ህፁፅ ዜና ካብ ከተማ መቐለ | ጌታቸው ንህዝቢ ብስራት ኣስሚዑ | መንግስቲ ፌደራል ሓዱሽ መግለፂ ሂቡ |Ethiopian news | Tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • ህፁፅ ዜና ካብ ከተማ መቐለ | ጌታቸው ንህዝቢ ብስራት ኣስሚዑ | መንግስቲ ፌደራል ሓዱሽ መግለፂ ሂቡ |Ethiopian news | Tigray news
    Ethiopian Daily |Reyot |ATV asena |Tigrai news |ertrian news | ethioforum | ethiopian news |abelbirhanu |fetadaily|mereja| tmh|zaramedia| dw |kokob media news |kulu media|jstudio
    Telegram: t.me/kokobmedi...
    kokob news today,kokob media now
    Facebook page: / kokobmn
    Make sure to subscribe to kokeb media network and turn on notifications to stay updated with all new uploads! 🔔
    You will find social, economic and political, international news, other useful and accurate information, mentors and educators as well as entertaining events from our channel.
    Become a family today by subscribing.
    kokeb media network
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Copyright ©2021: kokeb media network
    #kokobmedia #ኮኾብሚዲያ
    @kokob media network

ความคิดเห็น • 64

  • @ArayaTareke-m9n
    @ArayaTareke-m9n 24 วันที่ผ่านมา +5

    ሓሰውቲ እት ብስራት እትብልዎ እንታይ እዩ ለኻቡጥ ዕስባት

  • @KflomGs
    @KflomGs 21 วันที่ผ่านมา

    ምክትል ኣቦ ወምበር ኣይትበሎ
    ግዝያዊ ኣመሓዳሪ በሎ
    ን ክብርን ሞያን ሚድያ ዝምጥን ኣከያይዳ ተጠቀም ተጓዓዝ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ህወሓት ፦ ነንባዕልኩም ክትባልዑ ንህዝቢ ትግራይ ብኤረትራን ብኢትዪጲያን ጆኖሳይድ ፈፂሞም ድሕሪ ውዕል ፕሩቶርያ ህወሓት ጎዲኦምና የህዝን❤

  • @TtTt-js9pe
    @TtTt-js9pe 24 วันที่ผ่านมา +1

    ክንዲ ዝኲነ ይኩን ሕዋሓት ወይ ድማ ደብረፅዮን ብጀካ ግቦን ዓሌታውን ምሕደራን ዘምፀኦ ለውጢ ከምዘይለ

  • @DawitWm
    @DawitWm 24 วันที่ผ่านมา +4

    ወስላታ በለው ጌቾ ዝእመን አይኮነን ሓሳዊ ኢዩ

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 24 วันที่ผ่านมา +2

      ወስላታታት ምስ ሻዕቢያ ዝሻረኩ ዘለዉ ናይ ሕወሓት ኔትዎርክ ግሩፕ ንሳልሳይ ጊዜ ብሻዕቢያ ከውሩሩና ይዳለው ከምዘለዉ ይስማዕ አሎ። እዚ ንስልጣን ኢሎም ዝገብርዎ ክሕደት አይቀንኦምን እዩ ።

    • @DawitWm
      @DawitWm 24 วันที่ผ่านมา

      @@negagetachew974 ስማዕ ካብ ኤሬሪ ጣለያን እቲ ዝኸፈአ ፀላኢና እቲ ናይ 4 ኺሎ ኢዩ ንኹሎም ፀላእትና ጋቢዙ ዘእተዎም ንሱ ኢዩ ኤሪ ጢልያን ፈተውትና ኢዮም አይበልናን ግን ብንፅፅር መማረፂ እንተቀሪቡ አብ ጎንና ዝነበሩ ኤርትራውያን ኢዮም እቲ ሥርዓት ዝገደፈልና የብሉን ግን መማረፂ የብልናን

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 24 วันที่ผ่านมา +1

      @@DawitWm ጽቡቕ አለካ ንአቢ መን እዩ መሪጽዎ? ንባዕሎምን ንሕዝቢ ትግራይ ደህንነት ከየረጋገጹ ስልጣን ሒቦም ናብ መቀለ መጺኦም፣ ኩሎም ሕወሓት ተከፋፊሎም 1- ምስ አቢ ዘለዉ ሳሞራ፣ አርከበን ካልኦት 2- ናይ ደብረጽዮን 3- ናይ ጌታቸው አብ 3 ስለ ዝተከፈሉ ናይ ፀላኢ መስሐቅ ኮይኖም ይርከቡ እዚ ልብምና አይኮነን።

    • @samsonmikahel8876
      @samsonmikahel8876 24 วันที่ผ่านมา

      Leba weshetam tigrigna atchilim yastawikal​@@negagetachew974

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ልክዕ ከም አብይ ሁሰትን ሙልጭልጭን እዩ ዝብል ዘሎ አነ እምነት ነሩኒ ህዝግን ግምተይ ስህተት ከምዝኮነ ተረዲኤ

  • @tarekegngebru3293
    @tarekegngebru3293 24 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ተበለፅትን መጭበርበርትን ኢኹም ኒሓንቲዘረባ ክትደግሙ ዘይኮነኣርእስቲ ትጥቀሙ "ጌታቸው ኣበሲሩ" ዝበልካዮ ብስራት እንታይ እዩ? ሰዓቢኹም እየ ኔረ ካብ ሎሚ ግና ክዓፅወኩምየ ተደጋጋሚ ከምኡ ስለ እትገበሩ

  • @eyassukidanu6752
    @eyassukidanu6752 24 วันที่ผ่านมา +6

    ጌታቸው ረዳ ኣብዝሀዚ እዋን ኣብዝተፋላለዩ መድረኻት ኣብዝገብሮ ዘረባ ካብ ሓደ መራሒ ሰብ ክወጹ ዘይግበኦምን ብናቱ ኣታሓሳስባ ንብፆቱ ዘናሹ እናመሠሎ መሊሱ ግና ንባዕሉ ዘናእሱ ሕማቓት ቃላት ምጥቃሙ መተዓዛዘቢ እዩሞ መኻሪ እንተዝረክብ ፅቡቕ ነይሩ ።

  • @user-xs1di6lo3v
    @user-xs1di6lo3v 24 วันที่ผ่านมา +2

    ምክትል ናይ ህውሓት ኣይኮነን ጌታቸው

    • @Teklay14
      @Teklay14 24 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ደኣ ጀዝባ

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 24 วันที่ผ่านมา

      @@Teklay14 አባል ብጽግ ደላታ ፊት

    • @user-xs1di6lo3v
      @user-xs1di6lo3v 24 วันที่ผ่านมา

      @@Teklay14 ብልፅግና ጉማማ

    • @samsonmikahel8876
      @samsonmikahel8876 24 วันที่ผ่านมา

      Ewe biltsigina eyu

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 24 วันที่ผ่านมา

    ንጌታቸው ጠሊፉ ንአብይ ዝሃቦ መንዩባ ብኡኡ ተስፋ ኔሩና ግን ተጋጊና ሚስጥር ምዕቃብ ዝበሃል የለን በቃ?

  • @FisehaMebrhatu-rd2rr
    @FisehaMebrhatu-rd2rr 24 วันที่ผ่านมา +1

    መናኽስ

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 24 วันที่ผ่านมา +1

    Getachew is doing good he is eating drinkin not this innocent child out in tent stop betraying the innocent Tigray children

  • @serawitmekonnen6381
    @serawitmekonnen6381 24 วันที่ผ่านมา

    የምን ስልጠን ይነጠቃል ብቻ በፍጥነት ሊተሰር ይገባል ባንዳ ነው ።የትግራይ ሉዓላዊነት ክልል ከመስራት በላይ ተፈነቀይ በፍጥነት እንዲይመለስ መሰራት ስገበው የህወሓትንና የትግራይ ህዝብ የሞተለትን ፍትህን ያስደፈረ ከንቱ ነው ። እርምጀው የዘገየ ቢሆንም ትክክለኛ ዲፕሎማቲክ ውሳኔ ነው ።

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 24 วันที่ผ่านมา

    ሕዉሐት ንጌታቸዉ አይአገደን ሐሶት እዮ ስልጣን ኩሉ ናብ ጉባኤ ተረኪቡ ማለት ንኩሉ እዮ ፈልዩ ንሐደን ክልተን አይኮነን

  • @AwetashTajebe
    @AwetashTajebe 24 วันที่ผ่านมา

    ኣታ በጅኽም ዓሪዩ መን እዩ ጡዒይ ኣይንፈልጥን።

    • @samsonmikahel8876
      @samsonmikahel8876 24 วันที่ผ่านมา

      Min afebak man endehonk yitawekal leba

  • @AbehamTeame
    @AbehamTeame 24 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ዲሞክራሲ የድልያ እዩ ዝብል ሰብ ቂመኛ እዩ ውድብ ሕወሓት ከፍርስ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ማለት ካብ ሐቂ ዝረሐቀን ሰናይ ምምህዳር ዘይደሊ ፀለመ እዩ ዘቀድም ከምዚ ዝበለ ሐሳብ ድማ ንማንም አይጠቅምን

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 24 วันที่ผ่านมา +2

    ጻድቃን ቂሙ አብ ሕወሓት ብጌታቸው አጋጊዋ

    • @DesalegnTadese-f8z
      @DesalegnTadese-f8z 24 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ንህዝብና ተቃሊሱ እንከሎ ከምዚ አይትከሓድዎ

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 24 วันที่ผ่านมา

      @@DesalegnTadese-f8z መሀረሲ ስኡኑ ተጋዲሉ

    • @DesalegnTadese-f8z
      @DesalegnTadese-f8z 24 วันที่ผ่านมา

      @@isaiaskiflay2520 ወዲ ጎሓፍ ካብ ወፃኢ ናብ በረኻ አትዩ ምእንቲ ህዝቡ። ከማኻን ደቂ ለያቡ ግን ንኽሰርቁ ዕድል ዘይህብ ሓቀኛ ተጋዳላይ እዩ።

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 24 วันที่ผ่านมา

    ክክክክ ጌታቸው አጭበርባሪ እምበር ህወሓት አይውክልን አይፈልጦ አይተጋደለ

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 24 วันที่ผ่านมา

    ፀድቃን ህይ እዙይ ኢሉ ዝዛረብ አውዑ ዶ አይነበረን ታይኮይኑ ዘይሰርህ ነይሩ ሀዳሀደ አክላባት ክነክሱ ዘይኽዕሉ ከናኽሱ ይኽእሉ ማለት እዩ ናየዙይ ዘረባ ኩሎም ደገፍቲ ጌታቸው ብምልኦም ብልፅግና ንኽኾኑ ታይ ተሪፍዎም ታዓዘብዎም ። 12:47

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 24 วันที่ผ่านมา +1

    Getachew banda

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 24 วันที่ผ่านมา

      ባንዳታት ናይ ሕወሓት ኔትዎርክ ግሩፕ ምስ ሻዕቢያ ርክብ ገይሮም ንሳልሳይ ጊዜ ንትግራይ ከውሩና ይሻረኩ ከም ዘለዉ ካብ ሻዕቢያ ዜና ይስማዕ አሎ፣ ካብ ዝቀደመ ጥፍአቶም ዘይተምሐሩ ፀላዕቲ ትግራይ እዬም።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 24 วันที่ผ่านมา

    Zebele

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 24 วันที่ผ่านมา

    አብ ህወሐት ተፈጥሩ ዘሎ ንህዝብ ትግራይ ፅቡቅነት እዪ፣ምክንያቱ አማራ ሳይደፈረስ አይጠራም ይላል እኒ ገብረ ዕክልሊን ማሐዝቱ አብ ጫንቃ ህዝብ ትግራይ ተቀምጦም ህዝብ ትግራይ ምሰ ኻልእ ህዝብ ብጥሪጣሬ ክነብር ገይሮም እዮም ወይ ነቲ ህዝብ ለውጥ አይገበርሉን ጥሬሕ ዘይከነሰ ንባዓሎም አብ አዲሰ አበ በ ተቀምጦም ዘምፀእዎ ለውጥ የለን ከብ መከተ ንድሐር እሶም ወረዶም ካልእ ሐይል ክመረሖ ምሰ ጀመረ ብተኮልና ብቅንዓት ከስርሕዎ አይኻአሉን ምኽንያቱ ትግራይ እንተሐግዝና ሰብ ሐዚ ረኽብና አለና አዞም ሰበት ወይም እዞም ጉጅለ ንግዝያዊ መንግሰት በምፅላምን ዘይገበሮ ይገብር አሎ እናበሎ ናብ አላቶም ስም የጥፍኡ ሰለ ዝኘበሩ ብዘይ ማሰረጃ አብስራሕ ዘሎ የጥፍኡ አለው ንአብኘት አብእትዮጵያ ደረጃ እናሃለውና 1988 ዓ ም ብመካላክያ ደረጃ ዓብይ ግምገማ ነይሩ አብት ማእከላይ ኮሚቴ ሐሜታት ነይሩ ሰሐዚ ንቶም ማከላይ ኮሚቴ ሐሙኹም ተባህሉ ቡዙሕ ተጋዴላይ ተባርሩ ታአሰሩ ሰለዚ እዞም ናይገብረ ዕክልሊ ጉጀለ ንግዛያዊ መንግሰትዘ ዘፀሉምን ጥለሸት ዝኸዱ ዝነበሩ እክሰሩና ክባረ ሩ አሎዎም፣፣

  • @Alemaz-vi7on
    @Alemaz-vi7on 24 วันที่ผ่านมา

    በጃኩም በጃኩም አይትወጉኑ ነቶም ዝሰንከሉን ዝሞቱ እሽላት ርእዩ .

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 24 วันที่ผ่านมา

    እንኳን king ሊሆን እንደሰውእንኳን አሰተሳሰቡ አይገባም አንዳንዴ ለትግራይ ተቆርቋሪ ይመስል እንደገና እኔ ከሰልጣን ከወረደሁ ወደ ጦርነት እየገቡነው ብሎ እየዋሽ ህዝባችንን ሊያሰበላ እተጣጣረነው ጌታቸው አትጠጣ ጫትም ይቅርብህ በጣም ነው ግን የምንወድሀ ግን ግግርህ ገራ አያጋባን ነውጂ

  • @Haftomtubeshow-
    @Haftomtubeshow- 24 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሰተይቲ ደም ህዝቢ ትግራይ መመሊሶም ናብ ኲናት ንምምላስ ዝፅዕሩ ዘለው መንጀሪኖ ደብረፄን አለም ገብረዋህድ ዝባሃሉ ሰባት ይአኽሎም ስልጣን ብንእሽተይ ወለዶ ይተካእ

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ናይ ሓሶት ማዕከን😂😂😂

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጻድቃን ርእስ ዱባ መለስ ዘናዊ ኣባሪርዎ ዶ ኣይነበረን ከዳዕ ባንዳ እንድርታዊ

    • @Haftomtubeshow-
      @Haftomtubeshow- 24 วันที่ผ่านมา

      ስዲ ረሳሕ ፃድቃን ጅግና ንሃገሩ ዝቃለስ ወድ ህዝቢ እዩ ከም ዝኻም ደናቑር ታሪኹ አይፈልጦን እዩ

    • @gebremedhntsegay
      @gebremedhntsegay 24 วันที่ผ่านมา

      ጉማማ ለኽባጥ ንስኻ ድማ

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 24 วันที่ผ่านมา

      @@Haftomtubeshow- ጻድቃ እንድርታ ዐናጅል ሰረቅትይ ጨወይትማ ክጠፉኡ ኢዩ ዝነእዎም በካዐት መቀለ

  • @mekonenaregai9483
    @mekonenaregai9483 24 วันที่ผ่านมา

    ነዞም ዘይፖለቲከኛ ክልተ ጉጅለ ዘግልስ ናይ ህዝቢ ውዴበ ይሳለጥ ኣሎ! ኩሉ ትግራዋይ ናይ ባዕሉ ተራ ክፃወት ኣለዎ::

  • @user-lf4zn5ux3j
    @user-lf4zn5ux3j 24 วันที่ผ่านมา

    ንሕና ዝበልናካ ስማዕ እንድሕር ዘይሰሚዕኻ ኣጊድናካ ኣለና ዝብል ሓሳብ ዘመኑ ዘይጠልቦ ሕጊ ዝጠሓሰን ኢዩ ይተኣረም። ፀገም ህዝቢ ካብ ምፍታሕ ንስልጣን ምርጋሕ ፅቡቕ ኣይኮነን።

    • @ddyy5110
      @ddyy5110 24 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ውድብ ላዕለዋይ ስልጣን ዘለዎ ጉባኤ ረጊፁ ዝወፀ ወይ ዛበየ ይባረር። ናይ ባዕሉ ካሊእ ውድብ ክፈጥር ይኽእል

  • @user-lu8pj4uq7g
    @user-lu8pj4uq7g 24 วันที่ผ่านมา

    Eway endertawi elka miglsis entay yibehal
    Zeyestewel seb yigerim eyu sebke tay yibileni eqabel
    Gina naytigireway lisan ele kea nimieman yesegimeni
    Zigage seb nikeyihilu kinihabirin kinitehalalen alena poletikaentekone tekeyaayaray eyumo nihizbinan adinan bihabar dewkinbilalena
    Abtigraizelekum kulatkum poletikgnatat kea dihrimay nabeati keyikewin arhikum hisebun temekakerun abhayalinkebidin kunet kemzelena Kirsae yebilunmo hadera kulunizekir yibil

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 24 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ እዛ ጓል ኣብዚ ጉባኤ ናይ ወያነ ትዛርውቦ ዘላን፡ ኩሉ ዝዝረብ ዘሎን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ካኣ ጌታቸው ረዳ ዝበሎን ኩሉ ኣብ ትግራይ ዝወርድ ዘሎ ሓቂ እዩ። ምኽንያቱ ሽፍትነት ናይ ቀደም፡ ኣብ በረኻ እንዳተቐመጡን፡ ኣብ ክሳድ መንገድን ጽርግያታትን እንዳጸንሑን፡ እንዳኣገርሁን እዮም ዝኸትሩ ነይሮም። ምዕማጽ ንደቂ ኣንስትዮ ግን ከም'ዚ ናይ ሕጂ ኣብ ትግራይ ዘሎስ ግኑን ኣይነበረን።
    ሕጂ'ኮ ኣዝዩ ማዕቢሉ። እዚ ከምዚ ካኣ ገለ ኢድ ናይ ላዕለወት ሓለፍቲ ተሓዊስዎ እዩ ዝኸውን እምበር ብቐትሪ ማዓልቲ'ዶ ኣብ ማእከል ከተማ ከምዚ ይግበር እዩ፧ ማእለያ ዘይብሉ ክትራንን፡ ንደቂ-ኣንስትዮ ምዕማጽን ብፍላይ ኣብ ከተማታት ትግራይ ብሰፊሑ እዩ ዝካየድ ዘሎን። እዚ ካኣ ከም'ቲ መለስ ዜናዊ፡ ንስርቂ ንኸምዚ ናይ ሕጂ ኮይንዎ ዘሎ ዘተባብዕ ዝተዛረቦን ማለት፡ ስርቂ እንተተረኺብካ ገበን እዩ፣ እብተዘይተረኺብካ ካኣ ስራሕ እዩ ዝበሎን ዘተባብዖን እዩ ወሲኹን ማዕቢሉን፡ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ካኣ ናይ'ዚ ሕማቕ ተግባር'ዚ ዝፍደዮ ዘሎን።
    ሓንካስ ዝነራሒተን እንስሳስ፡ ኩለን እተን ደድሕሪኣ ዝስዕባ ዘለዋ ካኣ የደልህጻ እዩ ኮይኑ ዘሎ ናይ ወያነን ናይ ደ/ር ኣብይብ ኣመራርሓን። ምኽንያቱ ኣብ ከተማታት ኢትዮጵያ'ውን ከምኡ ስለዘሎን። ስለዚ ንኹሉ ህዝብ ኢትዮጵያስ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ጥራሕ እምበር ብመራሕትስ ኣይተዓደለን።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 24 วันที่ผ่านมา

    Derama

  • @Mulu_alene
    @Mulu_alene 24 วันที่ผ่านมา

    A collection of corruptors.

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 24 วันที่ผ่านมา

    Tgray kitdhin xadkan kab poletika tigray kiele alowo miknyatu tsadkak kenaen delay siltanin eu

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q 24 วันที่ผ่านมา

    ጌች አብ ንዞም ሰረቅቲ ህውሓት ትአስረም አለካ እን ደብረ ዕክሊል ቀንዲ ፃላኢ ህዝቢ ትግራይ ህውሓት እዮም ከም ዳይነስሩ ካብ ምድረገፅ ክጠፍኡ አለወም😢😢😢😢

  • @Hagos-x4n
    @Hagos-x4n 24 วันที่ผ่านมา

    ለኻብጥ

  • @wewe5688
    @wewe5688 24 วันที่ผ่านมา

    ሓሶት ፋብርካኻ እዩ፡ ካልእ ድርጅት የብልካን

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 24 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 24 วันที่ผ่านมา

    ናይ መነኳ ምክትል ምክትል ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ምባል ይትረፍኩም ምክትል አብይ በልዎ

  • @schuschubika7673
    @schuschubika7673 22 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊት 😂😂😂

  • @dhhfth4904
    @dhhfth4904 24 วันที่ผ่านมา

    አረ ጌታቸው ረዳ ትመሊካ መጺኻ ናብ ሕወሓት ቀስልካ ዕበ እንዴ ደም እንደአብ ያደረገው አተም ትግራን አከፋፍለህ እርሰ በእርሰ ልታባላነወ ዴ አብይ የላከህ ነገሩ ሃቅነው ለካ ሲወራብህ የነበረው እንዴ እንዴ አንተነህ አረ ልብ ይስጥህ እንደዚህ ተራ ሰው ነህእንዴ

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 24 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ረዳ king