖለቲከኛታትና ኣይከኣሉን" ኣባ ጥዑም በርሀ - በዓል ልደት ምስ ተመዛበልቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 42

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 16 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ቃለ ህይወት የስመአልና ሓውሃና ዘርኡ እውን እድመን ጢኢና የሓቦ።

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣባ፡ጥዑሙ፡ስራሕኩሙ፡ጥዕኡሙ፡ብእድመን፡ጥዕናን፡ይሓበልና፡ፈጣር

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 16 วันที่ผ่านมา +1

    እ/ር ኣምላክ ብልወፀአ ይትከአልካ

  • @LieltiyGirmay
    @LieltiyGirmay 16 วันที่ผ่านมา +1

    Anbesa ketulelu jigna kemaka yebzahayo❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @haftomtesfay3112
    @haftomtesfay3112 15 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ምሉእ ይሃብካ

  • @tsgabugebremaria3829
    @tsgabugebremaria3829 16 วันที่ผ่านมา +1

    ተባረኽ

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 16 วันที่ผ่านมา +1

    OMG!! please be the leader ofTigray proud of you. Keep it up good job everything you say was true.

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ልወሓጥ፡ሓቂ

  • @OneLove-rd3wo
    @OneLove-rd3wo 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤💪💪💪💪ተፈናቃሊ ህዝቢና ናብ ቦቱኡ ይመለስ

  • @berhaneteklu-k4j
    @berhaneteklu-k4j 14 วันที่ผ่านมา +1

    ለባማት ትግራይ በኸምዚኦም ዝመሰሉ ሰባት ክትምራሕ ኣለዋ❗

  • @ghiwothailu9432
    @ghiwothailu9432 16 วันที่ผ่านมา +2

    ብስሩ ዘርኡ ይምረሐና ካብቶም ሌያቡ ዝመርሑናሰ

  • @Dsaerty-hi9cc
    @Dsaerty-hi9cc 16 วันที่ผ่านมา +1

    💯✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️

  • @TesfayGuolay
    @TesfayGuolay 17 วันที่ผ่านมา +2

    Thankyou

  • @FaydaMedia-
    @FaydaMedia- 14 วันที่ผ่านมา

    ❤🧡💛 biruk kun

  • @wakainfotainment
    @wakainfotainment 17 วันที่ผ่านมา +3

    well said aba teum and zeru g/libanos🥰🥰🥰

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 17 วันที่ผ่านมา +4

    እዞም መራሕቲ ይኣክል ክበበሃሉ ኣለዎም::

  • @TeklitAfewerki-z3y
    @TeklitAfewerki-z3y 17 วันที่ผ่านมา +2

    ትኽኽል ዶኩተር ዘርኡ

  • @wediwedi8811
    @wediwedi8811 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዝተማዛበለ ህዝቢ ይመለስ ፅዋ በዚሕና ናይመን ክን ርዳእ ኩሉ መረደኢ እበር ዝርዳእ የለን

  • @LionelMessi-m3v
    @LionelMessi-m3v 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaergHans
    @MaergHans 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yiheyiswoldesellassie2157
    @yiheyiswoldesellassie2157 16 วันที่ผ่านมา +1

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 15 วันที่ผ่านมา +1

    ንፃድቃን ዓገብ ምባል ይግባእ ኮለል አየድልን::

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 16 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሓቂ እዩ ክውገዝ ዘለዎ አፀያፊ ተግባር እዩ ክውገዝ አለዎ ሓቁ እዩ ዘርዑ።

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 17 วันที่ผ่านมา +1

    Gobez

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 17 วันที่ผ่านมา +3

    ይውረዱ እዞም ሰነፋት

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሱቅ ኢልልኩም መራሕትና አይትበሉ እትም ዘጥፉኡለው ግለፅወም መፍትሒ ክመፅእ እንተኾይኑ እትም ምስ ፀላእቲ ኮይኖም አዲ ከፍርስው ዝኸዱ ዘለው አብ ግዚያ ምሕደራ ዘለው ሰባትስ ምስ መን እዮም ክወዳደሩ ንምንታይ ፈሊሃ አይፋልኩም ዘይብሎም ህዝቢ ይኹን ሰራዊት ንምንታ ብድፉኑ ፓለቲከኛታት ዝባሃል እትም ሰባት መፍትኺ ክመፅእ እንተኾኑ እታ ዘላ ሓቂ እቲ ጉባኤ ዘጋደ ህውሃት እዩ እቲ ህዝቢ ዘሓቆፈ ህዝቡን ዘሓቆፎ ንምንታይ ውድ ብለን ህዝብን ትግራይ ክፈርስ ይድለሎ ህዝቢ ብሉይ ውዳቤ ክብተን እዩ ናይ ፀላእቲ መእንደሪ ከይንኾን ንጠንቀቅ ።

  • @Goitomniguse1212
    @Goitomniguse1212 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ye merat wira yikum

  • @YaerdYaos
    @YaerdYaos 17 วันที่ผ่านมา +1

    kkkkkk Eza sebay si yegrmni 😂😂😂

  • @wuyerJhsgdf
    @wuyerJhsgdf 15 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ኣባ ጥዑም ግን ኣነ ተከታሊኦም ኣይኮንኩን ግን እቲ ኦርቶዶክሳዊ መንፈስ ግን ይገልፅዎ ዘይናቶም

  • @TekluG.tensay
    @TekluG.tensay 17 วันที่ผ่านมา +1

    Bewnet Zeru G/breyohanes is genius eski PhD alegn /propheser negn bay eski yezi yahel ewket na beselet yalaw ale? Edmetena yehabka Zeru

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብኣ ከለኹም ክሰብ እቲ ብመፅ ባዓ ክትምለሱ ኢኹም እናበለ ሓሳረ መከራ ህዝብና ዘና ው ሕን ዘራብሕን ዘሎ ጌታቸው ናብ ደጀን ቢሮ ሒዝካዮም ተትኸዱ ፅቡቕ ነይሩ።

  • @מברטוגברה-ע9ש
    @מברטוגברה-ע9ש 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ሃፍቲ እውን እዚ ሚልዮናት ገንዘብ ካበይ እዩ ምንጩ ክትሕተቱን ክፃረን ኣለዎ ??
    ኢድ መራሕቲ ከይህልዎ ።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 17 วันที่ผ่านมา +1

    Abyi no

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 17 วันที่ผ่านมา

    Abyi kefu no debios

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቱም ለያቡ ብሽም ሽምግልና መንግስቲ ክተፍርሱ እትፅዕሩ ፈሊጥናኩም ኣለና፣ ካብዝይ ተግባርኹም ቶሎ ኣቋርፁ ተዘየለ ኣይንለቀኩምይ።

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire 17 วันที่ผ่านมา +1

    Our religious fathers are getting hopeless because of the dictator TPLF leaders,

  • @safdfadwf2794
    @safdfadwf2794 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤