ግብሪ ክንደይ ንከፍል ን ካርዲ ትራንስኻሽ ( transcash)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @ajokiertrawitade3101
    @ajokiertrawitade3101 3 ปีที่แล้ว +2

    የከንየልና ፍራይ ሃዉና የህዋተይ ነታባባኣዮ

  • @lamiastella1844
    @lamiastella1844 3 ปีที่แล้ว +2

    Merci mon chere ተኸታታሊ ናትካ እየ ኣዝየ እየ ድማ ዘድንቐካ ከም ብሓድሽ እና ሰራሕካ ተተርእየና ጽቡቕ ነይሩ ፍራይ ሓወይ ምኽንያቱ ኣነ ትማሊ እናኸፈትክዎ ኣብ መወዳእታ ካብቻ ትብል መጺኒ ምፍላጥ ስኢነዮ ስለዚ ኣነጺርካ እና ሰራሕካ ተተርእየና ጽቡቕ ነይሩ ፍራይ ሓወይ ምስናይ ይቕሬታኡ ክንከፍታ ስለ ዝደለና ኢና

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว +1

      ብ መሰንጀር ጽሓፈለይ ወይ ዋሳብ ቁጽርካ ስደደለይ።

    • @lamiastella1844
      @lamiastella1844 3 ปีที่แล้ว +1

      @@fraytechno7608 yxhfelka aleku gn eti number ydmses alo 🙃🙄

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว +1

      ብምንታይ ጽሒፍካለይ bro.

  • @henokgeremeskel8798
    @henokgeremeskel8798 3 ปีที่แล้ว

    merci beaucoup mon frèr 💓💓

  • @onedey2249
    @onedey2249 3 ปีที่แล้ว

    Bienvenue

  • @solomunmulugita441
    @solomunmulugita441 3 ปีที่แล้ว

    fray hawey scb gere gn medeb language france bsrue kreckbo aykealkun slezi medebka bsurue bkemey kreckbo eckel merci

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ቪድዮ ኣቲካ ክትረክቦ ኢካ ክቡር ሓወይ

  • @Natan0755
    @Natan0755 3 ปีที่แล้ว

    ፍረ ሓወይ እዚ ቢዛ ካርድ ከ ካብ እንዳ ታባክ ተገዚእናዮ ጽቡቅ ዶ

  • @napolyontaniko3729
    @napolyontaniko3729 3 ปีที่แล้ว

    Bro ab laptop bkemey imo whatsapp download kemtigebro arieyena

  • @ngstighide6542
    @ngstighide6542 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓካ ፍራይ ሓወይ ኣነ ተከታታሊት መደብካ እየ ብጣዕሚ ክኣ የመስግነካ ብትግብርላ ዘለካ
    ፍራይ ሓወይ ንታ ኣፕልክሽን ኣውሪደያ ተለፎን ቁጽረይ ምስ ሃብክዋ ግን ትነጽጎ ኣላ ን ኦፊ ዝሃብክዎም ቁጽሪ ተለፎን ተዓጽያትኒ ሓዳሽ ቁጽሪ ስለ ዝጥቀም ዘለኩ ድያ ትነጽገኒ ዘላስ ካብ ምንታይ እዩ

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว

      ኣበየነይቲ ኣፕሊከሽን እያ ?

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሓውና ነቲ ፃዕርኻ እናመስገንኩ ነዚ ዝስዕብ ጌጋ ክእርም እፈቱ።
    1/ እቲ ሓበሬታ ናይ Transcash ምስ ሃብካና ዝርዝር ኩነታቱ ኣብ ጉግል ንምራይ ዕድል ረኺበ። ብተወሳኺውን ካልኦት On-line banking (ከም በዓል N-26, Nickel, Veritas, SFR paycard, NoBanco, Neocashgold, Neteller ወዘተ) እውን ከምዘለዋ ክፈልጥ ከኢለ ስለዚህ የቐንየለይ
    2/ እዘን ኩለን On-line banking ናይ ባዕለን ጥቕምን ጉዳትን አለወን።
    3/ እቲ ቐንዲ መዛረቢና ዝኾን ዘሎ ብናይ OFII card ከመይ ገይርና ሰልዲ ነውፅእ ስለዝኾነ፣ መጀመርያ ናይ OFII card ዝውሃበና ሰባት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይብልና ወይ ዖቕባ ዘይተውሃበና ሰባት ኢና።ብዝተፈላለየ መልክዕ ዖቕባ ሓቲትና ውሳነ ዘይረኸብና ኢና። ናይ Transcash ካርድ ክተውፅእ ከምዝበልካዮ ምንም ኣይሓተካን ካብ እንዳ ቶባክ ክተውፅእ ትኽእል። ነገር ግን እቲ ቀንዲ ሕቶ ዘሎ ምስ ኣውፃእኻዮ ናብ ተግባር ክትኣቱ ( Activate ክትገብሮ) ኣይትኽእልን። ምኽንያቱ ናይ ፈረንሳይ ታሴራ(ID) ስለዘይብልና። በቲ ዝሓዝናዮ ጊዜያዊ ታሴራ(ረሲፒሲ) Transcash ክትጥቀም ኣይትኽእልን!!!!!!ስልኪ ደዊልካ ክተረጋግፅ ትኽእል። ብካሊእውን ኣብቲ ናይ ሕቶን መልሲን ክፍሊ (FAQ's) እዚ ዝስዕብ ንረክብ
    ሕቶ። Are there any conditions to be fulfilled to activate a Transcash pack?
    መልሲ። Yes. You must be of legal age and reside in France . You must also have a French identity card or a member of the European Union or a valid passport (French or foreign) or residence permit.
    እታ French identity card ትብል ዘላ ቓል ነዚ ን ኣና ዝወሃበና ጊዜያዊ ወረቐት ማለት ኣይኮነን።
    ከም መጠቓለሊ
    Transcash ካርድ ቅድሚ ምግዛእኹም እሞ 10 ቅርሺ ቅድሚ ምኽሳርኩም መጀመርያ በቲ ጊዜያዊ ወረቐትና (ረሲፒሴ) ክንጥቀም ንኽእልዶ ኣይንኽእልን ኢልኩም ኣፃርዩ። ኣነ እስካዕ ዝፈልጦ እዚ ሓውና ለጢፍዎ ዘሎ ሓበሬታ ጌጋ እዩ ንዖቕባ ሓተቲ ኣይኾንን።ንካልኦት ግን ይሰርሕ እዩ።
    Thank you

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว

      ክቡር ሓወይ ኩሉ ምፍላጥ ካ ጽቡቅ ዪ እንቶኮነ ብዛዕባ transcash ግን ብዙሕ ኣይተረዳኣካን ኣሎ ስለዚ ጌጋ ሓበሬታ ምባልካ
      ቅኑዕ ኣይኮነን ምክንያቱ ቅድም ፈትኖ ሽዑ ትርዛረብ።
      ኣነ ናይ ልዕሊ 10 ሰብ ከፊተ እዛ ኣነ ዝጥቀመላ ውን ብ récépissé Dublin እያ ተከፊታ ።

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

      @@fraytechno7608 ስልኪ ደዊልና (ክልተ ሰባት) ምስ ሓተትና ብረሲፒሰ ኣይከኣልን ተባሂልና። ፀኒሑ ኣሎ ምናልባት 6 ወርሒ ይኸውን። ስለዚህ ተመሊስና ሰኑይ በቲ ዝሃብካና ሓበሬታ መሰረት ካልኦት ዘውፅኡ ሰባት ኣለዉ እሞ ንምንታይ ንሕና ተኸልኪልና ኢልና ክንሓትት ኢና። ዝህቡና መልሲ ከተዓርቐና እዩ።

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

      @@fraytechno7608 ሰላም ክቡር ሓውና። በቲ ዝኣተኹዎ ቃል መሰረት ብረሲፒሴ Transcash ክትጥቀም ኣይትኽእልን ኢሎምኒ ነይሮም ንስኻውን ጌጋ ምዃኑ ሓቢርካኒ ተመሊሰ ከምብሓድሽ ብ ኢሜይል ሓቲተዮም ብዝሃቡኒ መልሲ መሰረት ብረሲፒሴ ክትጥቀም ከም እትኽእል መልሲ ሂቦምኒ ኣለዉ። ስለዚህ ቅድሚ 6 ወርሒ እቢሉ እታ ቀዳመይቲ ዩ ቲዩብ ምስ ለጠፍካ ኢና ሓቲትና ነይርና ሽዑ ከምዘይከአል ነጊሮምና ስለዝነበሩ እዩ። ብዝኾነ ካብ ጌጋኻ ምምሃር ዓብይ ትምህርቲ ስለዝኾነ የቐንየለይ። ነቲ ጌጋ እዩ ዝበልኩዎ እውን ኣብ ቅድሚ ተኸታተልትኻ ይቕረታ እሓትት። እቲ ዝሓተትኩዎን ዝለኣኹለይን መልሲውን ከምዝስዕብ እዩ።
      ናተይ ሕቶ፣Les demandeurs d'asile en France peuvent-ils utiliser le transcash avec leur résidence temporaire (récépissé)?
      Can asylum seekers in France use transcash with their temporary residence (receipt)?
      with regards
      መልሲ ዝለኣኹለይ፣Bonjour,
      Tout à fait
      Tant que votre attestation de demandeur d'asile est valide.
      Cordialement,
      Le Service Client
      Transcash - BP 40056
      13718 Allauch Cedex
      Tel: 01 53 88 22 76
      service-client@trans-cash.fr
      www.transcash.fr
      እቲ ረሲፒሴ ጊዜኡ ዘይሓለፈ እንተኾይኑ ክትጥቀም ትኽእል እዩ ዋና መልእኽቱ
      በዚ ኣጋጣሚ Nickel, Neteller፣ PCS ግን ከምዘይከኣል ነጊሮምኒ እዮም። Thanks

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

    10% ከፊልካ ካብ ዱካን ተሽረፍካ ዶ ይሐይሽ ወይስ Transcash? እዚ ዝሓትት ዘለኹ 100 ቅርሺ ብ Transcash ካርድ ክተውፅእ
    ሀ/ ናይ 100 ዩሮ ኩፖን ግብሪ _______7.00 ዩሮ
    ለ/ ናይታ ካርድ ወርሓዊ ኪራይ_______1.00 ዩሮ
    ሐ/ ካብ ATM ሰልዲ ንምውፃእ_______1.50
    እዚኤን ተደሚረን 9.50 ዩሮ ይኾና እለዋ (200 ዩሮ ወይ ብበዝሒ ክተውፅእ ከለኻ ቁሩብ ይቕንሰልካ)። በቲ ካሊእ ናይታ ካርድ ዋጋ 10 ዩሮ፣ ካብ ፀላም ካርድ ናብ ቀያሕ ካርዲ (ወይ ብግልባጡ)ሰልዲ ክተእቱ ዝኽፈል ዋጋ፣ ኣብ ካርድኻ ክንደይ ሰልዲ ከምዝተረፈካ ኣብ ATM ምርኣይ ዝኽፈል ዋጋ፣ ሓደ ሓደ ሳዕቤናት ንኣብነት ዖቕባ ረኺብካ ምስእትገድፎ እሞ ብኣግባቡ ነቲ ሒሳብ እንተዘይዓፂኻዮ ቅፅዓት ብብወርሑ 5.00 ዩሮ፣ ዝመሳሰሉ ውራያት ኣለዉ። ካብቲ ናቶም ፅሑፍ ተበጊሰ እምበር ብተግባር ኣይፈልጦን እሞ ክእረመሉ እኽእል።ናይቲ ረሲፒሴ ጉዳይ ደጊመ ዘፃርዮ ኮይኑ።
    ስለዚህ 10% ከፊልካ ዝሽረፎ ዱካን ወይ ሰብ እንተሃሊዩ ሓብሩኒ እሞ ንሱ ይሕሸኒ።ስለምንታይሲ ነቶም ሰብ ዱካን የዋፅኦም እዩ። ናይታ ማሽን ኪራይ ወይ ን100 ዩሮ ዝኸፍሉላ ብጣዕሚ ውሑድ እናሃለው እዩ ገሊኦም ኣዛብእ 15% ዝሓቱኻ።

    • @fraytechno7608
      @fraytechno7608  3 ปีที่แล้ว

      (2).እዚ ናቶም ክፍሊታት እዪ ብ récépissé ክትከፍት ከም ትክእል ግን ፈሊጥካ ዶ ?
      (2).ምስ ዓጸካያ ወርሓዊ 5€ ኣይትከፍልን ኢካ።

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

      1/ከምቲ ኣብዚን ኣብታ ናይ ትማሊን ዝፀሓፍኩዎ ብረሲፒሴ ክኽፈት ከምዘይኽእል ብስልኪ ንኣይን ንሓደ ዓርከይን ቅድሚ 6 ወርሒ ኣቢልና ሓቲትና ከም ዘይከኣል ነጊሮምና ስለዝነበሩ በቲ ንስኻ ዝሃብካና ሓበሬታ መሰረት ገይርና ሰኑይ (ፅባሕ) ስልኪ እንተልዒሎምልና ክንሓትት ኢና ሽዑ የተዓርቐና። ዝበሉና ከዓ እብዚ ክፅሕፎ እየ።ኣይከኣልን እንተኢሎምና እውን ዘውፃእኹም ሰባት ከምዘለኹም ሓቢርና ንምንታይ ንእና ከምዝኣበዩና ክንሓትት ኢና ማለት እዩ።
      2/ብዛዕባ እዚ ክፍሊት ዝምልከት ግን ካብ ተኸታተልቲ እዚ መደብካ ወይ ንስኻ ብ10% ዘሽርፉ እንድሕር ኣሊዮም ሓብሩና። ካብ ትራንስካሽ ምጥቃም ብ10% ምሽራፍ ስለዝሐሸኒ።
      3/ እንተዘይተዓፅዩ እየ ወርሓዊ 5 ዩሮ ትኸፍል ዝበልኩ። እዚ ከዓ ከውፅኡ ከለዉ እንድሕር ኣብ ግምት ዘየእትይዮምዎ ንምዕፃው ብዙሕ ዘይክንግደስ ስለእንኽእል እዩ። ሳዕቤን ከምዘለዎ እንተዘይፈሊጥና ንምዕፃዉ ዘይግደስ ሰብ ብዙሕ እዩ።

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

      @@fraytechno7608 ሎሚ ስልኪ ደዊልና ክንረኽቦም ስለዘይከእልና ኢ ሜይል ናብ service-client@trans-cash.fr ፀሒፈሎም ኣለኹ። መልሲ ንፅበ።
      ብኻሊእ ገፅ ተመሳሳሊ ዝኾነ NETELLER ዝበሃል ብረሲፒሴ ክነውፅእ ንኽእልዶ ኢለ ብዝሓተትክዎ መሰረት ከምዚ ዝስዕብ ትሪኦ ዘለኻ መልሲ ናይ ኢ ሜይል ኣይከኣልን ኢሎም ኣለዉ።
      Hello,
      Thank you for contacting us.
      Following our call, we confirm with you that we cannot accept a ''récépissé'' as a verification document.
      As discussed, please find our contact page www.neteller.com/en/support#/path/1048462792
      We hope that we have helped.

      Kind regards,
      Petya
      NETELLER Team

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ክቡር ሓውና። በቲ ዝኣተኹዎ ቃል መሰረት ብረሲፒሴ Transcash ክትጥቀም ኣይትኽእልን ኢሎምኒ ነይሮም ንስኻውን ጌጋ ምዃኑ ሓቢርካኒ ተመሊሰ ከምብሓድሽ ብ ኢሜይል ሓቲተዮም ብዝሃቡኒ መልሲ መሰረት ብረሲፒሴ ክትጥቀም ከም እትኽእል መልሲ ሂቦምኒ ኣለዉ። ስለዚህ ቅድሚ 6 ወርሒ እቢሉ እታ ቀዳመይቲ ዩ ቲዩብ ምስ ለጠፍካ ኢና ሓቲትና ነይርና ሽዑ ከምዘይከአል ነጊሮምና ስለዝነበሩ እዩ። ብዝኾነ ካብ ጌጋኻ ምምሃር ዓብይ ትምህርቲ ስለዝኾነ የቐንየለይ። ነቲ ጌጋ እዩ ዝበልኩዎ እውን ኣብ ቅድሚ ተኸታተልትኻ ይቕረታ እሓትት። እቲ ዝሓተትኩዎን ዝለኣኹለይን መልሲውን ከምዝስዕብ እዩ።
      ናተይ ሕቶ፣Les demandeurs d'asile en France peuvent-ils utiliser le transcash avec leur résidence temporaire (récépissé)?
      Can asylum seekers in France use transcash with their temporary residence (receipt)?
      with regards
      መልሲ ዝለኣኹለይ፣Bonjour,
      Tout à fait
      Tant que votre attestation de demandeur d'asile est valide.
      Cordialement,
      Le Service Client
      13718 Allauch Cedex
      Tel: 01 53 88 22 76
      service-client@trans-cash.fr
      www.transcash.fr
      እቲ ረሲፒሴ ጊዜኡ ዘይሓለፈ እንተኾይኑ ክትጥቀም ትኽእል እዩ ዋና መልእኽቱ
      በዚ ኣጋጣሚ Nickel, Neteller፣ PCS ግን ከምዘይከኣል ነጊሮምኒ እዮም። Thanks