ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
“ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልትና።ነዛ ቻነልና ንምዕባያ እትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣዝዩ ልዑል’ዩ። ኣብ መውሃቢ ርእይቶ እትህቡና ዘለኹም ሓሳባትን ኣጆኹም ዝብል መተባብዒ ጽሑፋት፡ ንዓና ሞቶረ ኮይኑና ከምዘሎ ክንሕብረኩም ንደሊ። ኣብ ዝመጽእ ግዜ ድማ፡ ናይ ኩላትኩም’ኳ እንተዘይኮነ፡ በብግዚኡ ናይቶም ተሳተፍቲ ኣስማት ኣብ መዛዘሚ ናይ መደባትና ከነንብቦ ምዃንና ኣቐዲምና ንሕብር። ንስለቲ ተሳትፎኹም ብስም ኢምና1 ኣዚና ነመስግነኩም። ስለዘኽበርኩምና ክብረት ይሃበልና። ዓወት ንሓፋሽ! EMNA1”
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤🌴🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌴
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ሰማእታት ንዓና ከብርሁ ከም ሽምዓ ሂወቶም ዘምከኩ ሰማእታት ኩላትና ሽምዓ ነብርሃሎም ዝክሮም ይደበስ የዕጽምቶም ይጥለል ከምቲ ብሓጎስ ዘይ ትድገም ሂወቶም ዝወፈዪልና እግዚኣቢሄር ብሓጎስ ተቀቢልዎም እዩ እሞ ሰላም ይዕረፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ንሰማእታትና !!!! ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ ጅግንነት እናሓደረ ደረትካ ዘንፍሕ እዩ ። ክንኮርዓሉን ክንሕበነሉን ክንሕልዎን ክንከላኸለሉን ወትሩ ቃል ኪዳንና ከም ሓድሽ እነሐድሰሉ እዩ ።
Thanks for always and forever they are always on our mind and hearts. There is no words to describe you Heroes for ever. Thanks for sharing this important and fascinating story 🙏🙏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷our history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔
Great history told in coordination with great music and backdrop images. Good Job Mr. Ephrem and EMNA!! Keep it up!Ermias Stephanos
ክብርን ሞጎስን ንኤርትራዊ ተጋዳላይ/ት : ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና : ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
I really love this channel. Specially the songs you play. Keep up the good work. Glory to our martyrs.
ብስም ኩሉ ተኸታታላይ እዛ ቻነል ክብርን ምስጋናን ይብጻሓካ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጻይ ኤፍሬም ግደ ስለ'ቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ :: 🇪🇷✊️🇪🇷
We proud to be eritrean 🇪🇷💪🇪🇷
ኩሉ ግዜ ሙጹና ኤፋር ሓወይ ከይተሓለልኩ ናዓና ሂወት ዩ ዝዘር ኣልና አዚ ታሪኽ አዚ❤❤❤❤❤❤
ሰላም ወሰናይ ወድ ግደ ናፍቀናካ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🐪🐪🐪💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
kbrin mogosin nsweAtna ykun Awet nhafash.❤🇪🇷👍
Yeah victory to the masses 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰኒ👍🏼ገለን ብማዕዶ መዓልቲ ናጽነት ክትርኢ ትህንጠን፡ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ድማ ክሳብ ዋጋ ናጽነት መስዋእቲ ይከፍሉ ምንባሮም ዘኪርካ፡ ሕድሮም ከነክብርን ከነተግብርን ይግባእ!ዓወት ንሓፋሽ! 🤝❤🇪🇷🐫💐🕊☀️
ክብርን መገስን ንጀጋኑ ሃልታት አሪትራ ቅሰኑ ሰመታትና ኣይ ረሳዕናዮን ❤🎉🎉🎉
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ሰማእታትና ብስራሕና ይደበሲ
We appreciate you journalist Ephrem Gide. Eidmen tienan yihabka zihawey
እዚዩ ታሪኽ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .....EMNA
Thank you for your service 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ክትሰምዖ ኣዝዩ ዘኹርዕ ኤርትራዊ ታሪኽ። ሓጺናዊ ሃገርዊ መንነት ዘረጋግጽ ኤርትራዊ ክብርታት እዩ፣ ውዕሎ ጀጋኑ ኤርትራውያን ፍሉይ ኮይኑ ንኣፍሪቃ እውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ዓወት ንሓፋስ!
ኤርትራ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማታትና ❤❤❤❤❤
Kibirin Megosen N jegenau sematatina💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤🌴🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌴ንዓኹም ዓወትን ኣሳልጦን thanks
What a great generation nay ayatutun abotatun adetatun hidr ne zenti elet qetsali zegeberu. Geganau mossa neAKum
ክብረትን ሐበንን ንጀጋኑና። 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ዘልአለማውን ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ!!!!
መርሓባ እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም!!እፍሮም ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ይካል ተኮይኑ ዳኣ ኣብዝሓለፈ ገሊጽካዮ ኒርካ እቲ ንበጾቱ ንከድሕን ብንቦ ከም ኩዑሶ ቆሊቡ ድመለሳ ኢድ ድሳኣነ ገብረ እንተተምጼእልና ጽብቅ ኒሩ ምክንያቱ ብዙሕ ታረክ ሕዛም ዕድል ደይረከቡ ስለደለው ኩሎም በቢግዚኦም ይቅረቡልና
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ !ዓወት ንሓፋሽ!
ምርሓባቡ ኤፍረም ግደ ወድ ፋርሶታት ብዓል ኣማን ! ።
Thankes 🇪🇷🙏👍✌️💯
❤❤❤መርሓባ ሓላላት እንቓዕ ብደሓን መጻኩም አርትራውያን❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤eritrea 🇪🇷 tinber!
ኣገናዕ። ንሕና ከምዚ ኢና። ሸር ንበሎ።
Betami Betami Betami xubq nay Eritrea kab Fkri zmqre ታሪኽ history Eritrea 🇪🇷 ናይ ባሓቂ ካብ ናይ ፍቕሪ ሂወተ ዝመቅረ ታሪኻ ህዝባዊ ግንባር.
Thanks efriom gde
Thanks adalawi ezi medeb
Hand ❤ of the mass fore ever ERI ❤❤❤❤❤ and thanks Afarrr
We need to make moves of our history ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪 thank you for what are you doing guys?
ሰላም ሰላም❤❤❤
ንሰነድ ክጥዕም ግን ኣብ ክንዲ ሓንቲ ቦታ ትጓዝ ቪድዮ፡ ናብቲ ቦታታት ፍጻመ ከድካ ዝተወስደ ኣሳእል ኪከዉን ጽቡቅ ነይሩ። እዚ ንኩሉ ግዜ ዝከዉን ሰነድ ስለዝኮነ ዋላ ንዝመጽእ ወለዶታት ውን መወከሲ ምኮነ።
Deki Erey Ayni Abaykum Ydefen Edmen tenan yhabkum Amlak ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
To You I our heros thanksgiving,For the victory to independence.
Much Love our heros glory to our martayrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪
Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
ደስ ዘብል ዘኩርዕ ታሪክ ኣሎና ብዘይ ቀልዓለም ቕሰኑ ሰማኣታትና ብኣኹም ኩራዓት ኢና
ሰላም ደቂ ኤረይ ወትሩ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Amazing
Proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷
Werqawe tarik qalat yebliley kayerakiso tarik abotatna❤❤
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ፡
አጆኩም ደቂ ኤረ ንህዝብና ታሪኩ ንምንጋር ደኪምና ከይ በልኩም በርትዑ ቀጽልዎ
አቲ ወፍሪ. ሰገር ዶብ. ምድንጋር. ከይፈጥር. ቅድሚናጻነትን. ድሕሪ ናጽነትን ዘበል እንተተሰነየ. ጽቡቕይመሰለኒ
Amazing, Amazing, Amazing Never kneel down Eritrea
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ! ብሕጽር ዝበለ ነቲ ዛዛሚ ኩናት ብምቅራብካ: ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ኣብ ምፍላጥን ምድራዕን ዓቢ ተራ ስለዘለዎ: ቀጽልዎ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ሰራሕቲ ቅያ 🇪🇷 !
❤❤❤❤ hubun Eritrwiye ❤❤
መን ከም ህዝባዊ ግንባር ውላድ ህዝቢ ኢወትራ ጅግና !!
"AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷
Efrem ms bxotka thank youKeep your job and ask for helpat any time
Kebren mogosen nehayltt meklkalna kebren mogosen neswatna .Ertrawent kebur menent.❤❤❤🌷🌷🌷🌻🌻🌻
Gegna mklkel gegna Eritrean people ❤
Awet Nhafash❤🇪🇷🙏
Abeeyeet Jigninet.... Abyeet SHAEBYA...... Etsbe dinki jigninet !!!!
Victory to the masses
💞ZELALEMAWI ZEKRI NE SEMAETATNA 💞 🙏🌹SHAEBIYA IS 🦁
God job
ክብር ነቲ ዘይክማህ ንሕን ጽንዓት ሓቦን ተወፋይነትን ዝውኒን ሓርበኚነት ገድል ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ፡ ዘሊኣለማዊ ዝኽር ነቶም ከም ሽምዓ መኽኾም ናዓና ብርሃን ዝኾኑ ሰማእታትና። ንእትገብርዎ ዘለኹም ታርኽና ንምፍላጥ ዘይሕለል ጻዕር ብልበይ እንዳመስገንኩ ኣጅኾም በርቱዑ ካባና ዝሕተት ከኣ ኣብ ጎንኹም ከም ዘለና ከረጋግጸልኩም እፈቱ።
ኣቤት ጅግንነት። መዳርግቲ ኣልቦ ሓርበኝነት። ኤርትራያን ሕጽብ መዓንጣ ጀጋኑ.
Proud to be eritrean ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምምራኽ ዓሳክር ጸላእን፥ ምስላብ ኣጽዋር ጸላእትና፡ ከም መትክል፥ ኣብ መዝገብ ህዝባዊ ግንባር ዝሰፈረ፥ ፡,"ንጸላኢ ብብረቱን ብጥይቱን" እስትራተጂ ሓንጺጹ: ተዓዊቱ፥ ሕጂ ኣብዚ ቀረባ እዋን እውን፥ ኣብ ባይታ ተደጊሙ ኢዩ።
Eritrawi kbur mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 yu
Wihiden nmntay wala nay Ethiopia kulu deymarekwo❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷
❤❤❤❤
Nay bahaki tefexeme❤❤❤❤❤
❤
❤❤
❤❤❤❤❤
Enqae mexekumna Eritrea 🇪🇷 shaebiya 💪 kbrn mogosn nswuatna awet nhafash
Hiiii ይበል ውሕሉል አቀራርባ ኤፍሬም ግደ
Wawww abiet jigninet
yessssssddd
መሳጥን ጽንዓትን ህዝባዊ ግንባር ዝገርምን እዩጽቡቅ ታሪክ ቀጽልዋ
EPLF: Heroes with divine powers. 🫡✊🏿🇪🇷🐪
መስተንክር ታሪኽ፡ ንምእማኑ ዘሽግር ዋላ ነቶም ገበርቲ ቅያ፡ ግን ከኣ ጅግንነት ኤርትራውያን መወዳድርቲ ዘይብሉ መስደመም ኢዩ፡ ክብሪ ንኹሉ ፈታውን ሓላይ ህዝቡ ኤርትራዊ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
ሰላም
እወ፡ደቂኤሬና፡ብርሃን፡ክንርኢ፡ጀጋኑከፊልና፡ንምዕቃብ፡ህንጸት፡ሃገር፡ንገስግስ፡ብስራሕን፡ብጾሎትን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kbrn megosn nhayltat mklkal eritrea yikun. Enqae kabakum tefeterku anes wetru hbun kurue eritrawi mukaney kabzi jigna serawitn hzbn mwladey🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️💪💯
እዚ ኹሉ ዓወት ውጽኢት መስዋእቲ ጀጋኑ ደቃ እየ ሞ ክብርን ሞገስን ንሰራዊት ኤርትራ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፉሽ 🇪🇷☪️✝️9️⃣
ብምሒር ስስዐ ዓዊሩ ዝዓሸወ ከም ሓሳድ ወያነ ኣይሰኣን፡ ፍትሓዊ ሻዕብያ ዝሓረሶ፡ እንሆ ብልጽግና ጎራሕ ይሓፍሶ! 🤝❤🕊
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴**ንቶም ብህይወት ክሳብ ጊዜ ሎሚ ዕጥቆም ዘይፈተሑ አርካናት ከምኡ'ኻኣ ንጀጋኑ ምክልኻል ሓይልታት ሃገር ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ ዘልዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ሞጎስን ነቶም ጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን ።* *ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ**✌ጥሙራት አብ ማሕላ ሓንቲ ሰንደቅ✌*
“ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልትና።
ነዛ ቻነልና ንምዕባያ እትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣዝዩ ልዑል’ዩ። ኣብ መውሃቢ ርእይቶ እትህቡና ዘለኹም ሓሳባትን ኣጆኹም ዝብል መተባብዒ ጽሑፋት፡ ንዓና ሞቶረ ኮይኑና ከምዘሎ ክንሕብረኩም ንደሊ። ኣብ ዝመጽእ ግዜ ድማ፡ ናይ ኩላትኩም’ኳ እንተዘይኮነ፡ በብግዚኡ ናይቶም ተሳተፍቲ ኣስማት ኣብ መዛዘሚ ናይ መደባትና ከነንብቦ ምዃንና ኣቐዲምና ንሕብር። ንስለቲ ተሳትፎኹም ብስም ኢምና1 ኣዚና ነመስግነኩም። ስለዘኽበርኩምና ክብረት ይሃበልና። ዓወት ንሓፋሽ! EMNA1”
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤🌴🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌴
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ሰማእታት ንዓና ከብርሁ ከም ሽምዓ ሂወቶም ዘምከኩ ሰማእታት ኩላትና ሽምዓ ነብርሃሎም ዝክሮም ይደበስ የዕጽምቶም ይጥለል ከምቲ ብሓጎስ ዘይ ትድገም ሂወቶም ዝወፈዪልና እግዚኣቢሄር ብሓጎስ ተቀቢልዎም እዩ እሞ ሰላም ይዕረፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ንሰማእታትና !!!! ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ ጅግንነት እናሓደረ ደረትካ ዘንፍሕ እዩ ። ክንኮርዓሉን ክንሕበነሉን ክንሕልዎን ክንከላኸለሉን ወትሩ ቃል ኪዳንና ከም ሓድሽ እነሐድሰሉ እዩ ።
Thanks for always and forever they are always on our mind and hearts. There is no words to describe you Heroes for ever. Thanks for sharing this important and fascinating story 🙏🙏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷our history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔
Great history told in coordination with great music and backdrop images. Good Job Mr. Ephrem and EMNA!!
Keep it up!
Ermias Stephanos
ክብርን ሞጎስን ንኤርትራዊ ተጋዳላይ/ት : ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና : ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
I really love this channel. Specially the songs you play. Keep up the good work. Glory to our martyrs.
ብስም ኩሉ ተኸታታላይ እዛ ቻነል ክብርን ምስጋናን ይብጻሓካ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጻይ ኤፍሬም ግደ ስለ'ቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ :: 🇪🇷✊️🇪🇷
We proud to be eritrean 🇪🇷💪🇪🇷
ኩሉ ግዜ ሙጹና ኤፋር ሓወይ ከይተሓለልኩ ናዓና ሂወት ዩ ዝዘር ኣልና አዚ ታሪኽ አዚ❤❤❤❤❤❤
ሰላም ወሰናይ ወድ ግደ ናፍቀናካ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🐪🐪🐪💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
kbrin mogosin nsweAtna ykun Awet nhafash.❤🇪🇷👍
Yeah victory to the masses 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰኒ👍🏼ገለን ብማዕዶ መዓልቲ ናጽነት ክትርኢ ትህንጠን፡ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ድማ ክሳብ ዋጋ ናጽነት መስዋእቲ ይከፍሉ ምንባሮም ዘኪርካ፡ ሕድሮም ከነክብርን ከነተግብርን ይግባእ!
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝❤🇪🇷🐫💐🕊☀️
ክብርን መገስን ንጀጋኑ ሃልታት አሪትራ ቅሰኑ ሰመታትና ኣይ ረሳዕናዮን ❤🎉🎉🎉
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ሰማእታትና ብስራሕና ይደበሲ
We appreciate you journalist Ephrem Gide. Eidmen tienan yihabka zihawey
እዚዩ ታሪኽ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .....EMNA
Thank you for your service 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ክትሰምዖ ኣዝዩ ዘኹርዕ ኤርትራዊ ታሪኽ። ሓጺናዊ ሃገርዊ መንነት ዘረጋግጽ ኤርትራዊ ክብርታት እዩ፣ ውዕሎ ጀጋኑ ኤርትራውያን ፍሉይ ኮይኑ ንኣፍሪቃ እውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ዓወት ንሓፋስ!
ኤርትራ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማታትና ❤❤❤❤❤
Kibirin Megosen N jegenau sematatina💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤🌴🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌴
ንዓኹም ዓወትን ኣሳልጦን thanks
What a great generation nay ayatutun abotatun adetatun hidr ne zenti elet qetsali zegeberu. Geganau mossa neAKum
ክብረትን ሐበንን ንጀጋኑና። 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ዘልአለማውን ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ!!!!
መርሓባ እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም!!እፍሮም ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ይካል ተኮይኑ ዳኣ ኣብዝሓለፈ ገሊጽካዮ ኒርካ እቲ ንበጾቱ ንከድሕን ብንቦ ከም ኩዑሶ ቆሊቡ ድመለሳ ኢድ ድሳኣነ ገብረ እንተተምጼእልና ጽብቅ ኒሩ ምክንያቱ ብዙሕ ታረክ ሕዛም ዕድል ደይረከቡ ስለደለው ኩሎም በቢግዚኦም ይቅረቡልና
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ !ዓወት ንሓፋሽ!
ምርሓባቡ ኤፍረም ግደ ወድ ፋርሶታት ብዓል ኣማን ! ።
Thankes 🇪🇷🙏👍✌️💯
❤❤❤መርሓባ ሓላላት እንቓዕ ብደሓን መጻኩም አርትራውያን❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤eritrea 🇪🇷 tinber!
ኣገናዕ። ንሕና ከምዚ ኢና። ሸር ንበሎ።
Betami Betami Betami xubq nay Eritrea kab Fkri zmqre ታሪኽ history Eritrea 🇪🇷 ናይ ባሓቂ ካብ ናይ ፍቕሪ ሂወተ ዝመቅረ ታሪኻ ህዝባዊ ግንባር.
Thanks efriom gde
Thanks adalawi ezi medeb
Hand ❤ of the mass fore ever ERI ❤❤❤❤❤ and thanks Afarrr
We need to make moves of our history ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪 thank you for what are you doing guys?
ሰላም ሰላም❤❤❤
ንሰነድ ክጥዕም ግን ኣብ ክንዲ ሓንቲ ቦታ ትጓዝ ቪድዮ፡ ናብቲ ቦታታት ፍጻመ ከድካ ዝተወስደ ኣሳእል ኪከዉን ጽቡቅ ነይሩ። እዚ ንኩሉ ግዜ ዝከዉን ሰነድ ስለዝኮነ ዋላ ንዝመጽእ ወለዶታት ውን መወከሲ ምኮነ።
Deki Erey Ayni Abaykum Ydefen Edmen tenan yhabkum Amlak ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
To You I our heros thanksgiving,
For the victory to independence.
Much Love our heros glory to our martayrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪
Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
ደስ ዘብል ዘኩርዕ ታሪክ ኣሎና ብዘይ ቀልዓለም ቕሰኑ ሰማኣታትና ብኣኹም ኩራዓት ኢና
ሰላም ደቂ ኤረይ ወትሩ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Amazing
Proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷
Werqawe tarik qalat yebliley kayerakiso tarik abotatna❤❤
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ፡
አጆኩም ደቂ ኤረ ንህዝብና ታሪኩ ንምንጋር ደኪምና ከይ በልኩም በርትዑ ቀጽልዎ
አቲ ወፍሪ. ሰገር ዶብ. ምድንጋር. ከይፈጥር. ቅድሚናጻነትን. ድሕሪ ናጽነትን ዘበል እንተተሰነየ. ጽቡቕይመሰለኒ
Amazing, Amazing, Amazing
Never kneel down Eritrea
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ! ብሕጽር ዝበለ ነቲ ዛዛሚ ኩናት ብምቅራብካ: ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ኣብ ምፍላጥን ምድራዕን ዓቢ ተራ ስለዘለዎ: ቀጽልዎ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ሰራሕቲ ቅያ 🇪🇷 !
❤❤❤❤ hubun Eritrwiye ❤❤
መን ከም ህዝባዊ ግንባር ውላድ ህዝቢ ኢወትራ ጅግና !!
"AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷
Efrem ms bxotka thank you
Keep your job and ask for helpat any time
Kebren mogosen nehayltt meklkalna kebren mogosen neswatna .Ertrawent kebur menent.❤❤❤🌷🌷🌷🌻🌻🌻
Gegna mklkel gegna Eritrean people ❤
Awet Nhafash❤🇪🇷🙏
Abeeyeet Jigninet.... Abyeet SHAEBYA...... Etsbe dinki jigninet !!!!
Victory to the masses
💞ZELALEMAWI ZEKRI NE SEMAETATNA 💞 🙏🌹
SHAEBIYA IS 🦁
God job
ክብር ነቲ ዘይክማህ ንሕን ጽንዓት ሓቦን ተወፋይነትን ዝውኒን ሓርበኚነት ገድል ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ፡ ዘሊኣለማዊ ዝኽር ነቶም ከም ሽምዓ መኽኾም ናዓና ብርሃን ዝኾኑ ሰማእታትና።
ንእትገብርዎ ዘለኹም ታርኽና ንምፍላጥ ዘይሕለል ጻዕር ብልበይ እንዳመስገንኩ ኣጅኾም በርቱዑ ካባና ዝሕተት ከኣ ኣብ ጎንኹም ከም ዘለና ከረጋግጸልኩም እፈቱ።
ኣቤት ጅግንነት። መዳርግቲ ኣልቦ ሓርበኝነት። ኤርትራያን ሕጽብ መዓንጣ ጀጋኑ.
Proud to be eritrean ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምምራኽ ዓሳክር ጸላእን፥ ምስላብ ኣጽዋር ጸላእትና፡ ከም መትክል፥ ኣብ መዝገብ ህዝባዊ ግንባር ዝሰፈረ፥ ፡,"ንጸላኢ ብብረቱን ብጥይቱን" እስትራተጂ ሓንጺጹ: ተዓዊቱ፥ ሕጂ ኣብዚ ቀረባ እዋን እውን፥ ኣብ ባይታ ተደጊሙ ኢዩ።
Eritrawi kbur mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 yu
Wihiden nmntay wala nay Ethiopia kulu deymarekwo❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷
❤❤❤❤
Nay bahaki tefexeme❤❤❤❤❤
❤
❤❤
❤❤❤❤❤
Enqae mexekumna Eritrea 🇪🇷 shaebiya 💪 kbrn mogosn nswuatna awet nhafash
Hiiii ይበል ውሕሉል አቀራርባ ኤፍሬም ግደ
Wawww abiet jigninet
yessssssddd
መሳጥን ጽንዓትን ህዝባዊ ግንባር ዝገርምን እዩ
ጽቡቅ ታሪክ ቀጽልዋ
EPLF: Heroes with divine powers. 🫡✊🏿🇪🇷🐪
መስተንክር ታሪኽ፡ ንምእማኑ ዘሽግር ዋላ ነቶም ገበርቲ ቅያ፡ ግን ከኣ ጅግንነት ኤርትራውያን መወዳድርቲ ዘይብሉ መስደመም ኢዩ፡ ክብሪ ንኹሉ ፈታውን ሓላይ ህዝቡ ኤርትራዊ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
ሰላም
እወ፡ደቂኤሬና፡ብርሃን፡ክንርኢ፡ጀጋኑከፊልና፡ንምዕቃብ፡ህንጸት፡ሃገር፡ንገስግስ፡ብስራሕን፡ብጾሎትን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kbrn megosn nhayltat mklkal eritrea yikun. Enqae kabakum tefeterku anes wetru hbun kurue eritrawi mukaney kabzi jigna serawitn hzbn mwladey🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️💪💯
እዚ ኹሉ ዓወት ውጽኢት መስዋእቲ ጀጋኑ ደቃ እየ ሞ ክብርን ሞገስን ንሰራዊት ኤርትራ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፉሽ 🇪🇷☪️✝️9️⃣
ብምሒር ስስዐ ዓዊሩ ዝዓሸወ ከም ሓሳድ ወያነ ኣይሰኣን፡ ፍትሓዊ ሻዕብያ ዝሓረሶ፡ እንሆ ብልጽግና ጎራሕ ይሓፍሶ!
🤝❤🕊
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴*
*ንቶም ብህይወት ክሳብ ጊዜ ሎሚ ዕጥቆም ዘይፈተሑ አርካናት ከምኡ'ኻኣ ንጀጋኑ ምክልኻል ሓይልታት ሃገር ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ ዘልዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ሞጎስን ነቶም ጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን ።*
*ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ*
*✌ጥሙራት አብ ማሕላ ሓንቲ ሰንደቅ✌*