"ፃንሒት ምስ ቐሺ ኪዳኑ" ንምንታይ ግን ብሳእኖም ወቒዖማ?ኣሰናዳኢ ብመጋቤ ጥበባት ይብራህ Ybrah Kassa Orthodox Tewahdo Axum Tigray/

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Welcome to Tibeb Yibrah Media....
    Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

ความคิดเห็น • 637

  • @meleshailemichael965
    @meleshailemichael965 9 หลายเดือนก่อน +69

    ጥበብ ይብራህ
    ጥበብ ይብራህ ዓይንኻ ይብራህ፣
    ንህዝብኻ ሓዛኒ ራህራህ፣
    ፈጣሪ ዝሃበና ቆቓሕ፣
    ዕፁብ ድንቂ እዩ ግሩም ስራሕ፣
    ፈጣሪ ብሚስጥሩ ይበልካ ቆላሕ፣
    ብጥበብ ንንበር ኣእምሮና ይስፋሕ፣
    ውፁዕ ህዝብና ብጥበብ ይመራሕ።2
    ጥበብ ይብራህ ልኹሉ ወዲ ሰብ፣
    ክብሩ ዓቂቡ ብጥበብ ይሕሰብ፣
    ሰብ ይተኣከብ ምኽሪ ክርከብ፣
    እዙይ እዩ ናይ ሚድያ መኽሰብ።2
    ጥበብ ይብራህ ብዙሕ ሓሊፍካ ፈታኒ፣
    genocide ሓሊፍካ መሕዘኒ፣
    ዓፀቦ ህዝብና ዘይብሉ መዐቀኒ፣
    3 ዓመት ተቓሊስካ ብሓቦ ብወኒ፣
    ለይቲ ምስ ቀትሪ ብርሃን ኮይንካዮ ልዓይኒ፣
    ዕድመ ጥራሕ ይሃብካ ጥራሕ ቀኒ፣
    ህዝብና ይግበሮ ናይ ባዕሉ ሀይማኖት ወናኒ፣
    ህዝብና ይግበሮ ናይ ባዕሉ ሀገር ወናኒ።2
    ፍቕሪ ሠላም ንህዝብና፣እንኰላይ ንፀላእትና፣
    ካብ ምጥፋእ ወፂና፣ብጥበብ ንንበር ሓቢርና፣
    ስደት ይትረፍ ነልምዕ መሬት ዐደቦና፣
    ንንቃሕ ! ኣይንኹን መፃወቲ ጓና፣
    ሕብረት፣ሓድነት እዩ ሚስጥር ሓይልና፣
    ሀዚ እውን መሬትና ይመለስ ኣለና ፈተና፣
    ሀዚ እውን ዝተመዛበለ ይመለስ ኣለና ፈተና፣
    ሀዚ እውን ዝጠመየ ይጉረስ ኣለና ፈተና፣
    ሀዚ እውን ስርቂ ይትረፍ ኣለና ፈተና፣
    ሀዚ እውን ፍትሒ ይስፈን ኣለና ፈተና፣
    ቃልስና ገና እዩ ገና፣
    መሬትና ይመለስ ርስትና ጉልትና፣
    ክንጭብጥ እታ ንብህጋ ሀገርና፣
    ክነፅንዓ መንበረ ሠላማ ሀይማኖትና፣
    ጥበብ ይብራህ በል ምርሓና፣
    ምስትውዓል ዝሃበካ ካብ ህዝብና፣
    ኣጆኻ ህዝበይ ተስፋ ኣለና፣
    ኣጆኻ ዲያስቦራ ተስፋ ኣለና፣
    ፈጣሪ ኣሎ ምሳና ካሕሳ ክበና።2
    ኣጆኻ ጥበብ ይብራህ ተስፋ ኣለና፣

    • @frehiwetabrha
      @frehiwetabrha 9 หลายเดือนก่อน +4

      ፅብቅ ግጥሚ እዩ ሓውና ጥበብ ይብራህ ክነበረታትዖ ይግብኦ ።

    • @TibebYbrah
      @TibebYbrah  9 หลายเดือนก่อน +14

      "ጥበብ ይብራህ" ናይ ኩልና ሚድያ ከም ምዃኑ ኣነ 'ውን ከም ሓደ መገልገሊ ንዝፀሓፍካዮ መበረታትዒ ግጥሚ የቕንየልና መመሊሱ ጥበቡ ይግለፀልካ ንተሳትፎኻ የቕንየለይ።

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 9 หลายเดือนก่อน +2

      👌📚😘💙

    • @user-fj3by2nq3k
      @user-fj3by2nq3k 9 หลายเดือนก่อน +2

      አሰይይይ አሰይይይ ብሓቂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @BrhanBrhan-wc4zu
      @BrhanBrhan-wc4zu 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣስይይይይይይይ❤❤❤❤

  • @KuraKura-qo6cn
    @KuraKura-qo6cn 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጭበርባሪ ናሽዋ ጠንቃሊ

  • @HewanYemane-u2g
    @HewanYemane-u2g 9 หลายเดือนก่อน +9

    ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ቀፅልሉ ብሓቂ ቅንዕና ለይብሉ ምዃኑ እልተሐተትዎ ምምላስ ኸቢድዎም ስልኪ ዓፅዮም ባዕሉ እግዚአብሔር ኽፉአት የርሕቐልና

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 9 หลายเดือนก่อน +20

    ኣሕዋተይ ሓደ ክርስትያን ክሓምም ከሎ ቤተክርስትያና ትሓምም እያ ስለዚ ፍርዲ ዘይኮና ናብ ጸሎት ንትጋህ😢😢😢

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 9 หลายเดือนก่อน +33

    ክቡር መምህርና ኣስጢምኩም ደኣ ሓዝዎም እዚኣቶም ናይ ብሓቂ ፍቅር ሸዋውያን ዘይወፀሎም ስለ ዝኾኑ ብሕጊ ኸማን ክሕተቱ ይግባእ እዋእ ብስሩ ከ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ዘይገድፍዎ😢😢😢😢

  • @Elsa-i5n
    @Elsa-i5n 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጥበብ ይብራሀሰ ጅግና ብሓቂ ትዕግስትካ ገሪሙኒ ህዝብና በኸመዚኦሞ ዘ ወድኸምዚ ብሓቂ ይጉዳእ አለ አነ አበረኻየ በሕታዉየ ናተብሃለ ዝግበር ጉድ ክቃላዕ ጥራሕ ዘለዎ እግዚአብሔር ምዉጻእ ሓራ ይግበረልና ንህዝብና😊

  • @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
    @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 9 หลายเดือนก่อน +17

    ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲ብጣዕም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ፀጋኡ ያብዝሐልካ 😢❤

    • @user-nr3sy9yy3m
      @user-nr3sy9yy3m 7 หลายเดือนก่อน

      😁😁😁😁

    • @genetgenet4250
      @genetgenet4250 7 หลายเดือนก่อน +1

      አነገን ኪዲኑ ናብ ሕግ ቅርቡ አሉወም ብአለም ደብተራ እዩም ።በሰኩም ህዝብ ነህዝብ ይብላዕ አሎ በፋፀም ናይ

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 9 หลายเดือนก่อน +31

    ሆሆሆ ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ንቃሕ ንቃሕ እዚኦም ተልእኾ ሰይጣን ዝፍፅሙ ግብሪ ሰይጣን እዩ ስርሖም ብሕጊ ይተሓዙልና🙏🙏🙏

    • @selamselam8386
      @selamselam8386 9 หลายเดือนก่อน +3

      ኣብኡ ኢና ዓቢና ኣይትሓስዉ😢 ዋይ ንፁህ ስብ እዮም

    • @AbebaAbefkr
      @AbebaAbefkr 9 หลายเดือนก่อน

      eski nay baelka gber way

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@selamselam8386ናቶም ደጋፊት ትኾኒ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 9 หลายเดือนก่อน

      ሓቅኻ ሓወይ ህዝቢ ክነቅሕ ኣለዎ መን ኾይኖም እዮም ካብ ሕማሙ ኣድሒነዮ ዝብሉ ህዝቢ እናበረሩ ሓደ ሓደ ብኸብዶም ዝሓደሩ ተዓዲጎም ኣድሒኖምና ዝብሉ ዘለው

    • @heluhelu4220
      @heluhelu4220 9 หลายเดือนก่อน

      @@selamselam8386 አብ ፀምሪ ድገባረአለ ነረም ዶ ሓቀይ

  • @Abeba-j7j
    @Abeba-j7j 4 หลายเดือนก่อน

    መ/ር ጥበብ ይብራህ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፀጋ በረኸቱ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @debashmitiku1525
    @debashmitiku1525 7 หลายเดือนก่อน +1

    For the 1st in my life, you are the only authentic religious teacher who I ever seen. You are the only one who try to ascertain which is true & which one is wrong. Best apostle like the ancient 12veth. Go ahead pls.

  • @ghfy4299
    @ghfy4299 9 หลายเดือนก่อน +19

    ከምዚኦም ዝበሉ ጠንቆልቲ አቅሺቲ እና እናበሉ ህዝብና የታልልዎ አለው በጥብቂ ይትሓዝናናና

  • @frehiwetabrha
    @frehiwetabrha 9 หลายเดือนก่อน +5

    ዲያቆን መጋቤ ጥበባት ይብራህ እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሕልካ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ናይ ምእመን ኣንደበት ኮይናካ ትቀርብ ሰለ ዘለካ ።

  • @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ
    @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ 9 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መጋቤ ጥበባት ይብራህ መምህርና 🙏⛪❤
    ከምዚኦም ዝበሉ ጠንቋልቲ ሰባት ከይተባዘሑ ኣቃልሕዎም ህዝብና ከይጠፈኣ ቀፅልሉ🙏😢

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 9 หลายเดือนก่อน +5

    ድያቆን ይብራህ ሓውና መጀመርያ ዶ ናይዞም አቦ ምሲጥር ብደንቢ ንፍለጥ ቅድሚ ኣብ ሚድያ ሆይሆይ ምባል።ኣብ ኮመት ትዓብዱ ዘለኹም ሰባት ግን ኣብቲ እሶም ዘለውዎ ቁዱስ ቦታ ከድኩም ብዓይንኩም ሪኡኹም ንካልአይ ግዝ ክትምስክሩ ሓቂ ይግበረልኹም። ኣስተውዕሎ ኣደበት ይሃበና። ናይ ኣቦና ሚስጥር ታሪክ እግዘአብሄር የብረሆዮ አሜን አሜን አሜን

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 9 หลายเดือนก่อน +8

    ብሓቂ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ ቃል ህይወት የሰመዐልና ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @user-xn8zx9ub6n
    @user-xn8zx9ub6n 7 หลายเดือนก่อน +7

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጥበብ ይብራህ

  • @yordanoshaile87
    @yordanoshaile87 9 หลายเดือนก่อน +5

    ባሐቒ ሕዝበይ ሳዓን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ።ቓለሕይወት የስማዓልና ክቡር ሐውና።

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኽቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስትውዓሉ ይዓድለና ምሕርትን ስላምን ንህዝብናን ዓድናን ከባቢናን የውርደልና ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን

  • @KidanHadgu
    @KidanHadgu 9 หลายเดือนก่อน +10

    መም' ይብራህ ዕድመ ይሃብካ ።እዞም ስበኣይ ግን ዓገብ ክብሃሉ ኣለዎም ።እዛ ሓፍትና ጥራሕ ኣይኮነትን ከም ኣህባይ ኣብ ጭቃ እናተለለያስ ዓገብ ዓገብ ብስሩ ከምዚኦመ ዝበሉ😢😢😢

    • @AbebaAbefkr
      @AbebaAbefkr 9 หลายเดือนก่อน

      tom seytawunti abzbanka zelewu eyom kemau zebluka

    • @kante5318
      @kante5318 7 หลายเดือนก่อน

      @@AbebaAbefkrትምህርቲ ተምሃሪ መጀመርታ

  • @ااصتصتصتصتصت
    @ااصتصتصتصتصت 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነ ከይደ ነይረ ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሐካ ግን ከሕፅባ ዘከድኩ ቆላዓ ኣባኡ ቶጎዲኣትኒ😭😭 ግን ካዓ ኣባኡ ክንደይ ሰብ እዩ ዝማሓር ብእግራ ዘይትኸድ ዘነበረት ከይዳ ዓይና ዝዓወረት እውን ነይራ ዝዳሓነት ነይራ እያ

    • @LH-iu7mx
      @LH-iu7mx 7 หลายเดือนก่อน

      መንግስተ ሰማይት ያዋርሶ😢😢😢😢😢

    • @DawitHaftom
      @DawitHaftom 6 หลายเดือนก่อน

      ፡፡፡፡፡፡​@@LH-iu7mx

    • @DawitHaftom
      @DawitHaftom 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@LH-iu7mx፡

  • @belaineshtsadik1474
    @belaineshtsadik1474 9 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks brother I appreciate you you are very good job 🙏🙏🙏👍👍👍

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጠንቆሊ ዝኮነ ቃሺ❤❤❤❤😢

  • @masho4931
    @masho4931 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፁሉሉ መምህረይ ከምዚእም ዙበሉ ኣቦታት ኣየዱሉዩናን። ሰጣን ስጋ የቡሊን መንፈስ እንበር።

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 9 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና ከምዚ ገይርኩም ምቅራብኩም እሞ አብ በረካ ሰለ ዝዓበዮ ባሕታዊ ድዮም መንፈሳዊ አይርዳአንን ግን ብእግሪካ ወይ ሕማቅ ፀርፍ እናፀረፍካ ብገዳጆ ክላፋለፉ ምግበር ዓገብ እቲ ሰብ እውን እኮ እንዳፈረሐ ዝገቦሮን ዘይገቦሮን ይዛረቡ እዮም ሰጋ አድጊ ናብ መቀለ ከብ ዴሴ አምፅእና ሸይጥና ኢላ ተዛርባ አላ ሐቂ ድዮ አንጭዋ አብ መቀለ ኢላ ተዛርባ አላ እዚ ኩሉ ጉድ ብመንፈሰ ድዮም አዛርቦማ ከምዚ ዓይነት ስራሕ አብ ትግራይ ክጠፍእ አለዎ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 9 หลายเดือนก่อน +5

    ጸጋ እግዚኣብሔር ዝተውሃቦም ሰባት ብቃሎም ብዓለበኦም ተንኪፎም ማይ ሓፂቦም ኣጋንንቲ ከውፅኡ ጎይና ንሓዋርያት ዘሃቦም ስልጣን እዩ ብመቒፀርያ ብሰንሰለት ብርግሒት ክሳድ ብምሕናቕ ብምርጋፅ ዝወፁ ኣጋንንቲ ግን ናይ መንፈስ ቅዱስ ስራሕ ኣይኮነን።

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 9 หลายเดือนก่อน +2

    Eziom nay mahbere krsusan luk eyom nay gojam tenquali eyom kale hywet yesmelna kbur memhrna bedmen tenen yhalwelna fetari tsegu yebzhelom yekenyelna 🙏🏽 ❤️ 🙏🏽

    • @abadittadesse5892
      @abadittadesse5892 9 หลายเดือนก่อน

      Kikonu ykielu eyom mkitital yedli

  • @girmayhadis1411
    @girmayhadis1411 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ መጋቤ ጥበባት እግዚአብሔር ይባርክኹም!! ዓቢይ ዝኾነ ኣርዑት(ማእሰርቲ) ዝኾነ ንህዚቢ ትግራይ ዝሃሰየ ዘድከየ ሰላም ህዝቢ ዝዘረገ ኢኹም ኣልዒልኹም። እዝ ሽፍታ ዝኾነ መታለሊ ቐሺ ኪዳኑ ዝተበሃለ ኣራዊት ክንደይ ሓዳር እዩ በቲኑ!! ህንደይ ሰብ እዩ አቃቲሉ ብሓቂ ብትግሃት ስርሕሉ!!!

  • @dgfzfyzgf8725
    @dgfzfyzgf8725 7 หลายเดือนก่อน +2

    በረካ መታሰር አለበት

  • @21youzer
    @21youzer 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሱሩኸ እናተፃረፍኻ እናተራጋሕኻ እናተዋቓዕኻ
    ዋይ ኣቱም ኣቱም ሰባት ጠንቋሊ እዮም ዞም ሰብኣይ።
    ናይ ትግራዋይ ኣቦ ስራሕ ኣይኾነይ። 😢😢
    ጥንቁልና ጥንቁልና ይሸተናሎ
    ብሒጊ ይትሓዙልና 😢መሕዘኒ 😢

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ

  • @sabayohanes7309
    @sabayohanes7309 9 หลายเดือนก่อน +7

    መምህርና አምላክ ህይወትካ ይባርኮ አሜን

  • @adugaltgray3831
    @adugaltgray3831 9 หลายเดือนก่อน +12

    አዞም ቀሺ እዚእም ብሕጊ ክትሓዙ አለዎም አብ በረካ እየ ዝነብር 😢😢😢 አረ ይአክሎ ህዝብና 💔💔💔 ዓገብ አንታይ ዝገበረ ህዝቢ ከሙዙይ ጌርካ ዝግረፍ

  • @user-us5fr2jj4l
    @user-us5fr2jj4l 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡሪ መምህሪይ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ዓይንኻ ይብራህ ብእውነት ከምዝኦም ዝበሉ ጠንቆልት ዓገብ ኪብሃሉ እንኦዋም 😢😢😢❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ፀጉኡ የብዝሓልካ ጥበብ ይብራህ ቀፅለሉ

  • @seblefekadu1898
    @seblefekadu1898 9 หลายเดือนก่อน +5

    Tekekel Kuber Hawena Deyakon Yebrahe Amlake Mesaka Yekune ✝️✝️✝️

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 7 หลายเดือนก่อน +2

    በጃካባ ተሓባበረኒ ኣነ ኣብ እስራኤል እየ ዘለኩ ናብ እስራኤል ዝመጽሉ መንገዲ እተልዩ ባዕለይ ናይ ኣየር ኩሉ ክኽእሎም ምተ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ተሓባበረኒ በጃካ

  • @user-id5vf2xf1r
    @user-id5vf2xf1r 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @teklaygebremichael4504
    @teklaygebremichael4504 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጥበብ ይብራህ እግዚኣብሔር ይባርኻ እዞም ቀሺ ብንእሽተይ ይፈልጦም እየ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ብሃይማይኖት ሸቀጥ እዩ ዘሎ እዚ ዝተቀረፀ ስለዝኾነ እዩ መዓልታዊ ዝግበር ግን ከምዚ ዪ እናተፀፍዐ እናተረግፀ ተኣሲሩ ንድሕሪት ንቁልቁል ኣፉ ብኸብዱ ናብ ሓመድ ይርገፅ ብዝኾነ ንብዙሕ ግዜ ጥያቄ ዝፈጥረለይ ነይሩ እና መጋቤ ጥበባት ይብራህ ንኸምዚ ዝበለ ንህዝቢ እናቃላዕኻ ንህዝቢ ኣንቀሐልና። ሰብ ይጠፍእ ኣሎ ወንጌል ክንዲዝስበኽ ብኸምዚ ዝበለ ዝወረደ ጠፊእና ኢና ።

  • @smiyraSIMYRA
    @smiyraSIMYRA 9 หลายเดือนก่อน +3

    ቃል ህይወት የሰምዓልና ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዕና የቡሎሙን ክሕተቱ ኣለዋም ናይ ፀላኢ ከይኾኖሞ

  • @yuhtyuh9107
    @yuhtyuh9107 9 หลายเดือนก่อน +4

    እግዝአቢሔር ይመስገን ክቡር አቦና እንዃዕ መፃኹም ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና
    እዚኦም ብሕግን ብሃይማኖትን ክትሓዙ አለዎም ብሓቂ ክቡር መምህርና ብጥዓሚ ነመስግን ከምዚ ጌሮም ምቕራቦም ሓቒ ተዝህልዎም ተሌፎን ንምታይ ዓፄሞ ቀሺ አምላክ ከምዚ ገሩ ክራጋሕ አይርአናን ህዝብና አብ ሓደጋ አሎ በጃኹም ድምፂ ኩኑዎ ክቡር መምህርና አጥቢቕኩም ሓዝዎ 😢💔

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 9 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይሓግዝኩም መጋቤ ጥበብ እመብርሃን ምሳኹም ትኹን እዚኦም ክተሓዙኣሎዎምብስሩ ህዝቢ ከይጠፍአ

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmeana KBR memhrna

  • @shashugebre8931
    @shashugebre8931 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብለና

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 9 หลายเดือนก่อน +7

    ጽቡቅ ስራሕ ጥበብ ይብራህ!!!

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 9 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምዓረይ

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@hiwilove19 ሕራይ ገረልካ አለኹ??

  • @user-uw3vd6jc1j
    @user-uw3vd6jc1j 9 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና ማሓረኒ ፅቡቅ
    ገይርኩም ሓዝዎም ሸለል ኣይትበሉ

  • @ghfy4299
    @ghfy4299 9 หลายเดือนก่อน +9

    ቀሺ እየ ካብኡ ኳ በረካ እየ ነይረ ታይ ዓይነት ዘረባ እዩ እዚከ እዛም ቀሺ ብሕጊ ይተሓዙ መን መጠመቂ ገይርዎ እዩ እዚ ጠንቃሊ ድንቂ እባ እናፀፋዕካ ምጥማቅ ምስክናይ ህዝብና

  • @Tube-xb9wv
    @Tube-xb9wv 9 หลายเดือนก่อน +4

    ንአቦና ቐሺ ኪዳኑ እድመ ጥእና የኻበልና ካብዚ ሴጣን አዚዝሉም ዘሎ ፈተና እግዚብሔር ይሰውረልና

  • @FgFg-dg6ej
    @FgFg-dg6ej 7 หลายเดือนก่อน +2

    ታኣዩ ዝኩላ ንዛዘ ኣምላክ ብዓሉ ምሕረት የዉር🙏❤

  • @kndahafti
    @kndahafti 9 หลายเดือนก่อน +11

    ዓይነ ልቦናና የብርሃልና አምላክ ምስፉጡራቱ ይኹን

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 9 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት ይብራህ እንኳዕ ብስላም መፃእኩም አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ናይ ብሓቂ እዛ ቤተክርስትያን ዘይትፈልጦም በረካ በረካ እየ ዓቤዶ ታይዶ እናበሉ ህዝብና ዝውድእ ዎ ዘለው ጦንቆልቲ ካብ ትግራይና ክርሕቁ ይግባእ ስለምንታይ ብጫማ ወቂዒክምዋ ይባሃል ኣለውስ ስራሕ እግዚኣ ብሄር ኣምላክ ኣይምርመርንያ ዝምር መር ኣሎ ዘይ ምርመር ኣሎ ንከምዚ ዝበለ ስራሕ ዶሞ መርምርዎ ካበይ ከም ዝኮነ ዳኣ በለና እምበሪይ ሱቁልኩም ሳዓብዎ ኣይብለናን እዩ

  • @brhangebremedhn1719
    @brhangebremedhn1719 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ጥበብ ይብራህ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤ንኩላትና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና

  • @berihukahsay7143
    @berihukahsay7143 9 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቅ ስራሕ ዲያቆን

  • @user-kk2vj2ib9o
    @user-kk2vj2ib9o 9 หลายเดือนก่อน +2

    qale hiwt yasemaln❤❤❤❤❤❤ berta

  • @adyaboyoutube2481
    @adyaboyoutube2481 7 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ልባና ይሃበና😢😢😢😢

  • @MogicrjiTesthjrj
    @MogicrjiTesthjrj 7 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ጅግና መምህር ከማኻ የብዝሓልና ኣምላክ እግዛብሄር ይባርኽካ ሓወይ ኣሜን

  • @AAa-y1h5j
    @AAa-y1h5j 8 หลายเดือนก่อน +2

    ክብረት ያሃብልና ጥበብ ይብራህ አብ ጎንካ አለና ቀፅለሉ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 8 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ጥበብ ይብራህ❤❤❤

  • @Selenshadesh
    @Selenshadesh 9 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ጥበብ ይብራሕ ሐዉና ፈጣሪ ንአካ ዝሐበና ፈጣሪ ይመስገን ኩሉ ስራሕካ ናይ በሐቂ ዘይሑገ‍ኦስ ትግራዋይ ዘሎ አይመስለንን እና የቀንየልና እድመን ጢኢናን ይሃብካ ፈጣሪ ልሳን ተጋሩ ኢካ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 9 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 7 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍርሃትካ ኣሕድረና ጎይታይ መጨረሻ ዘመን ዝበጻሕና ይመስለንሎ ኣነስ ክፍኣት ሰብ በዚሑ ብስደት ኮነ ብዓዲ

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ይሃብኩም መጋቤ ጥበባት ዋይጉድ ብስሩ ክእረምዝግበኦ ነገርእዩ።

  • @tesfalemhabte9951
    @tesfalemhabte9951 7 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣምላኽ ሰብ ኢኻ እሞ ክብሪ ይሃብካ. ኣጆኻ እዚ ጅማሮ ከምቲ ኩሉ ግዜ ትብሎ ኣብ መፈፀምታኡ በፂሑ ክንሪኦ ተስፋ ንገብር. ብራቮቮቮቮ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 9 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የሰመዓልና መምህረይ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 9 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 9 หลายเดือนก่อน

    ጥበብ ይብራህ ቀጽለሉ አብ ትግራይ ጽርየት ዘለዎ መገዲ ኣምላኽ ዝኽተል ኢና ንደሊ
    ቃለ ህይወት ይስመዕልና ጥበብ ይብራህ 🙏🙏🙏

  • @wediadigrat2483
    @wediadigrat2483 9 หลายเดือนก่อน +3

    Betami jegna eka tibeb gobez seb tikikl eka haki temhir

  • @alemaraya686
    @alemaraya686 9 หลายเดือนก่อน +2

    ንጥበበ ይብራህ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንቀሺ ኪዳኑ ልቢ ይሃቦም እምበር ሰብ ዶ ብጫማ ይፅፋዕ

  • @eteneshmesfin3998
    @eteneshmesfin3998 9 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል ኢካ እግዚአብሔር ይባርካ

  • @tygyy2941
    @tygyy2941 9 หลายเดือนก่อน +2

    ንስካ ንባዕልካ ክንዲ ፍርቂ ቀሺ ኪዳኑ ንህዝብካ አየገልገልካን ቀሺ ኪዳኑ ንፈልጦም ክንምስክረሎም ኢና ክንደይ ሕሙም ዝፍውሱ አቦ ሕሙም አቦ ኦርተዶኩስ እዩም ዕድመን ጥዒናን ይሃቦም አቦና❤

    • @user-bd1ku4si8u
      @user-bd1ku4si8u 9 หลายเดือนก่อน

      ኣለና ምሰኦም

  • @debashmitiku1525
    @debashmitiku1525 7 หลายเดือนก่อน +1

    Bitaemi ena nemesgin. Qetsilelu ab. Gonka ena. Abti. Haymanot Selena. Tsileat bisenki ezom kebdamatin dnqorotatin haymanot merahti eyu. Bisenki niska dima bizuhat nabti emnet kezmilesu yeamin.
    Tnx.❤❤❤❤

  • @tube6031
    @tube6031 9 หลายเดือนก่อน +5

    ጥዕና ዘለዎ ኣይኾነን ብሕጊ ክሕተት'ዩ ዘለዎ ገበነኛ'ዩ

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 9 หลายเดือนก่อน +5

    ማኣዘ ጥራይ በጫማ ኾይኑ ብዙ መስቀል ላዶግዶጉዋ ክሳዳውን ይሓንቅዋ ነይሮም ካሊእ እውን ህጻውንቲ ኣብ መሬት ላንገርገሩ ማይ የፍስስሎም አረ ታይ ማዓቱ 😢😢በይዛኹም ከይትለቅዎም ናብ ሕጊ ይቅረቡ 😢 ከምዚ ገይረ ከምዚ ገይረ ካኣ ይብሉ እህ ህዝበይ ልረኸብኻዮ 😢😢

  • @rgbeyhaile1097
    @rgbeyhaile1097 9 หลายเดือนก่อน +1

    Behaki kale hiwot yesmealna diyakon ybrah hawey

  • @kndahafti
    @kndahafti 9 หลายเดือนก่อน +10

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 9 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ባሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ እና ዞምአቦ ብደንቢ ክታሓዙ አለወም ታይ ዓነት መልሲ እዩ

  • @KalayouAberhe
    @KalayouAberhe 5 หลายเดือนก่อน

    በግ መሰል ቶኽላ=እህት ማርያም የባሃሊት ኣምሕረይቲ ኢኻ ይብራህ

  • @genethabte5894
    @genethabte5894 9 หลายเดือนก่อน +1

    kbret yhabelna kubur hawna

  • @reir2557
    @reir2557 7 หลายเดือนก่อน

    ክብር ሓውና ኣብዚ ፅብቅ ስራሕ ሰሪሕካ በሱሩ ናብ ሕጊ ይቅረብ ዝተሓተቶም ሕቶ ብስርዓት ኣይምልስለዊይ እንደገና ከኣ ጠበብቲ ኢኩም ኢሎም ካብዓደም ዘውፅእወም ሰባት የሳቀዩ ኣለው ብሕሱም ቀሺኪዳኑ አረ ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ ዋ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺_

  • @kbromweletatyos7673
    @kbromweletatyos7673 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቀፅልሉ ህዝብና ኣንቅሕዎ በሃይማኖት ዝተሸፈነ መዓት ድሕረት ኣለውና

  • @CheekeGremlinVR
    @CheekeGremlinVR 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Tibeb Yibrah.

  • @abrhagebreamlak-jk2th
    @abrhagebreamlak-jk2th 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብዛዕባ ናይ ኪዱ(ቐሺ ኪዳኑ) ካብ ዝገጠመኒ
    ኣብ 2013 መጀመርያ ኣከባቢ (ቕድሚ ጦርነት) ንከባቢ 1 ዓመትን ልዕሊኡ ሓያል ሕማም ሒዙኒ ነይሩ። ናብ ሕክምና ብ ንኡስ 10 ግዜ ተመላሊሰ ገንዘበይ ወዲአ ጨኒቑኒ ሓደ ቤተሰብ ናብ ፀበል ክወስደካ ኢሉ ሒዙኒ ኸይዱ። ከም ዝሓዊ ርግፅኛ ኾይኑ ነጊሩኒ። ምስ ሓፍቶም(ሓፍቲ ኪዱ) ይፋለጥ ነይሩ። ድሓር ኣብ መንገዲ እናከድና ናብ ሕንጣሎ ምስ ቐረብና ኣታ ኢላቶ እቲ 36 ቕርሺ ከይትኸፍል ሱቕ በል በለቶ። ብ ውሽጠይ ዋእ! ታይ ድዩ ጉዱ ኢለ ሱቕ በልኹ። ኣብኡ ምስ በፃሕና ነፀላ ዘርጊሖም ናይ በረከት ምባል ጀመሩ። ምስቲ ዝሰማዕኹዎ ናይ ምንታዴኽን በረከትዋ ናበልኹ። ንምንታይ 36 ኾይኑ ኢለ ኣብ ጎነይ ንዝነበረ ሰብ ሓተትኹ መልሱ ናይ በረከትቑፅሪ እዩ በለኒ። እሺ ኢለ 36 ቕርሸይ ኣረከብኹ። በቲ ሓደ ገፅ ነቲ ቤተ-ሰበይ እዚ ናይ Business ቦታ እዩ በልኽዎ።ዋእ ኣታ ከይታቕዝፈና በለኒ ሃሃ ምተቐዘፍናያ። ፅንሕ ኢልና ድማ ሰብ በብ ተራ እናቐረባ ይድከር(ማለተይ ይብረኽ) ነይሩ። ዋእ ኣታ ክፍንፅሕዎ እዮም እቲ ህፃን በልኽዎ ነቲ ቤተሰበይ ኣይይ ኣይተድምይ ዛ መስቀል በለኒ። ዘረባና ከይወዳእና ድማ ቖልዓ ገምበሩ ሓቢጡ ንፍሕ በለ። ሃምኡ ላበለ ብዙሕ ሰብ ምስተደከረ ናተይ ተራ በፂሑ እስኪ ታይ ክትብለኒ እያ ኢለ ኸይደ(ዓፈና እዩ ክሓዊ መሲልኒ እዩ)። ቁሩብ ወቒዓትኒ(ብዙሕ ፋሕጠርተር ስለደይበልኹ) ናይ ሉካንዳ ስጋ ኣይትብላዕ ቡና ኣይትስተ ኢላትኒ። ብሓፈሻ ኣብኡ ካብ ዝተዓዘብኹዎምን ዝሰማዕኹዎምን።
    1.ገዛ ገርላሰ ኣናፁ ይሕረዳ
    2.ህወሓት ክትስዕር እያ
    3.ወርቂ ናይ ሰይጣን ዩ እናበልካ ካብ ኣንእስቲ እናፈታሕኻ ምውሳድ
    4.ብሓንቲ ላማ ብዙሓት መናእሰይ ምልፃይ
    5.ምስ መሸየ ናትና ታክሲ ኣለዋኹም መቐለ ንዝምለስ ሰብ ናብ ናቶም ታክሲ ክሳፈር ምግባር።
    6.ሰብ ዋዕዋዕ እንተ ኢሉ ሱቕ በሉ ሓሻዎ ኢላ ትፃረፍ
    7. ኣብ ዓዲጉዶም ገዛን ደቆምን ከምዘለዎም እውን ሓበሬታ ኣለኒ።
    8.ብሓፈሻ ብዙሓት መናእሰይ ሓሻክር ኣለዉውም።
    9.ኣብ ማእከል ናባረኸት(እናደከረት ከላ) ግዜ ኣምበጣ ስለዝነበረ በቲ እኽላ ኣትዩ ዝተወሰኑ መናእሰይ ከባርሩ እኽሊ ረጊፆም ዓቢዳ ነይራ።
    ኣብ መልሲ ነዚ ሓወይ እዛ ሰብኣይ ደስ ኣይበለትንን ። ናይ ቢዝነስ እያ እናበልኹዎ ንሱ ድማ MIT ሃይማኖት የብልኹም እናበለኒ (ሃም የብለኒዋ)መቐለ ክሳብ ንኣቱ እናተሟገትና መቐለ ኣቲና ድሓር ንዝተአሰኑ ኣዕርኽተይ እውን ብዛዕባኣ ነጊረዮም ግዜ ጦርነት ኣኺሉ።
    ፀጉረይ ኣይቑረጽን ምስ በልኹዋ እውን ሰይጣን ሒዝዎ ኢላ ትድክረኒ ሓሲባ ኣምሊጠላ እየ(lol)።
    ብሓፈሻ ህዝብና ን ድሕሪት ይጉተት ኣሎ

  • @samiaha6007
    @samiaha6007 9 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢አየ መምህር መጋብ ጥበባት እዝዮም እኮ ርእሶም ልዕል ልዕል ዳብሉ ደፋር ዳብሎስ ዝሓደሮም ኢዮም 😢😢😢😢😢😢😢😢
    መምህር ይርባህ ቃፅሎሎ

  • @MuluAbreha
    @MuluAbreha 7 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጥበብ ይብራህ 🙏🙏🙏

  • @GermaiMebrohit
    @GermaiMebrohit 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃለሂወት የስምዐልና ፈጣሪ ክብር መምህር🙏🙏🙏 ነዚኦም ኻሊእ እዩ ነይሩ እንተኾነ ግና መፅሓፋና ንፀላኢኻ ፍቶ እዩ ዝበል ልቦና ይሃብኩም ኢና ንብል

    • @habesha132ab
      @habesha132ab 7 หลายเดือนก่อน

      ንፀላኢኻ ደጊሙ ከም ዘይላዓል ኣጥፋኣዮ እዩ ዝብል

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ይብራህ ኣቦ ሓቂ እግዝኣብሄር የክብረልና

  • @wabo6374
    @wabo6374 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ክቡር መምህርና ብግቡእ ክስረሐሉ ኣለዎ

  • @tsadkanbeyene6039
    @tsadkanbeyene6039 9 หลายเดือนก่อน +1

    You are right

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579 9 หลายเดือนก่อน +2

    ቀፅለሉ ዲያቆን ይብራህ ፅቡቅ ሓሳብ ኣነ ናይ በረካ ሰይጣን እየ ዝፈልጥ ናይ በረኻ ሽፍታ እየ ዝፈልጥ ናይ በረካ ቀሺ ኣይፈልጥ ባዕሉ ኣጥኒሱ ኣዉሊዱዋ ከይከዉን እማ ሕተቶ😂

  • @meazamesele5733
    @meazamesele5733 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ ጀግና መጋቤ ጥበባት ይብራህ

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579 9 หลายเดือนก่อน +1

    መሓሪ ኣምላክ እምበር መሓሪ ቀሺ፣ጳጳስ ወይ ዲያቆን የለን ከምዚ ጌርካ ንዕቀት ብዝተመልኦ ኣህያ ብዳታም እናበልካ ብጫማ ምዉቃዕ ናይ መንፈስ ድራማዊ ስራሕ እምበር ሓቃዊ ምሕረት ኣምላክ ኣይኮነን። ሰብ ሓይሊ የብሉን ብፍፁም ክምሕር ኣይክእልን። እሞ እዞም ሰብኣይ ዝምሕሩ እንተኮይኖም ንምንታይ ናብ ኣምላክ ንልምን መሓረና ንበል፣ንፅሊ ኣለና ኣረበጃኩም መሓሩና ካብ ናይ ኣምሓሩ ስራሕ ጥንቆላ እዚ ኣይተዉሩስና ዓገብ ክበሃሉ ኣለዎም እዞም ሰብኣይ

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k 9 หลายเดือนก่อน +24

    😢😢😢 እዋይ ማዓዝ ከብዳ ጥራሕ ኮይኑ ሰኻዳ ሕዞም እውን ሓንቀምዋ ነይሮም እዩ አብ መንጉኡ ሂወት ክሓልፍ እዩ. 😢😢😢 ብስሩ ዓገብ ክቦሃሉ አለዎም

    • @user-uw3vd6jc1j
      @user-uw3vd6jc1j 9 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ

    • @Romary-cv8rq
      @Romary-cv8rq 9 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @Brurey
      @Brurey 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@Romary-cv8rqአነ ክገብረልኪ ናዓይ ውን ግበርለይ😌

    • @fayaz3598
      @fayaz3598 8 หลายเดือนก่อน

      😢😂

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ንፉዕ ;; ነስተዉዕ ንኹሉ ንመርምር

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለህወት ያስመዐልና ድኹልና ልብ ያሃበና ፈጣሪ 😢

  • @mkinay843
    @mkinay843 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ፁሙር ዘለዉ ባህታዉያን በረኸኛታት ኢና ባሃልቲ ክድሕን ፣ ክፍወስ ዝኸደ እሕሚም እዮም ዝሰድዎ ጨካናት ካብ ቤተክርስትያ ስርዓት ወፃኢ እዮም ሰብ ብሰንሰለት ዝቕጥቕጡ ኣረመኔታት ብሰንኮም ቤተክርስትያን ዝሓረምዋ ሰባት ኣለዉ ።

    • @Abeleyob-w6f
      @Abeleyob-w6f 9 หลายเดือนก่อน

      ትኽክል

  • @tigist4719
    @tigist4719 9 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኽ ርደአና ኣቦና ክብ ከምዚኦም ዓይነት ጠንቆልቲ ሕዝበይ ፈውሲ ካብ ኣምላኽ እይ ፀሎት ጥራይ የድሕን

  • @solomoncaleb4640
    @solomoncaleb4640 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you .

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 9 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን

  • @wsgd3301
    @wsgd3301 9 หลายเดือนก่อน +20

    ኣረ ይቅርታ እምበር ናይ ኣቦ መንፈስ የብሎምን ብሕጊ ይትሓዙልና ኣብ ሚድያ ዝወፅኣ ሓበሬታ እና ካሓዱስ ናይ ምንታይ ቀሺ እዩ በይዛካቱም መምህረይ እዙይስ ጥንቆላ እዩ😢😢😢

    • @SaLa-vk9rc
      @SaLa-vk9rc 9 หลายเดือนก่อน

      ንእግዚአብሔር ዲኪ ታኣምኒ ንሰብ

    • @AbebaAbefkr
      @AbebaAbefkr 9 หลายเดือนก่อน +1

      kedka reae kabau dema men eka nska mejemerya nay baelna hatyat nflet

    • @wsgd3301
      @wsgd3301 9 หลายเดือนก่อน

      እግዛብሄር ንሰብ እና ቀጥቀጥካ ኣድሕን ይብል ድዩ በዝሒ ብቦቲ ወይ ብሰንሰለት እና ገረፍካ ምድሓን ከ ኣሎ ድዩ ዲያብሎስ እኮ ኣብ ሰብ ዝሓድር መንፈስ እዩ ብፀሎትን እምነትን መንፈስ ቅድስ ተሓዊስዎ ከዓ ይድሕን ብሓይሊ ኣምላክ ካብኡ ከዓ ፃድቀኛ እየ ኣይበልኩን እቲ ምስሊ ወይvideo ዝረኣናዮ ምስክር እዩ ብዝኮነ ናይ ኣምላክ ሰብ መሰል ሰብ ኣይግህስን ናብ ኣምላክ የቅርበካ ወይ ፀበል ክትጥመቅ ይሕዘካ እምበር እና ቀጥቀጠ ኣይውዕልን

    • @gjcg6332
      @gjcg6332 9 หลายเดือนก่อน

      ሰብ ኣትፍረዲ ኣምላክ ኣሎ😢

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Edmen tienen yehabeka Zehawey 🙏🙏🙏 N Abona ageb ageb himak Sirah ey: Nay haymanotna aykonen

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 9 หลายเดือนก่อน +1

    Uaye. Gud. Egziabher yegezzka. ✝️🤦‍♀️🙏🙏🙏🌿❤️💛🌿