🛑ሕክምና መፂኣ ክሞት መሲልዋ የፍቅረካ እየ ኢላትኒ ምስተረፍኩ😱ተበቂለያ መርዚ ኣስቴያ😲

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @AsuChenal
    @AsuChenal หลายเดือนก่อน +356

    ድራማ እዩ ትብሉ ላይኽ😀😀

  • @MediTesfay-g7g
    @MediTesfay-g7g หลายเดือนก่อน +217

    ፅባሕ ድንግለ ወላዲት እዩ እሞ ሓላዊትኩም ሓላዊትና ትኩን ደቅነይ እና ይቅርታ ፅብቅ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እምበተዋይ

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @MediTesfay-g7g
      @MediTesfay-g7g หลายเดือนก่อน

      @Hdo-h6t ደሚረኪ ማዓረይ

    • @kudusantesfamikael3670
      @kudusantesfamikael3670 หลายเดือนก่อน

      Aseyy temesegen amlakeyyy❤❤❤🙏🙏🙏

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ​@@MediTesfay-g7g ደምርኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h หลายเดือนก่อน +32

    ወላዲተ ኣምላክ ምሳኪ ትኩን ሄቡዋይ ከሙዙይ ዓይነት ፍቅሪ ሪእና ኣይንፈልጥንዋ😢🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @SeSw-zs7bx
    @SeSw-zs7bx หลายเดือนก่อน +55

    ፈጣሪ ይሓግዝኩም ከቢድ እዩዋ😢😢😢😢 ኣሕዋተይ ድንግል ማርያም ምሳኹም.ትኹን 😢😢😢😢

    • @KalKidanዮቱብ
      @KalKidanዮቱብ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @MAGITEKLAY-k5p
      @MAGITEKLAY-k5p หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ምቃለይ ግን ሓቂ ድዩ

    • @AbTube-121
      @AbTube-121 หลายเดือนก่อน

      ​@@KalKidanዮቱብመልሲ እሹ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረተይ ደሚረኪ እየ ደምርኒ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ​@@MAGITEKLAY-k5p ደምርኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d หลายเดือนก่อน +40

    ኣርእስቱ ግን ድራማ እዩ ዝመስል ዘሎ
    ባይዘወይ ገለ ዓይነት ድራማ🤔

    • @changelife-t4o
      @changelife-t4o หลายเดือนก่อน

      Debari eba kch yemtselka sakmom seb agagilom moytom

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b หลายเดือนก่อน +39

    ተምሰገን ፊጣሪ እንኳዕ ብሂወት ተረፈ ❤❤❤❤❤ ሸኩር ሓወይ ኣጀኩም ኣይ ትጫናንቁ ፅባሕ ድንግል ምርያም እዩ እሞ ባዓላ ካብ ኩፉኢ ነገር ታሓሉኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ❤

    • @BrhanKiros-vh7fs
      @BrhanKiros-vh7fs หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@BrhanKiros-vh7fsደምርኒ ማዓረይ

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤

  • @Ddaert-t4q
    @Ddaert-t4q หลายเดือนก่อน +66

    ቀፃሊት ድያ ዛድራማ😂😂😂😂

    • @SmairhYug
      @SmairhYug หลายเดือนก่อน

      😂

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ​@@SmairhYug ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉

    • @MerhawiDemouth
      @MerhawiDemouth หลายเดือนก่อน

      ኣላ ክሳብ ሓሶት ዘይጠፋአ

    • @SabrinAbdelnur
      @SabrinAbdelnur หลายเดือนก่อน

      1 kifal terifa

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ หลายเดือนก่อน +45

    ወውው እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወዲ ሱዳን ሓውና ተማሂርካ ክትከውን ተስፋ ንገብር አይትሸኩል ኩሉ እግዚአብሔር ዝበሎ አይተርፊ ናትካ ተኮይና ላብ ትከዶ የብላን እና ቀልጢፍካ ኣይትወስን 🥰❤

  • @tsegaytesfay1382
    @tsegaytesfay1382 หลายเดือนก่อน +90

    ዛ ድራማ ቀጻሊት ትኹነልና ትብሉ 👍 ወቅጡ 😂😂😂

    • @Aaa-q1l9t
      @Aaa-q1l9t หลายเดือนก่อน +1

      ደስስ ምባላ❤😂

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Aaa-q1l9t ደምርኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉

    • @Helu-v2s
      @Helu-v2s หลายเดือนก่อน

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3qደምርኒ

    • @sonofelamida
      @sonofelamida หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤

  • @natsanetreda-f3s
    @natsanetreda-f3s หลายเดือนก่อน +14

    እዚ ድራማ እዩ። ሓቂ እንተኮይኑ እቲ መእተዊ ኣርእስቱ ፂሒፍኩሞ ዘለኩም እቲ መዐጀቢ ዛእተኩሞ ሙዚቃ እንኳን ዘፍቀረ ንሕና ውን ፍቅሪ ሒዝና። በሓቂ ኣፍቂሩ እንድሕር ከምኡ ትገብሩ እንተሃሊኩም ንስኩም ውን ትጋገዩ ኣለኩም።ሓደ ቁሪፂ ነጊራ ካባኡ ክትርሕቅ ዘለዋ መመሊሳ ተፋሻሺና ክትመፅእ ተስፋ ኣይቆርፅን ካልኣይ ካብ ሕክምና ከይዳ መሊሳ ክቅበለካየ ማለታ ተጋጋ ።እቲ ወዲ ጥዕና ዘለወ ኣይመስልን ብሓይሊ ዝባሃል ፍቅሪ የለን። እታ ጎል ኣብዘይኮነ ከይተውድቅዋ ጥንቃቀ ትግበር እቲ ወዲ ግን የሕዝነካ ማጮሎት ውሰድወ።

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +15

    ዋይ ሻክረይ ተኣሰሩ እለም ኣብ ምድያ አሕልፎምወ ነይሮም ማ እብ ትጥቅ ገዛካ ኣላ ሓፍተይ ጠይቀያ ስ ሓሸት እየ ኣይተኣሰረይ እላትኑ ሕሽኒ እንበይ ተጨንቀ ነይረ ወድነይ እና እግዛብሄር ናብ ፅብቅ መንገዲ ይምራሕክም ኣሜን❤❤ ድንግል ማርያም ካብ ክፍእ ትሓልወና ኣሜን እናበልና አሕዋት❤❤❤❤

  • @سلامهعثمان-ر4ه
    @سلامهعثمان-ر4ه หลายเดือนก่อน +30

    ቻኩር ሓወይ ናይ ብሓቂ ተኮይኑ ናብ ፖሊስ ኣመልክት😢😢😢

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ หลายเดือนก่อน +19

    ወይለይ ባሓይሊ😢😢😢😢 ንሂወትኪ ተጠንቀቂ ሄቡ❤😢

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 หลายเดือนก่อน +10

    ኣጆካ ክቡር ሓወይ ንቀደም ነብስካ ኣፍቅር😢
    ፍቅሪ ብስገዳድ ኣይከነን😢😢😢❤❤❤

  • @JdjhfDbvd-fl6vb
    @JdjhfDbvd-fl6vb หลายเดือนก่อน +35

    ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ብጣዓሚ እየ ተጨኒቀ ነይረ 😢😢 ካብኡ ድማ ዝሓወይ ፍቅሪ ብትዕግስቲ ብፀባይ እዩ እምበር ብሓይሊ ኣይከውኒ ፅባሕ 21እዩ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ❤ካብ ፈተና ትሰውረና

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ደምርኒ​@@Hdo-h6t

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ዝያዳይ ደሚረኪ ደምርኒ

    • @DawitOkubagebriel
      @DawitOkubagebriel หลายเดือนก่อน

      🙏

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኣሕዋት❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ หลายเดือนก่อน +11

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና ፈቢ ሓፍተይ እውን ኣከዳድናኪ ኣሰተካክል😢_

  • @yosephkalayu1672
    @yosephkalayu1672 หลายเดือนก่อน +28

    አነ አይተረደአኒ ካብ ፕራንክ ላብ ገሀድ ድዩ ተቀይሩ ግልፂ ግበሩልና ሕልሚ ድዩ ወይ ገሀድ

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ዝያዳይ ❤

    • @AzimeraKahaSi
      @AzimeraKahaSi หลายเดือนก่อน

      እዉ ፕራንክ ትጎብሮስ ያፍቅርካ እየ ብላቶስ እሱ ናይ ባሓቅ ያፍቅር እየ እሉ 😢😢😢

  • @gbtsawimihretab8688
    @gbtsawimihretab8688 หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ቆልዓ ሐራይ ዘይትብሎ ታይ ኮይና እያ ግን ብኣድማሳዊ ስምዒቱ መጺኹም ነቲ ድጉል ስምዒቱ ብመልክዕ ፕራንክ ጌርኹም ምቅስቃስኹም መጀመርያ ንስኹም ኢኹም ገገኛታት እምበር እዚ ምስኺን ፍጡር ወዲ ሱዳን ኣይኮነን ዝፍረደሉ ውን ኣይኮነን ስለዚ እዛ ቆልዓ ኣብ ህይወታ ዝኮነ ሰብ እንተዘይብላ ብመልክዕ ምሕዝነታዊ ጌራ ምስኡ ተትቅጽ ጽቡቅ ምኮነ ሽዑ እንተዘይፈትያቶ ንሱ ዝጸልኦ ነገራት ዳገበረት ክርሕቃ ከምትገብር ምገበረት ስለዚ ኣብ ጽኑዕ ምክትታል ኮይና ከም ሓዋ ኣብ ጎኑ እንተትጸንሕ ጽቡቅ ምኮነ ።ሓውኹም ካብ🇪🇷

  • @milimili8834
    @milimili8834 หลายเดือนก่อน +14

    ዋይ አቱም አሕዋተይ ናብ ፓልስኩም አመልክትኩም ስቅ በሉ አብ ሂወቱ ሓላፍተት የብልናን በልዎም ደርጊስነይ ዝምጽእለይ መዘዝ ድዩ ዝብሃል😅

    • @AbraeshGaresea
      @AbraeshGaresea หลายเดือนก่อน

      🥺🤣🤣

    • @wemberta
      @wemberta หลายเดือนก่อน

      ሐዚ 'ማ ከይትለቓ😂

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ😂

    • @VghBcjg
      @VghBcjg หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😅

  • @احمدسالم-ض2د
    @احمدسالم-ض2د หลายเดือนก่อน +9

    ፈጣሪ ይሓግዝኩም ፈጣሪ ከቢድ እዩዋ ኣሕዋተይ ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኹን😢😢😢

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሕብይ🎉

  • @Zinoo-hr1ej
    @Zinoo-hr1ej หลายเดือนก่อน +11

    እታ ዘይርድኦ ወዲ ኣፍቃራ ኣለኒ እናበሎተስ እታ መዓረይ በጀኪ ተጠንቀቂ❤❤❤❤❤

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx หลายเดือนก่อน

      ፕራንክ ድራማ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ​@@GjKj-cq8kx ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ፍቅሪ ብምርድዳእ እምበር ብሓይሊ ኣይኮንን😢 ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ፍቱዋተይ❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน +28

    ኦ ማይ ጋድ ሓቂ ድዩ😮😅😂😂😂ዝሮ ይመችኩም ድራማ ተኾይን እውን ፅቡቅ ኢዩ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ หลายเดือนก่อน +5

    ዋ ናይ ብሓቂ ድዩ ግን ኣነሰ ብጣዕሚ ይጭነቅ እለኹ ለለ ድራማ ከይኾን ይፈርሕ እለኹ😮😢

  • @hbber5548
    @hbber5548 หลายเดือนก่อน +9

    እዛ ነገር ናይ በሓቂ እንተኾይና ከይቀተላ ናብ ሕጊ ኣቕርቡዎ

    • @wemberta
      @wemberta หลายเดือนก่อน

      ታይ ጌሩ ናብ ሕጊ ክቀርብ

    • @azuazu14
      @azuazu14 หลายเดือนก่อน +1

      አረ ፕራንክ እዩ ቸላ😊😂

  • @MyriXx-w2y
    @MyriXx-w2y หลายเดือนก่อน +5

    ሄቩየይ ተጠንቀቂ ምቅርተይ ልነብስኪ ልነብሱ ከም ድላዩ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @Halifley
    @Halifley หลายเดือนก่อน +7

    ኣታ ፍልሚ ድዩ ኣነ ድቃስ siene knye txawetu alekum 🇪🇷🇪🇷

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน +1

      ይገርም አነ ይገድድ መዓልቲ መዓልቲ ክንደኦም ተጨኒቀ😢

    • @HcCg-m6h
      @HcCg-m6h หลายเดือนก่อน

      ብጭንቀት ኩቃትሉና ኢሎም እንበር ኣብ ክንድኦም😢🎉​@@ጓልሃገረትግራይ

  • @TewledTewled
    @TewledTewled หลายเดือนก่อน +7

    ወእ እዛ ነገር ሓቂ ተኮይና ግን ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትገብሩ ዋ ንቤተሰብ ንገሩ ካብኡ ድማ ንፖሊስ ኣመልክተ ዘይተደለየ መዘዝ ከየምፀአልኩም ኣሕዋተይ ወእ ዘይርዶኦ ወዲ😢

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت หลายเดือนก่อน +13

    ኣነ ኣይተረደእኒ ናይ ብሓቂ ድዪ😢

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ ❤

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Marichannel21-v4r ደምርኒ ገይረልኪ የ

    • @kiflomgebreslasie2186
      @kiflomgebreslasie2186 หลายเดือนก่อน

      Etay eyu demreni malet​@@Marichannel21-v4r

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r หลายเดือนก่อน

      @@mikelebaraki5269 እሽኒ ወለላይ ❤️

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r หลายเดือนก่อน

      @@kiflomgebreslasie2186 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት እዩ ዝያዳይ❤️

  • @ክንዱሽ
    @ክንዱሽ หลายเดือนก่อน +6

    እዚኣ ፕራንክ እያ ካብ እንኒ ፅጌ ሮያል ተምሂርና ሂና ዋ ኣቆርፅዎ ሰብ ኣይተጭንቁ ናይብሓቂ ተዝከዉን ንሳ ዓሰርተ ግዜ ተፀባቢቃ ናብኡ ዘማላልስ ታይ እንየዋ ዘይትርሕቅ 😂ፅቡቅ ቢዝነስ ሒዝኩም ዋ ዘምህር ነገር ስርሑ

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN หลายเดือนก่อน

      ንፍዕቲ 100%

  • @FtawGal
    @FtawGal หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሓወይ ሻክረይ አብ መንጉዶ ተቅርቅርካ ዋይ ጉደዩካ ባለዋ በሓይለ ፍቅር ዶ ኣሎ እየ

  • @Abomilyon
    @Abomilyon หลายเดือนก่อน +11

    ኣብርሽና ሩታ ልመስሉኒ በይነይ ጥራሕ ድየ😷😷😷😷😷

  • @Masterhabeshawii
    @Masterhabeshawii หลายเดือนก่อน +14

    ሓቂ እንተኾይኑ ከቢድ እዩ ብሂወት ኣይትቀልዱ ቻኩረይ

  • @ትግራይዓደይ-በ4ዸ
    @ትግራይዓደይ-በ4ዸ หลายเดือนก่อน +7

    ኽዳኑ ግን ብቻ ፃዕዳ እዩ ዝፈትዉ መስለኒ ኩሉ ግዜ 😁ፃዕዳ ልቢ ይዓዲለና❤

  • @KibraKibra-s3v
    @KibraKibra-s3v หลายเดือนก่อน +15

    ፈጣሪ ይሓጉዙኹም😢😢😢

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉

    • @KibraKibra-s3v
      @KibraKibra-s3v หลายเดือนก่อน

      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q ደሚረኪ

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน +1

      ደምራኒ ኣሕዋተይ❤

  • @RozN-m5c
    @RozN-m5c หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ተምሓረ እና ተጋሩዋይ ቀልጢፍኩም ኣይትወሱኑ ደቂ ነይ

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ🎉

  • @FreHagos-v2p
    @FreHagos-v2p หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ዘይርደኦ ሰብ 😂😂😂ብሓይሊ ኣፍቕርኒ ዶኣሎ እዩ ገራሚ 😮

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ዘሓፍተይ ደምርኒ

  • @SabiLaft-m8x
    @SabiLaft-m8x หลายเดือนก่อน +5

    ላብቮሊስ ኣመልኩቱ ብጭንቀት እኮ ንዓብድ ኢልና በስማኣም😢😢😢😢😢

  • @DhHhs-ke8cb
    @DhHhs-ke8cb หลายเดือนก่อน +7

    አረ ግዳይካ በልወ ዋይ ዝምልኮተ ኣካል ኣመልክቱ😢😢😢

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዝሓወይ ፍቅሪ ለሚንካ ኣይኮነን ታናትካ ዝበሎ ኣምላክ ሒዝዎ ሎ❤❤ ዝሮ አንካዕ ብሰላም ተረፈካ❤

  • @Adu2002Ta
    @Adu2002Ta หลายเดือนก่อน +5

    ወዲ ሱዳን ሓወይ ብሓቂ እንድሕር ተፍቅራ መስዋአቲ ኩነላ ፍቅሪ ማለት ተፍቅሮ ዝደልዮ ምኳን ማለት እዩ ትደልዮ እሳ ኩነላ ሓቀኛ ፍቅሪ ተኮይኑ ህወትካ ክተሐልፍ ብኽንደይ ቅርሺ እኻ ገዝእኻያ በአራኣያ ሲላሴ ዝተፈጠርካ ወደይ

  • @Sawhtae
    @Sawhtae หลายเดือนก่อน +4

    ቻኩር ግን ፍቁራት ዘይትኮኑ ምስ ሄቡ ባሓደ ውፁካፍቱ ዓዲ❤❤❤

  • @ገብረኤለይ
    @ገብረኤለይ หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰብ ናይ ብሓቂ ተኮይኑ ናብ እዱኡ ኣራክብዋ መዘዝ ክይምፅልኩም ፀኑሑ

  • @SelamteshayeTekui
    @SelamteshayeTekui หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገንን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @HiyabMekonen
    @HiyabMekonen หลายเดือนก่อน +13

    ሻኩር ልፍጠር ነገር እዩ እና እንኳዕ ፈጣሪ መሓሮ ፌኙ እውን ጀግና ኢኪ ምክንያቱ ከም ሰብ ልግበር ኢኪ ጌርኪ ኩላኩሙ ጀጋኑ ናይ ተጋሩ መግለፂ ኢኩም ጌርኩሙ ❤❤❤❤❤❤

  • @Frey8089
    @Frey8089 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ስደት ጭንቂ ከይአከለንስ ናቱኽ ጭንቀት ፍጥረኩምለይ ብልፍታሕ ፍትሕወ ዋይይይይ እይድብረኩምይ ድዩ

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 หลายเดือนก่อน

    ትክክል ተኮይኑ ማለቴ ድራማ ተዘይኮይኑ ድያብሎስ እዩ ሒዝዎ ዙወዲ ምክንያቱም ፍቅሪ ሰላም እዩ እንበር ፍቅሪ ከምዚ አይገብርን

  • @musse_shakur
    @musse_shakur  หลายเดือนก่อน +3

    ሃናፂ ሪኢቶ ተሃሊኩም ፀሓፉልና ሓደሽቲ ላይክ ሼር ሳብስክራይብ 🙏

    • @seam396
      @seam396 หลายเดือนก่อน

      Eza drama btami xbuk qexlwa

  • @Teweldek40
    @Teweldek40 หลายเดือนก่อน +29

    መጀምርታ እንኩዕ ፈጣሪ ምሓሮ🙏🏿ብምቅጻሊ ፌቡን ቻኩርን ካብዚ ንላዕሊ ምንም ክትገብሩ ኣይትኽእሉን ነብስኹም ጥራይ ሓልው ምኽንያቱ ወዲ-ሱዳን በጀካ ፍቅሪ ትብል ቃል ናይ ምርድዳእ መንፍስ ምንንም የብሉን ንግዚእ ግደፍዎ ነብስኹም ሓልው ብፍላይ ፌቡ ኩሉ ናብ ፈጣሪ ግደፍዎ 🙏🏿🙏🏿🥰🥰

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ

    • @Nani-c5b
      @Nani-c5b หลายเดือนก่อน

      ብራንክእዩ ማዓረይ😂😂

    • @ፀጋጓልተጋዳላይ
      @ፀጋጓልተጋዳላይ หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ምዓረይ

    • @ፀጋጓልተጋዳላይ
      @ፀጋጓልተጋዳላይ หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ መሊሲ ወለላይይ❤ ​@@Hdo-h6t

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ኣሕዋት❤❤

  • @AsmoromGirmay
    @AsmoromGirmay หลายเดือนก่อน +4

    ኣይ ፈትወካን እየ እንተ ኢላቶ እንታይ ግበሪ ይብላ ኣሎ ኣጆኺ ሄብ ኣይትጨነቂ ወላ ጋሕ ይበል

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r หลายเดือนก่อน +17

    አረ ጉዳይካ በልዎ 😮ሄቡዋ ምስኪ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ ናብ ጭንቀት አይተእትውዎ ፍቅሪ ብሓይሊ ድዩ😢😢

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ናልቡኩም ሪኡ ይሐግዝኩም ናብ ዝምልከቶ አካል አመልክቱ😢

  • @zerihannestesfay
    @zerihannestesfay หลายเดือนก่อน +2

    ሓቂ ተኮይኑ ንስድሩኡ ንገርዎም & ዓበይቲ ሰባት ከሙ ውን ኣቅሽሽቲ ሰብ ከይጠፋኩም ከቢድ ኢዩ❤❤❤❤❤

  • @ጓልዕፎይቲ
    @ጓልዕፎይቲ หลายเดือนก่อน +3

    መበል ክንደይ እዩ ክፍል ዝኮን ዘሎ ዝድራማ ቀፅልሉ😂😂😂

  • @Fenanhaile
    @Fenanhaile หลายเดือนก่อน +11

    ፕራንክ እዩ❤❤❤

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ

    • @azuazu14
      @azuazu14 หลายเดือนก่อน

      ዋላ አነ ከሙኡ እየ ዝብለኩ ብስሩ ዘይአምንለኩ አነስ😂😂

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 หลายเดือนก่อน +4

    ናብ ፖሊስ ኣመልኪቱ ዝኾነ ነገር እንተኾይኑ ንኸይትሕተቱ ኣመልክቱ

  • @gerieokbay1901
    @gerieokbay1901 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓኹም ዳ ደስ ኢልኩም ንዕኡ ከ ደስ ዶ ይብሎ ይምስለኩም ወዲ ዜጋኹም ዶ ኣይኮነን እዩ ወደይ ኣታ ክንደይ ትሓምቁ ንዓዓ ከ እታይ እዩ ርኢላ በል 😢 ሓደ ቻይና መጽዩ የፍቅረኪ እየ እተዝብላ ዓይና ኣይምሓሰየትን

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ หลายเดือนก่อน +14

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤

  • @OrtalPilip
    @OrtalPilip หลายเดือนก่อน +1

    ችኩር ፕራንክ ካብ ኤማ ዓርክካ ተማሃር ንመን ትገብር ብከመይ ትገብር ተካታተልቲ የስሕቅ ድዩ ህዝቢ የምህር ዶ በል ኤማ ምስ ኣፍቃሪቱ ምስ ማማ ምስ ኣዲኡ ኢዩ ዝገብር መብዛሕቱ ንህዝቢ ከኣ ደስ ዘብል ኢዩ ዝግገብር ስለዚ ሕጂ ካኣ ነዚ ሰብ ካብ ሂወቱ ውጹ ብተለይ ቻኩር ቻኩር ዝብሉካ ሰብ ኦፍፍፍፍ ኣፍቃሪ እንዳ ሃለዋ ከምዚ ቀልዲ ትቅልድ ንሳ ከ ከመይ ደንቆሮ ኢያ ኣፍቃሪኣ ከ ከመይ ድንዙዝ ሰብ ኢዩ ከምዚ እንዳ ገበረት ኣፍቃሪ ኣለኒ ምሽ ዶ ንስኪ ካኣ ግዜኪ ተጸበይ ሂቡ ድዮም ዝብሉኪ ህበይ😢😢

  • @ሃሴትሙሴ
    @ሃሴትሙሴ หลายเดือนก่อน +3

    ደርግስነይ ዘምጸአለይ መዘዝ🙄

  • @BrtukanTesfay-sy3or
    @BrtukanTesfay-sy3or หลายเดือนก่อน +2

    ታዲኹም ትገብሩ መጀመርታ ተስፋ ሂብኩሞ ኢኹም ሻኩር ማራ ኣፅሊእኹም😢😢😢

    • @Africawit
      @Africawit หลายเดือนก่อน

      ነው የብልኺ መዕበይኣ ዝበደላ ታዲኹም ኣይባሃሊይ ሰገጤ😑🤣🤣

  • @gedu8644
    @gedu8644 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ተወደአት ዛ ድራማ ክንደይ ሰብ ተጨኒቁ ነይሩ😊❤

  • @GenetiTesfay
    @GenetiTesfay หลายเดือนก่อน

    ዋይ ፍቅሪ ብሓይሊ ሄብዋይ ኣይትጫናነቂ ግን ተጠንቀቂ ኒሂወትኪ ❤❤❤🎉🎉

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 หลายเดือนก่อน +5

    Prank dyom zgebruna zelewu
    haki inte koynu slemintay ishi ilkiyo b fikri xeweta yelen zefkere asha yu tetenkeki 😳🤔

  • @GarmaiAli
    @GarmaiAli หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ኸዚ ደስ ክትብሉ ባጣዓሚ ተሓጊሰ ኺዚ😂😂😂❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MhlKoko
    @MhlKoko หลายเดือนก่อน +14

    ደስዘይበላ ከመይ ኢላእያ ክትነብር ኣሕዚናትኒ ሄቡየ 😢🙏

    • @Hdo-h6t
      @Hdo-h6t หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዛሓፍተይ

    • @MhlKoko
      @MhlKoko หลายเดือนก่อน +1

      @@Hdo-h6t ደሚረኪ ማዓረይ 🙏

    • @Hhjjjjkkkkkjjj
      @Hhjjjjkkkkkjjj หลายเดือนก่อน

      እንታይ ክትሕዝን ተቃላሊዓ ናመፅእፅs😢

  • @majorhabtabmh9858
    @majorhabtabmh9858 หลายเดือนก่อน +2

    Hebu abaya Seb eki btiam dese zebeli ❤❤❤❤❤❤❤❤ WE love you 💞💞💞💞

  • @GhhgDfjj
    @GhhgDfjj หลายเดือนก่อน +17

    ኣነ ግን ተሓዋዊስኒ ብራኪ ድዩ እማን ድዩ😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

    • @Hayet-tesfay
      @Hayet-tesfay หลายเดือนก่อน +1

      ድራማ እዩ😂

    • @fre4539-o9d
      @fre4539-o9d หลายเดือนก่อน

      ዋላ አነ

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ታይ ዝበለ ጎድ ረከብኩም ኣሕዋተይ ዝይርድኦ ወዲ ኣጋጥምኩም 😢😢😢

  • @Mesi21-g8f
    @Mesi21-g8f หลายเดือนก่อน +4

    ቀዳመይቲ ባዕለይ♥️♥️♥️😂😂😅

  • @Tgiray
    @Tgiray หลายเดือนก่อน

    ዓች ዘይትገድፋና ንስኩም ትክፈልዎ አነ ብጭንቂ ጣዕ ክብል💔😱😱 ደሙሩኒ ማ😌

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml หลายเดือนก่อน +3

    ቻኩር ግን ትሰርሖ ፕራንክ ፍለጥ ኩሉ ግዘ ሕማቅ ይትስራሕ

  • @DejenTesfa-i8t
    @DejenTesfa-i8t หลายเดือนก่อน

    Please neza qolia be carful belwa keylikma
    Ezi wedi tiuy aykonen 😢😢
    Fkri leminka aykonen nebsu bailu zeyefkera men ketefkiro delu

  • @AaSs-o9r
    @AaSs-o9r หลายเดือนก่อน +5

    አጀካ ሻክረይ❤❤

  • @Yfhj-kz2gb
    @Yfhj-kz2gb หลายเดือนก่อน

    እንድሕር ኣይደልየካን ኢላቶስ ታይ ይብላ አሎ ከመይ ዝበለ ድዩ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ፍቅሪ ዝሕዞ ኣጆኪ ሄቡየይ ጉዳዩ ዋ 😮😢

  • @HesheAynom
    @HesheAynom หลายเดือนก่อน +3

    አረ ደናቁር ኣይትኹኑ ባእ ዘይተትሕዝዎ

  • @GsfTech
    @GsfTech หลายเดือนก่อน +1

    ዋ አረ በጃኹም ዙሰብ እዚ ተጠንቀቁ ሸለል ከይትብልዎ ኤህ ናብዘይ ሓሰብክምዎ ነገር ኣቲኩም ደቀይ ሻኩረይ ሄቡዋይ ተጠንቀቂ ካብኡ ከዓ ንፖሊስ ኣመልክቱ ድሕሪ ሐዚ ዝኮነ ይኩን ካብዚ ንላዕሊ ምንም ክትገብሩ ኣይትክእሉን ኢኩም ኣፍቃሪ ኣለኒ ምሽ ትብሎ ኣላ ንእሽተን ኣይርደኦን ድዩ ሄቡየይ እንድዒ ባይዘወይ ኣምላክ ይሓግዝኩም ማርያምን ኣነስ ጭንቅ ኢለ 😢😢😢

  • @DimetMali
    @DimetMali หลายเดือนก่อน +7

    ወዲ ሱዳን እንኳዕ ናብዙይ ኣብፀሐካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghereruessom4568
    @ghereruessom4568 หลายเดือนก่อน +1

    ቻኩር ኢዚ ወዲ ጥዕና የብሉን ኢዛ ቆልዓ ሓደጋ ከይበጽሓ ብርቱዕ ሓለዋ ከድልያ ኢዩ ከምዚ ዓይነት ዕብዳን ናይ ጥዕና ኣይመስልን ኢዩ ንውሕስነቱ ነዚ ወዲ ዋላ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ይጽናሕ ክሳብ ሓዲ ኡ ዘፍልጥ

  • @አሰኻል
    @አሰኻል หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ እዚ ወዲ ግን ጥዕና የብሉን ብግዴታ ድዩ ሄቡዋይ ተጠንቀቂ😢❤

  • @aronarefe2951
    @aronarefe2951 หลายเดือนก่อน +1

    ክንደይ ክፋል በፂሓ ኣላ ቀፅልዋ😅😅

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 หลายเดือนก่อน +25

    😂😂😂😂😂😂😂😂🚫🚫🚫🚫👈

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z หลายเดือนก่อน

    ገና ትቅፅልይኣ ቸኮር ግን ደመዞም ክፈሎም😂😂😂

  • @ሰምሃልዩቱብ
    @ሰምሃልዩቱብ หลายเดือนก่อน +3

    ድራማው ኣልቃል ተመሰገን ❤😊

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน

    ከመይ ከመይ እያ ዛግዳይ ጣዕዶ ኣብልዋይ ኣትሻቅልናዋ🎉

  • @merimeri8503
    @merimeri8503 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ሻኩር ሓቂ ተኾየኑ በፓሊስ ኣትሕዞ ብሂወት ኣይትፃወቱ 😢😢😢

  • @Mhmaad-f3q
    @Mhmaad-f3q หลายเดือนก่อน

    ቀዳማይ ታሓታቲ ሻኩር ካላኢታ ኤቡ ሓደ ነገር ከይኸውን ሓልዎ ኤቡ ካዓ ቀስ ኣቢልኪ ኣርድእዮ❤❤❤❤🎉

  • @gebremikaelkidane8606
    @gebremikaelkidane8606 หลายเดือนก่อน

    ጽብቕቲ ናይ መድረኽ ድራማ። እምበር ዓርሰ ቅትለት ክፍጽም ሓሲቡስ ከመይ ጌርኩም ስድራ ከይነገርኩሞም ስቕ ትብሉ።

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 หลายเดือนก่อน

    ብዓል ቻኩር ግን በዚ ቕልዓ ትጻወቱ ኣለኹም ጽባሕ ንግሆ፡ ሓደ ነገር ኣብኡ ይኮን ኣብታ ቆልዓ ዝወርድ ሓደጋ ትሓተቲ ኢኾም ንስኹም ባዝዓባ ገንዘብኩም ኢኹም ትሓስቡ ዘለኹም ወዲ ሱዳን ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ኣለዎ ኣይትላገጹ ጽብቅቲ ድራማ ስዓብቲ ኣብዚሓ ኣላ

  • @makbiel21
    @makbiel21 หลายเดือนก่อน

    ዋው ቀፅልሉ ደምሩኒ ኣሕዋት❤

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox หลายเดือนก่อน

    ዋይ ቻኩረይ ግድ ኣግኒካ ታይ ልበለ ዓንዛር እዩ ሕደጎ ከም ድሌቱ ይኩን ሄቡዋይ ግን ኣጆኪይ ማዓረይ ❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሕብይ

  • @Yfhj-kz2gb
    @Yfhj-kz2gb หลายเดือนก่อน

    አረ ዝወዲ ፕራንክ ይገብረኩም አሎ ከይኮን😂😂😂

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂❤❤❤ ጽብቅት ድራማ አያ

  • @DesbeleGereziher
    @DesbeleGereziher หลายเดือนก่อน

    ሓቂ እንድሕር ከይኑ ታሓታቲ ቻኩር ኢካ ካምዘይ ትኮኖ ናፈልጥካ ኬክ ቁረስ ኢልካ ካራ ላብ ቅድሚኡ ክትገብረሉ ተገቢ አይኮነን ዛቆልዓ እዚአ ወጊኡ ተቃተላ ፅቡቅ ድዩ😢

  • @Heje-m4i
    @Heje-m4i หลายเดือนก่อน +1

    አነ ኣይተረዳአንን ብሓቂ ድዩ😢😢😢

  • @GebreslasieSelemon
    @GebreslasieSelemon หลายเดือนก่อน +1

    anema yitsilyelka alike wedi sudan hawey mask ktkowun haderka kulu ykealeka eyu mo behade geberom........ shakur zbehal gna nbealu eyu deliwa zelo giltsi do aytnageriye dedeb bhiwut tkild aleka

  • @hanisredae
    @hanisredae หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ወ.ሱዳን. ብጣዕሚ እኹም ጎበዛት 🙏thanks again❤shakur,romi,Ama,hubu
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    After discharge please
    👉ሐዚ ውን ካብዚ ተማህሩ ናብ ፅቡቅ ኣተሓሳስባ ክኸይድ ኣለዎ🙏
    ➡Musse shakur ለባም እኻ ኹሉ ገልፅካዮ እኻ 🙏
    ምከረው ምከረው እምቢ ከለ.........
    we love to you & thanks
    ንሰናይ ስራሕትኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞
    ላይክ
    ሼር
    ኮሜንት 👍👍👍👍👍

  • @SelamHalofom
    @SelamHalofom หลายเดือนก่อน

    ወላዲተይ ብራንኪ እዩ ክብልና ፀኒሖም ከይትኣምንዎ 🤘

  • @saraalghtany4472
    @saraalghtany4472 หลายเดือนก่อน

    እንኳዖ ብስላም ተረፍካ ሓውይ😢❤