Sunday Sermon ኣገ.BitsuAmlak Part One -10/01/23

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
  • ማሕበር ህያው ኣምላኽ ኦኽላንድ
    livingodoakland...

ความคิดเห็น • 87

  • @lucasnegashfine5084
    @lucasnegashfine5084 11 หลายเดือนก่อน +5

    We need honest preacher like him in our society

  • @Jaywalker851
    @Jaywalker851 11 หลายเดือนก่อน +27

    ብዙሓት ሰባት ንብጹአምላኽ ከም ተጻራፊ ገሳጺ ስለዝርእይዎ ክነቕፍዎ ይስማዕ ምኽንያቱ ጠጥዑሙ ኢና ክንሰምዕ ንደሊ ቃልአምላኽ ግን ካብ ክልተ ዝአፉ ሴፍ ይበልሕ ከምድላይካ ክትገብሮ አይክአልን እዩ ብሓቂ እቲ ጸገም አብኡ ድዩ ላላ አይኮነን እይ ጸገም አባና እዩ ንሕና ስለዘይተሰራሕና ንዓና ዝሰማማዓና ስብከት ኢና ንደሊ እዚድማ ድኽመት ናትና እዩ ብዙሓት ክርስትያናት ደግኦምን ውሽጦምን በበይኑ እዩ ልሱናት መቃብር እና ኾይና ዘለና

    • @gualyesusyerus5813
      @gualyesusyerus5813 11 หลายเดือนก่อน

      ሀይ ሓበሻ ስለዝኮንኩም ኣይትሰምኡን ኢኩም እንዳበለ ዝሰብክ እንዳፍረሰ ክሓንጽ ዝፍትን :ብቃል እኳ እዩ ኩሉ ዝእየ:ብሽም የሱስ ብክርስቶስ ,ብመንፈሳውነት ክትጥመት ወይ ክትረአአ እዩ ዘለካ ጎዶሎና እንዳረኣየ ዕብየት እዩ ነጊሩና ክርስቶስ
      ዝርእይ ዓይንን ዝሰምእ እዝንን ስለዘለኩም ብጹኣን ኢኩም ኢሉኒ ብጽእና ረኪበ ኣይትኣሽው

  • @FevenTesfalem-w9e
    @FevenTesfalem-w9e 10 หลายเดือนก่อน +3

    Baba bexu amlak yebarka xeruy temherti kemaka yebzhulna

  • @BeilulMerhawi-n3l
    @BeilulMerhawi-n3l 11 หลายเดือนก่อน +2

    Eza melkti wesideya aleku Danke Baba Bxuee

  • @awetyosief2605
    @awetyosief2605 5 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you Baba❤❤❤❤

  • @mieronteklay7137
    @mieronteklay7137 11 หลายเดือนก่อน +4

    I love Baba Bustue nay bhaki emun agelgali amlak

  • @Kibrom-m5f
    @Kibrom-m5f 11 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you abundantly baba Bxue

  • @luwamgebrezgabiher
    @luwamgebrezgabiher 11 หลายเดือนก่อน +2

    God bless u baba bxue ❤❤

  • @yorusalemmulugheta9275
    @yorusalemmulugheta9275 11 หลายเดือนก่อน +4

    Bless You Baba Bixue❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lucasnegashfine5084
    @lucasnegashfine5084 11 หลายเดือนก่อน +2

    I really love him

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 11 หลายเดือนก่อน +11

    ባባ ብጹእ ነዊሕ ግዜ ጠፊኢካ ኔርካ ፡እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ ፡ናትካ ኩሉ እዩ ጥዑም ትምህርትካ መግናሕትካ ፡ትክክለኛ ኣቦ ኣምላክ ናዓና ክብል ዕድሜካ የንዋሓዮ

  • @awetteklemariam5134
    @awetteklemariam5134 11 หลายเดือนก่อน +1

    አምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ዘነቓቕቕሕ ትምህርቲ 🙏

  • @danielefrem
    @danielefrem 10 หลายเดือนก่อน +2

    Baba Btsuii, berekett nay betekrstyann, memeliski bkbri bqbatt tegelexx

  • @Aki-rl2wz
    @Aki-rl2wz 9 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you baba Betu more blessings 💙💙💙

  • @eyobedpetros9048
    @eyobedpetros9048 11 หลายเดือนก่อน +4

    Baba Bixu tebarek!! ❤😊

  • @KebronTedros-by8ee
    @KebronTedros-by8ee 10 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you father bxueamlak ❤❤❤

  • @gospelofjesuschristrome1-16
    @gospelofjesuschristrome1-16 11 หลายเดือนก่อน +5

    ምውሳኽ ብምንታይ ይመጽእ:-
    1)-ብሂወት ይጅምር፣ ዮሃ 5 ን 10ን፣ 1ዮሃ 5
    2) ብምስማዕ ይውስኽ፡ ማር 4
    3)-ብምቕናእ ይውስኽ ፡ 1ቆር 12-14
    4)-ብትግሃት ይውስኽ፣ ሮሜ 12፣ 2ጴጥ 1
    5)-ብምውፋይ ይውስኽ፡ 1ጢሞ 4:6-16
    6)-ብምእዛዝ ይውስኽ፡ ያዕ 1
    7)-ብሕብረት(ምስ ጸጋ ቅዱሳን) ይውስኽ፣ ኤፌ 4, ቆሎ 2:1-3
    1 ጢሞ 4:6-16 =
    -1)-Consecration(ርእስኻ ቐድስ)
    -2)-Devotion(ርእስኻ ኣልምድ),
    -3)- Cultivation(መንፈስካ ኰስክስ)
    -4)- Meditation(ኣጸቢቕካ ሕሰብ)
    -5)-Dedication(ርእስኻ ወፊ)
    -ነቲ ዘይበጻሕካዮ ምምጥጣር! ፊሊጲ 3:3-14
    ኦሪት ዘዳግም 33
    9፤ ብዛዕባ ኣቦኡን ኣዲኡን፡ ኣይርኤኽዎምን፡ ዝበለ፣
    ነሕዋቱ ኣየለለዮምን፣
    ንደቁ ኸኣ ኣይፈለጦምን።
    ቃልካ ሐልዮም እዮም እሞ፣
    ኪዳንካ ኣጽንዑ።
    ኤርምያስ 6 - 10 እንሆ፡ እዝኖም ዘይተገዝረ እዩ፡ ኪሰምዑ ኸኣ ኣይኽእሉን እዮም። እንሆ፡ ቃል እግዚኣብሄር ነውሪ ዀይንዎም እዩ እሞ ባህ ኣየብሎምን። እምበኣርከ ምእንቲ ኺሰምዑስ፡ ንመን ደኣ ኽዛረብ፡ ኣብ ቅድሚ መንሲ ኽምስክር እየ?

  • @petroshabtom6323
    @petroshabtom6323 11 หลายเดือนก่อน +2

    Tsega amlak ybzhalka baba bxue!!❤❤

  • @a.m.k5967
    @a.m.k5967 11 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabhier ybarkhka Baba Butsue-Aamlakh

  • @milkiastareke4289
    @milkiastareke4289 7 หลายเดือนก่อน

    God bless you all !! Jesus is the King of kings !!!

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem8284 11 หลายเดือนก่อน +1

    We love you baba baxu God bless you 🙏

  • @lemlemmebrahtu2110
    @lemlemmebrahtu2110 11 หลายเดือนก่อน +3

    Goyta yebrarka.baba Buxuee❤❤❤

  • @johnfeday1394
    @johnfeday1394 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @gospelofjesuschristrome1-16
    @gospelofjesuschristrome1-16 11 หลายเดือนก่อน +2

    Baba love u ❤❤

  • @nebiatberhane394
    @nebiatberhane394 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዝገርም ትምህርትይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድሜ ይሃብካ ባባ ብጹእ 💞💞💞💞💞💞💞

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 11 หลายเดือนก่อน +1

    Goyta abzihu yebarka Baba BitsuAmlak

  • @Betty612
    @Betty612 11 หลายเดือนก่อน +4

    ጎይታ ይባርኽካ ባባ ብጹእ ኣቦ ብዙሓት ❤❤

  • @AbrahamNishan
    @AbrahamNishan 11 หลายเดือนก่อน +1

    Best preach from Betsue !Gbu

  • @wordoftruth8727
    @wordoftruth8727 11 หลายเดือนก่อน +3

    ነውሕ ዕድመ ንበረልና ባባ ብጽእ ❤

  • @unknownyoudontknowme8231
    @unknownyoudontknowme8231 10 หลายเดือนก่อน +1

    GBU father ❤❤❤❤

  • @fretekeleab6431
    @fretekeleab6431 11 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you , you are blessed to be thought the timely message

  • @mariyamaniel7958
    @mariyamaniel7958 11 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen 🙏🙏

  • @bmtck9399
    @bmtck9399 11 หลายเดือนก่อน

    God bless you 👏👏👏👏👏

  • @simonwoldeyesus6403
    @simonwoldeyesus6403 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን!!!

  • @abelabebe4963
    @abelabebe4963 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kabtom xruyat agelgelti terifuna zelo enko agelgali zeytekeyere, let's look after the real pastors, and also the people who are still on old type of born again let's create a group and support the real pastors please.

  • @Bereket-mi5sg
    @Bereket-mi5sg 11 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome back baba bixue!

  • @sarahaile6506
    @sarahaile6506 11 หลายเดือนก่อน +3

    God bless you baba bixua sebaki xidki ❤❤❤❤

  • @fevenfisshaye5790
    @fevenfisshaye5790 11 หลายเดือนก่อน +1

    Tebarek baba Bsue

  • @KokobMulugeta
    @KokobMulugeta 5 หลายเดือนก่อน +1

    Baba bxue ybzahlka

  • @rahwagebreghergish7342
    @rahwagebreghergish7342 11 หลายเดือนก่อน +1

    I miss you so much bixue blessed

  • @belovedabrahampastormelake1799
    @belovedabrahampastormelake1799 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብጹእ ሓወይ ብሩኽ ንስኻስ ንበረልና ዳኣ ኣምላኽ ጸጋን ዕድመን ይወስኽካ

  • @rahwaweldetensae3972
    @rahwaweldetensae3972 11 หลายเดือนก่อน +3

    GBU baba❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlmazGhdey-s3r
    @AlmazGhdey-s3r 11 หลายเดือนก่อน +1

    Welldone

  • @berhanestefanos6788
    @berhanestefanos6788 หลายเดือนก่อน

    He is a blessed Pastor, I allways follow his Sermons. I know that he has written some books or brochures, I don't know how to buy or get them, is there anyone who can give me any hints? Thank you

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 11 หลายเดือนก่อน

    God bless you baba Bxue bruk ❤❤❤

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 11 หลายเดือนก่อน +1

    He has the teaching grace, God bless him

  • @israel8104
    @israel8104 11 หลายเดือนก่อน +1

    Baba bxue Amlak funny and jgna ❤

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቀኛ ፓስተር ሓደ ርእየ ኣለኹ

  • @tesfaalemhabtom8268
    @tesfaalemhabtom8268 11 หลายเดือนก่อน +1

    Yes true

  • @saba275
    @saba275 8 หลายเดือนก่อน

    Beloved be peace maker no need to take sides 🙏

    • @milkiastareke4289
      @milkiastareke4289 7 หลายเดือนก่อน

      He never took a side, if you're concerned about religion. In fact, he doesn't care about religion. He's direct and preaches only about Jesus.

  • @erinatey2165
    @erinatey2165 11 หลายเดือนก่อน

    Ezgabiher amilak mihret yewurdelkum

    • @milkiastareke4289
      @milkiastareke4289 7 หลายเดือนก่อน

      Amen! Niaka kea mihret yewridelka ! mifrad xibuk aykonen emo xibuk girka simayo kidm, bzaeba nebsika kea hiseb.

  • @TheOvercomer_s
    @TheOvercomer_s 10 หลายเดือนก่อน

    መኣረምታ! 12:34 - ቅኖና መጽሓፍ ቅዱስ ካቶሊክ፡ 72 (73 ንድጉዓ ኤርምስያ እንተፈሊናያ) ዝሓዘ ኢዩ። The Catholic bible is 73 books, not 76 or 79!

  • @BeilulMerhawi-n3l
    @BeilulMerhawi-n3l 11 หลายเดือนก่อน

    Painfull memory

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 11 หลายเดือนก่อน

    ዋድሕ ዝረባ

  • @akberebereke2646
    @akberebereke2646 11 หลายเดือนก่อน

    Pappa bxu bruk

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጹኦ ሓወይ እታ ምእዛዝ ንጎይታ፡ እወ፡ ናይ ሰበይትን ሰብኣይን፡ ምእዛዝ ፡ ትብላ ግን፡ መጀመርያ ብዛዕባ ሓዳርን ክትምህር፡ ኣሎካ። ኣብዚ ግዜዚ ፡ ኣብ ፡ ውሽጢ ሓዳር፡ ዘሎ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ፡ መንፈስ እዚ ግዜዚ ኣሎሞ፡ እቲ፡ ምእዛዝ ትንሎ ዘሎኻ ፡ ኣብዚ ክትንትኖ ኣይክእልን እየ፡ ስለዚ ብኽልቲኡ ወገን በቲ ሰብኣይን፡ ሰበይትን ፡ ከተነጽሮ ኣለኻ። ብድፍኑ ግን ፡ ኣምላኽ ንዘይፈቕዶ፡ ክእዘዛን ክትእዘዞን ፡ ብሕልፊ ብደቂ ተባዕትዮ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ፡ ክኾናሎም ዝደልይዎ፡ ኣሎሞ፡ መጀመርያ መጽናዕቲ ፡ ግበረሉ ኢኻ። ተኣዘዝዮ፡ ተኣዘዛ፡ ምባል ፡ ብቓል ቀሊል፡ እዩ። ብዛዕባ ሓዳር ምሂርካ ኸምኡ፡ ክትብል ግን ቅኑዕ፡ እዩ። እዚ ክብል ከሎኹ፡ ኣብ ህይወተይ ስለተሞኮርኩሉ እየ። ተባረኽ።

  • @zenay7056
    @zenay7056 11 หลายเดือนก่อน +1

    እሽ ዘሕዝነካ ጊን እቶም ግዚኦም ቀቲሎም ንዓኻ ዝሰምዑ መሳኺን

    • @STZ77
      @STZ77 11 หลายเดือนก่อน

      እቲ ዘሕዝን ንስኻ ኢኻ ፡ ሓቂ ጸላዕላዕ ዝበለካ !

    • @RahbotNhzbey
      @RahbotNhzbey 11 หลายเดือนก่อน

      Ezi werkawi Abo nsun tmhrtu kemu zbelu ybzhulena. Baba Bxue bruk zemenu ybarek 💙💙💙

    • @wordoftruth8727
      @wordoftruth8727 11 หลายเดือนก่อน +2

      እቲ ዘሕዝን ነዚ ስብከት ክትሰምዕን ኮመንት ክጽሕፍን ግዜኻ ዝቀተላ ደኣ ወልኻ፡ ንሕናስ ናይ ክቡር ኣቦናን ናይ ኣምላኽ ሰብ ቃልን ኢና ክንሰምዕ ግዜ የሒሊፍና። ተኺኢልካ ብዛዕባ ባህሪ ኣምላኽን ብዛዕባ ቅድሳት ጽሑፋትን መርምር፡ ደሓር ልውጥ ክርስትያን ክትከውን ኢኻ።

  • @TzigeredaEyassu
    @TzigeredaEyassu 11 หลายเดือนก่อน

    The catholic canonical No. Bible Books are 73. They are not 79. Don't give false teachings.

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 11 หลายเดือนก่อน

    እዞም ፓስተራት ሓበሻ ስብከት ዘይስህብን... ምክንይሳት ዛንታ ሰባት ናይ ምጽሓፍ ቅዱስ እዮም ዝምህሩ.. ሂወት ዝልውጥ ኣይምሕሩን ዓቅሚ የብሎም..
    2-3 ጥቅስ ሕዝካ. ሂወት ዝልውጥ መግድታት ኣነ ዝኣምኖ ዝገብሮ ዘለኹን ክምህር ይኽእል. እይድ
    ግን ዛንታታ ሰባት አብ ምጽሓፍ ቅዱስ ኣይልውጥን... ካልኣይ ተራ ሰብ ዝርድኦ ኮንካ.. ምጥቃም... Practical ሰብ ክገብሮም ዝኽእል ምምሓር.
    ኣምላኽ ኣይልውጥን
    ሰብ ውን ባናቱ ሓይሊ ክልወጥ ክብድ ይብል
    ግን.. ምስ መንፈስ ቅዱስ ን. ቃልን ሓቢርካ ጥልውታ ንሳኻ ጥራሕ ኢኻ
    ኣምላኽ ኣይልውተካ ሰብ ኣይልውጥ መንፈስ ቁዱስ በይኑ ኣይልውጥን

  • @BiniamZerai-b2n
    @BiniamZerai-b2n 11 หลายเดือนก่อน

    Zemene sebeyti😂😂😂 ezis seb toqoxurus yisebik kea. Ke hinket!!???😂

  • @samiti1
    @samiti1 11 หลายเดือนก่อน +2

    ንፉዕ ኢዩ ግን ፍርቂ ግዚኡ ኣብ ጸርፊ ኣብ ምኽሳስ ዘሕልፎ ኮይኑ ...ኣብቲ እዋን ውግእ ድማ ንወያነ ክድግፍ ነቲ ስብከት ረሲዕዎ ።

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 11 หลายเดือนก่อน +5

      ይደግፍ ከም ድልየቱ ካብ ክሓድቲ ቤንጠ እዚ ብ ዓሰርተ ኢድ ይበልጽ

    • @fretachannel
      @fretachannel 11 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀከዳዕ እኮ ሽያጥ ሃገር ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር እዩ። ንወያነ ዝድግፍ ኤርትራዊ የለን።

    • @RahbotNhzbey
      @RahbotNhzbey 11 หลายเดือนก่อน +2

      Aye tedengx eka n Eritreawi xerfi aykonen betri keman ygbo. Zeynatu aythapo nay manm degagafi aykonen nhaki dew zble kab mdrawu neger zwexe jigna nresu zeynebr eyu. Ayfeletkayon 😢

    • @RahbotNhzbey
      @RahbotNhzbey 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@fretachanneldfretka ab hmak keyewdkeka zeytfeleto aytzareb. N men kemtdafer zeleka flet

    • @habenteklu8138
      @habenteklu8138 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@fretachannel ኣየ ጰንጠ ፖሎቲከኛታት 😆ፖሎቲካ ኣንቢብኩም ድማ ዘይትኽአልዎ ። ደይትፈልጡ ዲኹም ኮይንኩም ክርስቶስ ሃገር ከምዘይብሉ ?
      ብዛዕባ ሰብ ግዳ ዘይትሓስቡ

  • @MikiMiki-fw2hq
    @MikiMiki-fw2hq 11 หลายเดือนก่อน

    😂😂

  • @yohanasereke2876
    @yohanasereke2876 11 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ኣቦይ ክንደይ ዓጀውጀው ትብሉ ኢኩም: እንታይ የእተወኩም ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ካቶክሊክ ዝምህርዎ ንዓኩም እንታይ ይምልከተኩም: የሱስ የሱስ ናይ ዝበልካ ንማርያም ናይ ዝከሓድካ ድዩ ክርስትና ተሕዝኑ: ብገንዘብ ናይ ሰዓብቲ ጴንጠ ጌርኩም ደኣ ዓዲ ዓዲ ተዛወሩ ካልእ ሓንቲ ተፍርይዎ የለን::

    • @milkiastareke4289
      @milkiastareke4289 7 หลายเดือนก่อน

      Kigermeka pente kea aykonen, wela n pente eyu zigsxom. Kab mexhaf kidus wexai tezaribu ayfelitn eyu. Yirdeani eyu ab haimanot tigdes ente koynka ezi zerebau kehemeka, gn orthodox catholic zibehal aytrekibn ika ab Bible. Hade zegedis Yesus trah eyu, kulu hasabna zerebanan kea nisu trah eyu kikewun zelewo.

  • @danielbereket6078
    @danielbereket6078 11 หลายเดือนก่อน +1

    አዚ ሰብኣይ ሸቓጣይ ኢዩ ነይሩ ፍሉጥ ቐደም ብገንዘብ ምሽቓት ዝለመደ ሕጂ ኽኣ ብሃይማኖት እንጀርኡ በሲላ ኢያ

    • @RahbotNhzbey
      @RahbotNhzbey 11 หลายเดือนก่อน +2

      Amlak mhretu yewrdeleka tedengx seb eka

    • @okbazgidbus
      @okbazgidbus 5 หลายเดือนก่อน

      ata ms amlak mxrar yewaxaka du n ??????????????????????????

  • @phili8384
    @phili8384 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤