መብበል 137 ክፍፋል፡ እቱ ሠርራም ስሱዕ ህርፋን ወራራት ሙሐምመድ ዐሊ፡
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ก.พ. 2025
- ነቶም/ነተን አብ ብሉይን እውዋናውን፡ ጥንታውን ሐዲስ ዘመናውን ታሪኾም/ኸን፡ ከምኡ እውን፡ ለቱ ብሉይን ሐዲስን ቅርሳዊ ውርስታቶምን/ተንን፡ በቱ ክቡርን ብሠንናይ ሥነ ሥርዐተ ምግባራትን ዝምራሕ፡ ትግራዋይ መንነቶም/ተን ብምእማን፡ ብልብቢ ዝግደሱ/ሳ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም/እተን ወይ ነቶም/ነተን ብኅልሊና ድግማ፡ አብ እቶም/ተን፡ ለቶም በኣይ ዝፍነዉ ሐግገዝቲ አስተእምሮታት፡ ብኀላፍነት ተገዲሳቶም/ሰን፡ ብምስትውዓል ዝከታተሉ/ተላ፡ ክቡራትን ክቡራንን አክካላት ሕዝበይ። ኁልቀ፡ አምጣንን፡ አጽናፍ ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the historial development of language, cultur and History of Tigray and Eritrea Part 137
እንኳን በሰላም ተመልሰው መጡልን የተወደዱ አባት መምህራችን፤ ፍቅር ናፍቆት ከኢትዮጵያ። ኑሩልን💛
Welcome back our beloved fatherly tearcher, many love and misses from ethiopia. Long live💛
ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀካ መምህር
Selam GEEZ Natione 💯🙏🙏🙏Thank You Memhir Bokre
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@koala10ishata sahsah jeberti sk ilka tmahar
@@tigrignaculture1555 ዝብኢ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@tigrignaculture1555 አይ ቅማጫም ቅዘናም አጋሜዎች፦ ሁሌ ስትቃዡ ትኖራላቹ፣ ሱሪያቹ ክቅዘን ጋር አስወልቃቹ የለ፧ እስኪ ወንድ ከሆናቹ አሁን ወልቃይት አስመልሱ፦
መ|ር በኹረ ክብረት ይሓበልና
ክብረት ይሃበልና ኣቦና መእምር ቦኽረጽዮን::
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም::
ትግራዋይ ወገንኩም ካብ ካናዳ::
የቀንየልና መእምር ቦኽረ ዘይተነበ መፅሓፍ::❤❤❤
ሰላም መእምር ቦኽረ!
እቲ እትህቦ ኣስተእምሮ ታሪኽን ባህልን፡ ነቲ ጽቡቅ ክትዕቅቦን ከተዕብዮን፣ ነቲ ጎዳኢ ድማ በንጻሩ ከተጕድሎን ከተጥፍኦን ስለ ዝሕግዝ።
መረዳእታ ኣቅሪብካ ከም እትገልጾ - ንሕና ተጋሩ፣ ታህጋርያን፣ ኣግኣዝያን፣ ሳባውያን፣ .....ወዘተ። መሃዝቲ፣ ፈጠርቲ፣ ጀጋኑ፣...... ወዘተ ኢና ብምባል ኢኻ ነቲ ትግርኛ ተዛራባይ ትገልጾ ።
እቲ ኣነን ንስኻን ኩሉ ሰብ ብሓፈሻን ንሪኦን ንሰምዖን ንረግጾን ዘለና ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ግና =
1. ኣብ ንሓድሕድና ፉንፉን ቃላት ክንተፍእ ንውዕል
2. ኣብ ንሓድሕድና ጽልኢ ክንነዝሕ ንውዕል
3. ኣብ ንሓድሕድና ነውራም ገበን ክንገብር ንውዕል
4. ምስቶም ዓመጽትና ዓረብ ተሻሪኽና፤ ነሕዋትና
ኮላሊቶም ንሸይጥ፡ ንጋሰስን ነሳቅይን
5. ኣብ ዓድ ቀይሕ "ገዛ ኰላሊት" ብዝጽዋዕ ኣባይቲ
ንሰርሕ
6. ሕጂውን ተወለድቲ ከባቢ ዓዲ ቀይሕ፣ ሰንዓፈን ጾሮናን ምስ ተወለድቲ ዓጋመን ኣባላት ወያነን ብምትሕብባር ንትግርኛ ተዛረብቲ ከም ጤለ-በጊዕ ብዶላራት ክሸጥዎም ክልውጥዎም እዉዕሉን እሓድሩን ኣለዉ። ዘይፍወስ መርገም!!
6. ምስ ህጻናት ርኹስ ስጋዊ ነውሪ እንገብር
7. ትግራወይቲ ኣደ ብጥሜት እንዳማሰነት ንስርቅን ንቀትልን ደርብታት ንሰርሕን
8. ኣብ ካልኦት ብሔራት ኤርትራ ፍጹም ዘይርአ፡ ኣብቲ ትግርኛ ወይ ትግራዋይ እትብሎ፡ ኣውራጃ .....ወዘተ ብዝብል ኣብ ንሓድሕዱ ነውሪ ክዘርእን ክፈላለን፤ መላገጺ ካልኦት ብሄራት ክኸውንን
9. ባዶሽ ክነስና "ጀጋኑ" እኮ ኢና ኢልና እንተገዓርና
* እቶም ኣሕዋትና እንብሎም ብሕምብርትና ብርባ
በለሳ እንዳጠሓሱ መሓዉርና ዘሕደጉና፡ ርሱን ቆሎ ኣብ ቅርቅርትና ዝሰዅዑልና
* ነብስና ቀቲሎም ኣንስቲ ገሲሶም ጥራይና ዘትረፉና
10. ካብ ጎረባብትና ጀሚርና ኣብ መላእ ዓለም ካብ
ጥንቲ ብጥሜት ተሰዲድና እንዳሃለና
11. ዓውድና ጸፊሕ እምኒ መኼዳና ብኣድጊ 3
ኣዋርሕ ዘየብልዓና
12. ልባስ ኣጭርቅትን ተረፍ ብያቲ ከነልምጽ ምስ
ካቶሊክ ተመሓዚና
13. ባዶሽን ዳርጋ ኣህባይ ክነስና "ጀጋኑ" ኢና!
"መሃዝቲ" ኢና! ... ወዘተ እንተበልና፤ ተዛረብቲ።
ኣእዱግ ምዃንና ባዕልና ንጋለጽ ኣለና።
14. ካብ ጥንቲ ጀሚርና ንሕና ኢና ጸቡብቲ፣
ቁሸታውያን፣ ንዓይ'ምበር ንዓና ዘይንብል፣
ፈላለይቲ፣ እንዳ መንካዕ፣ እንዳተጫኖ፣ እንዳ
ይኣክል፣ ... ወዘተ ንሕና ኢና!!
እቶም ካልኦት ሕብረተ-ሰብ፤ ክሳብ ክንደይ ብሩኻት
እዮም! ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ስቅታ ሕጂ ንዓና
ፈላለይቲ ቁሸታውዪን ርእዮምን ካባና እቲ ክፉእ ቀዲሖም መን ካብ መን ኢሎም እንተተላዕሉስ
ሓቆም ዶይኮኑን!?
ቀደም ኮነ ሕጂ ንሓዋሩ'ውን መንሽሮ ሕብረተሰብን
ሃገርን ንሕና ኮይና ክንቅጽል ኢና !!!
🙏🙏🙏
እንካዕ ብደሓነ ሰላም ተመለስኩም
ሰላም ኹቡር ኣቦና ቦኽረጽዮን , እንካዕ ብደሓነ ሰላም ተመለስኩምና ,
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@koala10ish eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊😊
@@koala10ish
ወዲ ሓጂ እንታይ ደኣ ተንጸርጽር 😮
@@hailewolde1816 ኩሎም ዓጋመጉዛይ ላብ እላኮታቶም ዕጉምላንድ ክጉሓፉ አሎዎም፦ አኸለ፦
@@serenityshalom7387 ኩሎም ዓጋመጉዛይ ላብ እላኮታቶም ዕጉምላንድ ክጉሓፉ አሎዎም፦ አኸለ፦
❤
ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና መምህርናና
Thank you
እዚ ሕጂ ስናዕ ኤርትራዊ ዜግነት ሒዙ ዝኾርዕ ንዘሎ ህዝቢ ብተደጋጋሚ ብተደጋጋሚ ታሪኹን መንነቱን ምስ ዝንገሮ ኢዩ ናብ ልቡ ዝምለስ ፡ሕጂ እውን ሳላኹም ብዙሕ ናብ መንነቱ ተመሊሱ ኣሎ ቐጽሉሉ ፡ብዛዕባ እቲ ታሪኽ ኹናት ሰሙናዊ ኣቲኹም ተትምህሩ ኣዚዩ ጽቡቕ ነይሩ ይብል ብማስረጂ ብምቕራብኩም ካኣ ብዙሕ ክንምሃር ክኢልና ኢና ፡ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ኣቦና ን መ|ር ኣያናን ኣቦናን ቦኽረ ❤❤❤❤
Robin hawna, enka dahan mexakana❤
Thank you abona meimer bokere
👍👍👍💯💯💯🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር በኩረ። ዝሰርሕዎ ዘሎዉ ስራሕ ብዙሕ ምርምምርን መፅናዕትን ዝጠልብ ዕቢዪ ስስራሕ ኢዩ።
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@koala10ish አንታይ ፈኪሩ ዱ ኢትዮፕያዊ ኣብ ኣዲስ ኮይኑ ይዛረብ ኒስካ ኪኣ አሪትራዊ ኣብ ኣዲስ ኮንካ ትጻረፍ ን ወዲ ሃገር ዐዲካ ኪድ ትብሎ 😂😂
@@BiniYonas ኩሎም ዓጋመጉዛይ ላብ እላኮታቶም ዕጉምላንድ ክጉሓፉ አሎዎም፦ አኸለ፦
@@BiniYonas ኩሎም ዓጋመጉዛይ ላብ እላኮታቶም ዕጉምላንድ ክጉሓፉ አሎዎም፦ አኸለ፦
@@koala10ish ሓሲብካ ጽሃፍ ኩሎም አሪትራውያን አዮም ኣዲስ ዘለዉ ምስ ስድርኦም ተጋሩ ኣይኮኑን የህዋቶም ናብ ቲግራይ $5000 ከፊሎም ዝዑቆቡ ዘለዉ ዋላ አዚኦም ኣብ ምዕራባውያን ተሰዲድና ዘለና ኣዲስ ኡጋንዳ ከይድና ስድራና ንረኪብ ንምርዖ አንበር ተጋሩ ዐጋመ ኣይኮኑን ሊቢ ይሃብካ
የቀንየልና ኩቡር ኣቦና
ክቡር መምህር ዓብዪ ሰብ ለባም ኣቦና በዂረ ንዘለዓለም ንበሩልና ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኩም ኣምላኽ ታሪኽ ዘለዓለማዊ ምስክር እዩ መንነት ዘይቅየር ዘይልወጥ ክቡር ህያብ እዩ ።
❤❤❤ Anta sebay Ayttfeanna
Go tigray
ኣቦና💙💙😘
ሰላም ኩቡር አቦና እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብሀንቀውታ ክንጽበየኩም ።
መምህር በኹረ እንቋዕ ደሐን መጻእኩም ። ጠፊእኩምና
እንቋዕ ዳግማይ ድምጽኹም ሰማዕና ዶክቶር ቦኽረ ፥ ዳሃይኩም እኳ ብፈለጥትኹም ገይርና እንተፈለጥና ናፍቖትኩምን ጽምኣት ጽሩይ ትምህርትኹምን ግን ኣይከኣልናዮን ጸኒሕና❤
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@koala10ish
ስቕ ኢልካ ተማሃር ፥ ደንቆሮ !
@@fitsumabedefisseha4889 humum iu , gidefo zyimahayesh.☮️🙋🏽♀️🌹
Welcome prof. Bokre we miss u so much
Idmen tinan yehabkum
ALGS DIRBAY AGAME
ኣንታ ደጋል ዓንሰባ ኪድ ጥፋእ! አበይ አዲኻ ዘለኻ ቀለብ ዓሳ ውላድ ደንብያ ኢኻ።
@@tigrayelected4443 tigray IS ETHIOPfIA
ALGS DIRBAY WEDI HIRKAM
Yeqenyelna meemr Bokrr❤❤❤❤
መምህር ቦኽረ እዚ ኩሉ ዘሎ ናቱ ስምዒት እምበር ዝተጸንዐ ታሪኽ ኣይኮነን።
ሰዓብቲ እምነት ምስልምናን ካብ ኢትዮጵያ ዝመጹ ወረርትን ወትሩ ጸላእቲ እዮም ነይሮም ጸላእቲ እቲ ሃብታም መንነትናን መሬትናን ባሕርናን ድማ ኪዀኑ እዮም
🎉🎉🎉
ብሐረ ኣግኣዚ ነዞም ጠልጣል ሳሆን ጀበርቲን ከም ቀዳማይ ጸላእቲ ገሩ ከቀምጦም ኣለዎ
መምህር በጃኩም ናይ መሓመድ ግራይ ኣምጹልና
❤❤❤❤❤
Well come 😊🎉
Welcome ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
ALGS tigraway halami
ተረዋኢ ዓጋመ አርትራዊ ትመስለኒ ነር 🤗🤭🤗🤭🙄
😘😘😘😘😘
እሞ ሹዑ ኢትዮኦያ ኣካል ናይ ነገስታት ትግራይ መግዝኣትይ እያ ነይርን፡
ሰላም መምሕር ቦኽረ
ኢቶጵስ ዝበሓል ንጉስ ናይ ታሪኽ ኣሎ ድዩ? ካብ ካም እዩ ይብልዎ እሞ ብዛእባኡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ?
የለን ጌጋ እዩ።
@@God-db9vp ንምንታይ አዮም ደኣ ከማኡ ዝብሉ ዝሓወይ? ካበይ ኣምጽኦምዎ እዮም እስቲ ኣብርሐለይ
@@tigraiembeba4447 ንሕና ቅድሚ ዓለምና ታሪኽ ዝነበረና ሰብ ታሪኽ ኢና ዝብል ናይ ጃህራ መንፈስ ስለዘለዎም እዮም ብሓሶት ታሪኽ ዝሰርሑ፡ ገሊኦም ከኣ ነቲ ሓሶት ከየረጋገጹ ሓቂ መሲልዎም ይደጋግምዎ።
@@tigraiembeba4447 kam temben adi agame fictional zanta hasot
Dahlak was the Zanzibar of Abisinia people(Habesha).
A slave selling island ?
ክቡር ፕሮፈሰር መምህር ቦኽረጽዮን ወልደዮውሃንስ👃
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ነቲ ቋንቋናን ባህልናን ታሪኽናን ብግቡእ ትምህሩናን ትመርሑናን ስለዘለኹም
ኣኽብሮትናን ኣድናቖትናን ዝላዓለ እዩ።
መርሓባ ማእምር ቦክረ እንቓዕ ብደሓን መጻእካ
💯🔥🍂🍁🌻🌵💖🖤🌱🌶🍁❤💛💚 BiG Respect to Memher BOKRETSION 💖💖💖
👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿የቀንየልና ክቡር አቦና ቦኽረጽዮን
ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህር ቦኽረ ነት ዘይሕለል ኣስተዋጽኦኹም። ኣቦይ፡ኣቦሓጐታታና ነሕዋቶም እገለ-ሓመስ ኩናት ኮይኑ ምስ ተባህለ ክሕጉዘዎም ከም ዝወፈሩ ይነግረና ኢዩ።ካብ ቶራት ዓድና።
ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምስ ሄኖክን መምህር እንግሊዘኛ በየነ ሕማቕ ተሰሚዒኒ። ነቶም ኣቦሓጎታትና ዓዶም ከድሕኑ ወረርቲ ብምባሎም። ነቶም ወረርቲ መሬትና ግንጺ ኸ ደ ኣ እንታይ፡ይብሎም ይኽአወን?
እዞም ጸለምቲ ወተሃደራት ዘር ኣኹምና ካብ ሱዳን ምዃኖም ኢዩ። ኣብ ካል ኣይ ኩናት ኤውሮጳ ወተሃደራት እንግሊዝ ኮይኖም ኣብ ሃገርና ነሮም። ኣብቲ ኣብ ሓምሳታት ኣብ ሞንጉ ኣስላምን ንሕናን ዝነበረ ግርጭት፡ነቶም ኣስላም ከም ዝሓገዝዎም፡ካብ ከሰላ ረዳትከም ዝመጺ ዘይከሓድ፡ ግና ድማ ዘይንገር ናይ ትማሊ ታሪኽ ኢዩ።
በቲ ስራሕኹም ሕጉሳት ኢና። እግዚኣብሄር፡ሓይልን፡ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ታሪኽና መታን ከተውጉዑናን ክትእሙሩናን።
ዋላ ሓደ ኻብ ኣቦሓጎታትና በቶም ወረርቲ ባሮት ኰይኑ ኣብ ናይ እስላም ዓለም ባሮት ኰይኑ ኣይተሸጠን። መብዛሕትኦም ባሮት ካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ማእከላይ ኣፍሪቃ ከምኡውን ሱዳን ዝመጹ እዮም ነይሮም ።
56:00 ሩባ ሓድስ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ገጹ ኢዩ ዝፈስስ፣ ጌጋ ይኽለኣለይ ደኣ ምበር፣ ሩባ ሓዳስ ካብ በረኽቲ ቦታታት ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ነቒሉ፣ ናብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናብ በዓል ዙላ ኢዩ ዝፈስስ።
ሓደ መዓልቲ ድማ ታሪኽ ሊባኖስ ግለጸልና። ካብ ሊባኖስ እንታይ፡ክንመሃር ንኽእል?
edmen tenan yhabkum abona, sle eti astewatsokum nemesgn
መደብኩም ኣዚዩ መሳጢን መሓርን ኢዩ ብዙሕ ትጠፍኡ ኮይንኩም እምበር ፡ብውሕዱ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ኣቲኹም ብዛዕባ ጂግንነት ኣጼ ዮሃንስን ራስ ኣሉላን ብተደጋጋሚ ተትምህሩ ፡ተጋሩ ምእንቲ እዚ ሕጂ ኤርትራዊ ኢየ ስናዕ ዜግነት ንዝሓዘ ህዝቢ ማዕረ ክንደይ መስዋእቲ ከም ዝኸፈሉ ክርዳእ ምኽኣለ ኢየ ዝብል ❤❤❤
Welcome back long time
Long live brother Beckere tsion
Kibret yhabelna Meamir Bokre inqa bidahan metsakum 🙏🏽🙋🏽♀️👍🏽🫶🏾
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
@@koala10isheta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@@serenityshalom7387 ኩሎም ዓጋመጉዛይ ላብ እላኮታቶም ዕጉምላንድ ክጉሓፉ አሎዎም፦ አኸለ፦
@kola eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato neaka bushti anseba geyratka why anseba is Bushti cause anseba slaved more years than akele seraye etc that's why eta ab anseba ziatewet nai tilyan meshenit kebid dinkurna fetira anyway solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊😊
@@serenityshalom7387 ጋዕጋዕ ወዲ ገባሪ አድጊ፣ ችድ እስከ ላይ ዕጉምላንድኻ ግበር፣ ኤርትራና ንዓኻ ዓጋመጉዛይ አይምልከተካን እዩ፦
እንቛዕ ብደሓን መጻእካ
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
እዋ መእምር ቦኽረ ስብኣዊ ሲ ማሃሩና ዳኣ
ዕድሚኡ ግን ኣብ 1885 ዓመተምህረት 116 ዓመት ይኸውን ስለ ዘሎ ገለ ዝተጋገየ ሓበረታ ዘሎ ይመስል ኣብ ዕለተ ልደቱ።
YEKENYELNA Memhir Bokretsion.
ብህለት ክብል ከሎሲ ማለት ወይ ትርጉም ማለት እዩ። ንታይ እዩ እዚ ሰብ እዚ ብህለት ዝብል ቃል መሪጹ። ማለት ወይ ትርጉም ዝብል ቃል ዶ ትህርኛ ብንጹር ኣየለናን። እንታይ ማለት እዩ ብእሲ ኸ?
Yekenyelna kubur abona Bokre
ዝኸስተ ዘለኹ ክብል ድማ ይመርጽ ኣብ ክንዲ ክገልጽ ዝብል። ምኽሳት ማለት ድማ ምርኣይ ማለት እዩ።
ማኣምር ማለት ድማ መምህር ማለቱ እዩ። ንምንታይ ማኣምር ንብል፣ መምህር ዝብል ቃል ከለና
መትረብ ዝዊዝ ድማ ተዄዒቱ እምበር ኣይተራሕወን
ማኣምር ማለት ድማ መምህር ማለቱ እዩ። ንምንታይ ማኣምር ንብል፣ መምህር ዝብል ቃል ከለና
Agame komalat cenewuti funfunat fitret 😅😅
Tigray IS NORTH ETHIOPfIA
እሞ ትግራዋይ ዝባሃል ሽም፡ማዓስ ኣበየናይ ክፍለ ዘመንን ትግራዋይ ተባሂሉ እቲ ትግራዋይ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ከ ኣብዛ ሕጂ ክልል ትግራይ ትባሃል ኩሎም ድዮም ተጋሩ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኒሮም ሲ ወይ ኣብ ውሱን ከባቢ ትግራይ እዩ እዚ ትግራዋይ ዝባሃል ሽም ኒሩ ።ኣበየናይ መጽሓፍ ከ ንረኽቦ እቲ ናይ መጀመርታ ትግራዋይ ወይ ትግራይ ዝባሃል ኣጻዋውዓ እሞ እዚ ታርኽ ከምዚ ናይ ሎሚ ወያነ ትገብሮ ታሪኽ ሰሰሪቃ መጽሓፍቲ ደርዲራቶ ዘላ ኮሙኡ እዩ እቲ ቀደም ውን ታርኽ ሰሪቆም እዮም ዝጽሕፍዎ ኒሮም ታርኽ ኢልካ ትምህር ኣለካ ሕጂ ኣብ ዘመና ዝተገበረ ብተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኢረትራውያን ከ ሕጂ ዝግበር ዘሎ ኣብ ልዕሊኩም ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ከ ማሓመድ ባሽ ድዩ ዝገብሮ ዘሎ ሲ ወይ እቶም ተጋሩ ባዕልኩም ኢኩም ትገብርዋ ዘለኩም
ብዛዕባ እቲ ኣብ ቀረባ ጊዜ ብነገስታት ኢትዮጵያ ዝተገብረ ገበናት ከየገደሶ ብዛዕባ ናይ ግብጻውያን ኣጋኒኑ ክዛረብ ከሎ መልእኽቱ እንታይ እዩ እዚ መምህር ቦኽረ ዝባሃል ድሑር ሰብ?
እዋይ ቦክረ ጽንግሊል ዕልክሊል እዩ ዕላልካ
እሞ ሹዑ ኢትዮኦያ ኣካል ናይ ነገስታት ትግራይ መግዝኣትይ እያ ነይርን፡እዝን ዝተዓመፃ ጀጋኑ እየን፡ ፃውታዊይ ጦርነት እዩኾ እቶም ቖልዑት እውን ጀጋኑ እዮም፡
ክሳብ ህዝይ ብሃይልይ ኣትዩ መሬት ትግራይ ዝገዝእ የለን ብጀካ ውዲይ ዓዲይ ትግራዋይ፡ ስለዝሃለዊዎ ከብይድ መስዋኣትይ ከፊሎም፡
መእምር ቦኽረ ኣቦ ታሪኽን ፊደላትን; ኣዚዩ ብጣዕሚ ፅቡቕ መደባት የቕርቡልና ኣለው::ናይዚ ዘበን መኳንንቲ እቲ ቅኑዕ ታሪኽ እናዛብዑ; ሃፀይ ዮሃንስን ራእሲ ኣሉላን ንህዝቦም ሓበሻ ክከላኸሉ እዚ ኹሉ ኩናት ኣካይዶም ብዙሕ ህዝቢ ኣሰዊኦም ምድሪ ሓበሻ ካብ ወረርቲ ሓራ ገይሮምስ: ሎሚ ፖለቲከኛታት ህግደፍ ንሃፀይ ዮሃንስን ራእሲ ኣሉላን ወረርቲ ወይ ባዕዳዊያን ገዛእቲ ኤርትራ እዮም ነይሮም ይብሉና ኣለው::
እዚ ሰብ እዚ ሃለው የብለና ኣሎ ጥራሕ።
ንምንታይከ ንምስሪ ምጽሪ ኢሉ ይጽውዖ ኣሎ።
1:11:20 ፎርቶ ጉራዕ ኢዮም ጽሒፎሞ ዘለዉ
Ato Buokre you are telling us old history, yes you can write the old history ,but the old history is changed politically and geographically.The history of Eritrea and Ethioia is also changed. You are trying to connect Eritrea and Tigray ,which is impossible because Tigray is a province of Ethiopia.If Tigray is united with Eritrea you have to understand that Ethiopia will continue war against those you are saying to be united Eritrea and Tigray. Please write a book the people to read and to know the old history.
እዛ ኢርትራ ምስ ትግራይ ኣፅግዒ ኣብልካ ፡ምዓር ምስ ትግራይ ክትገብሩዎ ክንደይ ትፅዒሩ፡ እቱይ መሬት ናይ ትግራይ ነግስታት መግዝኣትይ እዩ ነይሩ ዝቓለሱ ዝነበሩ ክኣ ተጋሩ እዮም፡ ብክንደይ ተከብይቦም እዮም ንህልውና ዝቓለሱ ነይሮም ነገስታት ተጋሩ ዝገርም፡ ኣይትንበር መሬትካ ክንውሪር ኣይትባሃል፡
😘😘😘😘😘😘😘🙏🙏🙏
ሀገር ማለት መሬትኢዩ
ኣብ ሞንጎ ዘረባኹም ብዛዕባ ኹናት ጉንዳዕን ጉራዕን ጽቡቕ ጌርኩም ትትንትኑዎ ኢኹም ኢለ ተጸብየ ነይረ ትንክፍ ትንክፍ ኣቢልኩም ሓሊፍኩምዎ
ዕምቖት ዘለኩም ሰብኣይ ኢኹም። ንመወከሲን መምሃርን ዝኾነና ዝሓተምኩሞ መጽሓፍ ይህልወኩም ዶ፧ ኣምላኽ ፍልጠትኩም ይባርኽ ።
Dudan areb andu seb zsheyt znebere. Reyom ando semserti seb kshetu ab sudan libya.kab tnti asom eyom seb dshetu. Ab eritrea kea aklabat alewuwom
ተግር- ተጋሩ ብዛዕባ ዒራቕ ዘይትዛረቡ። ኣካዲት እምበር ትግርኛ ኣይንታይክሙን እዩ። ራሰይቲ ሰረቕቲ ሸፋቱ ትግራይ የውሃንስ :አሉላ ክሰርቁ እምበር እንታ ክዋጥዩ ንምድሪ ባሕሪ ዝኸዱ? ምድረ ባሕሪ ኤርትራ ን 3 አማኢት ዓመታት ንተግር(ትግራይ) ንምድሪ አምሓራ ገዚኡ የምሓድር ምንባሩ ዶ ትፈልጥ? ደደብ !
ርኹስ ሰብ ኢኻ:: ከልቢ ትግራይ😂
ብሰንኪ ኦርቶዶክስ አዪ ሂዝቢና ጸኒቱ። ነቶም ብ ዓመጽ ዚተወልዱ ኣብ ኪንዲ ክርስቲና ዘጠምቕውም ን ዘይፈልትዎ ኣቦኦም ሃይማኖት ኢስልሚና ሂቦሞም። ወይ ዊሊድ ሚስ በሉ ሓኒቆም ክቀትልዎም ነርዎም። አዚ ኩሉ ጀባሪ ሕጂ ተፈጢሩ ዘሎ ብ ሰንኮም አዪ። አዚኦም ረሳሓት ጀበርቲ ሚስ ጥልጣል ሳሆ ቀንዲ ጸላእቲ ሕዝብና አዮም
እዚ ናይ ጽልኢ ኣስተምህሮኻ እንታይ ንምርካብ እዩ እቲ ዕላማ። እቲ ታሪኽ ናይ ኩላትና እዩ። ሃይማኖት ክርስትና ይኹን እስልምና ብፍታው ዝተቕበለ ሕብረተሰብ እዩ። እዚ ቆንጭልካ ታሪኽ ከምዝጥዕመካ ጌርካ ኣዘንቲኻ ንሕናን ንሶምን እንዳበልካ ኣብቲ ተኸባቢሩ ዝነብር ሕብረተሰብ ብዓይኒ ጺልኢ ክምዝጠማመቱ ጌርካ ንሓድሕዶም ብኪናት ክቅታተሉ ከም ሬድዮ ርዋንዳ ጽልኢ ትዘርእ ኣለኻ።
ንሕናን ንሳቶምን ኢልካ ምሕሳብ መጀመርያ ናይ ውግአ ኢዩ። ኢዚ ኢቪል ኣተሓሳስባ ኣወጊድካ ሰብኣዊ ኩን። ሰብ ኩሉ ሓደ ኢዩ። ንሕና አንታይ ዘኩርዕ ታሪክ ኣሎና ስጋብ ለይቲ ሎሚ ብጀካ ውግአ አቲ ንስካ ትነገረና አኮ ናይ ውግአ ጥራሕ ኢዩ። ኣየናይ ትምህርቲ ኣተኣታትዮም ፡ ጽርግያ ድዮም ሰሪሖም። ሕርሻ ዱዮም ኣማዕቢሎም ። ብታርክና ክንሓፍር ይግባአ ንኣአምሮ ዘሎዎ
ኣቦና መምህር! ኤረትራውያን ኣብ ኤረትራ Geography Eritrea 🇪🇷 ዝነብር ህዝቢ እዩ።
You have a German 🇩🇪 passport -but the German hundred years ago was -Prussia-Poland-Lithuania-Ukraine-or Hungary
ትናንት ዛሬ አይደለም !! ናይ ኣምሕርኛ ደርፊ ኔሩ !
ትማሊ ሎሚ ኣይኮነን።
You are wronge about your story about Umkulu. Umkulu is a swedish mission center.
😂 please dont talk about only yesterday, he is talking hundreds of years back
ዶብና ስዋኪን !!!
እዚ ናይ ኣግኣዚያን ሕልሚ እዩ!!
At Berlin, the Europeans divided Africa, but went two world wars, destroying each other.
The US came as the sole superpower, and after 1945 they decided and create conflict in Africa.
Most conflict have external causes.
መን እዮም ናይ ዘበንና ፓሻ ?
ራእሲ መለስ ዜናዊ.
ሃፄ ዮሀንስ ን General Napier መሪሆም ን ሃፄ ቴድሮስ ዘቅተሉ ባንዳ እዮም።
Ezi Sebeay Haki Keyetezarebe Kemewet U Ewyyyyy Kid Negaleka Amahader Mab Najeria Keyeda Ala
Ayenay eyu haqi zeykone ?
ቕድድም ክትእመር ሃቅን እስከ፥ ካብ መልሓስካ ኣቐዲምካ ምውርዋር ፥ ኣየናይ እዩ'ኸ እቲ ዘይሓቂ፥ እትብሎ ዘለኻ ብጽብጢ ከተቕርበልና'ዶ ምኸኣልካ፧
ወላስ ካብዞም ጃብሪን/ጀብበርቲ ኢይይኻ፧
መእምረይ ድማ፥ ለዚኣቶም ብዙሕ ዲል ኣይትሃብዎም ባዕልና ክንተሓሓዞም ኢይና፥ ወዝተረፈ ነዊሕ ዕድመ፥ ይምነየልኩም ልዓና መታን ክጥዕመና ❤
Agaminos deki Temben😂
ኖ ተምቤን እዮም ደቂ ዓጋመ
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊😊
@@tigraiembeba4447 kullom hade temebenino agamino tegarino tegarino
ቤተ ክርስትያን!!! እዛ መጥፊእታና!! ምኅር ቀጽልዎ በቃ።
ብከመይ መጥፊእትና ኮይና እስከ ግለጾ ሞ እንበር ተጋጊኻ ኣለኻ፡ ግን ግለጾ።
@@God-db9vp ክንዲ ክንነቅሕን ክንዓብን እተምህር በንጻሩ ንጸላኢ ዝሕግዝ ኣተሓሳስባ ትጽዕነና። ክንዲ ንመከራ ብኸመይ ጥበብ ዓጢቕና ንሰግሮ ትገብር "ጨውን ዝቑርጠምን ሒዝኩም ምጾታት ተጸበዩ" እንበለት ስለ ትምህር። ገለ ብሓጺር ከብርሃልካ።
@@teamemerhawi7731 እስከ በል ንቤተክርስትያን ዝወቐስካሉ ምኽንያት ንኽንነቅሕ ስለዘይመሃረትና ዝብል ሓጺር ንጹር መልሲ ሂብካኒ ኣለኻ፡ እዚ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ኢለ ኣይሰማማዕን እንድየ ቅድሚ ሓሳበይ ምግላጸይ ግን ሓንቲ መልሰለይ፡ ሃጸይ ዮሃንስ ከመይ ትገልጾ፧
The church feeds the poor every Sunday. It is one of the blessed institutions.
@@God-db9vp ብዘይ ቀላዓለም ጅግና። ቆራጽ ሰብኣይ ሙዃኑ ኸኣ ይፈትዎ። ብዝኾነ ሃጸይ ዮሃንስ እሞ ወዲ ቤተክርስትያን እንድዩ ነይሩ ክትብል ትኽእል ኢኻ። ግናስ ቀስ ኢልካ መርምር ሱሩ ኩሉ ጸገማትና ወለል ኢሉ ክርድኣካዩ። በቃ ኣገናዝብ መርምር መርመር መርመር ሓጥያት ዝበሃል ፖሊስ ከይፈራሕካ ናጻ ኮንካ ኣስተንትን፡ ብዝኾነ ብኸመይ ክንሕዞ ኣለና ናታ ነገር ምስ ግዜዩ ዝረአ። ክሳብ ሽዑ ግን ከም ሓውኻ ብደወይ ክዛረበካ " ምንባብ"ጽቡቕ ይመስለኒ ንግዚኡ። ከም ድፍረት ግን ኣይቆጸረለይ።
ችድ ቆንዳፍ ዓጋመጉዛይ ጻሕጻሒ፦ ኪድ ንዛላምበሳ አብ ኣዲስ ኮይንካ አይትፈክር፦ ክ ክ ክ
Silezeytifelit titsaref aleka, bado
Hasawi sebai
Jemireka lekbat eti tereka kemou aikonen xebuq gerkum tergummeley eilka tenten
Kkkkkkkkk
Brain wash lelewa leybla 😂
ሐሰውቲ 😂😂
I LOVE, RESPECT AND TREASURE ALL THE BEAUTIFUL, ORIGINAL, UNIQUE REAL OURSTORY VIDEOS . MY ARCHIVE . TO TEACH ME MY ME'NET. KNOW THE LEDGE - NO TEK NO LOGIC NONSENSE. 💯🔥🍁🌻🌵💖💖💖