ጉርሒ ቢኒ ዘርኣየ፣ ዕሽነት ቶም ፒኮክ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
- ቶም ፒኮክ ካብ ዓባይ ናይ ዎርልድ ቱር ጋንታ ኢንዮስ ተፋንዩ ናብ ኣዝያ ንእሽተይ ጋንታ Q36.5 ተጸንቢሩ ኣሎ። ነዛ ጋንታ ክረክብ ግን ዓቢ ላዕልን ታሕትን ኢዩ ኣሕሊፉ። በዚ ከኣ እቲ ቢንያም ግርማይ ምስ ንእሽቶይ ጋንታ ኢንተርማች ቀንዲ ተቐዳዳማይ ኮይኑ ንክቕጽል ምምራጹ ኣድናቖት ረኺብሉ ኣሎ። ሰፊሕ ዝርዝር ጌጋ ኣካይዳ ናይ ቶም ፒኮክን ልቦና ቢንያም ግርማይን ሒዘልኩም መጼ ኣለኹ።
The cycling world at this time is shocked to learn the departure Tom Pidcock from the biggest world tour cycling team Ineos Gradieners. Pidcock has joined to a continental cycling team Q36.5. Pidcock's anual salary was 3 million euro a year. but it it is going to be less than 50,000 euro only.
#alexanderisak #alexanderisakgoals #premierleague #striker #newcastleunited #sweden #eritrea #ቢንያምግርማይ #tourdderuwanda #ዙርሩዋንዳ #californiamarathon #marathon2024 #saitamacriterium #mrbeast #urchristiano #messi #eurosports #markcavendish #tadejpogacar #worldchampionship2024roadrace #singaporetourdefrancecriterium #eurosport #Tourdefrance2025presentation #movistar #ቱርዲፍራንስ #tourdefrance
#ቢንያምግርማይ #borgusbh #biniamghirmayteamleader #biniamghirmaynetworth
#prizemoney #procycling #tourdefrance2024
#CAF #tadejpogacarnewcontrat #uaeteamemirates
#eritrea #africa
#miketeunissen #saitamacriterium2024 #markcavendish #tourofgeeguanxi2024 #ናቱ #dailysportnews
#breakingnews #ዜና #ቢኒ #ኣስመራ #ሬድሲካመልስ #ኢሳይያስኣፈወርቂ #ናቱ #ኤማ #cycling #eritv #eritrea #ናትናኤል ተስፋጽዮን #ኣማኑኤልገብረእግዚኣብሄር #ሬድሲካመልስ #ዜና #ቢኒ #ሄኖክምሉብርሃን #CAC2024 #eritv
#ኣድያምዳዊት #ቅሳነትወልደሚካኤል #ሱዛናፍሰሃየ #ዮናስዘካርያስ #ዮናስሓላባይ
#ኤርትራ #ሃገራዊትጋንታ #ዮናስሓላባይ #ዳንኤልተኽለሃይማኖት #ሬድሲካመልስ #breakingnews #ዜና #ቢኒ #cycling #eritv #ሄኖክምሉብርሃን #ኣድያምዳዊት #መርሃዊቅዱስ #ቢንያምግርማይ #ሚልክያስማእከለ #ሜሮንተሸመ #Africancycpingchampionship2024
#Classicjiroemilia #tadejpogacar #tourdefrance2024 #lavueltaespaña #primozroglic #ዜናስፖርት
#ቢኒ #matewvanderpoel #zurich2024 #uci #biniamghirmaywife #jonasvingegaard #remcoevenepoel #ሳምሶንሰለሙን #ዮናስሓላባይ #dehay_tv #ዜና #ቢንያም-ግርማይ #ሬድሲካመልስ #ዎርልድቻምፕዮን #ናቱ #ሄኖክምሉብርሃን #ዜና #ኤርትራውያን #ኤርትራ #ኣማኑኤልገብረእግዚኣብሄር #ኣስመራ #ቅሳነት ወልደሚካኤል #eritreanbiniamgirmay #cycling #worldchampionship2024roadrace #ዮኤልሃብተኣብ #መርሃዊቅዱስ #eritreanmedia #habesha #eritreantv #eritv #sports #live #tadejpogacar #madspedersen #eritreanbiniamgirmaysong #lidltrek #tourdefrance2024 #worldchampionship2024 #intermarche #neweritrean #newsong #ደርፊቢንያም #tadejpogacarworldchampion2024
ክቡራት ተኸታተልተይ ሳብስክራይብን ላይክን ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ!!!
❤❤❤❤❤ክቡራት ተኸታተልተይ ሳብስክራይብን ላይክን ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ❤❤❤❤❤
ቢኒ ጎራሕ ቆቃሕ፡ በጠማምትኡ ጎራሕ ከምዝኾነ ይፍለጥ። 🎉🎉🎉🎉🎉
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
✅✅✅
TSBUQ ALEKI QETSLIYO AB SRAHKI ASALTO YMINE
Gal ami habereta yihaxreki alo
Abzi nehalka mai zeytame ziena, aziyu bsul medeb haftna , ati tntanieki aziyu agedasn sehabn eyu keibyeki ena, haye moral nhaba
❤❤❤😂😂❤❤😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Q36 continental aykonetn aytigageyi aragagitsi ik Pro connti eya
ይቅሬታ ዝሓፍተይ እዛ ኢጣልያዊት ክለብ ትብልያ ዘለኺ ኮንቲነታል ዘይኮነት ኣብ ግራንድ ቱር ከይተረፈ ብ'ዕድመ ናይ ምስታፍ ዕድል ዘለዋ ፕሮ ኮንቲነንታል ጋንታ ኢያ፡ እቲ ናይ ናሆም ዘርኣይ ትብልዮ ዘለኺ ከኣ ቶማስ ምስኣ ኣይኮነን ፈሪሙ ዘሎ ናይ ናሆም ኮንቲነንታል Q36.5 ክትከዉን ከላ ቶማስ ፈሪምላ ዘሎ ግን ምስታ ፕሮ ኮምቲነንታል Q36.5 ኢዩ ስለዚ ፍልልይ ኣለወን ብሽም Q36.5 ጥራሕ ሓዋዊስክየን ኣለኺ። ደሓር ከኣ ደሞዝ ከምቲ ትብልዮ ዘለኺ ትሕቲ 50,000 ኣይኮነን
@@SammyPaulo-r2p Thanks bro for ur detailed and polite correction. I have marked ur words and wish u a happy new year.
@Xruramedia Happy New Year to you too!! ከም ደጋፊ ቅድድም ብሽክለታ መጠን ብቐጻሊ ኢየ ነዛ መደብኪ ዝከታተላ ዓቕመይ ዝኾነ ክሕግዘኪ ድማ ይኽእል፡ ኢየ ቀጽልዮ ኣይትሕመቒ " i am proud of you!!
Bini bqlxmu eu, ab enos wn arha mkone neyru , nibni keyfetew mserhlu neyrom. Bini ab hayal ganta entzkewn darga kulu gizi mteawete.
Ab alem zeytenegre ember zeytegebre yelen kbhals leke haqi eyu.
ቢኒ ደኣ ንዓመት ሰለስተ ሚልዮን ዶላር ተሓሲሙ እዩ ኣብዚ በጺሑ፡ እምበኣር ገንዘብ ዝጸግብ ሓበሻ ኣለና እዩ።
እዚ ዜናኺ ሽግለታ ብእግርኻ ትጻወቶ ጸወታ ጥራይ ዘይኮነስ ማዕሪኡ ውን ኣውሪዱ ኣደዩቡ ዝሓስብ ርእሲ ከምዘድሊ እዩ። ኣገናዕ ቢንያም ሓውና ኣኹሪዕካና፡ ንስኹም ውን ስለቲ መወዳድርቲ ኣልቦ ኣዚዩ ሰሓቢ ሓበሬታኹም ደጋጊምና ነመስግነኩም።
መርሓባ ጽሩራ ከም ሽሞም ጽሩራ፡ ኣዚዩ ብሉጽ መደብ ግን እንዳጠፋእኩም ናይ ወትሩ ተኸታታሊኹም።
ጥፍእ ኢልኩምና ቀኒኹም ከምዚ ሒዝኩም ምጽእ ክትብሉና ከለኹም ኣዝሕል ኢኹም ተብሉና። በርትዑ፡ ቀጽልሉ
ከመይ ዳኣላ እዚኣ? ቶም ፒድኮክ ጥበበኛ ተቓዳዳመይ ምኻኑ ከ ትፈልጡዶ? ታይ ኢኹም ከተስምዑና
@@JordanTesfay-i9n ክክክክ ብርሃኑ ሓወይ ንፈልጥ እወ፡ ንሳይክል ከምዘዛርባ፡ ኣብ 3 ዓይነት ውድድራት ናይ ሳይክሎ ክሮስ፡ ማውንቴይን ባይክን፡ ናይ ጽርግያን ከምዝወዳደር፡ ግን ከኣ ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ንዑኡ ዘይትኸውን ጋንታ መሪጹ ውድድር ምስኣኑ ብባእሲ ምስ ጋንትኡ ተፈላልዩ፡ ካልእ ናይ ዎርልስ ቱር ጋንታ ስኢኑ ከኣ ናብ ፕሮ ወሪዱ። ናይ ኩሉ ግዜ እሙን ተኸታታሊና ብርሃኑ ተስፋየ ርሑስ ሓድሽ ዓመት እንዳተመነና ኢና።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉