ይበል ዘብል መልሲ ብኣቡነ መትያስ ዝተመርሑ ልኡኻን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 177

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 ปีที่แล้ว +16

    እዊ ብታሕጋስ ነቢዐ ክብሪ ንኣቦታት ትግራይ 🙏🙏🙏

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ ปีที่แล้ว +23

    ዋውውውው ልቢ ዘረስርስ ዘረባ ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ 🙏🕊
    እቲ ዝሕዝን ከኣ እዞም ቅዱስ አቦና አባ ማትያስ አብ ማእከል ምቅርቃሮም እዩ።

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว +10

    ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ንፈትወኩምን ነክብረኩምን ኢና እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይሕሰበና እግዚኣብሄር ህዝብናን ኣቦታትና ይሓልወልና 🙏🙏🙏ቃለ ሂወት ያስምዕልና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏🙏❤

  • @asteralemseged281
    @asteralemseged281 ปีที่แล้ว +6

    አሰይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክቡር ኣቦና✝️⛪️❤❤❤

  • @tsiongeberegergis5551
    @tsiongeberegergis5551 ปีที่แล้ว +4

    የቕኒየልና ኣቦይ ማዓረይ🙏🏽
    ዕድመን ጥዕናን የብዘሕልኩም ፈጣር🙏🏽
    ፀሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታትና🙏🏽

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 ปีที่แล้ว +7

    እዝግኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና ህዝብና ሰላምካ ለኣከሉ
    ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +9

    ተመስገን ፈጣሪ ህዝብካ ደግፍ😢❤❤

  • @filimondestalem
    @filimondestalem ปีที่แล้ว +3

    ጅግንነት ልቦና ኣታ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ተመስገን ኣቦና የቀንየልና

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +7

    😢😢😢😢😢 ብሓቂ ክብር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ ปีที่แล้ว +1

    ተባዕ ኣባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩቡር ወላዲና 🙏ሰላም የውርደልና ፈጣሪ

  • @hebrethadushe6956
    @hebrethadushe6956 ปีที่แล้ว +28

    እሰይ ተመስገን ትግራዋይነት ክቡር ማንነት ዕድሜና ጥዕና የሃቦም ክቡር አቦና❤❤❤

    • @eritreastrongestnation
      @eritreastrongestnation ปีที่แล้ว

      Aye agame beka copy kulgize ,tigrawnet lemani mennet

    • @ማሾጓልትግራይ-በ2በ
      @ማሾጓልትግራይ-በ2በ ปีที่แล้ว

      ​@@eritreastrongestnationያ ሓይዋን🖕ዘረባ ይኣክል

    • @Hosaena806
      @Hosaena806 ปีที่แล้ว

      hi ta aff shiqaq shabia wushima areb men eyu abti chenawi afka hariulka ? Bsbs wahid mn eyu copy geru ? Entay eyu copy tegeru ?
      Wey gudamat adi boroqroq 💔💔💔

    • @eritreastrongestnation
      @eritreastrongestnation ปีที่แล้ว

      @@Hosaena806 atum lementi kab hiji seb kemzeytkonu ena kngebrekum qomalat agame, minin ktbla ktnebra ekn qondafat, n Ana eritrea wyan axnitkn nabey

    • @frered3116
      @frered3116 ปีที่แล้ว

      ❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว +3

    😢😢ብሓቂ ልብኻ ዝትክፍ ዘረባ ክብር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና እግዚአብሔር አምላክ ሃገርና ምልኡ ሰላም ይግበረና እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረና ኣበዋኒ

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላምን ህዝቢ ትግራይ ዛካሕዳም ሃገረ ፍፅም ዘይርሳዕ ኣጆናስ ኣምላክ ኣለ😢😢😢

  • @ፅዮነይህዝብኪሓደራ
    @ፅዮነይህዝብኪሓደራ ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ጠስሚ ልብኻ ተስቲ ዘረባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና❤

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +9

    እሰይይይይ አቦዋይ ማዓረይ ዘረባኹም ማዓርርርርርር

  • @romadiabrha253
    @romadiabrha253 ปีที่แล้ว +4

    በአማርኛ ተተርጉሞ ይደመጥልን
    ትግራዋይነት ወርቂ መንነት እዩ ክብሪ ንዚ ቁዱስ ህዝቢ እዚ::
    ተመስገን ፈጣሪ ካብዚ ዘርኢ እዚ ዝፈጠርካኒ ብዘይቀልዓለም

  • @tigray1266
    @tigray1266 ปีที่แล้ว +4

    ተመስገን እልልልልልልልል አቦና ክብረት ይሃበልና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    _ቅዱስ አቦና አቡነ ማትያስ ብሓቂ ጸጋኦም ቡዙሕ እዩ እናተፀረፍ እናተገረፉ ርእሶም ኣድንኖም ይነብዑ ብሓቂ በረከትኹም ይሕደረና_

  • @kidaneweldegebriel
    @kidaneweldegebriel ปีที่แล้ว +20

    ኣንታ ዕልልልልልልል እስኪ በሉ ኩሉኹም ተጋሩ ከምዚ ዝበለ ልብኻ ዘለምልም ጥዑም ኣገላልጻ።

  • @AsdAsd-je3bm
    @AsdAsd-je3bm ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣጋላልፃ እዩ ኣቦታትና ኣብ ዕላማኩም የፅንዕኩም

  • @sabafekadu911
    @sabafekadu911 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ጠስሚ ልበይ አስቲዮምኒ ከመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +5

    ኣቦነት ከምዚኦም ዝበሉ ዕድመ ምስ ጥዕና ሂቡ የንብረልና💚🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣቦና❤❤❤❤

  • @elizabethmengistu2382
    @elizabethmengistu2382 ปีที่แล้ว +13

    I so impressed and proud being an Tigrayan ❤️❤️❤️

  • @ጓልመቐለ70ዊት
    @ጓልመቐለ70ዊት ปีที่แล้ว +1

    ብታሕጋስ ነቢዐ😢 ክቡር ኣቦና መንነት ትግራዋይ ብገንዘብ ዘይልወጥ ምኻኑ ፊት ንፊት ዘረጋገፁ ክቡር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተመስገን ከምዚ ዓይነት ኣቦታት ክህልውኻ ትዕድቲ 'ዩ ዓይኒ ኣባይኹም ይደፈን🙏😍

  • @mekdi7437
    @mekdi7437 ปีที่แล้ว +8

    ትግራዋይነት ክብረ መንነት ይበል መልሲ ከም ማይ ንጉሆ ፅፍፍ ዝበለ መልስ ከብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ እግዚአብሔር ይኽብረልና ክቡር ኣቦና ብደምቢ ነጊሮምዎም

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray ปีที่แล้ว +1

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቡር ኣቦና ፅቡቕ ገይሮም ገሊፆምዎ
    እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን የዋህ ህዝበይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +7

    ሞ ክትከብሩ ሃገር ግበሩ ዚ ኩሉ በደል ብዕርቂ ተተዛዚሙ ህላውነትኩም ዘብቅዓሉን ትግራዋይ ንዘለኣለም ዝነዓቀሉን መድረኽ ክፍጠርዩ ።😢

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah ปีที่แล้ว +3

    ፈጣሪ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና ክቡራት ኣቦታተይን ህዝበይን እመብርሃን ሰላምና ትመልሰና❤❤❤❤

  • @ሚሊጓልቶምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጓልቶምጀጋኑተጋሩ ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትና ናይ ትግራይና ኩሉኩም መራሕቲ ሃይማኖት ሓንቲ ትኩን ቃልኩም❤❤❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ ปีที่แล้ว +2

    ኣቦይ ማዓረይ😭😭😭🙏

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz ปีที่แล้ว +5

    አታ ዓደይ ካሓልፈላ ግዲን እዩ😢😢❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 ปีที่แล้ว

    እስይይይይ ተመስገን አምላኬ ትግራዋይነት ክቡር ማንነት ዕድመን ጥዕናን የሃቦኩም ክቡራት አቦታትና ደቂ ቅዱስና ደቂ መንበረ ስለማ ደቂ ቅዱስ ያሬድ ደቂ ማረያም ጽያን ደቂ ታስእ ቅዱስና መደሪ ትግራይ ዓዲ ጆጋኑና ደቂ ሃገረ ትግራይ አጆና አጀኩም እግዚአብሄር ምስ። ኩሉን ይኩን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💒💒❤💒💒💛💒💒🙏🙏🙏

  • @ትግራይዓደይዓይነይ
    @ትግራይዓደይዓይነይ ปีที่แล้ว

    ዕልልል ተመስገን ፈጣሪ ትግራወይቲ ገይርካ ልፈጠርካኒ ዕድመን ጥዕናን ልወለድና❤❤❤❤❤❤

  • @amlilove6464
    @amlilove6464 ปีที่แล้ว

    ዋው ዋው መግለፂ ሲኢኖሌም አባታችን አብ ኩሉ ትግራዋይ ልቢ ዘሎ ኢኩም ተዛሪብኩም ክብሪ አለኒ አባታችኝ ዕድመን ጥዕና ይሃብልና ከማኩም ሰመሰለ የብዛሐልና ዒድና ትግራይ ሰላማ የብዛሐልና

  • @Mebrahtey
    @Mebrahtey ปีที่แล้ว

    አሰይይ ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓልውልና ኣቦዋይ ከማኩም ዝብል ኣቦታት ይብዘሐልና ፈጣሪ❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว +3

    ክቡር አቦዋና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ አብ ህዝቢ ትግራይ ሲኖዶስ ኢ/ያ ዘብፀሖ በደል ገሊፆምዎ አለው ደበስ እዩብ ድአ ደብሱና ክቡራን ብፁአን አቦታት ትግራይ ናብዞም ካሕዳማት ከይትሓውሱና ሓደረ ይቅረ ተበሃሂልካ ከም ጎረቤት ምቅጻል እያ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ ปีที่แล้ว

    ተመስገን እግዚአብሔር ከማካትኩም ዝበሉ ኣቦታት ዝሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና🥰🥰

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 ปีที่แล้ว

    ሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም እግዚአብሄር አምላክ አቦና ብረከቶኩም ይሕድረና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒❤💛

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም ክቡር አቦና
    ከማኩም ዝበሉ ጥንኩራትን ምሁራትን ክትሰምዕ ከለካስ ክንደይ ዲና እንሕጎስ
    ብሓቂ አባጊዐይ ሓሉ ተመስገን ንዓካቱም ዝመስሉ አቦታት ዝሃበኒ ❤❤❤❤❤

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw ปีที่แล้ว

    ተመስገን ፈጣሪ ♥️💛♥️💛🙏🙏🙏🙏🙏
    ኣጀና ህዝበይ 😭😭😭😭☝️☝️❌🇨🇬🇪🇹❌

  • @axsumawittigraweyti3970
    @axsumawittigraweyti3970 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦይ መዓረይ 🙏

  • @ኣርሴማ
    @ኣርሴማ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ክብር ኣቦና

  • @1jdhjjxnc449
    @1jdhjjxnc449 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ከምዝይ ዝበለ ኣቦ ይበዘሐልና ክብር ኣበይ ቀሺ

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +7

    እሰይ ወይ ፈጣሪ ከምዚኦም ዝበሉ ኣቦታት የድልያ ትግራይ ። ኣዶ ትግራይ ኣቦ ትግራይ ነቢዖም ።😢 እሰይ ይበል ዕድመ ይሃበልና ክቡር ኣቦና ።🤲

  • @bayehagos7335
    @bayehagos7335 ปีที่แล้ว

    አባታችን ጀግና አባት ናቸው እድሜና ጤና ይጣቸው 💝💝💝💝💝💝💝💝💝💛💛💛💛💛💟💟💟💟💟💟

  • @assefaaynalem4660
    @assefaaynalem4660 ปีที่แล้ว

    ይበል አቦና አየትግረዋይ በኹሉ መዳይ ጀግና እሰይ።

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 ปีที่แล้ว +3

    Luel Egziabiher ymesgen Tigray abotat alewa kibrin mogesn n abotatna
    Btaemi tehagsna tinsae Tigray riena amen...❤❤❤

  • @tesfayelemma9734
    @tesfayelemma9734 ปีที่แล้ว +1

    The greatness of this Tigray priest is amazing! No apologetic words full of wisdom.

  • @kenyanlove5615
    @kenyanlove5615 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ፈጣሪ እዚ ዛርአከኒ

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz ปีที่แล้ว +2

    ከብሪና ክንነብረ እንተ ኾይንና ናፅነትና ሃብና👋🙏😊

  • @MusiGedey
    @MusiGedey ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና ዝድብረ ዘየብሉ ዘረባ

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว

    ዋውውው ዘሐጉስ መልሲን ምዝርራብን እሰይ ኩቡራት ኣቦታትና እቲ ሓቂ ኣይዘሎን ትግራዋይ 💟💟💟ክቡር ኣቦነ ብቁዕ ዝኮነ ዘረባ።💟💟

  • @7576-ሊሊ
    @7576-ሊሊ ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡር ኣቦና ንዓዲና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k ปีที่แล้ว +1

    Wow thank you dear father thanks again and proud of you

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m ปีที่แล้ว

    What an amazing father!!! God Bless Tigray!!!

  • @ሕንግድወጀረታይ
    @ሕንግድወጀረታይ ปีที่แล้ว

    ክብርይ ሞጎስይ ይግቦኦኮም አቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልድንግልማርያምአደይ
    @ጓልድንግልማርያምአደይ ปีที่แล้ว

    ተመስገን አቦታተትና የኽብርኩም አኽቢርኩምና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ❤❤❤

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ አንኳዕ ናይ ካትኩም ኮንኩ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክብር ኣቦና❤❤

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልል ኣቦና ጀግና ኢኹም ቀፅልሉ

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ

  • @gday4404
    @gday4404 ปีที่แล้ว

    😭😭😭 Egziabher masitewal ysitachihu. Bete krstiyan. Beyekristiyan tashenifalechi 💒💒💒

  • @ትግራይመሰረትኩሉእያ
    @ትግራይመሰረትኩሉእያ ปีที่แล้ว +8

    ጨይጨይ ኣብሉዎም ዞምተዃሉ ልብና ሰቢሮሙና ካብ ሕልናውን ክንጠፍእ ፅዒሮም

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 ปีที่แล้ว +2

    እወ ታሓቦኦም ፀንሕም ኣብ መጋረጃ ይቃር ይበሎምዋ😢

  • @mekbibbrhane3760
    @mekbibbrhane3760 ปีที่แล้ว

    Amen abona
    Zgerm melsi eyou 😊😊❤❤❤
    Kale hiwet yesmealna

  • @ashuteklezgi5564
    @ashuteklezgi5564 ปีที่แล้ว

    ክብር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክቡር ኣቦና

  • @tewodrosdagim6360
    @tewodrosdagim6360 ปีที่แล้ว

    ❤🧡❤🧡❤🧡ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏

  • @NoraNora-em6wb
    @NoraNora-em6wb ปีที่แล้ว

    ትክክል አቦታትን አብ ልዕሊ ትግራዋይ ግፍዒ ዘብፅሕዎ ከቢድ እዩ😢😢😢😢😢😢

  • @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ ปีที่แล้ว

    ይበል ግብረ መልሲ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃንዛ ህዝቢ ተሰሚዕኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 ปีที่แล้ว

    ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ምንነት ትግራዊነት

  • @yonikiros9177
    @yonikiros9177 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ይባርኩም ኣቦና 1:30 እዝኦም

  • @GfGg-fw1fu
    @GfGg-fw1fu ปีที่แล้ว +2

    ብንብዓት ወዲእዮ😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ

    ኣምላክ ይደግፍኩም ኣቦታትና
    ❤❤❤❤ ሓቅን ኣንደበትን ዝሞልኦ ዘረባ

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 ปีที่แล้ว

    ባሓቅ ክብር አቦና 😢😢😢

  • @tdftigray1411
    @tdftigray1411 ปีที่แล้ว

    አታ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 ปีที่แล้ว

    God bless #Tigray! The very principled people!

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር አቦና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jwbwhshak3150
    @jwbwhshak3150 ปีที่แล้ว +1

    አባና ይበል 😢😢😢😢😢

  • @astermesho3513
    @astermesho3513 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ደስ ዘብል ኣገላልፃ ናይ ብሓቂ መልሲ😢😢😢😢😢

  • @FghjFhhj-q2m
    @FghjFhhj-q2m ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም ፈጣሪ ኣቦና

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 ปีที่แล้ว

    ተሕዝኑ ከምዚ እንደበልኩ ሰገናት አልሽኩም ቀሺ ይፅሊ እንበር ደግማይ ናብ ፀልማት ትምነዩ እኔኩም ከም ደበረፄን ።

  • @hagoswelu-p5k
    @hagoswelu-p5k ปีที่แล้ว

    ዕድመ ይሃብኩም አቦና

  • @ወይኩንፍቃድከ-ዠ4ቐ
    @ወይኩንፍቃድከ-ዠ4ቐ ปีที่แล้ว

    እሰይ ደስ ዝብል አገላልጻ ክብር አቦና ❤❤❤❤

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 ปีที่แล้ว

    ❤Wawww andebet rtue kbur Abona nberulna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👌👌

  • @asefagidey2323
    @asefagidey2323 ปีที่แล้ว

    ኣይሓቒይዶታ እማንኹምባ ኣቦይ❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ🙏 እዙይ እዩ እቲ ሓቂ እስኪ ይመልስዋ ብሓቂ ሃይማኖት እንተልዩዎም?

  • @rahelnegasi4377
    @rahelnegasi4377 ปีที่แล้ว +1

    ❤ኣቦታተይ❤

  • @mercimy4486
    @mercimy4486 ปีที่แล้ว

    ጀግና ኣቦና♥♥♥

  • @Axesmawi
    @Axesmawi ปีที่แล้ว

    Ayikum abtatna ab genkum Alena ❤💛

  • @tesgamezgobo2787
    @tesgamezgobo2787 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና❤❤❤

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢😢😢😢 ዘይርሳዕ ስቃይይይ ገዲፎምልና ኣክክክክክ

  • @MallkFoon-c7t
    @MallkFoon-c7t ปีที่แล้ว

    ኩብር ኣቦና ኣሰይ ኣጋላልፃ

  • @asrattilahun9131
    @asrattilahun9131 ปีที่แล้ว

    ያሳዝናል መገንጠልና ጦርነት አሁንም የጦርነት መግለጫ ሰጠ ቄሱ ያሳዝናል😭😭😭

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +2

    ድሕሪ ሐዚ ነዚኣቶም ከም በላዕቲ ነብሲ ክንሪኦም ኣለና በሊዖሙና ኮ ዮም ጠቢሶሙና ታይ ኣሎ ዘይገበርዎ ኣሎ ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว

    behake. Kale. hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ☝️😢🙏🙏😢🙏🌿❤️🌿💛🌿👍🤝👌🕊️

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @heavenbrehane7160
    @heavenbrehane7160 ปีที่แล้ว

    Enlae dekukum kona 🙏🏽🌻

  • @دادهشمس
    @دادهشمس ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🙏