ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ መቃርዮስ ጸሎትኩም ኣይጋደፈና ኣቦይ ምዓረይ
Amen amen 🙏
Amenn
ኦ ኣምላክ ንሃገርና ሰላም ኣውርደልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምጾለትኩም ይስዓር
ኩቡር ኣቦና መቆርዮስ ዝሃብኩምና ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ ንኣቦና መቆርዮስ ሙሉ ጥዕናን ንነዊሕ ዕድመ ይሃበልና እዝጋብሄር ኣምላክ
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
.kubu..Abs..drillen..aedmeä Welt..kemei..alekum
እዝግኣቢሄር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦና
ተመስገን ሉኡል ፈጣሪ እቲ ካብ ማዓር ዝጥዕም ትምዕዱናን ትምህሩና ዘለኩም ደጊመ ተመስገን ይብል.እቲ ካብ ማዓር ዘጥዕሞ እቲ መንፈና ተስፍ ሂብኩምና ብዙሕ ተማሂርና ሕጂ ግን ክንሐብር ኢና.እግዚአብሄር ዕድሜኩም የንዋሓልና አቦና
ቅዱስ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :: ነዛ ኤርትራና ኣብ ጸሎትኩም ዘክርዋ ሓደራ
ዓቢ ነቢ ወርቃዊ ቃላት
ጸሎትኩም ኣይ ይፈለየና ኣቦና
የቐንየልና ድምጺ ኣሰና !ውድቀት ንጠላም ስርዓት ህግደፍ !!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና tv asena ድማ ትሰርሕዎ ደለኩም ብልቢ ነመስግን ኤማ ምስ መሳርሕትካ
His Holliness Abune Mekarios's Words vs- a-vis Eritrea's mirror image to date.
ክብረት ይሃበልና አቦና ወብጹእ አቡነ መቆርዮስ፣ ክብርን ዝኽርን ንስዋአትና፣ ውድቀት ንጠላም ህግደፍ ምስ ስዓብቱ
God Bless You Dear Father! I hope to see you in a free Eritrea so that we get blessed by you by Almighty God!AMEN!
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና።እድመን ጥእናን ይሃብኩም ግዝኣቢሄር።
Thank you ATV for bring our beloved Abuna Mekoros this message is very important we need to use it while Abuna still alive . Amen amen Anne abuna May God bless and your prayers and blessings be up to us and our children
የቀንየልና ኣቦና።ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላክ።
ዕድመ ይሃብኩም ቅዱስ ኣቦና : ተባረኹ 🙏
Selam aboy ze btsue abune mekarios mejemerta selamin tienan neakum.ሰላም ኣቦና ቡጹዕ ዘ ኣቡነ መቃሪዮስ ሰላም ምስ ቡዙሕ ናፍቆተይ።
ኽቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ዝሰምዕ እዝኒ የሃብካ
ኩቡር ሓው ቃል ሂወት የስማዓና ትብል ቃል ካበይ እያ መጺያ
ኩቡር እቡነ መቀሮስ አቦና እድመን ጥእናን ያሃብኩም ጾሎትኩም አይግደፈና።
የቀንየልና አቦና ዕዱመን ጥዕና ንምነየሎኩም ።
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ኣቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥዑም ቃል ኣስሚዕኩሙና።ልክዕ ኢዩ ሃገር ናይ ሓባር ነድሕን።
ዎአቦ ዘአቡነ መቃሪዮስ አብ ጸልትኩም ኣይትጋደፉና እንዳበልኩ ምስጋናይ ክገልጽ ይፈቱ።
Kbret yhabelna kburn btsuen Abo a Abune mekarios kal Ezgiabhe yes Ana Edmen tenan yhabkum Abi sebn Abi Gerebn Yhabena Etin khbhbena kmhrena Etin Ketsllena
ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና. ቃለ ሂወት የስመዓልና. አግዚኣብሄር ኤርትራ ይባርኽ.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቡነ መቃርዮስ ኢደመን ጥዕናን የሃብኩም አግዚኣብሄር ኣቦይ
ቃለ-ሂወት የስመዓልና ኣቦና ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጸጋኹምን በረኸትኩምን የካፍለና ኣምላኽ !!!
አቦና አቡነ መንቆሮዮስ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ትምህርትኩምን ምኩሩኩምን አበይ ክጽገብ እግዝአብሔር ስላም የምጻአልና አሜን
ክቡር ኣቦና ዓቢ ምኽርን መሬት ዘይወድቕ ዘረባን ሂብኩምና የቐንየልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንዓና ክሕሸና መታን።
ዝኸበርኩም ቡጹ ኣቦና ካህናትና ኣብ ሓቒ ረጊጾም ስለ ሃገርና ክጽልዩ፡ እቶም ክንቓለስ ንህቅን ድማ ማዕዳኩም ኣብ ልብና የሕድሮ።ከምዚ ዝበልኩሞ ኣቦና ነታ ዘይትትካእ ሂወቶም ሂቦም ናጻ ዝገበሩና፡ እግሮም ሂቦም እግሪ ዝሃቡና፡ ዓይኖም ሂቦም ዓይኒ ዝኾኑና፡ ስለኦም እንዳሓሰብና ቃልስና ኸነሰስን ሕልና ክንገብር ኣምላክ ይሓግዝ
Bereketkum yhabena Abona. Nberulna selotkum iyghadefena.Amen
Thank you A bona nice to hear your voice we love you so much take care I'm so sorry we let you down my heartbreak we are not free until know =
አቦና ዕድመ ጥዕና ይሃብክም አምላኸ ሰላም የውርደልና
ቃል ህይወት የስመዓልና ኣቦና
እግዚአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም። 🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን እዝግሃብሄር ይሃብኩም ኣቦና ::ከምዚ ናትኩም ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ዘድልዮ ዘሎ ::
ክቡር ኣቦና ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጽጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሞ ሃየ ህዝቡኩም ኣድሕኑ ንስለ ሓቂን ፍትሒን እትደክምዎ ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን ስላምን ፍቅሪን ንህዝብናን ንሃገርናን ዕድመ ስደትና ይሕጽሮ እሜን ንበርልና ኣቦና❤️❤️❤️
Amen Amen xelatina fah bitn yebelu.
🕌⛪🕌⛪❤❤❤❤ Amen Amen kale hiwet yesemalena. Nab lebna yemlsena
የቀንየልና ATV መቸም ቁምነገረኛታት እንዲኹም ቃል እዞም ብሩኽ ኣቦና ዘስማዕኩምና ብጣዕሚ ነመስግነኩም ኣቦና ኸኣ ጥዑምን ንኹልና ዝሓዋውስ ምዕዶኹምን ምኽርኹም ኣብ ልብና የሕድሮ ከምፍቃድ ኣምላኽ እንተኾይኑ እቲ ካብ ሃገርና ዘሳደደና ሰታይ ደም መራሒ ኤርትራ ክጠፍኣልና ንዓና ዝኸውን ለባም መራሒ ክህበና ኩልና ኣብስደት ተበቲና ዘለና ተኣኻኺብና ኣብታ ብደም ስዋት የሕዋትና ዝረኸብናያ ምጭውቲ ሃገርና ኤርትራ ክንምለስ ጾሎትኩም ኣይጋደፈና ደው በሉልና ዕድመቶም ጻድቃናት ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🏽
Egzabiher zebenkum ybark abona berketkum ykaflna
Amen
what a message, Thank you aboyI hope our people will be able to listen your message
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ብጹእ ኣቦና መርቃሬዎስ ። ጾለትኩሙን በረከትኩሙን የካፍለና ቃልኩም ወሩ ኣብ ልብና አዩ
ዝብሉና ኣቡን ንስማዕ ካብዚ ንላዕሊ ስምዕታ ክህቡና ኣይክእሉን እዮም ።እዝኒ ዘለዎ እስማዕ ህልና ዘለዎ እምነት ዘለዎ ይባራበር።የቀንየልና ኣቡን ስለዚ ሓቂ ዝመልኦ ትምህርት ዝሃብኩምና።
amlak btselotkum aygadefena. Tv asena btaami nezom abo kalom zemahahalefkumlna nemesgn !
THANK YOU VERY MUCH FATHER
Amen amen abouna kebrat yehabelna Amlak ab lebna yahedro 🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Great!
Edmen tenan yhabkum Abona.
ናይ ኣቦና ምክሪ ኣብ ልብና የሕድሮ፡ ደቂ ኤርትራ የሕዋተይ ሰዓትና ኣኺላ ኣላ፡ ክንብገስ ኣሎና እቶም ዘይተበገስና ንቅሎ ንዳግማይ ሓርነት
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ዕድመን ጥዕፍናን ይሃበልና፣ ኩቡር ኣባና🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌱🌱🌱🌱🌱🌱
አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ። ምኽርኹም ድማ አብ ልብናን ሐንጎልናን ይሰቆረና ።ህግደፍ ፤አግድፍ፤ ዐምጽ ፤ጭወ ፤ቅተል ፤ጨፍልቅ ፤አእትዎ ፤ እሰሮ ፤ አጸጋዓዮ ፤ ዝበሃሉ ዓለት የጥፍአልና ሕልሚ ስዉአት ይግበረልና ።ዘለአለማዊ ዝኽርን ሐበንን ን ሱዉአትና ።
ኣበና ከበርትና ጸልት ገባረልና
ኣሜን ኣቦና ክብረት ይሃበልና ኣድመን ታዕናን ይሃብኩም
Amen abona edmen tienan yihabkum amlak bxelotkum yitearekena bhiwet kaleay gize meret adkum yergxkum🙏🙏🙏
SELAM ABONA HGDF BRASHO MAY KELIOMO NHZBI ERITREAN.
Thanks abona 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ኤድመን ጥአናን የሃብካ
God bless you a bona Markos glad see you heard you voice.
ክብሪ ይሃበልና ኣቦና።
ኣሰይ ኣቦና ደስ ዘብል ዘረባ ዕድመ የሃብኩ ኣምላክ የቀኒየልና ሰል ሞራልኩም
Amen amen abona bhakie tuum zereba thanks🙏🙏
ዋው ኣሜን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እና ባረኸ ይባርኽኩም፡ ሓይልኹም ከም ንስሪ ይተሓደስ፡ከምቲ ንምድርኹም ንህዝቢኹምን ደለኹሞ ሃገርን ሰላም ዝተመነኹሞ፡ ሂወትኩም ኣብ ታ ሰመያዊት ቤት ኣምላኽ ትረኸብ፡ ብስም ኢየሱስ ብሩኽ ኢኹም።
Abona bkyatey Meziuni. Mehret yewrdelna. Amen
Kubr btsue abuna mkaros edmen tienan yhabkum
Libka ztnkif Kal abona edmen tenan yhbkum xltkum ayfleyna
Grazieeee....
Abona tekle weyinie konkum niberulna metan niana nidekikum Eretrawiyan kihshena tarikna ketezentiwulna Igziabiher newih idmen tienan hibu Andie hasxin konkum dew belulna Amen amen🙏🙏
እዚ ቃልት ናይ ኣቦና ከም ኣብ እምኒ ዝተወቅረ ቃላት እዩ ጽን ኢልኩም ስምዕዎ ::
ክቡር አቡነ መቃርዮስ ንክቡር ቃልኩም ሰሚዑ ህዝብና ከስተውዕሎን፣ ሐድነቱን ስምረቱን ዓቂቡ'ውን ጉዳይን ውራይን ሃገሩ፣ ካብ ገባቲ መላኺ ስርዓት መንዚዑን መንጢሉን ዋናን ብዓል ጉዳይን ኮይኑ ናብ ገዛእ ኢዱ ክመልስ፣ አዒንቲ ልቡን ምስትውዓሉን ከብርሃሉ አምላኽ ይርዳአዮን ይሐግዞን። ወትሩ ንምጽንናዕኩምን ሰናይ ናይ ሐድነት ደቂ ኤርትራ ዘንጸባርቕ መግለጺኹም ከአ ነመስግን።
Btsua abona Mekarios sleti kubur madakum yekenyelna! admen tanan nakumn abona Anteniosn yhabelna❗🙏🏽
Abona edman tenan yehabkum...
Amen amen amen 🙏🙏🙏
Edmen tenann yhabelna Abona
ዓቢይ፡ምክሪ፡ብጹዕ፡ኣቦና።ንስውእ፡ዝድበስሉ፡ሕብረት፡ኢዩ።ብእከየ፡ብእከየ፡ክንብል፡ግቡእ፡ኢዩ።
Abona kal hiwot yesmelna tena yahbelna 😇😇 betami nemsgn 🙏🙏
Kubur abo may God fulfilling your dreams my prayers for you good health and long life in Jesus Christ name 🙏🙏🙏
Abdelekum halikum tselotkum aifeleyena abona Amean
Amen amen amen Abona
My most respected archbishop
የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዝሓጸረ ግዜ ምሉእ ሓርነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ክትርእዩ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ውድቀት ንኣጽነቲ
ነቢ ኣብ ዓዱ ኣይከብርን እዩ ከም ዝብሃል ኣቦና ከምቲ ዝግባእ ኣይከበርኩምን እሞ ክብሪ ይሃብኩም መሪሕ ኢኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና
Thank you very much abona Buxu kudus marikos, you are all right, ab tselotukum zekurna hatetna wedikum
Kale hiwet yesmana aba menkeryos
እሰኹም ሲ ኹል ጊዜ ንበሩልና።🇪ብፀሎትኩም ኤርትራና ከትምለሰ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷ኤርትራና ሐደ መዓልቲ ናብ ደቃ ክትምለሰ እያ።
ጽፉፍ ሃገራው መልእኽቲ ሃገርኩም ኪትሪኡ የብቅዕኹም
Brilliant!!!
👍👍👍👍👌👌
"ኣነ ጺሒፈ ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘለኩ ካብ ልበይ ኢየ ዝዛረብ ዘለኩ"ኣቦና ኣቡነ ማኮርዮስ ኣቦ ኩልና ኢኩም።
Newih Eidmen tienan yhabkum. Nnewih ewa n tezaribkum alekum. Kab tehatatnet tarik nexa ekum.
ልክዕ ኣብ ታሪክ ብጽቡቅ ክዝከሩ ክነብሩ እዮም ንውሉድ ወለዶ
MahalhAnbesa Anbesa Abo Erteriawe
Abona edmen tienan yhabkum
አዝኒ ዘለዎ ይስማአ መልአክቲ ኣቦታት ማለት ንክብሮም ናኣና ደቅና ከክቡሩና
Subae nkrstos❤
Ti ringraziamo tantissimo, voglio ancora il tuo consiglio dio ti benedica, e meravigliosa discorso
Amen abona
Welcome Abon odman Tonan yhabka Amen Aman Aman
ኩቡር ኣቦ ጹሎትኩም ኣይጋደፈና አንበር አግደፍ ባኣኩ ጀሚር ባኣቦታት ናብ ህጻናት ረሳሕ ስራኣት
Abo admen tanan agzabiher yhabkum
Tsellotkum ayfeleyena
Abuna ab xoletkum zekuruna idmen tinan yebzahayo
ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ መቃርዮስ ጸሎትኩም ኣይጋደፈና ኣቦይ ምዓረይ
Amen amen 🙏
Amenn
ኦ ኣምላክ ንሃገርና ሰላም ኣውርደልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ጾለትኩም ይስዓር
ኩቡር ኣቦና መቆርዮስ ዝሃብኩምና ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ ንኣቦና መቆርዮስ ሙሉ ጥዕናን ንነዊሕ ዕድመ ይሃበልና እዝጋብሄር ኣምላክ
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
.kubu..Abs..drillen..aedmeä Welt..kemei..alekum
እዝግኣቢሄር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦና
ተመስገን ሉኡል ፈጣሪ እቲ ካብ ማዓር ዝጥዕም ትምዕዱናን ትምህሩና ዘለኩም ደጊመ ተመስገን ይብል.እቲ ካብ ማዓር ዘጥዕሞ እቲ መንፈና ተስፍ ሂብኩምና ብዙሕ ተማሂርና ሕጂ ግን ክንሐብር ኢና.እግዚአብሄር ዕድሜኩም የንዋሓልና አቦና
ቅዱስ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :: ነዛ ኤርትራና ኣብ ጸሎትኩም ዘክርዋ ሓደራ
ዓቢ ነቢ ወርቃዊ ቃላት
ጸሎትኩም ኣይ ይፈለየና ኣቦና
የቐንየልና ድምጺ ኣሰና !
ውድቀት ንጠላም ስርዓት ህግደፍ !!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና tv asena ድማ ትሰርሕዎ ደለኩም ብልቢ ነመስግን ኤማ ምስ መሳርሕትካ
His Holliness Abune Mekarios's Words vs- a-vis Eritrea's mirror image to date.
ክብረት ይሃበልና አቦና ወብጹእ አቡነ መቆርዮስ፣ ክብርን ዝኽርን ንስዋአትና፣ ውድቀት ንጠላም ህግደፍ ምስ ስዓብቱ
God Bless You Dear Father! I hope to see you in a free Eritrea so that we get blessed by you by Almighty God!
AMEN!
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና።እድመን ጥእናን ይሃብኩም ግዝኣቢሄር።
Thank you ATV for bring our beloved Abuna Mekoros this message is very important we need to use it while Abuna still alive . Amen amen Anne abuna May God bless and your prayers and blessings be up to us and our children
የቀንየልና ኣቦና።ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላክ።
ዕድመ ይሃብኩም ቅዱስ ኣቦና : ተባረኹ 🙏
Selam aboy ze btsue abune mekarios mejemerta selamin tienan neakum.ሰላም ኣቦና ቡጹዕ ዘ ኣቡነ መቃሪዮስ ሰላም ምስ ቡዙሕ ናፍቆተይ።
ኽቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ዝሰምዕ እዝኒ የሃብካ
ኩቡር ሓው ቃል ሂወት የስማዓና ትብል ቃል ካበይ እያ መጺያ
ኩቡር እቡነ መቀሮስ አቦና እድመን ጥእናን ያሃብኩም ጾሎትኩም አይግደፈና።
የቀንየልና አቦና ዕዱመን ጥዕና ንምነየሎኩም ።
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ኣቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥዑም ቃል ኣስሚዕኩሙና።ልክዕ ኢዩ ሃገር ናይ ሓባር ነድሕን።
ዎአቦ ዘአቡነ መቃሪዮስ አብ ጸልትኩም ኣይትጋደፉና እንዳበልኩ ምስጋናይ ክገልጽ ይፈቱ።
Kbret yhabelna kburn btsuen Abo a Abune mekarios kal Ezgiabhe yes Ana Edmen tenan yhabkum Abi sebn Abi Gerebn Yhabena Etin khbhbena kmhrena Etin Ketsllena
ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና. ቃለ ሂወት የስመዓልና. አግዚኣብሄር ኤርትራ ይባርኽ.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቡነ መቃርዮስ ኢደመን ጥዕናን የሃብኩም አግዚኣብሄር ኣቦይ
ቃለ-ሂወት የስመዓልና ኣቦና ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጸጋኹምን በረኸትኩምን የካፍለና ኣምላኽ !!!
ኩቡር ሓው ቃል ሂወት የስማዓና ትብል ቃል ካበይ እያ መጺያ
አቦና አቡነ መንቆሮዮስ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ትምህርትኩምን ምኩሩኩምን አበይ ክጽገብ እግዝአብሔር ስላም የምጻአልና አሜን
ክቡር ኣቦና ዓቢ ምኽርን መሬት ዘይወድቕ ዘረባን ሂብኩምና የቐንየልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንዓና ክሕሸና መታን።
ዝኸበርኩም ቡጹ ኣቦና
ካህናትና ኣብ ሓቒ ረጊጾም ስለ ሃገርና ክጽልዩ፡ እቶም ክንቓለስ ንህቅን ድማ ማዕዳኩም ኣብ ልብና የሕድሮ።
ከምዚ ዝበልኩሞ ኣቦና ነታ ዘይትትካእ ሂወቶም ሂቦም ናጻ ዝገበሩና፡ እግሮም ሂቦም እግሪ ዝሃቡና፡ ዓይኖም ሂቦም ዓይኒ ዝኾኑና፡ ስለኦም እንዳሓሰብና ቃልስና ኸነሰስን ሕልና ክንገብር ኣምላክ ይሓግዝ
Bereketkum yhabena Abona. Nberulna selotkum iyghadefena.Amen
Thank you A bona nice to hear your voice we love you so much take care I'm so sorry we let you down my heartbreak we are not free until know =
አቦና ዕድመ ጥዕና ይሃብክም አምላኸ ሰላም የውርደልና
ቃል ህይወት የስመዓልና ኣቦና
እግዚአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም። 🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን እዝግሃብሄር ይሃብኩም ኣቦና ::
ከምዚ ናትኩም ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ዘድልዮ ዘሎ ::
ክቡር ኣቦና ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጽጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሞ ሃየ ህዝቡኩም ኣድሕኑ ንስለ ሓቂን ፍትሒን እትደክምዎ ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን ስላምን ፍቅሪን ንህዝብናን ንሃገርናን ዕድመ ስደትና ይሕጽሮ እሜን ንበርልና ኣቦና❤️❤️❤️
Amen Amen xelatina fah bitn yebelu.
🕌⛪🕌⛪❤❤❤❤ Amen Amen kale hiwet yesemalena. Nab lebna yemlsena
የቀንየልና ATV መቸም ቁምነገረኛታት እንዲኹም ቃል እዞም ብሩኽ ኣቦና ዘስማዕኩምና ብጣዕሚ ነመስግነኩም ኣቦና ኸኣ ጥዑምን ንኹልና ዝሓዋውስ ምዕዶኹምን ምኽርኹም ኣብ ልብና የሕድሮ ከምፍቃድ ኣምላኽ እንተኾይኑ እቲ ካብ ሃገርና ዘሳደደና ሰታይ ደም መራሒ ኤርትራ ክጠፍኣልና ንዓና ዝኸውን ለባም መራሒ ክህበና ኩልና ኣብስደት ተበቲና ዘለና ተኣኻኺብና ኣብታ ብደም ስዋት የሕዋትና ዝረኸብናያ ምጭውቲ ሃገርና ኤርትራ ክንምለስ ጾሎትኩም ኣይጋደፈና ደው በሉልና ዕድመቶም ጻድቃናት ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🏽
Egzabiher zebenkum ybark abona berketkum ykaflna
Amen
what a message, Thank you aboy
I hope our people will be able to listen your message
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ብጹእ ኣቦና መርቃሬዎስ ። ጾለትኩሙን በረከትኩሙን የካፍለና ቃልኩም ወሩ ኣብ ልብና አዩ
ዝብሉና ኣቡን ንስማዕ ካብዚ ንላዕሊ ስምዕታ ክህቡና ኣይክእሉን እዮም ።እዝኒ ዘለዎ እስማዕ ህልና ዘለዎ እምነት ዘለዎ ይባራበር።የቀንየልና ኣቡን ስለዚ ሓቂ ዝመልኦ ትምህርት ዝሃብኩምና።
amlak btselotkum aygadefena. Tv asena btaami nezom abo kalom zemahahalefkumlna nemesgn !
THANK YOU VERY MUCH FATHER
Amen amen abouna kebrat yehabelna
Amlak ab lebna yahedro 🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Great!
Edmen tenan yhabkum Abona.
ናይ ኣቦና ምክሪ ኣብ ልብና የሕድሮ፡ ደቂ ኤርትራ የሕዋተይ ሰዓትና ኣኺላ ኣላ፡ ክንብገስ ኣሎና እቶም ዘይተበገስና ንቅሎ ንዳግማይ ሓርነት
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ዕድመን ጥዕፍናን ይሃበልና፣ ኩቡር ኣባና🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌱🌱🌱🌱🌱🌱
አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ። ምኽርኹም ድማ አብ ልብናን ሐንጎልናን ይሰቆረና ።
ህግደፍ ፤አግድፍ፤ ዐምጽ ፤ጭወ ፤ቅተል ፤ጨፍልቅ ፤አእትዎ ፤ እሰሮ ፤ አጸጋዓዮ ፤ ዝበሃሉ ዓለት የጥፍአልና ሕልሚ ስዉአት ይግበረልና ።
ዘለአለማዊ ዝኽርን ሐበንን ን ሱዉአትና ።
ኣበና ከበርትና ጸልት ገባረልና
ኣሜን ኣቦና ክብረት ይሃበልና ኣድመን ታዕናን ይሃብኩም
Amen abona edmen tienan yihabkum amlak bxelotkum yitearekena bhiwet kaleay gize meret adkum yergxkum🙏🙏🙏
SELAM ABONA HGDF BRASHO MAY KELIOMO NHZBI ERITREAN.
Thanks abona 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ኤድመን ጥአናን የሃብካ
God bless you a bona Markos glad see you heard you voice.
ክብሪ ይሃበልና ኣቦና።
ኣሰይ ኣቦና ደስ ዘብል ዘረባ ዕድመ የሃብኩ ኣምላክ የቀኒየልና ሰል ሞራልኩም
Amen amen abona bhakie tuum zereba thanks🙏🙏
ዋው ኣሜን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እና ባረኸ ይባርኽኩም፡ ሓይልኹም ከም ንስሪ ይተሓደስ፡
ከምቲ ንምድርኹም ንህዝቢኹምን ደለኹሞ ሃገርን ሰላም ዝተመነኹሞ፡ ሂወትኩም ኣብ ታ ሰመያዊት ቤት ኣምላኽ ትረኸብ፡ ብስም ኢየሱስ ብሩኽ ኢኹም።
Abona bkyatey Meziuni. Mehret yewrdelna. Amen
Kubr btsue abuna mkaros edmen tienan yhabkum
Libka ztnkif Kal abona edmen tenan yhbkum xltkum ayfleyna
Grazieeee....
Abona tekle weyinie konkum niberulna metan niana nidekikum Eretrawiyan kihshena tarikna ketezentiwulna Igziabiher newih idmen tienan hibu Andie hasxin konkum dew belulna Amen amen🙏🙏
እዚ ቃልት ናይ ኣቦና ከም ኣብ እምኒ ዝተወቅረ ቃላት እዩ ጽን ኢልኩም ስምዕዎ ::
ክቡር አቡነ መቃርዮስ ንክቡር ቃልኩም ሰሚዑ ህዝብና ከስተውዕሎን፣ ሐድነቱን ስምረቱን ዓቂቡ'ውን ጉዳይን ውራይን ሃገሩ፣ ካብ ገባቲ መላኺ ስርዓት መንዚዑን መንጢሉን ዋናን ብዓል ጉዳይን ኮይኑ ናብ ገዛእ ኢዱ ክመልስ፣ አዒንቲ ልቡን ምስትውዓሉን ከብርሃሉ አምላኽ ይርዳአዮን ይሐግዞን። ወትሩ ንምጽንናዕኩምን ሰናይ ናይ ሐድነት ደቂ ኤርትራ ዘንጸባርቕ መግለጺኹም ከአ ነመስግን።
Btsua abona Mekarios sleti kubur madakum yekenyelna! admen tanan nakumn abona Anteniosn yhabelna❗🙏🏽
Abona edman tenan yehabkum...
Amen amen amen 🙏🙏🙏
Edmen tenann yhabelna Abona
ዓቢይ፡ምክሪ፡ብጹዕ፡ኣቦና።ንስውእ፡ዝድበስሉ፡
ሕብረት፡ኢዩ።ብእከየ፡ብእከየ፡ክንብል፡ግቡእ፡ኢዩ።
Abona kal hiwot yesmelna tena yahbelna 😇😇 betami nemsgn 🙏🙏
Kubur abo may God fulfilling your dreams my prayers for you good health and long life in Jesus Christ name 🙏🙏🙏
Abdelekum halikum tselotkum aifeleyena abona Amean
Amen amen amen Abona
My most respected archbishop
የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዝሓጸረ ግዜ ምሉእ ሓርነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ክትርእዩ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ውድቀት ንኣጽነቲ
ነቢ ኣብ ዓዱ ኣይከብርን እዩ ከም ዝብሃል ኣቦና ከምቲ ዝግባእ ኣይከበርኩምን እሞ ክብሪ ይሃብኩም መሪሕ ኢኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና
Thank you very much abona Buxu kudus marikos, you are all right, ab tselotukum zekurna hatetna wedikum
Kale hiwet yesmana aba menkeryos
እሰኹም ሲ ኹል ጊዜ ንበሩልና።🇪
ብፀሎትኩም ኤርትራና ከትምለሰ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷
ኤርትራና ሐደ መዓልቲ ናብ ደቃ ክትምለሰ እያ።