ዕቡይ - New Tigrigna Comedy - ሓዱሽ ኮሜዲ ትግርኛ - Ebuy - ዋዛ ሃገረሰብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 192

  • @FreweyniTeweldebrhan
    @FreweyniTeweldebrhan วันที่ผ่านมา +18

    ዝገርም ቅኔ ዘለዎ ድራማ ደቂ ሪመይ ሓላላት❤❤❤

  • @LmAGLmm
    @LmAGLmm 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ብጣዒሚ ዝገርም ኣጋላልፃ ህዝብናን ተጋደልትናን ሃገርናን😢 መራሕትናን ዘለዉዎ ኩነታት ኣየ ትግራይ ዓደይ😢

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 วันที่ผ่านมา +5

    እታ ናይ ሓደራ ጎርዞ ብክንደይዋጋ ዝተረኸበት ቅድስት ሃገረ ትግራይና እያ ኣምላከ ቅዱሳን ኣብልብናዘሎ ይግበረልና ብምሕረቱ ሃገርና ትግራይ ዓርሳክኢላ ክንርእ ተስፋ ሃንቀውታ ኣሎና😢

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቤት ኣገላልፃ ሕጂ ዘለዎ ኩነታት ትግራይ😢😢 እስቲ በርቱዕልና

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣቤት ቅኔ🤗ንልቢ ዘለዎ ዓባይ መልእኽቲ እያ ሶ በርትዑ ተጋሩዋይ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ😍❤

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩዋይ ኣጀኩም ቐፅሉ ንሕና ኽዓ ኣብ ጎንኹም❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምሎማዓንቲ ሲሒቀ አይፈልጥን ደስ ትብል ድራማ❤አያናን ኩሉኩም ጀጋኑናን ዕድመን ጥዕናን የሀብኩም❤❤❤😅😅😅

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዕቡይ ድራማ ኮሞዲ ትከታተሉ ዘለኩም ኣሕዋተይ ብታ ለጋስ ኢድኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣነ እውን ክምልሰልኩም እየ👆💙💙

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩነታት ትግራይ እትገልፅ እያ ብሓቂ ዝተረደኦ ግና አምላኽ ሰላሙ የውርደልና😢😢 ቀፅልሉ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ❤❤❤❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ድራማ ማለት እዙይእዩ እምነትናንባህልናን ምዕሩይ ደስክብል ተመስገንሽሻይ ሓውና ከእዚ ስርሐልና ብሩኽሓውና❤

  • @Haregte
    @Haregte วันที่ผ่านมา +3

    ይገርም ፀኒሑሑሑ ተረዲኡኒ😢 ክብሪ ይሃብኩምም ዞም ናትና❤

    • @medhin8187
      @medhin8187 วันที่ผ่านมา

      ሃረጊተይ ❤❤ከመይ ቀኒኺ

  • @ጥቅሽጋልወጀራት
    @ጥቅሽጋልወጀራት วันที่ผ่านมา +1

    ስስኮዋይ ቡሉፅ ደራሳይ እንካዕ ዳሕና መፃኹም❤❤❤❤❤

  • @ŔĜATĜĥiwèt
    @ŔĜATĜĥiwèt วันที่ผ่านมา +1

    ኣስይ ተጋርዋይ ኣነስ ክፈትወክም ቀፅልሉ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💖💖💖

  • @EndWar-hj4wh
    @EndWar-hj4wh 22 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤ዋይ ኣገላልፃ ይበል ባዕላ ትግራይ ኮፍ ኣቢልኩማ

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ፅብቕ ስራሕ ንቲ ግዜ ዝገልፅ ቅኔ እዩ 👌 ማኣዝ ዳኣ ይሰምዑ ኾይኖም እምበር😢

  • @MelesMeasho-tv6gu
    @MelesMeasho-tv6gu วันที่ผ่านมา

    ኣብዚ ዘለኹም ጉጅለ ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም። ሹሻይ ዓርከይ ኣብኡ ወስድካ እንዶ አስረሓና

  • @Ha27ylom21e
    @Ha27ylom21e วันที่ผ่านมา +1

    ገዲም ጀዲድ አየ ቅኔ ይበል 👍👍👍

  • @سارةهواياتي
    @سارةهواياتي วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውውውው❤❤❤ኣግርዒ ዛጋለይ ካብ ዘሰሐቀትኒ 😅

  • @GvgTvt
    @GvgTvt วันที่ผ่านมา

    ብጣዕም ደስ ብሃል ስራሕ ይኡ ደቅዓደይ መዓረይ❤❤❤❤

  • @Maryam-k9m5f
    @Maryam-k9m5f 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኩም በርትኡ ኣብጎንኩም ኣለና ዝፈትወኩም ተወስትይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሓላላት❤🎉

  • @tesfalemgebreegziabhier
    @tesfalemgebreegziabhier วันที่ผ่านมา +3

    ጀሚርኩም ኣይተቋርጹ

  • @jfttrt1275
    @jfttrt1275 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ካብ ዝሓለፈ😢 ካበዚ ልድሓር የፀብቀና

  • @Abrhet_youtube
    @Abrhet_youtube วันที่ผ่านมา +2

    ዝገርም ድራማእዩ ተጋርዋይ ከምቲ አነ ዝተረዳእክዎ ዝተረደአኩም ❤ሳብስክራይብ ድማ ግበሩለይ ሓቢርና ንዕበ❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣባላት መልሲ ኣብዚ ስለዝረከብኩኩም ኣመና ደስ ኢልኒ😍👌💛😘😘

  • @mezmurmariyam-ys7
    @mezmurmariyam-ys7 วันที่ผ่านมา +1

    ሙቁራትይ ከመይ ደ ዝፈትወኩም ✝️🤲🤲😍🥰❤️❤️

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 วันที่ผ่านมา

    ብሓ ርእሲ ንዘለዎ ሓቀኛ ንሕዝብናን ንሃገርና ትግራይ እዚኣእያ።❤

  • @ጓልትግራይ-ዀ2ጨ
    @ጓልትግራይ-ዀ2ጨ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤

  • @MekelewelelaMekelewelela
    @MekelewelelaMekelewelela วันที่ผ่านมา +1

    Waw tegaruway nberuln boinet nktimena xbukatey ymeckum❣️

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 วันที่ผ่านมา

    እሰይይ ምጠዓሙ ባህልና እሰይ ከምዙይስርሑልና❤

  • @BirtuAzu
    @BirtuAzu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ መሬት ዘሎ ሓቃዊ ዛንታ ❤❤❤❤ ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ

  • @munaara4780
    @munaara4780 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቃት❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @gebregziabheraregawi7571
    @gebregziabheraregawi7571 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ቅኔ.....................በርቱልና

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣስይይይይይ❤❤❤❤አንኳዕ ብሰላም መፀኩም❤❤❤❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ วันที่ผ่านมา

    Excellent drama. ❤

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 วันที่ผ่านมา +1

    ቀፁሉሉ ፅብቅ ሰራሕ ላይክ ግበሩሎም ተጋሩ ኣበይ ኣለና 🥰🥰

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብሮም ጅግና

  • @fikrtsegay
    @fikrtsegay วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ስራሕ ሲስ ዓርከይ

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝገርም ሰራሕ

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ

  • @SuSuge-ic6jv
    @SuSuge-ic6jv วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዝፈትወኩም❤❤❤❤

  • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
    @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤

  • @Kahsaygehiwet
    @Kahsaygehiwet วันที่ผ่านมา

    ዋውው ጉጥያ❤

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አርት ማለት ንኩሉ ነገር ናይምግላፅ ክእለቱ ዘረደእን👉 ኩነታት ትግራይ ንምግላፅ ዝኸኣለ ዝገርም ስራሕ❤

  • @ማእኺልግርማኣድኣ
    @ማእኺልግርማኣድኣ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምርኒ ተጋርዋይ❤🎉

  • @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ
    @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ วันที่ผ่านมา

    ደስ በሃሊ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 วันที่ผ่านมา

    Educational ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte วันที่ผ่านมา

    ክንስሕቅ ዶ ክንበኪ😂😢 ከምዚኣ እዮም ዝገብሩና ዘለዉ ንጥቅሞም ጥራሕ ማኣዝ ኢና ክንነቅሕ😢

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ🎉🎉🎉🎉

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 วันที่ผ่านมา +2

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ይፈትወኩም እየ💚😘

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 วันที่ผ่านมา

      ጌረልኪ ዋ ግበርለይ❤

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምርኒ ኣሕዋት ❤❤❤

  • @HuraAte-fl5ts
    @HuraAte-fl5ts 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕቡያት😂😂😂

  • @philoseb-132
    @philoseb-132 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ንዓኣን ነቲ ድራማን😂❤❤❤

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዕራይ ዶ ይወልድ እዩ 😘😘🤭🤭🤭🙏🙏

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yehezin Ah

  • @medhin8187
    @medhin8187 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ድሓን መጻእኹም ናይ መስሓግን ናይ መልስን ኣሕዋትና❤ ጥዕምቲ ትመስል ቀጽሉ ❤

    • @SelamMulu-y8i
      @SelamMulu-y8i 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣገኘኩሽ😂

    • @medhin8187
      @medhin8187 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @SelamMulu-y8i ሰሊተይ 😂ኣጥሞሎት ነዉ ግን

  • @ትመሰግን
    @ትመሰግን 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤betamiy #germiten mamhrtin #Zekonat movie

  • @Smira-mb9xr
    @Smira-mb9xr วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 วันที่ผ่านมา

    ናትና መራሕቲ በብባዕልቶም ክበኣሱ ሃገርን ሕዝብን ንበላዒይህብዎ😢😢😢

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 วันที่ผ่านมา

    ቀዳመይቲ ባዕለይ❤

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tsbuk srah keslwo ❤❤❤

  • @SaraSara-q5u
    @SaraSara-q5u วันที่ผ่านมา

    Wowww👌👌👌❤❤❤😢

  • @HailusbKebede
    @HailusbKebede วันที่ผ่านมา

    ዝዓቢ ቆልዓ ሸገዋ (ፀጉሽ) ብሽመይ ላይክ አብዝሑ❤❤

  • @MelesKidye
    @MelesKidye 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    des behali srah ketslilu

  • @TeklitHaile-zc7mk
    @TeklitHaile-zc7mk วันที่ผ่านมา

    መንጢላ ሸኮር❤️❤️❤️ 🙏🙏

  • @Welday-oo5dp
    @Welday-oo5dp วันที่ผ่านมา

    ዘይዋዳእ ድራማ ከይኮን ምክንያቱም ከም ጥንስቲ ከይኮን ማለተይ እየ

  • @MiliH-fo8s
    @MiliH-fo8s 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንጢላ ሽኮር ሲየ ሙቁር 💊💊💊💊🙏

  • @ሰላማዊት-ሰ7ቐ
    @ሰላማዊት-ሰ7ቐ วันที่ผ่านมา

    33:49 😂😂😂😂 ብረይ አይትርአ😂😂😂😂

  • @SelamMulu-y8i
    @SelamMulu-y8i 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብረይ ምዕባዳ እዩ😅

  • @tsegaywelu5994
    @tsegaywelu5994 วันที่ผ่านมา

    zgerm eyu!!

  • @HsjdjshJdodd
    @HsjdjshJdodd 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ኘ3ጀ
    @ሰላምሰላም-ኘ3ጀ วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሂዊጋልትግራይሂዊጋልትግራ
    @ሂዊጋልትግራይሂዊጋልትግራ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @NnccVvbnnn
    @NnccVvbnnn วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @SamerSamer-j5j
    @SamerSamer-j5j วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @حبشيسلامه
    @حبشيسلامه วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @GhFg-o5u
    @GhFg-o5u วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ለውሃት
    @ለውሃት วันที่ผ่านมา

    ንመራሕትና እያ እዚኣ ኣሽሙር😂 ቀፅሉሉ❤❤

  • @BhaftaWejrat-z1g
    @BhaftaWejrat-z1g 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ በሉኒ ተጋሩዋ ❤

  • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
    @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ❤❤❤❤❤

  • @Mqnay
    @Mqnay วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉

  • @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
    @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ วันที่ผ่านมา

    💗💟💟💟💗

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc วันที่ผ่านมา

    𝚝𝚎𝚐𝚊𝚛𝚠𝚎𝚢 𝙶𝚘𝚘𝚍 𝚓𝚘𝚋❤

  • @freweynibekele9727
    @freweynibekele9727 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 วันที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ባ ደቅ ሩባይ ሓላላት❤

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምረኒ❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs วันที่ผ่านมา

    መቀፀልታ አለዋ ዶ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา +1

    ደቂ ዓደይ ላሕመይ ምስ ወለደት ብዝብል ቃል አርሙዎ ብዕራይ ስለ ዘይወልድ

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @axumawi1186
      @axumawi1186 วันที่ผ่านมา +2

      Wedi adey tefiawom aykonen Kemau kem zbhal ቅኔ eyu n hwahat eyom hamed zgebrwom zelewo gobozat kexlulu kea nbelom

    • @سارةهواياتي
      @سارةهواياتي วันที่ผ่านมา +3

      ብፍላጥ ዝተገበረ እዩ ናተይ❤

  • @MolayJan
    @MolayJan วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
    @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar7341 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️🥰🥰

  • @Salam-d2v
    @Salam-d2v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @GebremaryamGebre
    @GebremaryamGebre วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ተመስገንኣምላኬደ
    @ተመስገንኣምላኬደ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @brhienzmechile2167
    @brhienzmechile2167 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @WsYr-ou6se
    @WsYr-ou6se วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @strongwoman366
    @strongwoman366 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TfudYvivud7
    @TfudYvivud7 วันที่ผ่านมา

    💓💓💓💓💓❤❤❤❤

  • @LionelMessi-m3v
    @LionelMessi-m3v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤