ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴና ነዋሕ ምሸላ ወይ ንዑፍ ወይ ንወንጭፍ✅ሎሚ ረአይኒ ፅባሕ ሕብኡኒ እዩ ዘምፅእ እግዚአብሔር አምላኽ ስቡር ልቢ ይዓድለና
Nay bhaqi ayne lbna ykfetlna kbrti adana egziabher bmngedka merhana🙏🙏🙏.
ናይ ብሓቅ ማማ ርግኣት ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅ ናይ ሎም ወለዶ ልቦናና ይኽፈተልና
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ምክርን ማዕዳን ዕድመን ጥዕናን ይብኪ ክብርቲ ኣዴና ስነጥበባዊት ርግኣት ተክለ
ብሓቂ ማማርግአተይ ከማክን ዝበለ የብዝሓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል ምክርን ማዕዳን እዩ ክብርቲ ወላዲት❤❤❤
ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመዐልና በአውነት ሎምስ ከፊኡ እግዝአብሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😢
ኣቤት ክትበልሕ ኣደ ኣብ ልብና የሕድሮ ። መምህር ስልጣን ከኣ የቐንየልና።
ናይ ባሓቂ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ኣዴና ዝሃብክናና ምክርን ማዓዳን ኣብልብና የሕድሮ ንዓክን መሲልና ክንከይድ ኣምላኽ ይደግፈና ኦ እግዚኣብሔር ነዘን ኣዴታትና መሲልና ክንከይድ ካብዚ ሕማቅ ዘመን ሕማቅ ግዜን ሞዋጽኦ ፍጠረልና። ሰላምካ ኣውርደልና
በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ማማ ርግአተይ ሰወድሸ🥰ግን ኹሕሊ ውን አየድልየናን እግዚአብሔር እኮ ብዘይ ምንም ጎደሎ እዩ ፈጢሩና አጓላትዋይ ከም አዴታትና ድአ ምዕርግ ኢልና ትሕት ንበል
ብጣዕሚ ዝገርም ምክርን ማዓዳን ክብርቲ ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን እግዛብሔር ኣምላክ እህህህ ኤዴታትና ደዓ ኩሉ ግዜ ናይቲ ዘበን ብጥዕዩ ዝተሸፈነት መርዓት እንዲክን ኣየ ንሕና 😢
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ምኽሪ ዕድመን ጥዕና ን ይሃበን ፈጣሪ 🙏
Wawwww nay bhaki abi mkri des zbl edmen tenan yhabki kbrti ade Eritrea
በሓቂ ሂወት ዝህብ ዘረባ ባይታ ዘይኣልብ በሕቂ ኤርትራዊት ኣደ ወ/ሮ ርግኣት ካብተን ቀዳሞት ኣደ ኢኺ ዕድመን ጥእናን ይህብኪ እግዝኣብሄር ኣምላክ።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘስተውዕል ዓይነ ሉቦና ይዓድለና ናይ ባሓቂ ክብርት ይሃበልና ክብርቲ ኣዴና አብ ርእሲ ሓፍትኻ ተዝድሉቡካ አብ ርእሲ ልብኻ ተዝሙዑዱካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ብሓቒ ደስ ዝብል ምኽሪ ማማ edmen tenan yhabki fetari ab lbna yehdro deqi gzie nsmeaya ❤❤❤
ናይ በሓቂ ቃል ሂወት
ብሓቅ ቃል ህይውት ያስመዓና ክብር መምህርና ኣስይይይይ ክደይ ደስስስስ ክብላ እግዚአብሔር ኣምላኬ ምስትውዓል ልቦና ይዓዲለና 😥😥💔ኣደና ለ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብለይ ፈጣሪ
ግን ኣነ
Behake qale hewit yesmelna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna xegieu yebzehalken adna egzabiher beayini mihretu temetu yeenti lubonana yikefetelna
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ርጋኣተይ ኩሉ ነገራትክን ስራሓትክን መምህር ኢዩ ርጋኣተይ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ዕድመን ጥዒናን ሂቡኪ ናብ ንቡር ሂወትኪ ክትምለሲ ንልዑል እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ኢየ ዝልምኖ 🙏🙏🙏 ርግኣተይ ብሓቂ ብዝገልፀኪ ኢየ ዝስእን ካመይ ኮን ትህልዊ ሎሙስ ዘላቶ ዳሃይባ ተሓባበሩና ሓሽዋ ዶ ይከውን ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ርግኣተይ መምህር ሂወተይ ብሓቂ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 🙏🙏🙏
ናይብሓቂ ትሕትና ዝመስልዎ ሰናይነገርየለን
Nay Bhaqi Mama Rugatyyy Edmen Tenan yhabeley fetari 🙏🙏🙏
ብሓቂ ወለድና ዘረብኦም ማናዩ ዘሐዝን ግን ናይዞም ለባማት ወለድና ምኽሪ ገዲፍያ ፋላስፋታት ናይ ዓለም ዝበልዎ እና ንሰምዕ ናይ ጽብቅ መደብ ኣምጽኻ ኣምላኽ ይባርኽካ
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕክቡር መምህረይ ቃል ህይወት የሰመዓና❤❤
Bhaki tifteweka ade wekil nayten Egziabher zferha anisti Egziabher ybarkki
ብሓቂ ቃለ ህወይት የሰመዐልና ክብርት ኣደና
ብሓቅ ክብርቲ አደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህረይእግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እዚ ናይ ኣዴና ምኽሪ ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድረልና መምህረይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም,
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ ርግኣትናይ ብሓቂ
ቀዳመይቲ ባዕለይ መምህረይ እንካዕ ብሰላም መፃኻ
ናይ ብሓቂ ክብርቲ አዴና መስተዉዐሊ ይዓድለና እንበር
_ናይ ብሓቂ ክብርቲ ኣዴና ክንደይ ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ ሂብክና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ አምላክ ይሓግዘና ምስትውዓሉ ይዓድለና ብሓቂ ፍሊቲ ኣዴና❤_*ነዋሕ ምሸላ ወይ ንዒፍ ወይ ንዋንጭፍ ብሓቂ✅*
Behaki Adina haftena memherna Regat. Kelile zerba aykonen. Nehna ina araya dekina. ❤ Fereylna egzbher idemen tienan yehabki 🙏❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ። ጽቡቅ ምክሪ
Asey mama Nebu, 👌👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼 God bless you 🙏🏼 please tell them the right they need to respect our culture.
እሰይ ክጥዕም ምኽረን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርት አዴና ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ተመስገን ስደት ክንደይ ዘምሀርካኒ ብዘይምፍላጠይ ብሓጥያት ይኹን በአለባበሰይ ጠፍኤ ነይረ 😢ሕጅ ግን ሳላ ስደት ምምፀአይ ንእሽተን ተቀይረ ኣለኹ ተመስገን ብሓቂ ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ❤
እግዛኣብሔር ዘስተውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፡ ሱልጣን ከኣ ቡዙሕ ክትምስገን ይግበኣካ ዩ ኣምላክ ይባርክካ ርግጼና አየ ካብዚ ትምህርትካ ቡዙሕ ዝተቀየረ ቀጽሎ ❤
Egziabhier Amlak nay bhaqi ayne lbonana ykfetelna Mama Rgat kea nay bhaqi yemesgneki qale hiwet yesmalna edmen tenann yhabki
ብሐቂ ርግኣት ብዘይ መጠን ዴስ ዝብል ትምህርቲ እይ
ኣሜንኣሜንኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤😘😘
Kendey yetem ezi mada asey ab lebna yehdro Mama regat edme yahbki ❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክብርቲ ኣዴና ኣብ ልቦና የሕድረልና ዘስትወዕል ልቢ ልድያ ይሃበና እግዚኣብሄር ኣምላኽ
በስመ ስላሴ ፫ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በዲበ ፀጋ ይብዘሐልካ ፍቁር ሓወይም መምህረይን መምህር ብዙሓትናይ ብሓቂ ንዓና ንደቂ ተባዕትዮ እውን ሓዊስኻ እያ ተምህር እሞ አምላክ የክብረልና ፀጋ የብዘሐለን ንወላዲትና ደሞ
⛪🙏
ኣይ ኣታ ዘን ኣዴታትናስ ብሩካት ከይተምሃራ ዘምህራና ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ምክሪ።♥️🥰
ብሓቂ ደስስስ ዝብል ማዕዳ እዩ ማማ ርግዓት እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከመን ከም አዶ ብርሃን ገዛ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክና ንወለድና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን/፫/
ማሚና ርግኣትና
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓላ ዝሓፍተይ፡ ብርኽቲ ፍጥረት።
Kal hiwet yesmana fkrti adena 🙏🏽❤️❤️❤️💒
ብሓቂ ቃል ህይወት የስማዓልና🙏 እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልክን ክብርቲ ኣዴና፡ እዘን ነኣሽቱ የሕዋትና ከኣ ባህልናን ባህሊ ሕብረተ ሰብናን ኣይተጥፍኣ፡ ክብርኽን ባህሊኽን ምስእተኽብራ ኢኽን ትኸብራ ። ከምኡ ውን መምህርና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏
A wonderful advice God bless you mom,
ብሓቂ ኣደውተይ ኣደ ብርሃን ገዛ እያ መሰተዋዓሊ ልቦና ይሃብና😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ምስትውዓል ይዓድለና
ብሓቂ 😢 ኣዴታትና ቅዱሳን እየን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓሉ ይሃበና🤲🤲
ተባረኽ ስልጣነይ❤
ብሓቂ የቀንየልና ክብርቲ ወላዲትና ርግአት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር መስተወዓሊ ልቢ ይሃበና😢
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክብርት ኣደና እግዚአብሄር መስተዉዐል ልብና ይሃበና😢😢😢❤
ባሓቂ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ፈጣረ ለቦናዋ ያዓደልና❤❤❤❤
ኣብ ርእሲ ሃፍትካ እንተዝድልብካ ኣብ ርእሲ ልብካ እንተዝሙዕድካ❤❤❤
በሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ኽብርቲ ወላዲትና ብጣዕሚ መሳጢ ምኽሪ💖ንነታትና ንኽንመስል መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና💖
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ናይ ባሓቂ ቫይረስ😢✅✅✅
ማማ ርጋኣት ኣደ ፍረ ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ክብርቲ ኣዴና የቀንየልና ❤
Thank you so much. You tell them all Eritrean ladies
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አዴና ርግአት ንዓና እውን ሰመዒና አብ ተግባር ክንውዕሎ ኣምላኽ ልብና ይከፈትልና እንበር 😥 ብሓቂ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ❤
Thanks God to her that my God bless u
መሰትዉዐል የሃበና እግዚአብሔር አምላከ 😢😢😢😢 አሕዋትይ እግዚአብሔር ምሕረቱ ያዉረደለና👏👏👏
ማማ ርግኣት ጽቡቅ መልእክቲ ኣሕሊፈን ኣለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን እዚ ኣብ ቅድመይ ዝረኣየኒ ኣርማን ብጎድኖም ዘሎ ኣርማ ናይ ምንታዩ እቲ ርቡዕ ኩርናዕ ቅርጺ ዘለወ በጃኩም ብህዝብና ኣይንላገጽ እንታዩ ዝኣርማ ታባንዴራ ኣይበልኩን ትቆልዓ ኢንተርቢ ዝገብረሉ ዘሎ ቦታ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ✅💞🙏
ብሓቂ ዝምዕዳናን ዝግስፃናን ኣዴታይት ኣይክልእና ፈጣሪ የኩሉ ኣለም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
ብሓቃ መማ ርግእት ዕድሜን ጥዕናን የሃብክን ❤❤❤❤
ቃልሂይ ሂይወት የስመዐልና ኣደና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኪን ማማ ርግአት አብ ተግባር ክነዉዕሎ እግዚአብሔር ልቦና ይዓድለና
ብሓቂ ብሓቂ ጌራ ገሊፃቶ አደና ማማ ተክለ ብሓቂ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብ ሕማምኪ ሕሹኪ ብከምዚ ስለ ዝረአኩኪ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሙሉእ ጥዕና ይግበረልኪ ❤❤❤❤ ብሓቂ ቃለ ሂወትን የስመዐልና ክቡር መምህርና ኩሉ ገሊፃቶ እያ ቫይረስ እዩ ሒዙና ዘሎ ደቂ ሎሚ. ከብድካ ዘርጊሕካ አብ ሚድያ ፕራንክ እናተብሃለ ወለድና ክሳዕ ዝወልዳ አይገላለፃን እንተ ንሕና ሞ አይግለፅን ፈጣሪ ልቦና ይሃበና ብሓቂ ቅጥዒ ጠፊኡናሎ ንሕና ደቀ አንስትዮ እንባላሸወሉ ዘይንሓፍረሉ አወዳት አሕዋትና ዝሓፍርሉ ግዘ መፂኡ መጨረሻ ግዘ እግዚኦ እዩ ዘብል😢😢😢😢 ፈጣሪ ከም ሓጥትያትና ከም ተግባርና አይትኪደና ከም ቸርነትካ ይቅረ በለና ኢልና ክንፅሊ ይግባእ. ሓጥያትና መሊኡ ፈሲሱ 😢😢😢😢😢😢
ማማ ርግአተይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ንዓና ድማ ልቦና ይዓድለና
ብሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ አዶና ርግአት የቀንየልና ሓውና ስልጣነይ❤
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ምክሪ እዩ ❤❤❤💐🌹🥀ማማ ርግኣት ናይ በሓቂ ከም ስምኪ ርግእቲ
Wooowwwwww just wawww I'm proud to be an Eritrean.
እግዚኣብሔር አምላክ ይመስገን. ሰላምኻ ይብዘሐልኻ አሰይይይይይይይይይይይ የኔ ጣዕማም ዋ 😘😘😘💖💖💖
ናይ ብሓቂ ኣሰይ ድሰትብለኻ ምቅርት ወለላይ እሸኒ 🤲🤲🤲🌺🌺🌺🌺😢
ቃል ህይወት የስመዐልና 💖💖
እሰይ ውርዚቲ ኣዶ !!ደስ በሃሊት ።
አቤት ደስ ክብል ምኽሪ አዶ❤❤
እሰይይይ ማሚየ ጸጋ ኣምላኽ የብዝሐልኽን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ🥰🥰🥰
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
ብሓቂ ብልፅቲ ምኽሪ እያ 😊
እንኻዕ ብሰላም ምፃኣካ ክቡር መምህረና✝️👏
ብሓቂ ዓበይ መልእኽቲ እያ ልቢ ኢልና ክንሰምዖ አለና አብ ሰብ ዝተሓተ አብ አምላክ ኽብሪ አለዎ ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን
mamaye marey ablbna yewlo
zebeniki ybarek mama rigat lemilim❤❤❤❤❤
ብሓቂ 😢
KEBRAT YHABKY🎉
Ur for real a meaning of love
ማማ ርግኣት ኣበይ ድያ ዘላ
Nay behaqi qal hiwet asimeana❤❤
ብሓቂ ለባም አዶ የቀንየልና
ብዘይምሕያኽ ዝወሓጥ ማዕዳ ኣብ ልብና የሕድሮ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴና ነዋሕ ምሸላ ወይ ንዑፍ ወይ ንወንጭፍ✅ሎሚ ረአይኒ ፅባሕ ሕብኡኒ እዩ ዘምፅእ እግዚአብሔር አምላኽ ስቡር ልቢ ይዓድለና
Nay bhaqi ayne lbna ykfetlna kbrti adana egziabher bmngedka merhana🙏🙏🙏.
ናይ ብሓቅ ማማ ርግኣት ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅ ናይ ሎም ወለዶ ልቦናና ይኽፈተልና
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ምክርን ማዕዳን ዕድመን ጥዕናን ይብኪ ክብርቲ ኣዴና ስነጥበባዊት ርግኣት ተክለ
ብሓቂ ማማርግአተይ ከማክን ዝበለ የብዝሓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል ምክርን ማዕዳን እዩ ክብርቲ ወላዲት❤❤❤
ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመዐልና በአውነት ሎምስ ከፊኡ እግዝአብሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😢
ኣቤት ክትበልሕ ኣደ ኣብ ልብና የሕድሮ ። መምህር ስልጣን ከኣ የቐንየልና።
ናይ ባሓቂ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ኣዴና ዝሃብክናና ምክርን ማዓዳን ኣብልብና የሕድሮ ንዓክን መሲልና ክንከይድ ኣምላኽ ይደግፈና ኦ እግዚኣብሔር ነዘን ኣዴታትና መሲልና ክንከይድ ካብዚ ሕማቅ ዘመን ሕማቅ ግዜን ሞዋጽኦ ፍጠረልና። ሰላምካ ኣውርደልና
በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ማማ ርግአተይ ሰወድሸ🥰ግን ኹሕሊ ውን አየድልየናን እግዚአብሔር እኮ ብዘይ ምንም ጎደሎ እዩ ፈጢሩና አጓላትዋይ ከም አዴታትና ድአ ምዕርግ ኢልና ትሕት ንበል
ብጣዕሚ ዝገርም ምክርን ማዓዳን ክብርቲ ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን እግዛብሔር ኣምላክ እህህህ ኤዴታትና ደዓ ኩሉ ግዜ ናይቲ ዘበን ብጥዕዩ ዝተሸፈነት መርዓት እንዲክን ኣየ ንሕና 😢
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ምኽሪ ዕድመን ጥዕና ን ይሃበን ፈጣሪ 🙏
Wawwww nay bhaki abi mkri des zbl edmen tenan yhabki kbrti ade Eritrea
በሓቂ ሂወት ዝህብ ዘረባ ባይታ ዘይኣልብ በሕቂ ኤርትራዊት ኣደ ወ/ሮ ርግኣት ካብተን ቀዳሞት ኣደ ኢኺ ዕድመን ጥእናን ይህብኪ እግዝኣብሄር ኣምላክ።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘስተውዕል ዓይነ ሉቦና ይዓድለና ናይ ባሓቂ ክብርት ይሃበልና ክብርቲ ኣዴና አብ ርእሲ ሓፍትኻ ተዝድሉቡካ አብ ርእሲ ልብኻ ተዝሙዑዱካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ብሓቒ ደስ ዝብል ምኽሪ ማማ edmen tenan yhabki fetari ab lbna yehdro deqi gzie nsmeaya ❤❤❤
ናይ በሓቂ ቃል ሂወት
ብሓቅ ቃል ህይውት ያስመዓና ክብር መምህርና ኣስይይይይ ክደይ ደስስስስ ክብላ እግዚአብሔር ኣምላኬ ምስትውዓል ልቦና ይዓዲለና 😥😥💔ኣደና ለ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብለይ ፈጣሪ
ግን ኣነ
Behake qale hewit yesmelna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna xegieu yebzehalken adna egzabiher beayini mihretu temetu yeenti lubonana yikefetelna
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ርጋኣተይ ኩሉ ነገራትክን ስራሓትክን መምህር ኢዩ ርጋኣተይ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ዕድመን ጥዒናን ሂቡኪ ናብ ንቡር ሂወትኪ ክትምለሲ ንልዑል እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ኢየ ዝልምኖ 🙏🙏🙏 ርግኣተይ ብሓቂ ብዝገልፀኪ ኢየ ዝስእን ካመይ ኮን ትህልዊ ሎሙስ ዘላቶ ዳሃይባ ተሓባበሩና ሓሽዋ ዶ ይከውን ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ርግኣተይ መምህር ሂወተይ ብሓቂ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 🙏🙏🙏
ናይብሓቂ ትሕትና ዝመስልዎ ሰናይነገርየለን
Nay Bhaqi Mama Rugatyyy Edmen Tenan yhabeley fetari 🙏🙏🙏
ብሓቂ ወለድና ዘረብኦም ማናዩ ዘሐዝን ግን ናይዞም ለባማት ወለድና ምኽሪ ገዲፍያ ፋላስፋታት ናይ ዓለም ዝበልዎ እና ንሰምዕ ናይ ጽብቅ መደብ ኣምጽኻ ኣምላኽ ይባርኽካ
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕክቡር መምህረይ ቃል ህይወት የሰመዓና❤❤
Bhaki tifteweka ade wekil nayten Egziabher zferha anisti Egziabher ybarkki
ብሓቂ ቃለ ህወይት የሰመዐልና ክብርት ኣደና
ብሓቅ ክብርቲ አደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህረይ
እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እዚ ናይ ኣዴና ምኽሪ ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድረልና
መምህረይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም,
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ ርግኣት
ናይ ብሓቂ
ቀዳመይቲ ባዕለይ መምህረይ እንካዕ ብሰላም መፃኻ
ናይ ብሓቂ ክብርቲ አዴና መስተዉዐሊ ይዓድለና እንበር
_ናይ ብሓቂ ክብርቲ ኣዴና ክንደይ ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ ሂብክና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ አምላክ ይሓግዘና ምስትውዓሉ ይዓድለና ብሓቂ ፍሊቲ ኣዴና❤_
*ነዋሕ ምሸላ ወይ ንዒፍ ወይ ንዋንጭፍ ብሓቂ✅*
Behaki Adina haftena memherna Regat. Kelile zerba aykonen. Nehna ina araya dekina. ❤ Fereylna egzbher idemen tienan yehabki 🙏❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ። ጽቡቅ ምክሪ
Asey mama Nebu, 👌👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼 God bless you 🙏🏼 please tell them the right they need to respect our culture.
እሰይ ክጥዕም ምኽረን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርት አዴና ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና
ተመስገን ስደት ክንደይ ዘምሀርካኒ ብዘይምፍላጠይ ብሓጥያት ይኹን በአለባበሰይ ጠፍኤ ነይረ 😢
ሕጅ ግን ሳላ ስደት ምምፀአይ ንእሽተን ተቀይረ ኣለኹ ተመስገን ብሓቂ
ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ❤
እግዛኣብሔር ዘስተውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፡ ሱልጣን ከኣ ቡዙሕ ክትምስገን ይግበኣካ ዩ ኣምላክ ይባርክካ ርግጼና አየ ካብዚ ትምህርትካ ቡዙሕ ዝተቀየረ ቀጽሎ ❤
Egziabhier Amlak nay bhaqi ayne lbonana ykfetelna Mama Rgat kea nay bhaqi yemesgneki qale hiwet yesmalna edmen tenann yhabki
ብሐቂ ርግኣት ብዘይ መጠን ዴስ ዝብል ትምህርቲ እይ
ኣሜንኣሜንኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤😘😘
Kendey yetem ezi mada asey ab lebna yehdro Mama regat edme yahbki ❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክብርቲ ኣዴና ኣብ ልቦና የሕድረልና ዘስትወዕል ልቢ ልድያ ይሃበና እግዚኣብሄር ኣምላኽ
በስመ ስላሴ ፫
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በዲበ ፀጋ ይብዘሐልካ ፍቁር ሓወይም መምህረይን መምህር ብዙሓት
ናይ ብሓቂ ንዓና ንደቂ ተባዕትዮ እውን ሓዊስኻ እያ ተምህር እሞ አምላክ የክብረልና ፀጋ የብዘሐለን ንወላዲትና ደሞ
⛪🙏
ኣይ ኣታ ዘን ኣዴታትናስ ብሩካት ከይተምሃራ ዘምህራና ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ምክሪ።♥️🥰
ብሓቂ ደስስስ ዝብል ማዕዳ እዩ ማማ ርግዓት እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከመን ከም አዶ ብርሃን ገዛ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክና ንወለድና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን/፫/
ማሚና ርግኣትና
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓላ ዝሓፍተይ፡ ብርኽቲ ፍጥረት።
Kal hiwet yesmana fkrti adena 🙏🏽❤️❤️❤️💒
ብሓቂ ቃል ህይወት የስማዓልና🙏 እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልክን ክብርቲ ኣዴና፡ እዘን ነኣሽቱ የሕዋትና ከኣ ባህልናን ባህሊ ሕብረተ ሰብናን ኣይተጥፍኣ፡ ክብርኽን ባህሊኽን ምስእተኽብራ ኢኽን ትኸብራ ። ከምኡ ውን መምህርና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏
A wonderful advice God bless you mom,
ብሓቂ ኣደውተይ ኣደ ብርሃን ገዛ እያ መሰተዋዓሊ ልቦና ይሃብና😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ምስትውዓል ይዓድለና
ብሓቂ 😢 ኣዴታትና ቅዱሳን እየን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓሉ ይሃበና🤲🤲
ተባረኽ ስልጣነይ❤
ብሓቂ የቀንየልና ክብርቲ ወላዲትና ርግአት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር መስተወዓሊ ልቢ ይሃበና😢
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክብርት ኣደና እግዚአብሄር መስተዉዐል ልብና ይሃበና😢😢😢❤
ባሓቂ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ፈጣረ ለቦናዋ ያዓደልና❤❤❤❤
ኣብ ርእሲ ሃፍትካ እንተዝድልብካ ኣብ ርእሲ ልብካ እንተዝሙዕድካ❤❤❤
በሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ኽብርቲ ወላዲትና ብጣዕሚ መሳጢ ምኽሪ💖
ንነታትና ንኽንመስል መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና💖
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ናይ ባሓቂ ቫይረስ😢✅✅✅
ማማ ርጋኣት ኣደ ፍረ ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ክብርቲ ኣዴና የቀንየልና ❤
Thank you so much. You tell them all Eritrean ladies
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አዴና ርግአት ንዓና እውን ሰመዒና አብ ተግባር ክንውዕሎ ኣምላኽ ልብና ይከፈትልና እንበር 😥 ብሓቂ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ❤
Thanks God to her that my God bless u
መሰትዉዐል የሃበና እግዚአብሔር አምላከ 😢😢😢😢 አሕዋትይ እግዚአብሔር ምሕረቱ ያዉረደለና👏👏👏
ማማ ርግኣት ጽቡቅ መልእክቲ ኣሕሊፈን ኣለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን እዚ ኣብ ቅድመይ ዝረኣየኒ ኣርማን ብጎድኖም ዘሎ ኣርማ ናይ ምንታዩ እቲ ርቡዕ ኩርናዕ ቅርጺ ዘለወ በጃኩም ብህዝብና ኣይንላገጽ እንታዩ ዝኣርማ ታባንዴራ ኣይበልኩን ትቆልዓ ኢንተርቢ ዝገብረሉ ዘሎ ቦታ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ✅💞🙏
ብሓቂ ዝምዕዳናን ዝግስፃናን ኣዴታይት ኣይክልእና ፈጣሪ የኩሉ ኣለም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
ብሓቃ መማ ርግእት ዕድሜን ጥዕናን የሃብክን ❤❤❤❤
ቃልሂይ ሂይወት የስመዐልና ኣደና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኪን ማማ ርግአት አብ ተግባር ክነዉዕሎ እግዚአብሔር ልቦና ይዓድለና
ብሓቂ ብሓቂ ጌራ ገሊፃቶ አደና ማማ ተክለ ብሓቂ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብ ሕማምኪ ሕሹኪ ብከምዚ ስለ ዝረአኩኪ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሙሉእ ጥዕና ይግበረልኪ ❤❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ሂወትን የስመዐልና ክቡር መምህርና
ኩሉ ገሊፃቶ እያ ቫይረስ እዩ ሒዙና ዘሎ ደቂ ሎሚ. ከብድካ ዘርጊሕካ አብ ሚድያ ፕራንክ እናተብሃለ ወለድና ክሳዕ ዝወልዳ አይገላለፃን እንተ ንሕና ሞ አይግለፅን ፈጣሪ ልቦና ይሃበና ብሓቂ ቅጥዒ ጠፊኡናሎ ንሕና ደቀ አንስትዮ እንባላሸወሉ ዘይንሓፍረሉ አወዳት አሕዋትና ዝሓፍርሉ ግዘ መፂኡ መጨረሻ ግዘ እግዚኦ እዩ ዘብል😢😢😢😢
ፈጣሪ ከም ሓጥትያትና ከም ተግባርና አይትኪደና ከም ቸርነትካ ይቅረ በለና ኢልና ክንፅሊ ይግባእ. ሓጥያትና መሊኡ ፈሲሱ 😢😢😢😢😢😢
ማማ ርግአተይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ንዓና ድማ ልቦና ይዓድለና
ብሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ አዶና ርግአት የቀንየልና ሓውና ስልጣነይ❤
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ምክሪ እዩ ❤❤❤💐🌹🥀ማማ ርግኣት ናይ በሓቂ ከም ስምኪ ርግእቲ
Wooowwwwww just wawww I'm proud to be an Eritrean.
እግዚኣብሔር አምላክ ይመስገን. ሰላምኻ
ይብዘሐልኻ አሰይይይይይይይይይይይ የኔ ጣዕማም ዋ 😘😘😘💖💖💖