ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሊንክ ሓገዝ ን4 ደቑን በዓልቲ ቤቱን donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR0tnaqfY1iTJRVZrd9OhvUUMWlS35YMWDeTHMPj8u4D5LdpGaf1qOBa-Yg_aem_AZ6lFpR3YZAQ7Xkz5l6ioU4U_rzu6mWqB5qWMwMPfhoCHwfx2hp1zO_JKfO3G7tm6mCQae5tthiobU6rDxDZAzKG
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😅😊😊😅
ሓደራኻ ጎይታ ኣለም ክርስቶስ (እሙን ጎይታ ኢኻ እሞ ) ብሰላም ኣብ ኢድካ የዕርፎ🙏🙏🙏😭
ባእ ኣነስ ኣይከኣልኩን ሽደነይ እዙይስ ይቅተል ኣላዪ ስድራ ጅግና መንእሰይ ኣታ ከመይ እዮም ዞም ህግደፍ እምበርዶ ደቂ ሓደ ዓዲ እዮም ፅንዓት ንስድራን መቃልስቱን ይምነ ሓወይ እዋይ ቡዙሕ የሕዝነኒ እዩሞ ናይዙይስ ከምዞም የሕዋተይ ተሰሚዕኒ 💊💙😭
Ahhh
😢ወላ ኣነ 😢😢
Tegaru seneate yehabekume.
መንግስቲ ስማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😢😢 ፅንዓን ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ መቃልስቱ 😥 ስላሙ የውርደልና ፈጣሪ 💐 ናይ ፍናን ግጥማ ኩሉ ግዜ እየ ዝስምዖ 😢
Abey zelo kalsi yu
ፅናዓት ይሃቡኩም እሕዋተይ. ንሓውና ውን መንግስተ ስማይ የዋርሶ 😢
ክትነብር እንዳደለኻ ምንባር ካሊኦምኻ ዞም ኣራዊትኣብ ሑቅፊ ቅዱሳን የንብርካ ኣምላኽ🤲😭 ፅንዓት ንመላእ ንቤተሰብ ይሃብ
Arawete Eritreawe yebelinae. temen Tigraway wedi hager Alibo.
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ነሹዋይ ፅንዓት ይሃብኻ😢😭🙏😭🙏
ልኩሉኹም ደለቲ ፍትሕን ንመላእ ስድራቤቱን ፅናዓት ያሃቡኩም ኑኡስ ኣቦ ስድራ ጅግና ትቃላሳይ መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶ ሓፍትኹም ጓል ትግራይ 😭😭💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርስ😢🙏🏿🙏🏿 እቲ ጸገም ግን እሰያስ ዘይኮነ ባዕላትና ኢና
ከሕምም ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል ንኡሰይ ኣይክኣልኩን ኣነስ ከምዛ ብኣከል ዝፈልጦ እፍፍፍ💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
ወዲ ወርቁ ሓወይ ንዘልኣለም ኣብ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ሽምካ ናተዘከረ ክነብር እዩ 💪ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔መላእ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም 💔
Men eya Siemn tigray
Gina ab sedet kitblyu ekum hasbkum keyrwo
Ati. Lebamat. Kolau. Awe. Hakiki. Atà. Amlak. Selam. Awurdelna
ቅድሚ ምውዳቅካ ኣበይ ከም እትዓልብ ምፍላጥዩ ነይሩ ኣሰዊርኩምባ ገንሸል ጌርኩምዎ ንወለዱን በዓልቲኀሓዳሩን ጽንዓት ኀነብሲ ይምሓር ሓውና ውልዶ መንእሰይኀከሲርና 😭😭😭😭
እሞ ነቲ ተሳወረ ንምንታይ ዘየጥፍእዎ ማይ ዝሑል ገሮም።
Aygermekan beja eba ytef'elom alewu bflay ezom seb media qedamot megohaharti. Nsom ab qdmit nzeyslefu tbs abilom seb ketaf'ulna yw'elu alewu .@@faligali6690
ማዓረይ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰካ 😭😭😭😭💔💔💔 ፅናዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ
እህህህ ማዓረይ ኣታ ክደይ ይጭክኑ እታይ እዮም ክረክቡ ህፃውንቲ ቆልዑ ብዘይ ኣቦ ኣትርፎሞም ፈጣር ብየማናይ እዱ ይቀበልካ ንኡሰይ💔💔😥🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 መዓረይ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብዝረኣክዎ ከብደይ በሊዑኒ ኣይይይ ክጭክኑ ምስኩሉ መልክዑን ግርማኡን ክነብር እናደለየ ምንባሩ ኣፀልሚተምሉ ኡፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ ኣብ ገነት የንብርካ 😢😢😢😢 ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብን ፈተውቱን መቃልስቱን
ሰብ ክቀቲል ከይዱ ሲሕንዋ። ንምንታይ ዕላማ እዩ ኸ ዝቃለስ ኔሩ። ንትግራይ ትዕወት። ኣብ ክንዲ ደቁን ስድርኡን ዝኣሊ ንባዓል ሓኽሊ ዱሙን ወዲ ገባሪ ኣድጊን ከሔጉስ ሲሒንዋ።
@@abrahamtesfai6597 ኣንታ ሕልና ኣልቦ ባርያ ውፃእ ዓይንኻ ትውፃእ ሰብ ኣብ መሪር ሓዘን እናሃለወስ እዚ ኽትፅሕፍ ኸመይሉ እቲ ኢድካ ኸ እሺ በለካ እውይ ክንደይ ኢና ኽንሪእ ሎምስ እዝግዮ እዝግዮ
ኣበይ ኢዩ ሰብ ክቐትል ከይዱ ባ ኣብ ኣፍደገ ገዙኡ ኣጸናትዮም ቀቲሎሞስ ዋይ እንታይ ዪኽወን ኣሎ ግን ክንዲ ንብስኻ ኣብገነት ምባል ድዩ ናብ ፍርዲ ዝጉየ ኣየ ሰብ እንኳዕ ንስኻትኩም ኣምላኽ ኣይኮንኩም ብጣዕሚ የሕዝን😭😭😭
ኤእ ዝዘራእካዮ ከይትዓጽድ ካብዚ ናቱ ዝኸፍእ ከይመጸካ ግዳ ኣምላኽ ጸዋር
@@abrahamtesfai6597 ኣታ ክንደይ ትጭክን ሰብ ክቀትል ከይዱ ከኣ ትብል ንእሽተይ ሕልናካ ኣይወቅሰካን ድዩ ባእ ብሞቱ ልብና ተሰይሩስ እዚ ክትፅሕፍ ከኣ ኣይትሓፍርን ስቅ ኢልካ ዘይትሓልፍ
ናይ ብሓቂ ድዮም ቀቢሮሞ ኣንታ ኣይትቅበጹ በጃኹም💔😭ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ገለ ተኣምር እባ ኣርየኒ እዋይ እንታይ የ ዝገብሮ እዋይ ኣነ ሓወይ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
💔💔💔💔
ነብስና ምእማን ኣቢና ኣሎ ንጽናዕ እስከ
ክንኣምን ይግደደና ኣለዉ😢😢😢😢😢😢😢
ኣነስ ፈጺመ ኣይከኣልኩን እዋይ ኣነ ሓወይ ዓሕ...😢😢😢😢
Mamanu zeshegr fxame nayzis fluy eyu 😭😭😭😭😭😭 amlak nesnetu reyu ab hqfo abrhamn yaqobn yenbro 😭😭
ጸላእትና ለባማት ኣይኮኑን ስለዚ ኩላትና ፍልልይና ኣወጊድና ቃልስና ነበርትዕ የሕዋት😭💔💔💔💔
ናይ ፍናን ግጥሚ ኩሉ ግዜ አምፀአልና ነሹየይ
ይብረህ ሐውና መንግስተ ሰማያት የዋረስካ በሐቂ ልብና ደምዩ እንታይ ሞ ክግበር ኮይኑ ሕማቅ ረኪብና አጆኩም አጆና ብጣዕሚ ዩ ልሕዝን😭😭
ንኡሰይ ከብድኻ የበልዐካ ከም ትፈልጦ💔😭
ቃንዛና ዘቀንዝዎ ሓውና ባ ወሲዶሙልና 😢😢😢
😢😢😢ኣምላኸይ ዘመና ባ ቐይረልና 😢ኣቱም ኤርትራውያን ከብደይ በሊዕኹም ቐቲልኩሙኒ ዋ😢ኣምላኽ ፀላኢኹም ነዚ ኹሉ መከራ ክትሪኡ ምኽንያት ዝኾነ ሰይጣን መራሒኹም የጥፍአልኩም 😢 ዘመና ቐይረልና ጎይታይ
ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲ መንግስተ ሰማ ይ ይዋርሶ ፈጣሪ
ዋይ ጭካነ ካብድካ ሕቁንቁን ዘብል መንእሰይ ሓወይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣህህህህ ኣይዘኩም ደቂ መለይ ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢💙💙💙💙
ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ ንኡሰይ ፅንዓት ይሃብኩም ንስድራን ፈተውቱን ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢😢😢💔💔
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንሓውናለ ውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢💔💔
ፅንዓት ይሃብኩም ነሹ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓወይይ ጽንዓት የሃብኩም ንመላእ ስድራ ቢቱን ፈተውቱን መቃልስቱን ምስ ናፍቆት መሪር ሓዘን ተሰሚዕና ስደት ከይኣክለናስ ኣሕሕሕ💔💔💔💙💙💙💔💔💔😭😭😭💐💐
ዋውው ገላጺት ግጥሚ።ጽንዓት ንስድራቤት ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ነ
ብሰላም ዕረፍ ወገነይ ድቓስ ኣይውስአድኩም ገበርቲ አከይ።
ሓደራካ ተፋቀር እምበር ብሰንኪ weaponization PROPOGANDA ናይ ፖለቲካ ናይ ኣይትቃተል።መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ደላይ ፍትሒ ይብራህ ሓዉና።RIP 😭😭😭
አብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ማዓረይ 😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኩም ንሓዉና መንገሰተ ሰማይ ይዋርሶ😭😭😭😭😭😭
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡሰይ ማዓረይ😭😭😭ፅንዓት ይሃብኻም🙏
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብርካ ንኡሰይ 😭ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ነሹ ሓወይ🙏
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሰይ እፍፍፍ ኣታ ናበይ ኢና ንከዶ😭😭😭😭 ፅንዓት የሃብኩም ንኩሉኩም ደለይቲ ፍትሐመ🙏🥺
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡስ ሓውና😢😢😢
😥ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ ንሓዉና መንግሰተ ሰማማይ የዋርሶ😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
Welldone Meron Haway,All you said absolutely true,
_መንግስተ ስማይ የዋርሶ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭_
ኣሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
Felalikum aythzenu
ከመይ ማለትካ ኢዩ?
እግዚአብሄር ናብ የማናይ ኢዱ የቀበሎ ❤ ቅሰን ንዘለአለም አይክንርሳዓካን ኢና ::
ፅናዓትየሃብክሙ መንግስተስማይ የውሩስ😢😢😢
ኣብገነት የንብርካ ሓወይ መዓረይ 😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓዉ😭😭😭😭💔💔🕯ፅንዓት ንመላእ በርጌድ ንሓመድ🙏🙏😔😥😥
ነብስህ በሰላም ትረፍ ወንድሜ
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤቱን መቃልስቱን 😭😭😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ❤️💛💙🙏🙏🙏
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ማዓረይ ንሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ
ፅንዓት ይሃብኩም ኑኡሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓውና
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤️🙏
ጽንዓት ይሃብኩም😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም 💔😭
ፅንዓት!!!!!!
_መንግስተ ኣምላክ ይቀበልካ ንኡሰይ💔_
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ በተሰብ😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓወይ
Eh😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኤህ😢💔💔
ኣሕ ሓወይ መአረይ😭💔ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😭💔ኣይከኣልኩን ኣነስ ከሐምም💔😭
ዋይ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮ
Egziabher Amlakh ab yemanay edu yqebelo , Mengste Semay yewarso nus hawey Nsdrabiet Tsnat yhab 💔😭🙏
ፅንዓት የሀብኩም😢😢
ፅንዓት ይሃቡኩም ንኩሉ ቤተሰብን መሓዙትን ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ በተሰብ መቃልስቱን ፅንዓት የሃብኩም
በስማኣም ልብኻ ዝሰብር ግዜ ኣብ ገነት የንብሮ ፅንዓት ይሃብ ፈጣሪ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስቱን
ብሰላም አረፍ ሃወያ
መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ ኩቡር ሓውና😭😭😭💔💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢
ሓውና ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።
Rest in peace my Brother 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
እዋይ ካብድካ ክበልዕ ማዓረይ😢😢😢 እፍፍፍ መግለፂ ዘይብሉ ሓዘን😢
ኡፍ ከም ሎሚ ልብና ኣንተሰበረን💔ነብሱ ይምሓሮ ንሓውና ንስድራቤትን ነተቀለስትን ክኣ ጽንዓት ይሃብ🙏🙏🙏
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሱይ ኣሕ😢ጸንዓት ያሃቡኹም ንኹላትኹም እስኺ ኣነስ ኣይካእልኹን ብእነት ንመሰለይ ዝበል ክቅተል ዓማጺ በሰላም ክንበር ኣይ ግዜ 😭😭😭😭
Hasewuti ymeslekum genzeb hagizna ndeku nerbhom ymeslekum aymselkum abom serhi memsalom neru fkri weladi terekabi ymesleku ayrkebn ayu bnebskum amo fetnyo hkufokum keysegebe wuladkum ktfleywo kelekum 😢 Selam gda dyngebr anber nenhdna tetafina zetekeyere mngsti ayranan temelisu kada yetafana alo😢nhawuna gna mengste semay yewarska nsdrabet ka snat yhabkum
😭😭ኤህ 😭😭መንግስተሰማይ የዋርስካ
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው 😢😢😢😢😢
ኣጆኩም ወገናትና ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ዞም ጨካናት እንታይ ክረክቡ ይኮኑ ሰብ ቀትሎም ፈጣሪ ይፍረድኩም😢
"Rest in peace" my lovely young brother.😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔nekulom sdrabetn, ftewtin kea xenat yehabom Amlak.
ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራን መሓዙቱን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔💔😢
እህ ኑኡሰይ 😢😢😢😢😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢😢
😭😭😭😪አፍፍፍ መዓረይ ማዓረ ዘረእክወ ተሰቅይ
እፍፍፍፍ በቃ አነሰኣይኻሉኡይአብ ገነት ያንብርኻ ሓወይ😢😢😢😢😢😢😢
💔💔💔😭😭😭😭 hawey natey Egzabher abe yemanye edu yekbeleka 🙏🙏🙏 entye emo yegbere 😭😭😭 muluat sedra xeneat yehbkum egzabher edu yenbrelkum🙏🩵🩵🩵
Beselam eref kubur hawena wetru ab lebina 💙
ንኡስ ሓወይ ጎይታ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃምን ኢሳቅን ይቀበልካ ንስድራቤት ከኣ ናይ ምጽንንናዕ መንፈሱ ይልኣከሎም።ልቢ ሞ ንብል ኤርትራውያን የሕዋት እቲ እምንን ካራን ፈኸራን ጋይላን ዘምጸኣልና ሰበብ ዶ ርኢኩሞ ብወገን ክልቴኩም ዝመጸ ፍረ የለን እካ ደኣ ከም ዓሳ ኣብ ሕድሕድ ምብልላዕ ኮይኑ፡ኣቱም መራሕቲ ሃይማኖት ፡ኣትን ኣዴታት ኣቱም ኣቦታት እስኪ ከምቶም ለባማት ወለድና እምኒ ንእምኒ ኮ ዝገራጮ ኢልኩም ዕረቁና ኣክንዲ ወገን ፈሊኩም ደም ክንፋሰስ ኣጆኩም ትብሉና ኣትን ኣዴታት ጸሎት ጌርክን ኣብ መንጎና ዘሎ ጋህሪ ዝኮነ ባእሲ ብምሕረቱ ጌሩ ከጥፈኣልና ንጎይታ ለምናልና ,።እዚ ምስ ዘይንገብር ግን ታሪክ ሩዋንዳ ኣባና ኣብ ኤርትራውያን ክድገም ዩ።እግዚኣብሄር ብፈውሲ ምሕረቱ ይብጸሓና
❤እዋይ ሓወይ ማዓረይ ደቅካ ገዲፍካስ እዋይ ጭካነ እዋይ ክንደይ ይጩኹኑ እዝኦምስ ን ሓዎም ስክቀቱሉ በኺና❤
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ሐወይ 😭😭
እዋይይይ እኔካ ጉዲ ፅንዓት ያሃብኩም ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢 ሓዉና ነብስካ ይምሓር😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ንቤተሰብ ጽንዓት ያሃብኩም 💔💔💔😭😭😭
ኣረ በሰማኣም እግዚአብሔር ዘይተሓሰበ መቅዘፍቲ ይፍጠረልኩም ኣቱም ሩጉማን ፍጥረት ኣረሜን ንሓዉኩም ክተጥፉኡ ብያንሰ ንደቁ ኣይትሓሰቡን ዓኽ ሓመድ የቅልለልካ ፅንዓት ንቤተሰብ ይሃብ
Kemey gerom egziabher zfetera hiwet seb zmntleka so sad 😢 rest in peace
ዋይሓዉይ😢😢😢
💔💔💔💔💔💔ኣምላኽ ኣብ ገነት ይቀበልካሓደ ወዲ ዚጋ ኽጎድለና ኣይንደለዮ😢😢😢😢
ዋይ ሓወይ ኣታ ማዓናጥና ተበቲኩ ኣሕዋተይ ደለይቲ ፍትሒ ክሓተኩም ንምንታይ ብበይንኩም ትከዱ ፀላኢኩም ጨካን ምካኑ እናፈጥኩም ኣሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወየይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢
ሊንክ ሓገዝ ን4 ደቑን በዓልቲ ቤቱን
donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR0tnaqfY1iTJRVZrd9OhvUUMWlS35YMWDeTHMPj8u4D5LdpGaf1qOBa-Yg_aem_AZ6lFpR3YZAQ7Xkz5l6ioU4U_rzu6mWqB5qWMwMPfhoCHwfx2hp1zO_JKfO3G7tm6mCQae5tthiobU6rDxDZAzKG
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😅😊😊😅
ሓደራኻ ጎይታ ኣለም ክርስቶስ (እሙን ጎይታ ኢኻ እሞ ) ብሰላም ኣብ ኢድካ የዕርፎ🙏🙏🙏😭
ባእ ኣነስ ኣይከኣልኩን ሽደነይ እዙይስ ይቅተል ኣላዪ ስድራ ጅግና መንእሰይ ኣታ ከመይ እዮም ዞም ህግደፍ እምበርዶ ደቂ ሓደ ዓዲ እዮም ፅንዓት ንስድራን መቃልስቱን ይምነ ሓወይ እዋይ ቡዙሕ የሕዝነኒ እዩሞ ናይዙይስ ከምዞም የሕዋተይ ተሰሚዕኒ 💊💙😭
Ahhh
😢ወላ ኣነ 😢😢
Tegaru seneate yehabekume.
መንግስቲ ስማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😢😢 ፅንዓን ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ መቃልስቱ 😥 ስላሙ የውርደልና ፈጣሪ 💐 ናይ ፍናን ግጥማ ኩሉ ግዜ እየ ዝስምዖ 😢
Abey zelo kalsi yu
ፅናዓት ይሃቡኩም እሕዋተይ. ንሓውና ውን መንግስተ ስማይ የዋርሶ 😢
ክትነብር እንዳደለኻ ምንባር ካሊኦምኻ ዞም ኣራዊት
ኣብ ሑቅፊ ቅዱሳን
የንብርካ ኣምላኽ🤲😭 ፅንዓት ንመላእ ንቤተሰብ ይሃብ
Arawete Eritreawe yebelinae. temen Tigraway wedi hager Alibo.
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ነሹዋይ ፅንዓት ይሃብኻ😢😭🙏😭🙏
ልኩሉኹም ደለቲ ፍትሕን ንመላእ ስድራቤቱን ፅናዓት ያሃቡኩም ኑኡስ ኣቦ ስድራ ጅግና ትቃላሳይ መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶ
ሓፍትኹም ጓል ትግራይ 😭😭💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርስ😢🙏🏿🙏🏿 እቲ ጸገም ግን እሰያስ ዘይኮነ ባዕላትና ኢና
ከሕምም ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል ንኡሰይ ኣይክኣልኩን ኣነስ ከምዛ ብኣከል ዝፈልጦ እፍፍፍ💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
ወዲ ወርቁ ሓወይ ንዘልኣለም ኣብ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ሽምካ ናተዘከረ ክነብር እዩ 💪ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔መላእ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም 💔
Men eya Siemn tigray
Gina ab sedet kitblyu ekum hasbkum keyrwo
Ati. Lebamat. Kolau. Awe. Hakiki. Atà. Amlak. Selam. Awurdelna
ቅድሚ ምውዳቅካ ኣበይ ከም እትዓልብ ምፍላጥዩ ነይሩ ኣሰዊርኩምባ ገንሸል ጌርኩምዎ ንወለዱን በዓልቲኀሓዳሩን ጽንዓት ኀነብሲ ይምሓር ሓውና ውልዶ መንእሰይኀከሲርና 😭😭😭😭
እሞ ነቲ ተሳወረ ንምንታይ ዘየጥፍእዎ ማይ ዝሑል ገሮም።
Aygermekan beja eba ytef'elom alewu bflay ezom seb media qedamot megohaharti. Nsom ab qdmit nzeyslefu tbs abilom seb ketaf'ulna yw'elu alewu .@@faligali6690
ማዓረይ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰካ 😭😭😭😭💔💔💔 ፅናዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ
እህህህ ማዓረይ ኣታ ክደይ ይጭክኑ እታይ እዮም ክረክቡ ህፃውንቲ ቆልዑ ብዘይ ኣቦ ኣትርፎሞም ፈጣር ብየማናይ እዱ ይቀበልካ ንኡሰይ💔💔😥🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 መዓረይ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብዝረኣክዎ ከብደይ በሊዑኒ ኣይይይ ክጭክኑ ምስኩሉ መልክዑን ግርማኡን ክነብር እናደለየ ምንባሩ ኣፀልሚተምሉ ኡፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ ኣብ ገነት የንብርካ 😢😢😢😢 ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብን ፈተውቱን መቃልስቱን
ሰብ ክቀቲል ከይዱ ሲሕንዋ። ንምንታይ ዕላማ እዩ ኸ ዝቃለስ ኔሩ። ንትግራይ ትዕወት። ኣብ ክንዲ ደቁን ስድርኡን ዝኣሊ ንባዓል ሓኽሊ ዱሙን ወዲ ገባሪ ኣድጊን ከሔጉስ ሲሒንዋ።
@@abrahamtesfai6597 ኣንታ ሕልና ኣልቦ ባርያ ውፃእ ዓይንኻ ትውፃእ ሰብ ኣብ መሪር ሓዘን እናሃለወስ እዚ ኽትፅሕፍ ኸመይሉ እቲ ኢድካ ኸ እሺ በለካ እውይ ክንደይ ኢና ኽንሪእ ሎምስ እዝግዮ እዝግዮ
ኣበይ ኢዩ ሰብ ክቐትል ከይዱ ባ ኣብ ኣፍደገ ገዙኡ ኣጸናትዮም ቀቲሎሞስ ዋይ እንታይ ዪኽወን ኣሎ ግን ክንዲ ንብስኻ ኣብገነት ምባል ድዩ ናብ ፍርዲ ዝጉየ ኣየ ሰብ እንኳዕ ንስኻትኩም ኣምላኽ ኣይኮንኩም ብጣዕሚ የሕዝን😭😭😭
ኤእ ዝዘራእካዮ ከይትዓጽድ ካብዚ ናቱ ዝኸፍእ ከይመጸካ ግዳ ኣምላኽ ጸዋር
@@abrahamtesfai6597 ኣታ ክንደይ ትጭክን ሰብ ክቀትል ከይዱ ከኣ ትብል ንእሽተይ ሕልናካ ኣይወቅሰካን ድዩ ባእ ብሞቱ ልብና ተሰይሩስ እዚ ክትፅሕፍ ከኣ ኣይትሓፍርን ስቅ ኢልካ ዘይትሓልፍ
ናይ ብሓቂ ድዮም ቀቢሮሞ ኣንታ ኣይትቅበጹ በጃኹም💔😭ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ገለ ተኣምር እባ ኣርየኒ እዋይ እንታይ የ ዝገብሮ እዋይ ኣነ ሓወይ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
💔💔💔💔
ነብስና ምእማን ኣቢና ኣሎ ንጽናዕ እስከ
ክንኣምን ይግደደና ኣለዉ😢😢😢😢😢😢😢
ኣነስ ፈጺመ ኣይከኣልኩን እዋይ ኣነ ሓወይ ዓሕ...😢😢😢😢
Mamanu zeshegr fxame nayzis fluy eyu 😭😭😭😭😭😭 amlak nesnetu reyu ab hqfo abrhamn yaqobn yenbro 😭😭
ጸላእትና ለባማት ኣይኮኑን ስለዚ ኩላትና ፍልልይና ኣወጊድና ቃልስና ነበርትዕ የሕዋት😭💔💔💔💔
ናይ ፍናን ግጥሚ ኩሉ ግዜ አምፀአልና ነሹየይ
ይብረህ ሐውና መንግስተ ሰማያት የዋረስካ በሐቂ ልብና ደምዩ እንታይ ሞ ክግበር ኮይኑ ሕማቅ ረኪብና አጆኩም አጆና ብጣዕሚ ዩ ልሕዝን😭😭
ንኡሰይ ከብድኻ የበልዐካ ከም ትፈልጦ💔😭
ቃንዛና ዘቀንዝዎ ሓውና ባ ወሲዶሙልና 😢😢😢
😢😢😢ኣምላኸይ ዘመና ባ ቐይረልና 😢ኣቱም ኤርትራውያን ከብደይ በሊዕኹም ቐቲልኩሙኒ ዋ😢ኣምላኽ ፀላኢኹም ነዚ ኹሉ መከራ ክትሪኡ ምኽንያት ዝኾነ ሰይጣን መራሒኹም የጥፍአልኩም 😢 ዘመና ቐይረልና ጎይታይ
ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲ መንግስተ ሰማ ይ ይዋርሶ ፈጣሪ
ዋይ ጭካነ ካብድካ ሕቁንቁን ዘብል መንእሰይ ሓወይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣህህህህ ኣይዘኩም ደቂ መለይ ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢💙💙💙💙
ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ ንኡሰይ ፅንዓት ይሃብኩም ንስድራን ፈተውቱን ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢😢😢💔💔
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንሓውናለ ውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢💔💔
ፅንዓት ይሃብኩም ነሹ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓወይይ ጽንዓት የሃብኩም ንመላእ ስድራ ቢቱን ፈተውቱን መቃልስቱን ምስ ናፍቆት መሪር ሓዘን ተሰሚዕና ስደት ከይኣክለናስ ኣሕሕሕ💔💔💔💙💙💙💔💔💔😭😭😭💐💐
ዋውው ገላጺት ግጥሚ።ጽንዓት ንስድራቤት ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ነ
ብሰላም ዕረፍ ወገነይ ድቓስ ኣይውስአድኩም ገበርቲ አከይ።
ሓደራካ ተፋቀር እምበር ብሰንኪ weaponization PROPOGANDA ናይ ፖለቲካ ናይ ኣይትቃተል።
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ደላይ ፍትሒ ይብራህ ሓዉና።RIP 😭😭😭
አብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ማዓረይ 😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኩም ንሓዉና መንገሰተ ሰማይ ይዋርሶ😭😭😭😭😭😭
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡሰይ ማዓረይ😭😭😭ፅንዓት ይሃብኻም🙏
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብርካ ንኡሰይ 😭ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ነሹ ሓወይ🙏
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሰይ እፍፍፍ ኣታ ናበይ ኢና ንከዶ😭😭😭😭 ፅንዓት የሃብኩም ንኩሉኩም ደለይቲ ፍትሐመ🙏🥺
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡስ ሓውና😢😢😢
😥ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ ንሓዉና መንግሰተ ሰማማይ የዋርሶ😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
Welldone Meron Haway,
All you said absolutely true,
_መንግስተ ስማይ የዋርሶ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭_
ኣሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
Felalikum aythzenu
ከመይ ማለትካ ኢዩ?
እግዚአብሄር ናብ የማናይ ኢዱ የቀበሎ ❤ ቅሰን ንዘለአለም አይክንርሳዓካን ኢና ::
ፅናዓትየሃብክሙ መንግስተስማይ የውሩስ😢😢😢
ኣብገነት የንብርካ ሓወይ መዓረይ 😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓዉ😭😭😭😭💔💔🕯ፅንዓት ንመላእ በርጌድ ንሓመድ🙏🙏😔😥😥
ነብስህ በሰላም ትረፍ ወንድሜ
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤቱን መቃልስቱን 😭😭😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ❤️💛💙🙏🙏🙏
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ማዓረይ ንሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ
ፅንዓት ይሃብኩም ኑኡሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓውና
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤️🙏
ጽንዓት ይሃብኩም😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም 💔😭
ፅንዓት!!!!!!
_መንግስተ ኣምላክ ይቀበልካ ንኡሰይ💔_
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ በተሰብ😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓወይ
Eh😢😢😢
ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኤህ😢💔💔
ኣሕ ሓወይ መአረይ😭💔
ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😭💔
ኣይከኣልኩን ኣነስ ከሐምም💔😭
ዋይ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮ
Egziabher Amlakh ab yemanay edu yqebelo , Mengste Semay yewarso nus hawey Nsdrabiet Tsnat yhab 💔😭🙏
ፅንዓት የሀብኩም😢😢
ፅንዓት ይሃቡኩም ንኩሉ ቤተሰብን መሓዙትን ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ በተሰብ መቃልስቱን ፅንዓት የሃብኩም
በስማኣም ልብኻ ዝሰብር ግዜ ኣብ ገነት የንብሮ ፅንዓት ይሃብ ፈጣሪ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስቱን
ብሰላም አረፍ ሃወያ
መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ ኩቡር ሓውና😭😭😭💔💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢
ሓውና ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።
Rest in peace my Brother 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
እዋይ ካብድካ ክበልዕ ማዓረይ😢😢😢 እፍፍፍ መግለፂ ዘይብሉ ሓዘን😢
ኡፍ ከም ሎሚ ልብና ኣንተሰበረን💔ነብሱ ይምሓሮ ንሓውና ንስድራቤትን ነተቀለስትን ክኣ ጽንዓት ይሃብ🙏🙏🙏
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሱይ ኣሕ😢
ጸንዓት ያሃቡኹም ንኹላትኹም እስኺ ኣነስ ኣይካእልኹን ብእነት ንመሰለይ ዝበል ክቅተል ዓማጺ በሰላም ክንበር ኣይ ግዜ 😭😭😭😭
Hasewuti ymeslekum genzeb hagizna ndeku nerbhom ymeslekum aymselkum abom serhi memsalom neru fkri weladi terekabi ymesleku ayrkebn ayu bnebskum amo fetnyo hkufokum keysegebe wuladkum ktfleywo kelekum 😢 Selam gda dyngebr anber nenhdna tetafina zetekeyere mngsti ayranan temelisu kada yetafana alo😢nhawuna gna mengste semay yewarska nsdrabet ka snat yhabkum
😭😭ኤህ 😭😭መንግስተሰማይ የዋርስካ
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው 😢😢😢😢😢
ኣጆኩም ወገናትና ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ዞም ጨካናት እንታይ ክረክቡ ይኮኑ ሰብ ቀትሎም ፈጣሪ ይፍረድኩም😢
"Rest in peace" my lovely young brother.😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔nekulom sdrabetn, ftewtin kea xenat yehabom Amlak.
ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራን መሓዙቱን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔💔😢
እህ ኑኡሰይ 😢😢😢😢😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢😢
😭😭😭😪አፍፍፍ መዓረይ ማዓረ ዘረእክወ ተሰቅይ
እፍፍፍፍ በቃ አነሰኣይኻሉኡይአብ ገነት ያንብርኻ ሓወይ😢😢😢😢😢😢😢
💔💔💔😭😭😭😭 hawey natey Egzabher abe yemanye edu yekbeleka 🙏🙏🙏 entye emo yegbere 😭😭😭 muluat sedra xeneat yehbkum egzabher edu yenbrelkum🙏🩵🩵🩵
Beselam eref kubur hawena wetru ab lebina 💙
ንኡስ ሓወይ ጎይታ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃምን ኢሳቅን ይቀበልካ ንስድራቤት ከኣ ናይ ምጽንንናዕ መንፈሱ ይልኣከሎም።
ልቢ ሞ ንብል ኤርትራውያን የሕዋት እቲ እምንን ካራን ፈኸራን ጋይላን ዘምጸኣልና ሰበብ ዶ ርኢኩሞ ብወገን ክልቴኩም ዝመጸ ፍረ የለን እካ ደኣ ከም ዓሳ ኣብ ሕድሕድ ምብልላዕ ኮይኑ፡ኣቱም መራሕቲ ሃይማኖት ፡ኣትን ኣዴታት ኣቱም ኣቦታት እስኪ ከምቶም ለባማት ወለድና እምኒ ንእምኒ ኮ ዝገራጮ ኢልኩም ዕረቁና ኣክንዲ ወገን ፈሊኩም ደም ክንፋሰስ ኣጆኩም ትብሉና ኣትን ኣዴታት ጸሎት ጌርክን ኣብ መንጎና ዘሎ ጋህሪ ዝኮነ ባእሲ ብምሕረቱ ጌሩ ከጥፈኣልና ንጎይታ ለምናልና ,።እዚ ምስ ዘይንገብር ግን ታሪክ ሩዋንዳ ኣባና ኣብ ኤርትራውያን ክድገም ዩ።እግዚኣብሄር ብፈውሲ ምሕረቱ ይብጸሓና