Thanks. If we want to save Eritrea, the solution should come from inside Eritrea but how can that happen if everyone is running away from the country??? The young should stay inside Eritrea and fight the regime. Why are our soldiers dying in Ethiopia???? The Generals like Filipos are fully responsible for this.
AGEB Dont talk non sense . He is the still leader of our proud nation and culture.Please dont talk a LYE. THE JOURNALIST HAS HABIT OF LYE. LYE HE USED TO SAY THINGS NEVER HAPPENED
ኩቡር ህዝበይ እቲ ሕማምን መድሃኒቱን ማትዮስ ብ aan media ሰዲድልና ኣሎ ብዘይ ቀልዓለም ንውሰዶ ህዝብናን ህገርናን ክነድሕን።
የቐንየልና AAN MEDIA & MATIOS ZELEALEM!
ብሉጽ መደብን ኣቀራርባን።
ናይ ብሓቂ ሃገራዊት ቻነልን ሃገራዊ ሰብን። ንበሩልና!! ኤርትራን ኤርትራውነትን እውን ንዘልኣለም ክነብር'ዩ።
ማቴዎስ ሓወይ ብጣዕሚ ናፊቐካ ቀንየ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንታነን ሃገራዊ ወንን። ሃገርና 10 ከማኻ እንተዝህልውዋ፡ ጸላእትና ብንጹር ፈሊጥና ጉዕዞና ምወዳእና።
ኣጆኻ ቀጽል፡ እታ ኩሉ ዝደልያን ዝምነያን ሃገር ክንሰርሓ ኢና።
ንኺድ ጥራይ፡ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘልኣለም ክነብሩ እዮም!!!
ብጣኣሚ ድስ ዝብል ትህዝቶ ቃላት እዩ እሞ ኣጆካ ቀጽሎ ዓውትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
الله يكون معاك انسار حوي ❤❤
ቢጣም ጽቡቅ መደባትካ ብራቮ ኣጆካ በርቲ ኢ ኣለና ኣብጎኒካ Bro
ኤርትራውያን ከም'ዚ ማቴዎስ ዘለኣለም ዝበለ ሃገራዊ እዩ ዘድልየና። ኩሉ ንኤርትራና ሓደጋ ዝኾነ ብትኽክል ይነግረና ኣሎ።
VIVA AAN MEDIA LOVE YOU♥️🇪🇷🦁🦁
ዎው ብጣዕሚ ዝገርም ሙኣታይ አብ ኤርትራ ,አነ ኻኣ ከመይ ዝበለ ሕሱም ጦንቆላይ እዩ ዝዝውሮ ዘሎ ንኤሰያስ ይብል ኒረ ማቲውስ ጅግና ፌሒርካ ረኺብካያ ሚስጢራ ቀጽሎ አአን ይበል አናብባ
I can say you are great Eritrean Journalist. I love your analysis. Keep it aan media network.
Yes, I mean for great author Mathewos and appreciation for aan media also for providing this amazing analysis.
Nice thanx jigna Tesfa alena
Amen amen amen
ኣናብስ እኹም ኣጆኹም ጥራሕ
ربنا يحفظكم الله يكون معاكم ان شاء الله يوم واحد
ከም ቃልካ ይግበረሉ እዚ ውፅዕ ሕዝቢ ፉቅሪ እተ አቀድምና ክኽውን እዩ አምላኽ አሎ አብ ቦታኡ
♥️♥️♥️♥️♥️
10000000% ሓቂ እዩ የገርም እዩ ሰብኣይ ዝኣኽል ኣብ እንዳ ጠንቃላይ ኽውዕል
ባሃርያት ኢሰያስ ትኽክል መጺያ ፈራሕ ተጠራጣራይ ትብዓት ዜይብሉ ድሁል ሰብ ምኻኑ እዩ ዝፍለጥ
AAN jeganu deki Eri.
ሕጂ ግርም ገበርካ ካልእ ኣሎ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝበልዕም ዘሎን ዝበልዕምን ክብሉዑ ተዳልዮም ዘለውን ኣቅርበልና ኣኻ
ከምበልካዮ ይግበረልና
ሓድነት ኤርትራን ኤረትራዊነት ከየራጋገጽና ሕልሚ እዩ ሓድነት ሓድነት ሓድነት እዩ
💓💓
ብስሐቅ ቀቲልካና
brkum ysesn aqerarbakum entay kwexo Nfuat keep going
Marhaba aan mediya
ማቴዎስ ኣንበሳ፡እታ ክንርእያ እንደሊ ኤርትራ ኣብ ጽሑፍኻ ተርእየና ኣለኻ።ብጣዕሚ'የ ዘድንቐካ ቀጽሎ።
Very nice Program
ብሓቂ(sprit of Mao)
That’s true. Bro keep it👍
ይገርም እዩ:ከመይ ጌርካ ምስ ማኦ ከተወተወዳሮ:ማኦ ኣውልድ ከም ዝዕመፃ ኣይገበርን:እዚ ደንቀሮ እዩ
Amennn amen nezi xbuk plan
Intay higgi allo ab Eritrea
Thanks so much good job mitwase and said
ናይ ብሓቂ ሓደ ዓይነት ስነሓሳብ ኣለዎ ኢሰያስ ምስ moa, ሕጂ ክርእዮ ጸኒሐስ ገሪምኒ፡ ፍልልይ ዘይብሎም፡ ኩሉ ኢሰያስ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጠቀመሉ ዲክታተራዊ ስነሓሳብ፡ ካብቲ ናይ ቻይና ዝነበረ መራሒ እዩ ወሪስዎ moa ጸሊም ታሪኽ እዩ ገዲፍሎም ንህዝቢ ቻይና ናይኣማኢት ዓመታት ዝነበረ ክብርታቶም ባህሎም ደምሲሱ ናቱ እዩ ኣታኣታቲሎም፡ ኢሰያስ ውን ከምኡ ስነሓሳብ እዩ ተኸቲሉ፡
ብዛዐባ እዚ ጌታቸው ኣሰፋ ዝባሃል ሰብ ገለ ዝያዳ ሓበረታ ብዛዐብኡ ድሕረ ባይትኡ ስልጣኑ ዐዱ ሃፍቱ ወዘተ ገለ በለና እዛ ሽም ብዙሕ ትስማዕ ኣላ የቀንየልይ
Amazing story
Thanks. If we want to save Eritrea, the solution should come from inside Eritrea but how can that happen if everyone is running away from the country??? The young should stay inside Eritrea and fight the regime. Why are our soldiers dying in Ethiopia???? The Generals like Filipos are fully responsible for this.
ኣየ ማለሊት
ኤርትራውያን ኮይንክን ትዛረባ
ሽርሕኽን ብላሽ
AAN Media በጃካትኩም ፕረሲደንት ኣይትበልዎ ንዑኡ ዝምጥን ኣይኮነን ሰይጣን ኢልካ ምስያሙ ካብ ሰይጣን ዝገድድ እንተዝህሉ ምሰየምኩዎ
ማኦ ሰብ እዩ ኣጽንቱ ናይዚ ጠላም ካሕዳይ ይሁዳ ግን ህዝቢ ኣጥፍኡ ሃገር ከጥፍእ ከይደቀሰ ይሓድር መንፈስ ማኦ ጥራይ ዘይ ኮነ ኣይትረስዕ ናይ ምንፈስ ካብ ኣምጸእካ ናይ ኣጼ የውሃንስ ፡ኣጼ ሚኒልክ ኣጼ ወይ ንጉስ ሃይለ ስላሴ መንፈስ ዝተጻዕነ ልእኽ ሳጥናኤል እዩ ።
ዘለኣለም ንፋፅ ኣጆኻ ሰብኣይ
Well said Mathios, that is what we should do, stand together to undo what he did and restore oir values.
Shashu Keleta ሻሹ ክንደይ ትዕሹ ኢለን ደሪፈናልኪ እንዴን ኣዋልድ ዓድና: ቀደሙስ:: ታራ ኢሰያስ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንሓርነት ታሪኽ ዝምስክሮ እዩ:: ሓያል መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ቀሊል ኣይነበረን:: ዓለም ብኣድናቆት ኣፎም ሃህ ኣቢሎም ከምዝተርፉ ዝገበረ እዩ:: እቲ ነዚ ዝመርሕ ዝነበረ ክኣ ኢሰያስ ይብሃል::
@@negodanegode5390 ኣሻ'ዩ ኣሻ ዝብል፡ ሱር መሰረት ሃገር ዝኾነ ስድራቤት ንዝቡንቅር ሳጥናኤል ዝኣምን'ዩ ብልሑ ክምርምር ዝግብኦ።
Shashu Keleta ከም ጸርፊ ኣይትውሰድያ : እቲ ዝተገብረ ከምዘይተገብረ ምግባር ዕሽነት ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ እየ :: ንኣብነት ካብቲ እተገብረ ክንጠቅስ እንተድኣ ኮይና ነጻነት ኤርትራ እዩ:: ኣብዚ ኩሉ ኤርትራዊ አእጃሙ ኣበርኪቱ እዩ እጃም ኢሰያስውን ቀሊል ኣይነበረን:: ጸለመ ጽቡቕ ኣይኮነን:: ንኢሰያስ ከም መላኣኽ ወይ ድማ ከም ሰይጣን ጌርካ ምርኣይ ጌጋ እዩ:: ነቲ ቅኑዕ ቅኑዕ ነቲ ጌጋ ክኣ ጌጋ ክንብል ኣሎና::
ኣጆኹም ሓሶት ጥንቁልና ስርቂ ምንዝርና ምፍልላይ ዩሁድ ክጠፍአ ከሎ ኣቶም ኢዶም ረሳሓት ብደም ምጹ የትፋልና ኣምላኽ ኣጆኻ ማኦ ስነሓሳብ ናቱ ንሕና ንሱን የትፋኣዮም ኣምላኽ ማቲዎስ ኣምላኽ የኣብካ
ጽብቅ መድብ አዩ ኩብሪ ሕውና ሳሊሒ ሕወይ
ኢወ ጽቡቅ ብከመይ ክን ኣልዮ ገለበልና
ጹቡቅ ናይ ህጂ ንግበር ብምንታይ ብከመይ ኒለዮ
ንሱ ደአ ንክሎም ብሲሚ ኤርትራውያን ንኩሎም ዘጽነተ ኢዩ
ማኦስ አንፈልቶን ቴንቤናንያን አሊየቱ ዝካሃደ ሱዉአትን ዝደፈረ ይታአለየልና
ኤርትራ ብደም ኤርትራውያን ስለዝመጸት አወት ኔኤርትራውያን
ክብሪ ዘላለማዊ ንሱወአትና ሪምና ዘረከቡና በአቢኡ ነቶም ሱንኩላትና ምስቁማሎምን
ስቅይቅቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ህገር ዘውሃሱ ኢቶም ተረፍ ሩሱናት ሱንኩላት
ሃንቂኩን ኢሉ ዘህንኮቲም ህጂ ውን ንሪምና ንራማረም ኤርትረዊ ተትርነፍ ተሃላለይ።
አዚ ብልሺው ስብአይ ብሕቂ ኤረትሪዊያን ስሪና አፍትሑና አዩ ሕጂ ደአ አምላኽ አረደአና አንበሪ አዚ ብልሺው ኢስያሲ ጋንን አዩ ዋላ ስጋ ስብ አበልዒ አኩውን አዩ
🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🍇🍇🇦🇿
Wikiliks ተወኪስኩም ሕሜታ ዲፕሎማሴኛታት ካብ ምንባብ: እቲ ኣብኡ ተቃሊዑ ዘሎ ሓቅታትን ውዲትን ጸላእቲ ኤርትራ እንተተቅርቡስ እዚ ሕጂ ዝደናግር ዘሎ መንሰይ ነቲ ሓቂ ተመራሚሩ ባዕሉ ንኸፈልጦ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ምገበረ::
ኢሰያስ ስብ ምኳኑ ዝረሳዕኩም ትመስሉ::
ኢሳያስ ተንቢየን ምስ cia ሞሳድን ዘለዎ ርክብ ዉን መጽናዕቲ ገርካ ሓደማዓልቲ ኣቅርበልና ኢካ
Ezi share zgber bhaki thankyou mati
ማቴዎስ ዘላኣለም,ነዚ ብልሕን ሓንጎልን ክትዉንን ዝኸኣልካስ ትዕድልቲ ጥራይ ዘይኮነስ ትምህርቲ'ዉን ኢዩ ቀጽሎ።
Ajokum kexlu xbuk hasab eyu xerkum kwun kkewn eyu
Long live isayas
ንሕናውን ከምኡ ኢና ንደሊ ከምታ ደሳቀየና ንዓመታት ከነሳቅዮ ኣብ ሓጺር ግዜ ተመይቱ ድአ የዕሪፉ ማለት እዩ እስኻ ትሕመሎ ናትካን ናቱን
Tebaetay melekti ezyu znead srah ajoka ketslo matiwos hawun.
AAn media kea btaemi yekenyelna btaemi tsbuk srah ajoka ketslo berte.
Eza chanel ka kea knebya ena haye belu like, sabscrayb comment nhabo . Ktebabae zelewo seb eyu.
Wellcome guys.ኣብዚ ግዜ እዚ እታ ሓንቲ ዝጽበያን ዝከታተላን ቻነል #comeonaanmedia.
❤💙😁😁😂🤣😁❤💗
እዋይ መስሐቅ
እታ ጸገም ረኺብካያ። ናይ ኢሳያስ ጽቡቑ ይኹን ኣበሩ ምስዛ ናይ ዴሳዊ ኣተሓሳስባ ይብገስ። ካብዚ ኩነታት ኣወጻጽኣና ከም ናይ ቻይና ይግበረልና።
I am not suprised that's him 😂😂😂
ኣቶ ድሮን ከም ቀደምካ ይሕሸካ ጽንጽዋይ ኣይተብዚሕ ማኦ ወዲ ማኦ ኣብዚ ግዜዚ ክንሰምዖም ድሉዋት ኣይኮናን ድሮን ዝብላዕ ወረ ኣምጽእ ሀጠው ቀጠው ግደፎ።
AAN media please président aytebelo nezi wedi xomakit suwa
in a few years you will have the country of your dreams
ኣየ
ኣታ ኣስሊ
👍👍👍👍😂🤣😁😁
Ata seb zkewn indo amxie biznna aytxawet
ንስኻ ዲኻ ወይ መስፉን ሐጎስ
እቲ ዘሎ አብ ባይታ ናይ ማኦ ስነ ሓሳብ ኢዩ :: ናይ ውግእ ሜላ ከይተረፈ ናይ ቻይና ቅዲ ተጠቂሙሉ ኢዩ:: ብዝሒ ሰራዊት ገርካ አጥፊእካ ጥፋእ ዝዓይነቱ ሁጁም ምስ ዓቅምናን ዓቀናን ዘይመጣጠን ህልቂት ኮነ ኢሉ ተሰሪሕሉ:: ንኸይግጠሙ ድሙ:::ድሙ ፋንጋስ ዝተባህሉ ሓደገኛ አርኮላዊ መርዛም መስተ ንሰራዊት ከምዝሰትዩ ይግበር'ሞ ንጥፍአትን ህልቂትን ሰራዊት ጸብጻብ ከይተገብረ ዲግ ዝበለ ሳዕሳዒትን ልቢ ሰብ ዘጥፍእ ዳንከራን :::ጃህራን:::ፖሮፖጋንዳን ተጠቂሞም ዝኾነ ይኹን ናይ ሰራዊት ርእይቶ ከይህልው ትም:::ሕትም ይኸውን'ሞ ንኹሉ ውግእ ታአምራታዊ ዓወታት የምስልዎ ነበሩ :: ኩሉ ናይ ማኦ ክፍአት ቅምጥ አቢሎም ክሳብ ሕጂ አብ ህዝቢ ኤሬትራን መስኪን ሰራዊትን ኮነ ኢሎም ይጥቀምሉ አለው :: ምርጫና እምቢ:::እምቢ ወይ ሞት መንገዲ ፍጹም ዓወትና ኢዩ ::
Y-BEL MATU Z.ALEM AMSEA-KAYA ATA MSTER *WEAK LEAKS SECRET ....MOO IST ....
Seid welcome
Ne matyos kereyo mara eye tehanteye zeleku betaemi nefue beleley
ከምዚናትካ ቁኑዕ ኤርትራዉነት ዚወነነ ስናሓሳብ ነዚ ንኡስ ወለዶ የድሊዮ ስለዘሎ ከይታሓለልካ ቀጽሎን በርትዕን ማቲዎስ ሓዉና ምስ መሳርሕትካን
TIGRAWAI JIGNA IU FETIKUM TSELIKUM
ኢሰያሰ ሰራሕተኛ ምዕራባውያን ከምዝኾነ እንተድአፈሊጥና: ብዙሐሰ ብዛዕባ ኢሰያስ ግዜና ከነባኽን የብልናን። እኳድአ ነቲ ሰለላዊ ተልኡኾኡ ከነፈሽሎ እዩ ዘሎና። ኢከያስ zombified Zombie አብ ቆርበቱ ማይከሮ ቺፕ ሰኹዖምሉ እዮም! እቶም አምሆ ዘመን ኮሎንያልስት ነጋዶ ባርነትን ሎሚ መልክዕ ቀዪሮም ብመደብ ማይበት ትግራዎት ብስለላን ኮለላን ዓሊሞ ቾፕላ እንደበሉ
ይላገጹለሸና ከምዘለው ክስቆረና አለዎ!!
Isias oko donqoro eyu nehna zedleyena technology zemtse ember seb zeqetel zeseren ayedleyanan eyu. Kem Isias hade gosa yemreho hager
AGEB
Dont talk non sense . He is the still leader of our proud nation and culture.Please dont talk a LYE. THE JOURNALIST HAS HABIT OF LYE. LYE HE USED TO SAY THINGS NEVER HAPPENED
አገብ ትበሐል ንሰካ ኢካ
ኣቅራቢ እዚ መደብ ከመስግነካ ይፈቱው ጡዑም ዝኾነ ድምጽን ተውህቦን ኣለኻ ንስኻ ኢኻ ትኽክለኛ ጋዘጠኛ ኣዳላዊ ዝመደብ ዝጥቀመሉ ቃላት ብጣዕሚ ከበቲ ዕሙቅ ዝበለ ትሕዝቶ ዘለዎ ቡሱል ቡቁዕ ሃፍታም ተመክሮ ዘለዎ ሰብ ኢዩ ክመስግኖ ይፈቱው
ኣንታ ሃተፍተፍ ከይበልኩም ሲ ቁምነገር ዘይትገብሩ፡ ዘይተባህለ ኮለል ትብሉ፡ እሰያስ ድኣ እሞ ዓለም ዘፍ ኣቢሉ ከይፈተወት ኣሚና ድላይካ እኮ ኢላቶ፡ወያነ መቀለ ከም ትውሸብ ዝገበረ እኮ እዩ፡
ፅሉል ይኩን ገለ አዱ ገጥ አቢሉ ሒዝዋ ሎ ስቅኢልኩም ሃለውለው አይትበሉ ሃደምት !!
ዓዲ ጹቡቅ ገይሩ ህዝባ የጽንቶ ኣሎ ክትብል ዲኻ? ተሕዝን ፋሪሕ ፈጣሪ ዘይብልካ
ደቁን ደቅኻን ይፍደይዎ ጽባሕ ዓለም ተቃያያሪት ምኾና ኣይትረስዕ
እዚ ሰብኣይ፡ሰልጣን ዝቅበሎ እዩ ስኢኑ እንበር፡ ሰልቺዎ ዩ ዘሎ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ኮፍ ምባል፡ ዘብርዮ ሰብ ስኢኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከማሓዳር ዓቅምን ብቅዓትን የብሉን፡ ብፍላይ ኣብዚ እዋን እዚ፡ ባዕሉ ከየውርድ ድማ ህልኽ ሒዝዎ፡ ተቃሊሶም የውርዱኒ ኢሉ ይጽበየና እዩ ዘሎ፡ ከምቲ ባዕሉ ዝበሎ ሰብኣይ የለን፡ ኩሎም ጉሓፋት እዮም፡ መጻብብቲ ይጥፍኡልና ኢሉ ተዛሪብ ኔሩ ሓደ እዋን እንታይ ንምባል እዩ ህዝብና ሕማቅ ህዝቢ ምኻኑ ቀደም ፈሊጥዎ እዩ፡፡
አታ እንይ ክገርመካ ውዱቅ ንብስኻ ወድካ ከምዝለኻ ትፍልጥ ዶ? ወድ ሽርምጣ ብድይ አቦ ዝዓበኻ ድፋን ሐንጎል ሐንጎልካ ብቁማል ከምተበልዒ ትፍልጥ ዶ?ጋሕታፍ አደኻ ወይ አቦኻ ደም ኤርትራውያን ዝመጠጡ ክኾኑ አለወም::
Shame on you. Dont set the sun by isayas
❤❤❤❤❤❤❤❤