እኽእል'የ እንተደኣ'ልካ ትኽእል ኢኻ 5ይ ክፋል፡ ጸሓፊ ዶክተር ኖርማን ቪንሰት፡ ትርጉም ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @Dejen_Aref_2
    @Dejen_Aref_2 ปีที่แล้ว +5

    ከም እትኽእል እንተድኣ ኣሚንካ ትኽእል ኢኻ ደስ ትብል ኣብሃህላ ርእሰ ትኣማምንነት ወሳኒ'ዩ።
    የቀንየልና መምህረይ😍 ርሑስ ሓዲሽ ኣመት ንኹልኹም ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ🙏ስደትና የሕጺሩ ዓዲ ዘሎ በረኻ ዘሎ ዝትሓቃቀፈሉ ዘመን ይግበረልና !

  • @tumizghifisshatsion351
    @tumizghifisshatsion351 ปีที่แล้ว +3

    ገዛእ ርእስኩም ደሊኩም ርከብዋ
    ዓባይ መልእክቲ።

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ምመሃራይ ኣዝየ የምስግነኩም ናይ ልበይ የቀንልይ ሩሑስ ዓትሽ ዓመት 2023 ይግበልና ንኩልና ኣመን

  • @tumizghifisshatsion351
    @tumizghifisshatsion351 ปีที่แล้ว +4

    ብሃንቀውታ ክጽበ ጸንሐ
    ክብረት ይሃብካ

  • @tsegaatewebrhan9028
    @tsegaatewebrhan9028 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ክብርት የሃበልና ፍቁራት ኣሕዋት ።

  • @aotali8812
    @aotali8812 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ጌጋኻ ተመሃርካ ንቕድሚት ምቕፃል 100℅ ኣቀራርባኻ ደስ ክብል ናትካ መደብ ደስ እንዳበለኒየ ዝሰምዖ

  • @ChristianoRonaldo-z7h
    @ChristianoRonaldo-z7h 4 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰

  • @what9520
    @what9520 ปีที่แล้ว +2

    Hiwet beaka keyre hawey Thanks bro

  • @searemichael1790
    @searemichael1790 ปีที่แล้ว +1

    We went 100 parts like this ! It is Amazing 🤩

  • @ጻዕዳኤሪትራዊ
    @ጻዕዳኤሪትራዊ ปีที่แล้ว +2

    ብጣዒ ጽቡቅ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ሓቄና ታሪክ ህወተይ ከዕልልካ ናይ ውሽጥ መስመርከ ጻሕፈለ ማለት ብጽቡቅ ክተቅርባ ስለትክእል የ ሓቀነ ታርክ ዩ ንካልኦት ካኣ መምሃሪት ትኮን ያ ነዚ ቤት ካኣ ትበቅዕ ያ

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 ปีที่แล้ว +2

    6ይ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና መምህር የቀንየል ብድጋመ።

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 ปีที่แล้ว

    ኣነ 4: 3፥ ደስኢለናኒ ከም ወትሩ የቀንየልና መምህር መኮንን ከምኢ ውን ሩፋኤል ተስፋሚካኤል እውን ነመስግነካ። 4 ንነብስካ ብምሉእነት ጠምታ 7 ከም እትኽእል እንተዳ ፈሊጥካ ትኽእል ኢካ እውን ደስ ኢላትኒ።

  • @mulueangosom1834
    @mulueangosom1834 ปีที่แล้ว

    Thanks so very much techre

  • @GanaaatSlam
    @GanaaatSlam 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ብጣዕ አምሃሪት ሓወይ ናተይ❤❤❤❤ አብዚአ ዘለና አሕዋት ኩለና ንደማመር አሕዋት❤❤❤❤

  • @apromisinglifeትስፉዉናብራ
    @apromisinglifeትስፉዉናብራ 8 หลายเดือนก่อน

    Kulu u blux Memhirey natka ❤😊👏👏👏

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 ปีที่แล้ว

    Trust your self, “ yes l can “

  • @mussiekidane112
    @mussiekidane112 ปีที่แล้ว

    ንገዛእ ርእስኩም ደሊኩም ርኸብዋ።100%

  • @tirhasadhanom4904
    @tirhasadhanom4904 ปีที่แล้ว

    💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @saronamanuel7931
    @saronamanuel7931 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @josiefrem2062
    @josiefrem2062 ปีที่แล้ว +1

    7 kulen tekemti eyen

  • @amanueltesfay3761
    @amanueltesfay3761 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwwwwwwwwwww❤❤❤❤

  • @yobelbrhane3522
    @yobelbrhane3522 ปีที่แล้ว

    1and 6 best

  • @BeruShikor
    @BeruShikor ปีที่แล้ว

    ሰላም ዝኸበርኩም ሞዛይክ ባህሊ ብመጀመርያ ምሉእ ሙቹኡነት ዝመልኦ ጥዕናን ናብራን ይምነየልኩም ምስ መላእ ስድራቤትኩምን ፈተውትኹም🙏 ካብዚ ብምጻል ከምዚ ዓይነት ኣነቓቓሕን ማሃርን ኣስተንትኖ ክተቕርቡልና ብትሕትናን ሰናይ ድልየት ብዝመልኦ ኩፍት የእምሮናን ንጽበየኩም🥰🥰🙏🙏

  • @gidewntesfasilasie4264
    @gidewntesfasilasie4264 ปีที่แล้ว +2

    Bteami blux aqerqrba

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ ปีที่แล้ว +2

    ኩለን እዃ ብሉጻት ተኮና ሻውዓይቲ ዝያዳ መሲጣትኒ
    *ከም ትኽእሉ ትሓሲብኩም ትኽእሉ ኢኩም ነዚ ኣብ ውሽጢ ሕልናኹም ኣክትምዎ።

  • @efremmelake2131
    @efremmelake2131 ปีที่แล้ว +1

    6 memhry yeqnelna kemzi geru zeqhana ena sena zelena

  • @ተማሃራይቪታየ
    @ተማሃራይቪታየ ปีที่แล้ว

    ከም ትኽእሉ እንተኣሚንኩም ትኽእሉ ኢኹም