ሁለተኛው የወልቃይት ተወካይ ለተናገርከው ተቃዋሚ ፓርቲዎች ትግራይ የመፍትሄ አካል መሆን የማይችሉት እነሱም የችግሩ አንድ አካል ስለሆኑ ነው። "if you are part of the problem you will never be part of the solution"
Dr mueze የነፍጠኛ መሪ Dr do it by yourself don't give the assignment to others parties. Every body knows that you're kiss ass of temporary government ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The topic and the ideas of participants are far and far Talk Talk and Talk fruitless. People are becoming experts in criticism and poor in coming with solutions. Shame on you
Talk tigrigna talk Eri+Tigrai we R onei... Tegaru plz talk sense..we R few plz talk sense ..plz .. otherwise..name it the rest...I say B firm 2 B Tegaru.talk tigrigna & B one & one ..we R z 1st human beings..refer Lusy (Akum era) ..name it rest plz❤❤
👍❤️ንድግፍ ኢና እምብለይ በለ መንእስይ ትግራይ ሙሁር ትግራይ ትግራይ ብሐድሽ ፖሎቲካ ብሐድሽ ሙሁር ክትምራሐ አለዋ
መራሕትና ክነምልኾም የብልናይ።
ፅቡቅ ኣበሃህላ🙏🎉🎉🎉
ወድብ ነፃነት ንቅድሚት በስናዕ ሕወሓት በላዒት ሰብ እያ ጅግና ጅግና እንዳበሉ ወጣት በሊዖሞ ካሓድቲ ባዓል ገታቾው መናእሰይ ካለኣቶሙ ደቂ 80እዮሙ
ስመር ተማዓራረ ናብ ናጽነት ጠምት ❤️❤️🤍🤍💙💙
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዘተን ግንዛቤ ዝፈጥርን እዩ
ሐፍተ ደጀና ወልቃይት ዝቅመጦም ሐሳባት ኩሎም ቁቡላት እዮም ❤ግን ሕመቅ ዘለዎም መራሖቲ ክተሞጉሶም እምበር ክትወቅሶም(ክተምህሮም) ደስ አይብሎምን።
መራሕቲ ልቦና ይሀቦም።
በርትዑ ጀጋኑና
ትግራይ ሃገር ምዃና ኣይተርፍን
እተሙ ክልተ ሕወሓት ኢና ዝብሉ ዘለው ኣወግዱዎሙ
I totally agree. Say no to the leaders who are bowing to the enemies. We have paid heavy price to have free Tigray.
ይበል ጀጋኑ መናእሰይ አሕዋትና ወያነ ዝብልዋ መጣጢት ደም ህዝብና ይአክል ክትብሃል አለዋ
ኣጀኹም ደቂኖ ኣብ ጎዲኑኩም እና በሪቱዑ ወድብ ናፃነት ሃገረ ትግራይ እያ እንኮ መወፀእና ያኣክለና ኣታ ክንደይ ግዜየ ንሪገፂ።💔😕
ጻሓ ማይ ናባዓቲ ድዩ ዝባሃል ህዝብና ተበቲኑ እናሃለወ ጠበንጃና እናረከብናዶ ኣይኮናን?
አንበሳ ኦምዶሞ👍❤️❤️
ካብ መን እዩ ሓራ/ወይውን ናጻ ክወጽእ???
Jenga 👏👏👏
ብዝኾነ እቲ ሓሳብ ኣይቃዎመን ግና ሊሂቃት ኢና ትብሉ በዓል ዶር ሙዑዝ ድሕሪ ፃሕማይ ናብ በዓቲ ዝኾነ ሓሳብ እናምፃኹም ኚኝ ኣይትበሉ ሕዚማ ንሕና ውን ጌጋ ከም ዝነበረ በሪሁልና እዩ ክተንቅሑና እንተትኽእሉ ቅድሚ ህልቂት እዩ ውድብ ነፃነት እኮ ቅድሚ ውግእ እኮ እዚ ኲናት ከምዘድልን ግን ከዓ እቲ ኲናት ንሱ እንተመሪሕዎ ከምዝዕወትን እዩ ዝገልፅ ዝነበረ ስለዚ ኩሉ ግዘ ድሕሪ ጥፍኣት ምውጋዕ ፈላጥ ወይ ምሁር ኣየብልን
ተጋሩ ስለምታ,ዮም?ኣብ ኣኼባታት ክበኽዩ ዝራኣዩ ዘለዉ።
I.laike&folwu.ageazian....❤❤❤
እስካ ሃፍተከ እንታይ ዘሻግር ሓሳብ አለካ!
ብፀርፍን ወቀሳን ንህዝቢ ኣየሻግርን ካብዑ ንውፃእ።
ሁለተኛው የወልቃይት ተወካይ ለተናገርከው ተቃዋሚ ፓርቲዎች ትግራይ የመፍትሄ አካል መሆን የማይችሉት እነሱም የችግሩ አንድ አካል ስለሆኑ ነው። "if you are part of the problem you will never be part of the solution"
ፅብቅ ርዒቶታት ይቀርብ እለው ፅብቅ እዬ
ብፍላይ እታ ጎልአነስትዬ ፅዬን (ናይ ይኮኖ ተወካሊት ብሱል ርዒቶ ሒባትኩም እላሞ አብዑ አዲሂብኩም እንተትሰርሁ
ተቃዋሚ ፓርቲ ማለት ስልጣን ልምሐዝ ዝቃለስ
ማለት ካይኮነ ናይ ዓዲ ፀገም ልምፍታሐ ዝቃለስ ማለት እዬ እና ስልጣን ክሳብ ትህዙ እቲ ገዛዒ ፓርቲ ፅዬን ካምዝበለቶም ድክመታቱን ዝሰርሗ ዘሎ ስሕተት ንክስተካክል ሐሳብ አብምሐብ እውን እንተትነጥፍ
ውድው ነጻነት ትግራይ ንህዝብ ትግራይ ጭራ በርሀን እዮ አብዙ ሕዝ ዝንርኦ ዘለና እና አብ ጎድንኹም አለና ቀጽሉሉ
ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ከይተኸበረ ኣብ ዘሎ ይኹን ዝምለስ ተፈናቐለ ሰላሙ ውሑስ ከይኑ ክነብር ይኽእልዶ? ናብቲ ሐዚ ኣብትሕቲ ምሕደራ ፀላእቲ ዘሎ ህዝቢ ዝረኽቦ ፀገም ክኣትው ምግባር ዶ ኣይኸውንን? ተፈናቐልቲ ምስተመለሱ ምሕዳራ ምዕራብ ትግራይ ይኹን ካልኦት ክፋላት ትግራይ ኣብ ኢድ ወረርቲ እናሃለየ ግዝኣታዊ ሓድነት ከመይ ገይሩ እዩ ክምለስ?
Nab natsnet(fithn) ngesgis kntqemo enkiel kulu hzi mitqam ygbae.
ብውሽጢ ይኹን በግዳም ንሕበር ንበርትዕ ተጋሩ፣ አብ ዲያስፖራ ዘለው ተጋሩ ነተሓባብር ፣ ሓይልና ነጠንክር ነቲ አለኹ ዝብል ዘሎ ሓይሊ ንወግዶ።
If you want to build big Tigray? First Eritrea mustget hwr freedom.
ትግራይ ወያነ ነዚኦም ኣያ ን25 ዓመት ፈርያ ጎሓፍፍን ህበይን ፈርዮምላ።
ሰላማዊ ቃልሲ ልዕሊ ብረታዊ ቃልሲ ትብዓት ይሓትት እብል።
ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስኩም ሰላማዊ ቃልሲ ይኹን እብል።
ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ሕዝቢ ትግራይ መጻኢኡ ብዝገብሮ ረፈረንደም ባዕሉ ክውስን ዝቅበላ ውድባት እይየን እብል።
ኣብ ግዜ ረፈረንደም ሕዝቢ ትግራይ ከም ምርጫ ክቐርበሉ ኣለዎ ዝብሎ ምርጫ፡ ኣብነት፡-
1-ምርጫይ ሉዑላዊት ሃገረ ትግራይ እይዩ።
2- ምርጫይ መንግስቲ/state ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል እይዩ።
3- ምርጫይ ክልል ትግራይ በቲ ዘላቶን በቲ ዘሎ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ እይዩ።
4- ምርጫይ ትግራይ ኣብ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል እይዩ።
ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ኣብ ረፈረንደም ዝቃለሳሉ ሓሳብ/ምርጫ ብግልጺ ብዘቕርባ ውድባት ብማዕረ ቊጽሪ ብዝውከልኦ ተመዓዓዳዊ/መረጽየን፡ ባይቶ ብሔራውያን ውዳበ ትግራይ ከቈማ ኣለወን እብል።
ባይቶ ብሔራውያን ውዳበ ትግራይ፡ ክካየድ ከሎ ንሕዝቢ ትግራይ ብግልጺ ብሜድያ ብምሕላፍ ንቕሓት ሕዝቢ ትግራይ ክብ ክብል ምግባር እብል።
ባይቶ ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ካብ ዝተፈላለያ ባይቶ ሃገራት ዓለም፡ ዓዲምካ ንዘቈውም ባይቶ ኣስተምህሮ ልምዲ ክውሃብ ምግባር እብል።
ሰላም ንኹሉ !
ኣየ ሙዑዥ ! ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ መን እሞ እዩ ሰማዒኻ
Dr mueze የነፍጠኛ መሪ
Dr do it by yourself don't give the assignment to others parties. Every body knows that you're kiss ass of temporary government ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ዶር ደጀን ምስ ኩሉ ነገሩ 100% ይስማማዕ እየ
ክልተ መዝሙር ጽቡቕ ኣሎኻ ሐደ ናይ ዓጋመ ሐደ ናይ ትግራይ !!!!!!
ጸኒሖም ከኣ ራያ ናህና ክብሉ እዮም ንሶም ውን ሀገረ ራያ ዝብል ሀገራዊ መዝሙር ክፍቀዶም ኣለዎ
ዓምዶም ዘለዎ ፖለቲካ ትግራይ ክዕሪ ከመይ ገይሩ ኢ/ያ እዩ ዝአምን
We.need.feridme❤❤❤
ደኩተር ምኡዝ ኣባላት ህውሓት ብጃከቶም ይፍለጡ ምስማንም ለይባ ደሞስሞስ ስለዘይብሉ እዩ እቶም ጃኬት ዝቕይሩ ከማኻ ማለት እዩ
ኣንቱም ኣሕዋት መኣዝ ኢኹም ዝተፈናቀለ ዝተሰደደ ንገዝኡ ዝምለስ? ግዝኣትና ነፃእንገብር ወንጀለኛታት ናብ ሕጊ እነቅቦም መእዝዩ ህዝብና ናይ ባዕሉ መንግስቱ ዝምት ኣብ ዝብልንዶ ቁምነገር ግበሩ:: ብድሕርኡ ነፃስ ክንከውን ፌደራል ክንከውን ክንውኖ:: ዘረባ ኣብ ዋዕላ እንታይ ቁምነገር ኣለዎ?!
ንስሃትኩምማ ነፃነት አይተምፅኡን ንባእልኹም መአዝ ነፃ ምስኮንኩም እዩ ንህዝቢ ትግራይ ነፃ ተውፅኡ?ከም ኮራኹር ድድህሪ አመፅቲ አብ ፈቆዶ አዳራሻት ትተአኪብካ ንውድብ ክትፀርፋ ትውእሉስ ካባኹም ነፃነት አይግነን ባርነት እዩ ህዝቢ ትግራይ ከአ ቀዲሙ ነፃነት አጣአኢሙ ስለ ዝኾነ ባርነት ዝድእንኖ አይቅበልን።
This kind of strategy doesn’t work Under Ethiopian Empire and dictatorship peaceful revolution does not work
" ሓንትያ ዘይንኦምስ ትሓደ መንጥርለይ ትሓደ ቆንጥርለይ" ሓወይ ነጋሽ ካብ ሲብል ማሕበረሰብ ወልቃይት ንዝሃብካዮ ሓሳብ ይበል ኢለ እዞም ተንሓናሕቲ ውድባት ኢና ዝብሉ ካብጉሓቱ ወያነ ከም ሓደ ትግረዋይ ውድብ ኽነብር ከምዘይብሉ ሃተው እናበሉ ኣብጸርፍን መርገምን ወያነ ውዒሎም ስልዝሓደሩ ናይለውጢ ፖለቲከኛታት ዘብሎም እዩ ዝመስሎም :: መሰረት ባዕላዊ ራእይ ስለዘይብሎም ሎሚ ሎምስ ኣካቲቶም ሓሻክር ቃድቃን ገ /ትንሳኤ ኾይኖም ደድሕሪኡ ሶኽ ሶኽ ኮይኑ ሓዳሮም :: ንዙይ እዩ ህዝቢ ትግራይ አውን ካብዞም ተስፋ ዝሰኣነሎም ውድብባት ክርሕቕ ተገዲዱ ዝርከብ ዘሎ :: ቲ አሊት ትግራይ ዝብሃል እውን መብዛሕትኡ ክምኡ እዩ :: ተስፋ ዘቑርጽ ::
ትግራይ ግን ናይግዜ ጉዳይ እምበር ክትዕወት እያ ::
አይት ጋገሙዑዝ ጥቅሚ ደሊካ እምበር ንህላው ትግራይ ሐሲብካ አይኮንካን ግን ክውግሕ እዩ /ፖለቲከኛ አይኮንኩን ንዝብልክዮ ግዜን ኩነታትን እናራአካ ምስገንዘብን ጥቅሚን እምበር ዋላ ሐንቲ ንህዝብ ትግራይን ንህላውትግራይን ሐሲብካ አይትፈልጥን አብ እዋን መከተ ተሐብኢካ ዝነበርካ ኢካ እም ንኩሎም ውድባት ማዕረ ድጋፍ ናይ ሓሳብ ምሃብ ግን ንትግራይ ጠቃሚ ይመስለኒ።
ገና ገና ብዙሕ ክንሰምዕ ኢና
ዘሐለፈ ስርአት ፀረ ሕዝቢ ትግራይ ፕሮፖጋንዳ መርዚ ሞንዛሕ ካብ ዝጅሞር ቅድሚ 25 ዝጀመረ እዪ ዝጀመረሉ አብ ዝቅመጠሉ ሐገር አሜሪካ ዋሽንግተን ከተማ ናይ ኢትዮጵያ መቀመጢ ኢንባሲ እዪ ሰብ ስልጣን ሕዋሕት ፀረ-ትግሪይ ዝዝራእ ዝነበረ ፅልአት ሐደ መአልቲ ከሞዝእፀድ ሞግማት ሞትንባይ ቀዲሞም ዘይሞትባዮሞ እዩ አብ ስልጣን እንዳሐለው ጠጠው ከብልዎ ሞተኻአለ ነይሩ ነገር- ግን ብስልጣን ትእቢት ተአዊሮሞ ንሕዝቢ ትግራይ ዘይዎአለሉ ናይ ፀረ ትግራይ ፕሮፖጋንዳ ፀላአት ዝአፀደ። ዝሐለፈ ስርአት ንትግራይ ሞት ውርደት እዮሞ ሸሚተሙሉ። እዚ ስርአት ንትግራይ ሞት ውርደት ሸሚቶሙሉ እዮሞ ይቅርታ ጠይቆሞ ክወርዱ እዩ ዘለዎሞ።
ሐቅኻ ወደይ ናይ ወያነ መዝሙር ሸይጣንዩ ፅሒፍዎ እምበይ ከምዚልካዶ ይዝመር ?????? እቱ ቃላት ኩሉኮ መርገም ጥራሕዩ እዙይን ወድዙይን እዩ መዓት ዘምፀአልና
Jeganu Lebamat
ባዓል ሎቆታ ዓቭየት ኸ ታይ እዩልመልእ ፍሉሽ
የወልቃይት ተወካይ እድሜ ይስጥህ ጀግና ነህ ውሃ የሚቃጥር ንግግር
እዚ ወለዶ ይዛዝሞ
ከይበቃል የሚባል ማህበር የመጣሽ እንስት ወጣት ሳላደንቅ ማለፍ ንፍጉነት ነው ቀጠይ ። እውነትም ይብቃ ።
The topic and the ideas of participants are far and far Talk Talk and Talk fruitless. People are becoming experts in criticism and poor in coming with solutions. Shame on you
ማንም ጨጋዕ ንሰራዊት ክተዋርዱ አይትኽሉን ብተለይ ደጀን ዝበሃል ሕንቁቅ አቦ ወደይ አሰዊኤ እናበልካ ጀጋኑ ምውራድካ ሕንቁቅ ቆልዓ ኮይንካ
ይገርማሎል፣ በትግራይ የሚንቀሳቀሱ የፖለቲካ ፓርትዎች አንዳቸውም ትግራይ የእትየጵያ አካል ሁና እንድትቀጥል አይፈልጉም።
ኢትዮጵያውያን ናቸው ህዝባችን የጨረሱት ትግራዋይ በመሆኑ ብቻ ለሞት እስራት አሰቃቂ ግፍ ከነኘፍሱ በእሳት አጥላችሁ የጨፈራችሁ ጠብሰን እንብላው እየተባባላችሁ። ደግሞ ትንሽ አታፍርም
ጭራሽ በኢትዮጵያ እንድናስብ ትጠብቃለህ ተማር እሺ
Hey! This is hate speech.
Talk tigrigna talk Eri+Tigrai we R onei... Tegaru plz talk sense..we R few plz talk sense ..plz .. otherwise..name it the rest...I say B firm 2 B Tegaru.talk tigrigna & B one & one ..we R z 1st human beings..refer Lusy (Akum era) ..name it rest plz❤❤
መንን መንን ኢና ሓደ??
ኤርትራ ሃገር እያ
ትግራይ ክልል ኢትዮጽያ እያ
ብድሕሪ ሕጂ ትኮንዎ እንድዕልኩም
ሃገር ዲኩም ክትኮኑ ዋላ ቅድሚ ነፍስሄር መለስ ዝጠረራ ዝነበረት ትግራይ ሒዝኩም ክትተርፉ ንዓኩም ይምልከት
Once upon a time there was a person who wants to test everything even death ,then he tried it and he never came back to life.he died at earlt stage.
ኣንቱም ኣሕዋት መኣዝ ኢኹም ዝተፈናቀለ ዝተሰደደ ንገዝኡ ዝምለስ? ግዝኣትና ነፃእንገብር ወንጀለኛታት ናብ ሕጊ እነቅቦም መእዝዩ ህዝብና ናይ ባዕሉ መንግስቱ ዝምት ኣብ ዝብልንዶ ቁምነገር ግበሩ:: ብድሕርኡ ነፃስ ክንከውን ፌደራል ክንከውን ክንውኖ:: ዘረባ ኣብ ዋዕላ እንታይ ቁምነገር ኣለዎ?!