ፍረሂዎት በሪሁ | FREHIWOT BERIHU 🇪🇷 ይምነ [ን ደቂ ኤሬ ሰላም ሩሑስ ሓድሽ አመት የቐንየለይ 🙏]

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ERITREAN MUSIC

ความคิดเห็น • 428

  • @meron5303
    @meron5303 8 หลายเดือนก่อน +14

    ዋላኳ ስጋና ኣብ ስደት እንተ ሃለወ፡ ሃምናን ቀልብናን ግና ወትሩ ኣብ ጎድኒ ህዝብናን መንግስትናን እዩ ዘሎ፡ ዝመጸ እንተመጸ ንኽንጥርነፍ ሓንቲ (ፊስካ) ጥራሕ እያ ተድልየና። 🇪🇷

  • @SelamErey3172
    @SelamErey3172 8 หลายเดือนก่อน +28

    ንእሽተይ ጓል ኣንከረ ኢለኪ ኣለኹ፤ ጽብቕቲ ዋዕሮ ኤርትራውይት።
    🙏🏽❤️🇪🇷❤️🙏🏽

  • @estar9stars173
    @estar9stars173 8 หลายเดือนก่อน +41

    ኩራዕ ኤርትራዊ ። ርሑስ በዓል ንኹልና ።😍😍😍😍😍 HAPPY NEW YEAR 2024 !!!!

    • @jebejebe7468
      @jebejebe7468 8 หลายเดือนก่อน +5

      Happy new year ⭐ nay hadish AMET beshemey tiremuz wine 🍾🍷,,,

    • @HanaAbe-gh9nr
      @HanaAbe-gh9nr 8 หลายเดือนก่อน +3

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

    • @estar9stars173
      @estar9stars173 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@jebejebe7468 hahahaha ABSHlR wedy erey Thanx happy 2024

    • @Paulos-zh5gc
      @Paulos-zh5gc 8 หลายเดือนก่อน

      ብስመይ ከኣ ጥርሙዝ ሻምፓኝ❤❤❤🎉🎉🎉 ​@@jebejebe7468

    • @FBMMusicAndFilmProduction
      @FBMMusicAndFilmProduction  7 หลายเดือนก่อน +2

      thank you ♥️🙏

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ጥዕምቲ ደሃይ ክቢሪ ይሃብኪ።
    ርሑስ አውዳአመት።ሰላምን ንመላእ ኤርትራ።
    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awetkeleta8675
    @awetkeleta8675 8 หลายเดือนก่อน +4

    መርሐባ ዋዕሮ ጋል ኤረይ ፍሪ ርሑስ ሐድሽ ዓመት እንኮላይ ንዓኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @destat3583
    @destat3583 8 หลายเดือนก่อน +21

    ጽቡቅ ስራሕ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ አብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @mesghenazerai4510
    @mesghenazerai4510 8 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ርሑሰ በዓል ልደትን ሐድሸ ዓመትን ንመላእ ኤርትራ ንሐይልታት ምክልካል ንሕዝብና ሰላምን ቅሳነትን ራህዋ ዚመልኦ ዓመተ ክኮነልና ብሐይል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም አሜን🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 7 หลายเดือนก่อน +5

    ፈረሂወን ኣትሳኣኒ ነዛ ኤርትራና ትኾኒ ዓይኒ ምቅርቲ እንቋዕሞ ብሰላም መጻኽና🙏💯🎁💐❤🇪🇷❤

  • @mihretandemeskel2022
    @mihretandemeskel2022 8 หลายเดือนก่อน +33

    መርሐባ ጥዕምቲ ደሐይ አሜን ሰላም ይግበረልና🙏

  • @YonasDesbele
    @YonasDesbele 8 หลายเดือนก่อน +7

    ፍረ ዋዕሮ ጽብቅቲ ናይ ጽቡቅ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ባዓል ልደትን ይግበረልኩም ደቂ ኤረ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤።

  • @assefawgebremedhin1942
    @assefawgebremedhin1942 7 หลายเดือนก่อน +7

    Firehiwet Berhu is very amazing young eritrean singer.Long live & prosperity for you & your family.

  • @akilehab377
    @akilehab377 8 หลายเดือนก่อน +11

    ሕጂ ግርም - A beautiful work of art.

  • @lemlemwolday1539
    @lemlemwolday1539 8 หลายเดือนก่อน +3

    Ruhus awdamet ygberelina🙏 .timti dehay❤gar erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @luwamey
    @luwamey 8 หลายเดือนก่อน +20

    ፍረ ፍረ ደርፊ፡ ንሕና ውን ፍቅርኪ ኣሎና፡ ሰላም ንኩልኩም ደቂ ኤረይ፡

  • @tedrosandemicael6039
    @tedrosandemicael6039 7 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንዓኽን ንፈታዊኽን ኳዕናን ስሕልቲ ጎሮሮ ሓላል ጓል ኤረይ።
    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @germaytesgay1931
    @germaytesgay1931 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንህዝቢ ኤረይ ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 8 หลายเดือนก่อน +6

    ዮሃና 🎉 ፌረሂወት : ነብሲ ♥️ አብዓድኽን 🇪🇷 አብሩባኽን : ንበርልና : ክበርልና !!!
    ርሑስ : ሓድሽ : ዓመት : ምስደቅኽን : እዛ : ምጭዉቲ : ባንድኽን ይግበረልኪ !!!
    ❤ 🇪🇷 🎉

  • @user-tb2wf8xi7x
    @user-tb2wf8xi7x 8 หลายเดือนก่อน +15

    Happy new to all Eritrean people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉

  • @tsinatdawit7743
    @tsinatdawit7743 8 หลายเดือนก่อน +10

    ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋን ጥዕናን ፍቅረ ይግበረልና 🇪🇷❤ፍረ ሓፍተይ ኣዝየ ዝፈትወክ ዘድነቐኪ❤❤❤

  • @Hos393
    @Hos393 8 หลายเดือนก่อน +4

    ❤wwwww Frehiwet Berihu !!!Abet dmxi,dmxi moror,ybel zeblyu!!!
    Amete selamn Rahwan ygberelna nkulna!!!❤Thank you very much FBM!!!

  • @hiwetthiwett3636
    @hiwetthiwett3636 8 หลายเดือนก่อน +4

    2024 ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ይግበረልና፡ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝፈትዋ ሰብ ንግስቲ ስና ጥበብ መጽአ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 8 หลายเดือนก่อน +12

    💙💜💝 ባህላዊ ሒማም ቆለይ ይበል ምልጭ ቁንጂና ጨወታ ባህልና ግርም ደስ ኢልና ወዜሪት ኤረና ዕንባባ ሩባና 🇪🇷👍👍👍

  • @keseteberhe4988
    @keseteberhe4988 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመተን ልደትን ይግበረልና

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብሽሪኪ ፍረሂወት ጓል ህዝቢ፡ ኣምላኽ ዘይር ኣኽዮ ሰናይ ነገር እፍጠረልኪ ኣብ ድመጽ ዓመት

  • @metkels2327
    @metkels2327 8 หลายเดือนก่อน +8

    💥ዓመተ ሰላምን ሓጎስን ቅሳነት💥
    🌸ይግበረልና🌺 2024 🌺
    የሕቢሩ ፍረ ጽንዓት ሓብትና
    . 🇪🇷🌺❤️🙏🏽❤️🌸🇪🇷

  • @selineceline3596
    @selineceline3596 8 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷 🇪🇷 Elelelelelelelle....Ruhus Audamet deki Erey! 🇪🇷 🇪🇷

  • @Memhryohansafewerk
    @Memhryohansafewerk 8 หลายเดือนก่อน +11

    ❤❤❤❤ ፍሬታ ቆንጆ እንቃዕ ብሰላም መጻኽልና ብምምጻእኪ ደስስስስስስስስ ኢሉና ጋል ኤረይ ኣጆኺ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሒ ምኻንኪ ኣይጠራጠንየ ምሉእ ክእለትን ጥዑም ድምጺ ቃና እግዚኣብሄር ሂቡኪ ኣሎ ፎርሳ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wabneganzwab6330
    @wabneganzwab6330 8 หลายเดือนก่อน +2

    ስሑል ጉሮ ጥዑም ድምጺ
    ቃላት ሰኢነልኪ ነኣኺ መግለጺ
    ኣሎ ተውሕቦ ኣገራሚ ክዕለት ድንቂ ተመክሮ
    ፈጺሙ ዘይጽገብ ነቲ ፍርያትካ ወትሩ እንዘክሮ
    ኣገናዕ ንቅድሚት ሰጉሚ ጓል ኤሬዬ ዋዕሮ

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 7 หลายเดือนก่อน +3

    ፍረሂወት ንግስት መድረኽ ❤❤❤❤

  • @wedi-MdriBahri-ER
    @wedi-MdriBahri-ER 8 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ንትና ኰንኪ ክብርቲ ጓል ኤረና🌹♥ብሩኽ ሓድሽዓመት ንብሩኽ ህዝቢ ኤርትራ🌹♥

  • @user-uq7dz1in9t
    @user-uq7dz1in9t 7 หลายเดือนก่อน +3

    እልልልልልልልልልልልልልንፍረሂወት !! ብስመይ👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺👍👍👍🙏🙏🙏

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 8 หลายเดือนก่อน +2

    ምቅርተይ ሰላም ንዓኪ love u ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ❤

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk 8 หลายเดือนก่อน +3

    Love u realy Good job gual Erey shikor love u peace for all Eritrea people ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom9508 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፍረ ሹኮር i love you 🌹♥️🇪🇷♥️🌹♥️🇪🇷

  • @user-zc4cl2ep9m
    @user-zc4cl2ep9m 8 หลายเดือนก่อน +4

    አጆኺ:አንቲ:ጥዕምቲ:ድምጺ:ደሃየኪ:አይትሓባእ::❤❤❤🙏🙏🙏

  • @eritreanloveentertainment1229
    @eritreanloveentertainment1229 7 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ንኩልና ህዝበ ክርስትያን ይግበረልና🎉

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 8 หลายเดือนก่อน +2

    መርሐባ ፍረ ናትና: ሩሑስ ሐድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫🍾🥂🎉🎉

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውውው ምዕርግቲ ሓፍተና ፍርሂወት ሩሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና❤
    ነዛ ኣዜና ነፍቅራ❤
    ሃገርና ኤርትራ❤
    ቅድስትን ብርኽትን❤
    ሰላም ዝሰፍነሉ ❤
    ዘብነ ቅሳነት ❤
    ዘብነ ምትእኽኻብ❤
    ዝሓመመ ዝሓውየሉ❤
    ዝተኣሰረ ዝፍታሓሉ❤
    ዝጠመየ ዝዕንገለሉ❤
    ዉሉድን ወላድን ዝተኣካኸብሉ❤
    ሰላም ኣብ ሃገርናን ኣብ ኩሉ ዓለም ዝሰፍነሉ
    ዝበን ሓጎስን ደስታን ይግበረልና ❤
    ስደትን የሕጽረልና❤
    ዝነኣሰን ዝዓበይን ዓዱ ዝምለሰሉ ❤
    ዝብን ይግበረልና ❤
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤

  • @abebaghebre6840
    @abebaghebre6840 8 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውውው ፍረይ ሽኮር ይበል ኩሉ ነገር እንታይ ክወጾ👌 ኣቲ ንስኽስ እንቃዕ ናትና ኾንኪ: መኽርዒትና💕ፍትው ፍትውትው'የ ዘብለኪ🥰 ኩሉ ዝሓለፈ ጸገማትኪ ኣብቂዑ እትሕጎስሉን እትቀስንሉን ሽሻይ እትሓፍስሉን ኣብ ኩሉ ጉዕዞ ሂወትኪ እትዕወትሉን ልዕሊ ኩሉ ኸኣ ምስ ደቅኽን ስድራበትክን ርሁው ዓመት ክኾነልኪ እምነየልኪ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @sabam5262
    @sabam5262 8 หลายเดือนก่อน +2

    Gual Ereiiiii kichin Ruhus Beal Ldet Hadish Amet ygberelna 💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🤩

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 8 หลายเดือนก่อน +2

    Beautiful frehiwet👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙♥️

  • @abdulaliemhassan5578
    @abdulaliemhassan5578 8 หลายเดือนก่อน +4

    Amennn neaki ka Ruhus Hadish Amet ❤❤❤❤

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን ደኺመ ዘይብሉ መራሕትን ምክልኻል ሓይልታትናን ህዝበይን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልኩም እምና

  • @teshememebrahtu6136
    @teshememebrahtu6136 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጥዑም ድምጺ ኣለኪ።ንደርፊ ዝተፈጥረ ምኡዝ ድምጺ።ንዘለኪ ተውህቦ ተጠቒምኪ ዕውቲ ድምጻዊት ክትኮኒ ተስፋ'ገብር።

  • @teshemezere2278
    @teshemezere2278 7 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ይግበረልና ፍረ ሓፍተይ ወዲ ሰብ ብተስፋ እዩ ዝነብር እሞ ኣጆኺ ሓቦን ንሒን ተቀኒትኪ ብጽንዓት ብተስፋ መሰስ ክትብሊ ኣለኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ ሓፍተይ ናተይ ።

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፍረ ካናሪ ደሃይኪ አይተሐባእ ጓል ኤረ ሸኮር❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordanosandetsion5932
    @yordanosandetsion5932 8 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen Ruhus hadish amet ygebrelna 🎉🎉🎉❤❤❤🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yacobisaac4889
    @yacobisaac4889 8 หลายเดือนก่อน +2

    My Favourite 😻 Welcome Frehwet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @Eritreaforeritreans_4131.
    @Eritreaforeritreans_4131. 8 หลายเดือนก่อน +3

    ፍረይ መዓረይ ጥዕምቲ ድምጺ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ

  • @mussiesereke7184
    @mussiesereke7184 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ፍሬታ ሽኮር ኣብ ጎንኹም ኣለና ግዜኹም ኢዩ ደቂ ኤረይ ጸላእትኩም ኣላሽ ኣብልኩሞም ኢኹም 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
    ንስኹም እና መከትኩም ከለኹም ንሶም ይላገጹ ኔሮም

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 8 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ንኩሉ ሂዝቢ ኢረይ ሰላምን ጥዕናን ንምንየልኪ አኩሉ ስራሕኪ አሳልጡ ይሃብኪ❤❤❤❤🙏✋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤

  • @genetejel1973
    @genetejel1973 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜንን ፍረሂወት ጥዕምቲ ደሃያ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣድናቂትኪ የ❤❤❤❤

  • @yafunoh5274
    @yafunoh5274 8 หลายเดือนก่อน +3

    Frehiwet grazie🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንቋዕ ኣብጻሓኔ ሽኮር ፈረሕይወት

  • @user-dn6xf6hk2p
    @user-dn6xf6hk2p 8 หลายเดือนก่อน +3

    Wowwwww fre hizbi zeytmno kokob xbah.❤❤❤❤❤❤❤🎉.

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 8 หลายเดือนก่อน +3

    ጥዕምቲ ድምጺ ግርምቲ ጓል ኤረይ ብልጽቲ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏 ርሑስ በዓል ልደትን ሰላም ዝሰፈኖ ሐድሽ ዓመትን ምስ ደቕክን ቤተሰብክን ፡ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሐይልታት ምኽልካል ሰራዋትን💪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏

  • @merrytsige1706
    @merrytsige1706 8 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @user-xx8ej8yd1b
    @user-xx8ej8yd1b 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደራፊት ፍረ ሽኮር ጽቡቕ ስርሓት 👍🏾 👍🏾 👍🏾

  • @ymaneembaye8215
    @ymaneembaye8215 8 หลายเดือนก่อน +4

    ፍሬ ከም ሽማ ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልኪ ንዓኽን ነቶም ዕምበባ ደቕኽን ከሙ ድማ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eyerusalemz317
    @eyerusalemz317 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፍረይ ጓል ኤረይ ሽኮር በኣልቲ ጥዕምቲ ድምጺ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ruthfekadu3917
    @ruthfekadu3917 7 หลายเดือนก่อน +3

    We love you so so much Frye❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 8 หลายเดือนก่อน +5

    ፍረ ሂወት ጋል ኤረ ሽኮር ጡዑም ድምጻ

  • @mazasagaie9963
    @mazasagaie9963 8 หลายเดือนก่อน +4

    Wow Beautiful And God bless you all Eritrea 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 8 หลายเดือนก่อน +4

    ፍሬ ሽኮር ሰላም ይሃብኺ❤❤❤❤❤

  • @user-wk4jc7hw5e
    @user-wk4jc7hw5e 8 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ጥዕምቲ ድምጺ የሕቢሩ ቡሩኽ ሓድሽ ዓመት ኣውድኣመት ይግረልና ባህልና ቀጽልዮ

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላምኪ ይብዛህ ጽብቅቲ ዋዕሮ ጓል ኤረይ ይበል ድምጺ ይበል ግርማ ከምቲ ልሙድዩ ንበርልና ።ርሑስ ሐድሽ አመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @alganishyhdego1085
    @alganishyhdego1085 7 หลายเดือนก่อน +2

    Btami stbuq srah Yebel Bwogenye kul stbuq Amen nkulatna selam feqri yewodelna❤❤❤

  • @zewdibeyene4712
    @zewdibeyene4712 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዓመት ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናን ዝመልኦ ዘመን 2024 ይግበረልና ደቂ ኤረ ጻዕዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @dl4055
    @dl4055 8 หลายเดือนก่อน +1

    Rhus hadsh amet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deqi ery ms hayltat mklkal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @bahri1415
    @bahri1415 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሸኮሪና ፂፈፈቲን ድምፆዊት ድሕሪ ነዊሒ ዐመት ደምፂኪ መሰመዐይ ብጣዒሚ ናይ ጣዒሚ ሙዚቃ ሰእነተይ ምሰ ሐድሸ ዐመት ብአኪ ተካሒሱ ናይ ዚ ኩሉ ዐመት ፈረሂወት ብረሀኑ ዒድመን ጢዒናን መሰ መሉእኣት ሰድራበቲክን ፈተዉትክን ተሰፈ ይገብር አበ 2024 ደጊመ ከሰመዖ ሰርሐቲኪ 🤍🤍🤍

  • @nataneimhyab242
    @nataneimhyab242 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen 3 🙏 yehbiru anbesa jgna gaul erey xaeda🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈❤️❤️❤️💯😍😍😍

  • @mebrahtugebreyesus6970
    @mebrahtugebreyesus6970 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፍረ-ሂወት ፍረ ብሉጽ ህዝብን ሕብረተሰብን ስለዝኾንኪ: ልዕሊ ቆንጆ ተፈጥሮኺ: ዘለኪ ፍሉይ ስነ-ጥበባዊ ምልኣተ ተውህቦ በቃ: ዘኢትነገ ! ጎይታ መድረኽ ድምጸ መረዋሕ:: ንዓንኽን ስድራ ቤትክን ዓመት ራህዋን ሰላምን ጥዕናን: በርትዒ::

  • @habtombereketeab3104
    @habtombereketeab3104 8 หลายเดือนก่อน +3

    Happy new year to all eritrean people

  • @eomalkerkebet3222
    @eomalkerkebet3222 7 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ፍሬታ ስሕልቲ ጎሮጎ❤❤❤🎉

  • @simdela4785
    @simdela4785 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላምኹም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ሰሱኑ ክንዲ ሽሕ ኲናልና!!!!🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-qg3nk5nw7f
    @user-qg3nk5nw7f 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ፍረ ሓብተይ ንህዝብን ሃገርን ኤረይ ሰላም የዉርደልና❤😍🙏🙏🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷✅

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 8 หลายเดือนก่อน +3

    Edmen tienan deqi halalat ruhus beal amet ygbrelna 2024 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🥨🐪👍🥨🐪🇪🇷🇪🇷

  • @askalupetros860
    @askalupetros860 8 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ሓላል ደሴት 🙏🏻🌷💯🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️👍💪✊🏽👏✊🏽💪👍♥️💯💯💯🌷🌷🌷🙏🏻👍💪✊🏽👏

  • @dolpenamahada423
    @dolpenamahada423 8 หลายเดือนก่อน +2

    እሽም እሽም እሽም ሰለለልል
    መርሓባ ጥዕምቲ ደሃያ ጋል ሃገረይይይይ❤

  • @akberetgebremikael3958
    @akberetgebremikael3958 8 หลายเดือนก่อน +4

    Great music, thank you my sister 🙏👏😬🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semhar9630
    @semhar9630 8 หลายเดือนก่อน +2

    Frehiwet sekor kubru yesfah luoul fattri nabziy zebqakiy hadushe hiwet ajekiy bertiyo zehbtey 🙏❤️🙏

  • @elsadietz2087
    @elsadietz2087 8 หลายเดือนก่อน +2

    Fellow Ahewat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kelatifrezghi7769
    @kelatifrezghi7769 8 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ጋል ኤረይ ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን
    ይግበረልና

  • @user-xq8eb5un7h
    @user-xq8eb5un7h 7 หลายเดือนก่อน +2

    መርሃባ ዋኣሮ ደስ ዘብል ስራሕ

  • @yosberaki340
    @yosberaki340 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣገናዕ ይበል ስርሓት ዜማ ድምጸ መረዋሕ ሃብረማዊት፣ ዓመት 2024 ድማ ንዓኺን ን መላእ ሕዝቢ ኤርትራን ምስ ሙዑቲ ዘክማህ ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ከም ዜማ ትምኒትኪ (ይምነ)ናይ ሰላምን ራህዋን ክትከውን እምነ።

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዓ ተመሊስኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤ሩሑስ በዓል ይግበረልኪ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @neghesethagos1618
    @neghesethagos1618 8 หลายเดือนก่อน +2

    Happy to see you gual Hafti! Ybel derfi ms kulu nay bahlina!❤❤❤

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 8 หลายเดือนก่อน +4

    Merhaba ❤️ፍረሂወት ጥዕምቲ ድሃይ እንቃዕ ድሓን መጻእክና እምባሕ በሊ ከም ቀደምካ ኣብ ጎንኪ ኣሎ ህዝብኪ ደቂ ኤረይ ኩላትና ሞራል ንሃባ ሸር ላይክ ሳብስክራብ ብምግባር ኣለናልኪ ንበላ❤❤❤❤

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226 8 หลายเดือนก่อน +2

    Frey shikor you are a great artist gual Erey! Wish you all the best

  • @user-ms5fg4cl2n
    @user-ms5fg4cl2n 7 หลายเดือนก่อน +2

    Frehiwet mkrti tamti dmxi MS tomtfetwyom dekki Rhus hadsh Amet ygberelki admen tanan ymneyelki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-lp1ds6vb2w
    @user-lp1ds6vb2w 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፍረሂወት ጋል ኤረ ሽኮር ጡዑም ድምጻ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helentesfu9416
    @helentesfu9416 8 หลายเดือนก่อน +2

    Eritreawint kibur meninte 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏happy New year🎉🎉

  • @aklilugebrekidan4641
    @aklilugebrekidan4641 8 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ፍሬታ፡ ❤❤❤

  • @rutahabtemariam6751
    @rutahabtemariam6751 7 หลายเดือนก่อน +2

    Eway dimitsi frehiwet hiwet eyu zihib eti kanaki tetuqumi niqaki ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @godisgood7456
    @godisgood7456 8 หลายเดือนก่อน +3

    Fre shkore today very happy to come back by amazing job❤keep going gual 🇪🇷 kichen

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 7 หลายเดือนก่อน +2

    Selam selamat frehiwet shechore anbesit 🎉❤ ❤❤❤i🇪🇷 I ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DyaFoto-wg3vx
    @DyaFoto-wg3vx 4 หลายเดือนก่อน

    ምሓዛ ኾኾብ መሰከረመ ጽቡቅ ሰራሕ from ganners 🇪🇷🇨🇦🇪🇷🇨🇦🇪🇷🇨🇦❤❤❤

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 7 หลายเดือนก่อน +3

    She's gifted with such beautiful vocal chords!! 💚❤️💙

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 8 หลายเดือนก่อน +2

    Fera ntyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌