#ምእመናን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น •

  • @NaherZomuy-k8x
    @NaherZomuy-k8x 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ መጋቤ ቃለ ሕይወት የስምዓልና

  • @Ezgihareya
    @Ezgihareya วันที่ผ่านมา

    ❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና መጋቢ ሓዲስ።

  • @yohannesnegassi174
    @yohannesnegassi174 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኽቡር ሓወይ፡እዚኣቢሔር ናይ ፍቅሪ፡ናይ ሰላም ኣቦ ይግበርልና።

  • @SelamFekre-p5c
    @SelamFekre-p5c วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ደስ ዘብል መጋቤ ሓዲስ ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡

  • @bereketabraham71
    @bereketabraham71 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስማዕና መምህርና ናይ ዝመንካ ኣግልግሎት ይባርክ

  • @gtekiebayray3466
    @gtekiebayray3466 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ፡ ልብና ዘርግእ መንፈስና ዘሐድስ ትምህርቲ።

  • @YoniHawiEru
    @YoniHawiEru 2 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ በሓቂ ኣቦና መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዓስቢ መምህራን የዓድለና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤(ኣምላክ ክጸልኣካ ከሎ ምክሪዩ ዝከልኣካ) ኣባና ምክርኹም ጸሎትኩም ኣይፈለየና ነዓና ከኣ ሰሚዕና ተግበርቲ ክንከውን የሓግዘና ። ምእመናን ከኣ ዝጠቅመና ንመሃር ንስምዓ ኣብዘይ ንፈልጦ ጣልቃ ኣይንእቶ

  • @ZerabrukGoje
    @ZerabrukGoje 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmealna memhr amlak tbebu memelisu yglexelkum

  • @AdhanetNegase
    @AdhanetNegase 2 วันที่ผ่านมา +3

    ሕዝብና ከምዚ ይመሃር ተዝከውን ኩሉ ምጸደቀ ናትኩም ዝስሕበኒ ሓቂ ብሓቂ እያ። ናይ ብሓቂ መጋቤ ሓዲስ ሓውና፡ ደቂ ተዋህዶ ናብ ኩሉ ኪበጽሕ ሼር ሳብስክራይብ ንግብሮ

  • @AmbesaGhebretnsae
    @AmbesaGhebretnsae วันที่ผ่านมา

    Amen (((3))) qal hiwet yesmolna kbur memhr abona❤🎉❤🎉❤🎉 nay bhaqi Egziabher Zestewol Lbi yhabena hadnetun mhretun ylakelna

  • @NatnaelGhebretatios
    @NatnaelGhebretatios 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንጌራ ዓለም የብልዕኩም ክቡር ኣቦና፡ "ካህን ብሂል መምህር ወመገሥጽ ዘኢያዴሉ ለገጸ ሰብእ"። ዘመን ኣገልግሎትኩም እግዚአብሔር ይባርኽ። እቲ ሓቂ ንሱ እዩ። ብዝኃት ብዘይፍላጥ ተዓንቂፎም እዮም እሞ ጻህያይ ገሊህና ዝጠፍኡ ምምላስ ጊዜኡ እዩ። ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ቅድስናን ኣዕዚዙ ይዓድሎም።

  • @meharikidanemariam9524
    @meharikidanemariam9524 วันที่ผ่านมา

    ሰላም አቦይ ቀሺ
    እግዚአብሔር ይሃበልና ጸቡቅ ተግሳጽ።

  • @SuzanaEyob
    @SuzanaEyob 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እንቋዕ ሰላም መጻእኩም መምህር ዝሰምዕ መንፈስ ይዓድለና

  • @KerosNeguse
    @KerosNeguse 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ መምህረይ

  • @asmeromtsegay9918
    @asmeromtsegay9918 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሄወት ይስማዓለና ❤❤ ናይ በሓቂ ኣቦና ቅጽልዎ

  • @AsmeromHabtay
    @AsmeromHabtay 2 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ ናይ ሎሚ

  • @habtomtesfay1272
    @habtomtesfay1272 2 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏 The punishment for cursing Holy Synod, Patriarch , Pope, Bishop, Priest, Deacon will be severe. May the blessing of our holy Fathers be with us. Amen. May God give wisdom and grace to His Holiness Abune Basilios to leading us, our Church will continue to be light and salt in Eritrea and through out the world.

  • @SalomonMegsteab
    @SalomonMegsteab 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ደስ ዘብል

  • @TmnitEmaha
    @TmnitEmaha วันที่ผ่านมา

    እዲ ኣይመስል ውሽጥና ከይ ጣዕና ብኸመይ ሓድነት ይመጽእ እግዚኣብሄር ይርእ እዩ ፍርዱ ይሃብ ሓቂ ክሳብ ዘይፈትና ሰላም የለን

  • @habtomasgodom4676
    @habtomasgodom4676 2 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦ ቀሺ
    ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ፍቃድኩም እንተኮይኑ
    ሓደ ኣቦ መናፍቅ እንተ ቀቢኦሞም መን ዩ ካብ ክልቲኦም መናፍቅ
    እቲ ዝቕብኦ ዶስ ዋላ እቲ ዝተቀብኤ ወይስ ክልቲኦም
    ኣብነፋሲሎስ ብ ኣኑነ ኢንጦንስ እዮም ተቀቢኦም
    እስኪ መልሲ ሃቡና ኣቦና

  • @SebeneAsmerom
    @SebeneAsmerom 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrehaxenKeshi
    @AbrehaxenKeshi 2 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi qal hiwet yesmalna abona egzabiehier amlak edmen tenan yhabkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mosanateklit-lh5ih
    @mosanateklit-lh5ih 2 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet tesmalba kbur abona

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወላ ብመገዶም ኣይንመራሓ፡ ንርእዮን ንሰምዖን ብሰለማዊ መገዲ ሓሳብናን ርኢቶናን ናይ ማሃብ መሰል ኣለና።😢
    ስለዚ ኣብ ትሕቴኦም ስለ ዘይትማሓደሩ ሓስብኩም ኣይትሃቡ ዝበልካዪ ምሉኡ ብምሉኡ ጌጋ እዩ ነዓይ። እዞም ኣቦ ኣምላኽ ምስኦም ይኹን'ምበር፡ ከምቶም ዝሓለፉ ዘይሕጋዉያን ፓትርያርክ ከም ናቶም ዕጫ ዘጋጥሞም ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ

  • @FthsumAfewerki
    @FthsumAfewerki 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ግን ዘይ ተማሃር ህዝቢ ውን ሽግር አዩ።ምሕደራ ውን አዝዩ አገዳሲ ዩ ንዘይ የማሃር ሰብ ምሕደራ ይህደኦ አይ።

  • @NahomMaebel
    @NahomMaebel 2 วันที่ผ่านมา

    Qal hiwt yesmealna

  • @SemereHadgu-x6u
    @SemereHadgu-x6u 2 วันที่ผ่านมา

    Tehaxibka nab chika dhan endabelnaka tobae

  • @HenokFre-n9e
    @HenokFre-n9e 2 วันที่ผ่านมา

    Abona qale hiwat yesmalna

  • @mibraktesfalem4261
    @mibraktesfalem4261 2 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmialna abona

  • @TmnitEmaha
    @TmnitEmaha วันที่ผ่านมา

    ዘተስየመ መናፍቅ መናፍቅ ውእቲ

  • @yemanemahari450
    @yemanemahari450 วันที่ผ่านมา +1

    ብዘይካ ኣቡነ እንጦንዮስ ካልእ ኣቦ ኣይንፈልጥን ኢና እቶም ነቦኹም ኣሕሊፍኩም ንማእሰርትን ንሞትን ዝፈረምኩም ብጭጉራፍ ክትቅጽዑ ምኻንኩም ኣይትረስዑ 😭😭😭😭

    • @SalomonMegsteab
      @SalomonMegsteab วันที่ผ่านมา +1

      ሰሚዕካዮ ዲካ ግን ምስ እዚ ትብሎ ዘለካ ርክብ የብሉን። ምሱ ብዛዕባ እዚ ትብሎ ዘለካ ኣይተዛረብን ኣስተውዕል ቅድም፡ ዝደለካዮ ምርጫካ እዩ፡ ንጳጳሳት ምጽራፍ ነውሪ እዩ ዝበለ፡ ስሚዕትካ ኣይትጽሓፍ ኣብ ምርጫካ ንበር፡ ኣብ ናይ ሰባት ግን ኣይትእቶ እያ እታ መልእክቲ

    • @SelamFekre-p5c
      @SelamFekre-p5c วันที่ผ่านมา +1

      ኣይ ኣብዚኣ ዘላ ርእሲ ከኣ፡ ምስክነይቲ ርእሲ፡ እታ ዘለካያ ትኣምነላ ተኮንካ ስቅ በል፡ እዚ ትምህርቲ ምስዚ ዘተሓሕዝ የብሉን።

    • @rigbeefrem2064
      @rigbeefrem2064 วันที่ผ่านมา +1

      Bihaki abona kalehiwet yesmalna

    • @rigbeefrem2064
      @rigbeefrem2064 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen egzabiher yimesgen

    • @rigbeefrem2064
      @rigbeefrem2064 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen egzabiher yimesgen

  • @NahomMaebel
    @NahomMaebel 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RutaTesfalem-f4d
    @RutaTesfalem-f4d 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @AbrahamTikabo
    @AbrahamTikabo วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤