ERIPM | ጨውዮም ከሕቅቁኒ ሓሲቦም፡ ገዲም ዕሱብ ኢሰያስ (ሃለቃ)| ኤርትራ ኣብ ጎደና ለውጢ ኣላ ሓደሽቲ ዕሱባት | Henok Tekle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
  • Join ERIPM Membership:
    / @eripmeritreanpublicmedia
    Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
    EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
    If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
    Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
    Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.
    #ethiopianews #tigrignanews #zenatigringa #mestyat betna #eritreanews #ethiopianews #tigrignanews #zenatigringa #eritrea #Eritrean #tigrai news

ความคิดเห็น • 134

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  16 วันที่ผ่านมา +11

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

    • @kiflemariammedhany5179
      @kiflemariammedhany5179 16 วันที่ผ่านมา

      It can be a trap
      Let him talk but do not reply .
      Do not give him Amy answer

  • @ደብሪገዳም
    @ደብሪገዳም 16 วันที่ผ่านมา +12

    ሄኖክ ብዓል ሕልና ብደቅኻ ተሓጎስ🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @tesfagaberweldegiorgis4291
    @tesfagaberweldegiorgis4291 16 วันที่ผ่านมา +7

    ጽቡቕ መደብ ምቅላዕ ሄኖክ🎉🎉

  • @ayegzye
    @ayegzye 15 วันที่ผ่านมา +1

    Henok nebri golgol ❤❤❤❤

  • @Azmarinos
    @Azmarinos 16 วันที่ผ่านมา +8

    ብራቮ ኤኖካ ❤ ኣገዳሲ መደብ።

  • @Freeworld-k8r
    @Freeworld-k8r 15 วันที่ผ่านมา +2

    Good job heni

  • @momonamediamm2179
    @momonamediamm2179 16 วันที่ผ่านมา +3

    Good job Henoka, keep it up.

  • @shewittekie3928
    @shewittekie3928 16 วันที่ผ่านมา +6

    I so happy about you Henok bro. I apourd you dear brother ❤❤

  • @dawitt2394
    @dawitt2394 16 วันที่ผ่านมา +11

    ብሓንካሳ ርእሰ ምርኮሳ
    ህግደፍ አይትፈልጣን ነብሳ
    እዞም ሰብ ክልተ መልሓስ አለዎም አበሳ
    መን ይፈልጥ ጽባሕ ውግሕ ኢላ እታ ሳዓታ አኺላ
    ብተግባሮም ዝሓፍሩላ
    እዞም ክርዳድ ምርዳድ ናይ ታሪኽ ሓተላ
    እወ አጆኹም አጆና ታማዓልቲ አላ
    ፍትሒ ግዝአተ ሕጊ ትነግሰላ
    ውድቀት ንውድቃት ህዝብና እፎይታ ዝረኽበላ🙏

  • @binites7284
    @binites7284 16 วันที่ผ่านมา +2

    Tanks henga abo haki

  • @habtomtewolde2730
    @habtomtewolde2730 16 วันที่ผ่านมา +3

    Thx Henoka🎉🎉🎉❤❤

  • @berihu9286
    @berihu9286 16 วันที่ผ่านมา +3

    good job hienoka ❤❤

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 16 วันที่ผ่านมา +4

    Henok jigna💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 16 วันที่ผ่านมา +2

    Good job good job 👏 Henok

  • @meronasgedom4208
    @meronasgedom4208 16 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you Henok.

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 16 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks Henoka 👍💯💙🙏

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab8159 15 วันที่ผ่านมา +1

    💙🙏🏿🌿

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 16 วันที่ผ่านมา +3

    Good Job 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @merry7267
    @merry7267 15 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙🙏

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 16 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙🌿🌿💙💙💙

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 16 วันที่ผ่านมา +6

    ሄኖክ እዚ ሓደ ማሕዮ ኢዩ መትከል ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ተቐየምቲ'ምበር ተቓወምቲ የሎዉን ኢሉ ነይሩ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ። ኣበይ'ሞ ከሕቅቕዎ ነይርዎም እዚ ፈሽኳል ቊጽሪ1።

  • @kibromgebrehiwet2262
    @kibromgebrehiwet2262 16 วันที่ผ่านมา +2

    Xbuk srah henog hawna

  • @1115asmara
    @1115asmara 16 วันที่ผ่านมา +1

    Great analysis, as usual. Thanks Henok.

  • @haneber7369
    @haneber7369 16 วันที่ผ่านมา +2

    💙Eri✍️PM💙

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 16 วันที่ผ่านมา +3

    ✌️🌿✌️🌿✌️selam henoka kem wetru stbuk serah 🌿🌿

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 16 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Selamawit-y1c
    @Selamawit-y1c 15 วันที่ผ่านมา

    Kab tsehay zidemik haki ❤️henoka

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖካይ ነመስግነካ ቀጽሎ እዚ ነጥቢ እዩ

  • @merihbeyene
    @merihbeyene 16 วันที่ผ่านมา +2

    Tsubuq srah Henoka

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 16 วันที่ผ่านมา +2

    እስካ ልቦና ሰለ ዘለካ ናይ ሰብ ኩፉእ ይርከቡ ብዘይምባልካ ጅግና አተሐሳስባ ሰለዘለካ

  • @susugidey8571
    @susugidey8571 16 วันที่ผ่านมา +2

    አነስ እዛ ደርፊ ሕጂ ፈትየያ 👌👌👌💙💙💙

  • @kibreabokbahhnes8766
    @kibreabokbahhnes8766 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you henoga tsbuk tintane

  • @RibsYTaccount
    @RibsYTaccount 16 วันที่ผ่านมา +4

    ሄኑ፣ ካብዚ ዓጀውጀው ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ዘለዎ ሓሳብ ከተውጽእ ኣይትኽእልን ኢኻ
    እታሓንቲ ሓቂ ናይ መወዳእታ ሓቂ ናይ መወዳእታ ሓቂ ጥፍሽና ናይቲ ስርዓት ኢዩ ዘርኢየካ።

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 16 วันที่ผ่านมา +2

    Good job henoga we proud of you ✅💚💙

  • @Saronnitta
    @Saronnitta 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ewayyy Wrdet!

  • @teshimkahsay5013
    @teshimkahsay5013 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖግ ጽቡቅ ኣለኻ ግን እዚ ሰብ እዚ ከሓቅቅ ኔርዋ

  • @yonastowolde4640
    @yonastowolde4640 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሄኖክ ጽቡቅ ኣቀራርባ ።ጊን ባርያ ባርያ አዩ.waste no time bro.

  • @AwetZeray-i9f
    @AwetZeray-i9f 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቅ ሰራሕ ሄኖጋ ከምዚ ዓይነት ጽቀጠሉ

  • @wedibasie3415
    @wedibasie3415 16 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤💙💙💙

  • @YYG023
    @YYG023 16 วันที่ผ่านมา

    Please welcome Isaias to the justice seekers side! Be strong and live your freedom. You do not deserve to be called “ዑሱብ” now. Most of us were supporting the government at one time.
    Be strong brother!

  • @fsahahailat8903
    @fsahahailat8903 16 วันที่ผ่านมา +2

    Henok jegna eka ❤❤❤❤❤

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 16 วันที่ผ่านมา +1

    አጆኩም ከይተሐኩም ቀጽልዎ ጥራይ እቲመንግሰቲ ኖባዕሉ ሰውራ ንውሑዳት ሒዛ እያ ትጎዐዝ ይብል ነይሩ

  • @Azmarinos
    @Azmarinos 16 วันที่ผ่านมา +1

    'ቅድሚ ሃገር፡ ንነብስኻ ኣይትንበር' ኢሉ ክደርፍሲ፡ እንታይ ዝበልዎ ባርነት'ዩ እዚ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 14 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ገሊጽካዮ ሄኖክ ጭዋ ወዲቶም ዓበይቲ እዞም ፈሽኳላት ደገፍቲ ምልኪ ሓሶቶም ተመሊሳ ፈፎዉ ተብሎም ኣላ ግርም 👍🩵💐

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Meron-h5g
    @Meron-h5g 16 วันที่ผ่านมา

    35:41 ሓሳዊ ዝደልዮ ክብል ኣይስከፍን እዩ ሄጋ 35:46 💙💙✅✅✅

  • @semerebeyene7167
    @semerebeyene7167 16 วันที่ผ่านมา +3

    ከሕቅቁኒ ደሊዮም ዋጋ የብሉሉን “ ከሕቅቁኻ እንተዘይደልዮም, ከ ምስኦም እዬ ማለቱ ድዩ “ ቅኑዕ ኣይመስለንን ክኸውን ዘለዎ ኣነ ናብ ዉጹዕ ህዝበይ ተመሊስ እዬ ኢሉ ቃልሱ ምጅማር እዩ እቲ ቅኑዕ መገዲ

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 16 วันที่ผ่านมา +1

    Henok semie berayu😂😂😂👍🏻👍🏻👍🏻

  • @ghenetberhane9909
    @ghenetberhane9909 16 วันที่ผ่านมา +4

    We were experts you to analyze this topic. Thank you Henok

  • @ephar133
    @ephar133 15 วันที่ผ่านมา +2

    አብ ኤርትራ ዘዝኸዱ ኩሎም ዳግማይ አይምለስዋን እዬም ሐንጎሎም አይሰርሕን'ዩ እምበር እዚኹሉ አብደገ ዘሎ ከይተቓወመ ዓዱ በጺሑ ምተመልሰ ሐገራት ንኤርትራ አፍሪካ ሰሜንኮሪያ እንዳበልዋ ሚኒስተራትንዓመታት ንዓመታት ተአሲሮም መንሰይ አብሰለስተ ሚእትን ገለን ዝተአሰሩ አለዉ እንዳተባህሉ ዘይስወጦም ተኾይኑ ኩሎም ዘዝኸዱ ተትሕቕቕዎም ጽቡቕኔሩ ቦስካዓት ሕልና አልቦ ንተፍቅራ ሀገር ከምሰበይትኻ ትሕብሕባ ሰብ ከይትንክፈልካ ዝድለይ እዩ ክኸውን ኔርዎ ህዝብናግን ብዝሕዝን ጃንዳ ወያነ ጃንዳ ዋሽንግተን ምዕራባውያን እንዳበለ መዋእሉ አብሸንኮለል ክነብር እዩ ጽልኢ አይኮነን ሀገርካ መቓብርካውን'ዩ ሀደሽደሽ ዘብሎ አብኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ሕጅውን ወያነ ካምባል ደቂሱ አይፈልጥእዩ ??? ገና ብዙሕ ክተርፈናእዩ ክንምዓራረ
    ካብኢትዬጽያ ንአሜሪካ ዲፖርት ጌሮምኒ ፍርቂ ፍርቂ ምዓልቲ ስኺቐ

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 15 วันที่ผ่านมา

    ጹቡቅ ገበርዎ 😂

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 16 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fqr-iz1tn
    @fqr-iz1tn 16 วันที่ผ่านมา +2

    ሃገር ጽቡቕ ኣላ ዝብል ዝነበረ እሾኽ ኮይና ዶ ወጊኣቶ 😂😂 ቀቢጹ ዩ ሕጂ ዓዲ ኣይኣትዋን ዩ ናባና ክመጽእ ግን ኣሎዎ ካብቲ ዘጋጠሞ ክብርሃልና

  • @telaabay1856
    @telaabay1856 16 วันที่ผ่านมา

    ሄኒ ሓወይ እዞም ትፈኦም ዘለሐሱ ደሓን ግዜ ኣለዎ ሕብኡኒ ሕብኡኒ ዝብሉሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ።

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 16 วันที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @FREERITREAONCEANDFORALL
    @FREERITREAONCEANDFORALL 16 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ክንዲ ንኸስቦ ከምዝሃድም ምግባር ንመን ይጠቅም ? ዓቕምና ታሕቲ፣ ራኢና ሓጺር። ተጋግየ ኔረ ሕጂ ኣብ ነብሰይ ምስ በጽሓኒ ተረዲኡኒ፣ ክኽሕስ ክብል ከሎ መርሓባ ኢና ክንብል ዝግብኣና።

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 16 วันที่ผ่านมา +1

    Henok xere hgdef kemey dika meqseney ✍️💙💐🫂

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 16 วันที่ผ่านมา

    ሄኖጓ እዚኦም ጽቡቅ ጌሮሞ እዞም ረሲኣን

  • @solomonliza
    @solomonliza 16 วันที่ผ่านมา +3

    ገና ብዙሕ ክንርእን ክንሰምዕን ኢና ። ኣንቱም ሰባት ህግደፍ ሰብ ኣይኮኑን ንብለኩም ኣለና ። ሕጂ ውን ካብ ኢሰያስ ሃለቃ ተማሃሩ ።

  • @Meng430
    @Meng430 16 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ኤርትራ ርእሰ-ምርኮሳ ዘይኮነ ርእሰ- ድርቆሳዩ።

  • @HenokBeyene-m4d
    @HenokBeyene-m4d 15 วันที่ผ่านมา

    አይረሳዕናዮን ሃለቃ ን ህግደፍ ተቃወምቲ ፡ ዘይኮነስ ተቀየምቲ እዬም ዘለው ኢሉ ነይሩ፡ሐለንጊ ህግደፍ አራካኪባትሉ፡ጸግዒ ሐቅን፡ዉጹዕ ህዝብካ ዘይሙካን እዚ እዩ ትርፊ።

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 16 วันที่ผ่านมา

    ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣብ ኣየር ፐርት
    ፓስፐርት ተሓዲጉ ይባሃል

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yarewg
    @yarewg 16 วันที่ผ่านมา +2

    ✅✅✅👍🏽

  • @amanberhane4439
    @amanberhane4439 16 วันที่ผ่านมา

    ምናልባት ን ኣባላት ስድራቤቶም ጅሆ ሒዞም ተዛረቡ አሎሞም ከይኮኑ አንበር ፡ ብሓንሳብ ከምዚ ገሩ ሰብ ኪስልበጥ ኣይክእልን እዩ!

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 15 วันที่ผ่านมา

    USUB ISEYAS HALEKA NAY EIDU EYU REKHIBU, KURUB GHEGHA TEGHAGHE HGDEF/ISEYAS MEHRET YEBLUN. EZI NWEDI HALEKA ZEGHANEFO BEKELILU HALIFELU ALO EMBER BMONGHUDA MEXDEFUWO. EZI TERAEYO KEA N BUZAHAT KORAKHUR AKHRERETI DEGEFTI ZEXBEYOM NEGHER EYU.

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 16 วันที่ผ่านมา +3

    ነዞም ክልተ መደናገርቲ ዝገበርካዮ ምቅላዕ ክቕጽል ዘለዎን ኣገዳስን እዩ። የቐንየልና ሄኖክ።
    ኢሳያስ ደበሳይ ብርግጽ ዕሉል ደጋፍን ወይጦን እዩ ነሩ። ሕጂ ግን እቲ ወጽዓ ብሂወቱ ምስ መጾ ይዛረብ ኣሎ። ብወገነይ ነቲ ሕጂ ዝብሎ ምርኣዩን ወጽዕኡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ዝባን ኩልና ዝወረደ ክሳብ ዝኾነ፡ ነቲ ወጽዓ ምግውሑን ብዝበለጸ ነቲ ስርዓት ምግላጹን እምበር፤ ንውልቀሰባት ክንድዚ ምንሻውን ምስጓግን ረብሓ የብሉን። ስለዚ እዚ ጉዳይ ንረብሓ ቃልሲ ብዝኾነሉ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 16 วันที่ผ่านมา +2

      ንኢሳያስ ነይሩ ኣይትበል እዩ በለና ሕጂውን ናይ ምድንጋር ትምህርቲ ሰልጢኑ እዩ ተመሊሱ ጥንቅቕ ድኣ ንበል።

    • @SharpBeta
      @SharpBeta 16 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@tsegaygebru9534#
      ሕጅስ እባ ይፈግድ ይኸውን😂 ተስፋ ንገብር እምበር ምጥርጣርካስ ቅኑዕ እዩ። ክሳብ ከም ሰፍኢ ንግምጥሎም ላል ኣቢሎምና።

  • @kalMHe
    @kalMHe 16 วันที่ผ่านมา

    Beal eziom hizka hager ketemaebil kebid eyu. Bkebdom zhasbu dkumat sebat eyom Heni hawey

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሓውላል ወዲ ሃለቃ ግርም ጌሮሞ ፡ በዚሑ ኢዩ ፈራዕራዕ ንጓል ዮሃንስ ለኪሙዋ ኣብታ ደርፊ ይሉ ዝጸዋዓ ዓዘራ ንመንእሰያት ኤርትራ

  • @Selam-uc1gr
    @Selam-uc1gr 16 วันที่ผ่านมา

    አይይ አይትእመኑ ተላኢኹ ከይከውን ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕ እዩ ሻዕብያ ኢዶም ነዋሕ እያ

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 15 วันที่ผ่านมา

    አንበሳ

  • @brhanetsigehalslasetsige576
    @brhanetsigehalslasetsige576 16 วันที่ผ่านมา

    Egarmaka Eu Hanok Teblaxte

  • @YYG023
    @YYG023 16 วันที่ผ่านมา

    ዑሱብ? ዓገብ ሄኖግ ሓወይ!

  • @solomonteklezghi6243
    @solomonteklezghi6243 16 วันที่ผ่านมา +1

    አይትተሃመል መን ሪፍ መን ሐሪፍ ተላኢኹ ኢዩ ከዛብ

  • @nikedmosmsgna1333
    @nikedmosmsgna1333 16 วันที่ผ่านมา

    ዝገርመካ ሂሄኖካ ኢዚኦም ናየድኦም ኣይግድሶም ናይ ሓወም ናየብኦም ናይብጻዮም ኣይግድሶም ናይ ሃገሮም ኣይግድሶም ኢዶም ምስቆሮጽዎም ከማን ኢዶም ምስተቆርጹ ተሓቢኦም ምስከምኦም ቁሩጻት ኮይኖም የሓምዩ ብዝኮነ ለኪሞምና

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bj 16 วันที่ผ่านมา +3

    Amlak aboy kab 2 melhas mzrab adhneni.

  • @telaabay1856
    @telaabay1856 16 วันที่ผ่านมา

    ኢሰያስ ደበሳይ ኢታ ዝፈርሃን ዝነበረን እምበኣር በጽሓቶ ኣብ ካልኦት ኣሕዋቱ ኣደራዕ : ሰቆቃ :ግፍዒ : ጭቆና: ባርነትን ክበጽሕ ከሎ የሕጉሶ ነይሩ። ኣብ ነብሱ ምስ በጽሐ ከሕቁቅኒ ከጥፉኡኒ ክብል ከሎ ኣይገርምን ዶ? ኢሰያስ ግዜ ኣለካ ነዚ ህዝቢ ኢትክሕሰሉ ንሱ ከኣ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ምዝራብ ኢየ።

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 16 วันที่ผ่านมา

    ኣይትትሃመል እንዳበለስ ንርእሲኡ እምብኣር ትሃሚሉ።

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 15 วันที่ผ่านมา

    ካብ ትፍኦም ዝልሕሱ ቡዙሕ ቁምነገር ዘለዎ ዘረባ ክንሰምዕ ስለይንኽእል ሳንሱር ይግበርዎ ኣይግበርዎ ቪዴታቶም ዘስምዕ የብልናን

  • @ambesrezene4126
    @ambesrezene4126 16 วันที่ผ่านมา +1

    Metan habereta khbekum etom zterefu wn metan nabana kaslu aqedimkum ktrekbwo fetunu henoka 🎉🎉❤❤

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 16 วันที่ผ่านมา

    ሃለቃ ሕማቅ ቀደም ተረዱኡና ዓገብ ኢልና።ነዞም ደም የሕዋቶም ሰትዩም ዘይጸግቡ እንዃዓ ፈለጥካዮም ሕጂ

  • @katmelamelika3635
    @katmelamelika3635 16 วันที่ผ่านมา +1

    Why ? He's saying he's been deported to America. Is he an American citizen

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 16 วันที่ผ่านมา

    እዛ ዕሱባት ባራይን ይፈላለያ ኢየን፥
    ዕሱብ ቁሩብ መሰሉ ሕሉው ዪ፥ይክፈል ዪ ፥ከፊልልካ ኢካ ተስርሖ
    ባርያ ግን ኣገዲድካ ግበር ዝብሃል ዪ ፥ዝሃብካዮ ይበልዕ፥ዝሃብካዮ ይቅበለ ስቅ በል እንተ ኢልካዮ ስቅ ይብል፥
    ግን ኣወል ስዒድ ንክልቲኡ ይሰማምዖ ኢዪ፥
    ዕሱብን ባርያን ኢዪ፥

  • @zeraywelday5354
    @zeraywelday5354 16 วันที่ผ่านมา +1

    🎉

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 16 วันที่ผ่านมา

    ሳዲስት ኢሰያስ ደቂ ሃደ ኣከባቢ አዩ ዝቃወም ዘሎ አናበለ፥አቶም ቀንዲ ኣረመኛታት ቀተልቲ ካብቲ ሃደ ኣከባቢ ዝብሎም ዋና መሳርሂ ዝኮኑ አዞም ዝከሶም ዘሎ ከባቢ 1 ተስፋልደት ሃብተስላሰ ብዙህ ኣብ መድያ ዘይረኣ ኣብ ፐረሲደንት በትጽህፈት ኮይኑ ንኩሎም ትካላት ዝአዝዝን ገባርን ሃዳገን ሃደ ቀታሊ ኣሺሃት ኣሪትራውያን ደም ኣብ ኢዱ ዘሎ ኮይኑ ትውልዲ ኣዱ ማአረባ፥2 ኣይ ፍጹም ኢሳቅ ( ለኒን) አዚ ሰብ ሃደ ኣሸባሪ ኣብ ኣሪትራ ይኩን ኣብ ወጻኢ ብኣሺሃት ኣሪትራውያን ሂወት ዝቀዘፈ ሰብ አዩ ፥ትውልዲ ኣዱ ( ምስ ተስፋልደት ደቂ ሃደ ኣዲ አዮም ፥3ሳይ ኣብርሃም ካሳ ዋና ሃላፊ ሃገራዊ ጥፍኣት ፥አዞም ኣሰርተታት ዝኮኑ ካብ መዳ ጀሚሮም ተጋደልቲ አንሰለሉ ሂወት ተጋደልቲ ህግ ዘጽንቱ ዝነበሩ አዮም፥ኢሰያስ ኦም ብላኣታ አዩ ዝጥቀም ፥ስለዝኮኑ ዳኒኣል ፥ወዲ ናሻይ፥ዘርኢ ሰናይ ( ዋጣ) ወዲ ሃጎስ ኩሎም አዞም ሰባት መሳርሂ ዲክታቶር ካብ ምካን ሃሊፎም ኣብ ህብረተሰብና ብጽንተት ዝህተቱ አዮም፥ፎሽካላት ፥

  • @amanuelpawlos9772
    @amanuelpawlos9772 16 วันที่ผ่านมา

    ኣትእመንዎ ንሃለቃ ወላ ሉኡክ ይከዊን

  • @Jelateiskrim
    @Jelateiskrim 16 วันที่ผ่านมา

    Hgdef wala Tqonu.SiA namno sena eko

  • @meley899
    @meley899 16 วันที่ผ่านมา

    ገረብ ብሃኽላ ገና ምቂናይ ጥራይ😕 ሂኖጋ ጁግና 💪

  • @MahariWeldensea
    @MahariWeldensea 16 วันที่ผ่านมา

    ኣብዚ ኢቲ ናይ ኤርትራ ጸገም ኩሉ መበገሲኡ ኢቲ ሃገር ይመርሕ ኣሎኩ ኢሉ ናይ ውልቁ ድካን ቀይርዋ ዘሎ መንግስቲ ኢዩ።ምኽንያቱ ኢቶም ስብ ዚኣስሩ ኢቲ መንግስቲ ባይታ ስለዝኸፈተሎም ኢዩ።

  • @faligali6690
    @faligali6690 16 วันที่ผ่านมา

    ኢሳያስ ሃለቃ ኣቐዲምካ ነቲ ደምበ ፍትሒ ይቕረታ ሕተት ለባም እንተኮንካ።
    ስቕበል ኣይትዛረብ ዝብሉኻ ዘለው ኣብቲ ዓዲ ከምኡ ከምዘሎ ስለዝፈልጡ ሓቂ ከይተውጽእ እዮም።ስለዚ ከይሓሰኻ እቲ ዝርኣኻዮ ዘጋጠመካ ምእንቲ ሰብ ክምሃር ለውጢ ክመጽእ ኣብቲ ሃገር ከይፈራሕካ ዶርጉሓዮ ።

  • @tegaymicael7599
    @tegaymicael7599 15 วันที่ผ่านมา

    Sekit

  • @Meron-h5g
    @Meron-h5g 16 วันที่ผ่านมา

    33:36 ሄጋ ያከ ቅቲልካኒ ናይ 2025 ጆክ እያ ኢልካያ

  • @seb_eyu_hager
    @seb_eyu_hager 16 วันที่ผ่านมา

    ፈታው ነብሱ ምቾት ዘስድዓካ
    ብዘይታሪክ መዘከሪ የብልካን
    ታይ ተባሂሉ ክዝንቶ ታሪክኻ
    ፈታው ነብሱ ሓመድ"ዩ ሰፈርካ
    ነዚኣ ጋቢዝናካ ኣለና ኢሱ ሕንቁቅ ባርያ
    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 16 วันที่ผ่านมา

    ሞያ ጋዜጠኝነት ተሓሚሱ። በዓል ኣወል ስዒድ ኣፈኛታት ናይ ኤርትራ ክመስሉ ብዛዕባ ፖሊሲ ቅዋም ክዛረቡ ውድቀት ሃገርናን ህግደፍን ዘነጽር ኢዩ። እምበር እዚ ናይ ኣወልን ኣብ ወደብ ባጽዕ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅን ተዓዘብቲ ዘይብሉ ድራማ ኢዩ።

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 16 วันที่ผ่านมา

    ነቦሲ ወከፍኤርቶራዊ ምእንቲ መሰሉ ክቀሠለሰ ጉቡኡ እዩ

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 13 วันที่ผ่านมา

    ብራቮ heni እሱ'ዩ ትይ ሓቅይ ኣብዛ ስዓት እዚኣ ኢሰያስ ደበሳይ ክገብራ ዘለዎ እርይ ቁጽር ኣቢሉ ኩለን ንህዝቡ ክሕብር ክዛረብ ክዕረቕ ኣለዎ

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 16 วันที่ผ่านมา

    Gena kab hgdef mendeff kali kinsemie kinri ina

  • @hopeGod-r6x
    @hopeGod-r6x 16 วันที่ผ่านมา

    ሄኖክ ን ኢሰያስ ደበሳይ ( ሃለቃ) ክንከስቦ ይግባእ ሕጂ ዉን ደምበ ቃልሲ ገና " ሀ" ክብል ዘይክኣለ 1 ካብ ጉድለታትና'ዩ ኣወንታዊ ሪኢቶ ክትእረመሉ ተስፋ ይገብር።

  • @tegaymicael7599
    @tegaymicael7599 15 วันที่ผ่านมา

    👹👹👹👹👹👎👎👎👎👎👎

  • @goblelshaibiya6035
    @goblelshaibiya6035 14 วันที่ผ่านมา

    ሰማያዊ ባንዴራ ከዲንኩም አድርፉዎ።ቆለ ናይ ሕብሪ አለዎ 😂😂😂😂😂