Interview with Tekle Melekin P II ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ተኽለ መለኪን 2ይ ክ حوار مع المناضل تخلى ملكين الجزء ٢

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ተኽለ መለኪን፥ ካልኣይ ክፋል፥ ተመኩርኡ አብ ገድሊ ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ ምስጢራዊት ‘ሰልፊ ዕዮ’ ተሓኤ ፥ ምንቅስቃስ ፋሉል ፥ ግርጭታት መሪሕነት፥ ምኽንያታት ምእታው ጀብሃ ንሱዳን Interview with Tekle Melekin on his experiences in the ELF with focus on the clandestine 'Labour Party', on the so-called ‘Falul movement’, on the leadership conflict, on why the front entered Sudan حوار مع المناضل تخلى ملكين الجزء ٢ حول تجاربه في الجبهة مع التركيز على "حزب العمل" السري ، "حركة الفالول" ، صراعات القيادة ، ولماذا دخلت الجبهة السودان.

ความคิดเห็น • 5

  • @debaywa5216
    @debaywa5216 4 ปีที่แล้ว +2

    መለኪን፡ ጀብሃ መንግስቲ ሓርነት ክንብላ እንከለና ኣዘኪርካና፡ እዛ ፈለማ ሓሳብ ነጻነትን ፈለግ ዲምክራሲን። ኣቦይ ምኬል እዚ ጎቦ ብሻ ገለ geological ትሕጽቶ ኣለዎ ክብሉውን ይዝከረኒ፡ thank you

  • @eritrea-sbketieritreabeaut2094
    @eritrea-sbketieritreabeaut2094 4 ปีที่แล้ว

    ሓታቲ ጽቡቕ ሚዛን ኣብ እቲ ዝነበረ ኪነታት ኣለካ።

  • @eritrea-sbketieritreabeaut2094
    @eritrea-sbketieritreabeaut2094 4 ปีที่แล้ว

    ሓቅኹም ናይ መሪሕነት ዘይምብቃዕ እዪ።ገለ ድማ ድላዬም ዝገብሩ።

  • @eritrea-sbketieritreabeaut2094
    @eritrea-sbketieritreabeaut2094 4 ปีที่แล้ว

    ሓቂ እዩ ናይ መሪሕነት ሕቶ ፥ ስጋብ ሕጂ መፍትሒ ዘይተሩኽቦ ሕማም እዩ። ፍሉይነት ናይ ክቡር ኢብራሂም መሓመድ ዓሊ ናይ ዝናኣድ ኣብ ታሪኽ ዝዝከር እዩ።

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 4 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ መለኪን ኣብ ገለ ዘይነጸረለይ ኣሎ፡መልኣከ ከይተረፈ ድዩ ርእይቶ ዘይነበሮ ኣብ ልዕሊ ዓብደላ?
    ኢብራሂም መጃመድ ዓሊ
    ሓመድ ዓሊ መሓመድ ኢልካ ገሊጽካ ደው ኢልካ?
    ኣብርሃም ተኽለ ኸ!?