MaEzer Semay Tv and Radio Network : ቃለ መጠይቕ ምስ ኣሴር ረዳ 3ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people
    and its surrounding nations.​

ความคิดเห็น • 99

  • @rahelyohannes9558
    @rahelyohannes9558 5 ปีที่แล้ว +10

    Azika tebarek Asher hawuna endazorka aeriyo ezi timhrti btaemi sidi kedu eyu zelo! God bless all!
    Holland mixena 🙏

  • @rloveshaki
    @rloveshaki 5 ปีที่แล้ว +17

    ዋው ዋዉ ኽብሪ ንኣምላኽ ከመይ ንዉሽጥኻ ዘርስርስ ሓቂ‼ ንሓቂ መን የሕምቓ፧ ንሓቂ መን ይዓብጣ፧ ንሓቂ መን ይስዉራ፧ ንሓቂ መን ከጥፍኣ ይኽእል፧ ከቶ ወለሓደ‼ ኣሼር ሓወይ ጐይታ ይባርኽካ፣ ከምኡ`ውን ወንጌላዊ ሳሚ ሓወይ ተባረኽ።

  • @amangher2931
    @amangher2931 5 ปีที่แล้ว +12

    አሸር ሐወይ ነዞም ዝጠፉኡ አሕዋትና ምምላስ ክኮነሎም እዚ ትምርቲ እዚ ነአሽቱ ይሕዋትና አባላሹ አሎ ነቲ ትምርቶም ብትምርቲ ክርስቶስ ጌርካ ይዐርዮም ተባረከለይ!!!!

  • @fevenberhe8405
    @fevenberhe8405 5 ปีที่แล้ว +12

    ዋዉ ክብሪ ንኣምላኽ ሳምሶም ሓዉና ከምኡ ዉን ኣሴር እግዝኣብሄር ይቫርኽኩም ኣዝዩ ሃናጺ ዝኾነ መደብ እዩ ሳምሶም ሓወይ ክብለካ ዝደሊ እዚ ትምህርቲ ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ኩሉ ሰብ ድማ መሊሱ ክጥቀም ነዚ ሓቒ ዝምህሩ መማህራን ቓለ ምሕተት ክትገብር መሊሰ እላቦ. እዚ ክብል ከለኹ ግን ጎቦ ጎቦ ጌሮም ዝምህሩ ካብቲ ዝበርሃሎም ሓቒሲ ሕዉነት ዘፍቕሩ መማህራን ማለተይ ኣይኮንኩን. እንታይ ድኣ ካብ ሕዉነትሲ ንሓቒ ዘኽብሩን ዘፍቕሩን ከም ሓዉና ኣሴር ማለተይ እየ እግዝኣብሄ ይባርኽካ።

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 5 ปีที่แล้ว +3

      ጽቡቕ ቃል። ኣዕጢቕክኒ ፈቨን ብርኽቲ! ከም፡ፍቓድ ኣምላኽ ክንገብሮ ኢና።

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሸር ሓውና እግዛብሄር ይመስገን ስለቲ ጎይታ ኣብ ሂወትካ ዘቀመጦ ፍልጠት ሓቂን ፣ ዘሎካ ቅንኣትን ትብኣትን ። ተባረክ

  • @misghinashishay5764
    @misghinashishay5764 5 ปีที่แล้ว +6

    Wawwwwww praise God amlak bubuzuh yibarkum asher & sami silezi grum zikone timhrti

  • @edenberhane7103
    @edenberhane7103 5 ปีที่แล้ว +1

    Brother Asher may the Lord bless you abundantly for preaching the true gospel

  • @ttek9180
    @ttek9180 4 ปีที่แล้ว +1

    Brother Asier God Bless you you have really impressed me with the right scriptural principles and teachings.

  • @agelgiloterkiblessed6907
    @agelgiloterkiblessed6907 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ንዘላእለም ምስ ሓጢኣት ጽሊኢ እዩ ።ኣነን ንስካትኩምንውን ወገን ኣምላኽ እንተኾንና ክምዝስዕብ ኢና ንብል።
    Psalms 139 (ትግ) - ዳዊት
    21: ዎ እግዚኣብሄር፣ ነቶም ጸላእትኻዶ ኣይጽልኣዮም፧
    ነቶም ዚትንስኡኻስ ኣይፈንፍኖም፧
    22: ፍጹም ጽልኢ እጸልኦም፣
    ጸላእተይ እዮም።

  • @efremdaniel2569
    @efremdaniel2569 4 ปีที่แล้ว +1

    Asher jegna I love him he stand in the truth always

  • @Haki0227
    @Haki0227 5 ปีที่แล้ว

    ዋው ስብሓት ንኣምላኽ ይኹን!
    ብዙሕ ተማሂርና ወንጌላዊ ብሩኽ ዕዙዝ ዋሕዚ ጸጋ ዘሎኳ ዘይትጸዓት ጠርናፊ ኣቦ።
    ኣሴር ውን ካብኡ ዘይፍለ ዋሕዚ ጸጋ ዘሎኳ ብሩኽ ሓውናን ኣቦናን ከማኻ ዝበሉ ናይ ኣምላኽ ሰባት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ እየ ዝብል ዝብሉ ነዛ ምድሪ ይምልእዋን ይውረስዋን። ናይ ብሓቂ በዓል ንስኻ፡ ባባ ብጹእ ኣምላኽ ኢኹም ነብያት ክትስመዩ ዝግብኣኩም። ምኽንያቱ ንህዝቢ ናብ መንገዲ ሓቂ ዝመልስ እዩ ነብዪ ዝብሃል። ኩሉ ግብርኹም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ክመራምሮ ከለኹ፡ ግብሪ ነብያት ኮይኑ እየ ረኺበዮ። ኣነ ብውልቀይ ነብያት ናይ ዘመና ኢለኩም ኣለኹ ንኽልቴኹም። ካብኹም ድማ ብዙሕ ተስፋ ኣሎ፡ ብዙሕ ተባረኹ፡ ደገ ጸላእትኹም ውን ውረሱ። ኣሜን!!!

  • @lulatesfamichael8194
    @lulatesfamichael8194 2 ปีที่แล้ว

    ዋው አምላክ ይባረክ ስለ እቲ አባካ ዘቀመጣ ጹሩይ ፍልጠት ሐቅን ምስትውኦልን ተባረኩ!!!

  • @amanbereket9372
    @amanbereket9372 5 ปีที่แล้ว +1

    Eye opening and awakening interview for the the sake of truth...

  • @teklitasfaha6646
    @teklitasfaha6646 5 ปีที่แล้ว +3

    GOD BLESS YOU brother Asher

  • @salemghirmai8766
    @salemghirmai8766 2 ปีที่แล้ว

    God bless you asher hawey

  • @ephremmengistu6990
    @ephremmengistu6990 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመንካ ይባርክ ብጣዕሚ ኣገዳሲን እዋናውን ትምህርቲ እዩ:: እግዚኣብሄር ምንጩ ይድፈኖ

  • @eyobtekeste9264
    @eyobtekeste9264 5 ปีที่แล้ว +2

    You are absolutely amazing Grace by brother Asher. Amlak yebareka. Samsom hawey tebarek.

  • @yemanehagos9683
    @yemanehagos9683 5 ปีที่แล้ว +4

    Wow God bless you More Asher hawey

  • @senaitisaac2767
    @senaitisaac2767 5 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarkka Aser hawna. Memharan sle zeyrekebna bzuh hasyna yu nay bhaki nzkone Amen tray nbl aynmrmrn ena. Nknmrmro bzuh azekakirkana Amlak ybarkka.

  • @nahom9192
    @nahom9192 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ይባርኽካ ኣሽር ሓውና፥ ዘገርም መግለጺታት ብዙሕ ተማሂርና።ኣምላኽ ምስትውዓል ህዝብና ይኽፈት። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ ግን ናይቶም ካልኦት ኣንጻር እዚ ትምህርቲ ዝምህሮ መማራን ሓሶት ኣብዚ መደብ እንተዘየቕረብኩሞም ጽቡቕ እዩ።

  • @GH-yv2bd
    @GH-yv2bd 5 ปีที่แล้ว +2

    Tebareku ezi gega tmhrti tekalewo slezelekum . Emnetn gbrn mekaydi eyen tebareku ❤️❤️

  • @debora9761
    @debora9761 2 ปีที่แล้ว

    Wow tsibuk abrihralna thanks

  • @agelgiloterkiblessed6907
    @agelgiloterkiblessed6907 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ጎይታ ይባርኹም

  • @abrahaleykahsay736
    @abrahaleykahsay736 5 ปีที่แล้ว +3

    Wow goyta ybarkkum xega amlak ybahlkum. Wenglawi Samsom kthato keleka hadabu awedaeyo ab mengo tkorixo aleka please... mis nay ykreta tebareku.

  • @ariammehtsentu2934
    @ariammehtsentu2934 4 ปีที่แล้ว

    May God bless you Asher hawey. I have learned a lot from the interview. My heart is full of joy to see that someone is defending the gospel with passion.

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 10 หลายเดือนก่อน

    ተባረኩ

  • @pereztesfay803
    @pereztesfay803 5 ปีที่แล้ว +4

    Loved it!!

  • @JesusisLord4ever.
    @JesusisLord4ever. 4 ปีที่แล้ว

    glory to God ,God bless you brothers Asher and Samson.wonderful message.

  • @tuumzgigrmay7352
    @tuumzgigrmay7352 5 ปีที่แล้ว +2

    Tikekel asher hawey , brukat ekum asher & sami yehwatey

  • @medhanieberhane7012
    @medhanieberhane7012 5 หลายเดือนก่อน

    Wow blesss you

  • @mary.t3225
    @mary.t3225 4 ปีที่แล้ว

    May God bless you more and more in Jesus name. I really blessed by this message!!!!!!

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 5 ปีที่แล้ว

    Maeser semay tv... tebareku
    Agedasi agleglot koinu rekibeyo. Nhzbi amlak zenqh

  • @buy1get1free76
    @buy1get1free76 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you asher and sami.

  • @nahomghebremichael1956
    @nahomghebremichael1956 2 ปีที่แล้ว

    Woowwww amazing Amazing. Asher Amlak yeazizu yibarikika.

  • @Ber19Ber
    @Ber19Ber 5 ปีที่แล้ว

    Wawawa asher hawuna I haven't seen like you speaking the truth word of God. But sami hawey aytehawuko hitotat yiderareb alo. Wala nezom nikatatelekum zelena win mulue melsi endatexebena kalie hito yiseib. Bhafesha gina amlak aezizu yibarekum.

  • @aaronblessed2121
    @aaronblessed2121 5 ปีที่แล้ว

    Asher hawey sele eti Egziabher abaka zekemeto xegane felteten sebhat yekuno, nebzuhat nememlat tekwen aleka.God bless you both of you.

  • @godlovesme9095
    @godlovesme9095 5 ปีที่แล้ว

    አሸር ሐወይ ጎይታ የሱስ ይባርካ።

  • @mahderegebretekle5309
    @mahderegebretekle5309 2 ปีที่แล้ว

    Amenn

  • @weiniyared387
    @weiniyared387 3 ปีที่แล้ว

    GOD BLESS YOU BROTHER ASHER AND SAMI BRUK.

  • @GH-yv2bd
    @GH-yv2bd 4 ปีที่แล้ว

    Tebareku nezi gega tmhrti tekalewo slezelekum burukat ahwatey ❤️❤️

  • @user-ub3gd9iu1v
    @user-ub3gd9iu1v 4 ปีที่แล้ว

    Egziabiher yibarkka
    Aser.

  • @yordayorda9803
    @yordayorda9803 5 ปีที่แล้ว +2

    Nexur malekity asher biruki

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher ybarkkum

  • @yaredkifle6699
    @yaredkifle6699 3 ปีที่แล้ว

    God bless you sami Psalms 1 (KJV) - ዳዊት
    6: For the LORD knoweth the way of the righteous: but the way of the ungodly shall perish.

  • @taekabereket9261
    @taekabereket9261 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ፡ነዚ መዳብ ዘቅረብኩምልና ኩላትኩም ካኣ ይቀነለይ፡ቀጺለ ነዚ ኣሰር ኣብ faceboo ኣጋጣሚታት ይሪኦ ኢየ ግን እንታይ ኣልታዊ ነገራት ይዛረብ ይብል ነረ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ውን ዑሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ የብለይን ግን ንካልኦት ኣዳኪምካ ኣወጊንካ ናትካ ዝና ከም ምድላይ ይመስለኒ ነሩ ሕጂ ግን እዚ ሰብ ገለ ነገር ዝተረደኦ ከም ዘለዎ ፈሊጠ፡ እምበር እዚስ ሰብ እዚስ ፖሎቲከኛ እንተ ዝከውን ጽቡቅ ነሩ ይብል ነረ በቲ ንሱ ዝገብሩ ተበጊሰ ኢየ፡ብዝኮነ ኣነ ንነዊሕ ዓመታት በዘይ እምነት ነረ ካብ 1998 ክሳብ 2014 ግን ኣምላክ ከም ዘሎ ያምን ኔረ ነዚ ዝገበረኒ ካኣ ምክንያት ኣለኒ ኣብ ኤረትራ ከለኩ ንሕና ኣምላክ ናይ ባሓቂ ኣጥፊኢናዮ ኣለና ወይ ካኣ ብገጋ መገዲ ንከዶ ኣለና ይብል ነረ እዚ ካኣ መበገሲ ነሩኒ ማዓልቲ ጽሕፍቶ ብዙሕ ነገራት ማለት፡ካብዚ ተበጊሰ ካኣ መጽሓፍ ቁዱስ ከንብብ ጀሚረ ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ከሙኡ ውን ዝፈትዎም ዘይ ርስዕም ኣመንቲ ብዙሕ ሺግር ዝወርዶም ዝነበረ ይዕሩክ ገረ በዝውን ኣይተቀየርኩን ኣብ መወዳኣታ ኣምላክ ኣብራሃም ክስዕብ ኣለኒ ኢለ ምክንያቱ ካምን ጥራይ ኢዩ ዘለን ወሲነ ሂወት በዘይ ኣምላክ ምህላው ሓደገኛ ኮይና ረኪበያ ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ናይ ባሓቂ ኣብዚ ቃለ መሕተት ተካታቲለዪ ብጽመዋ ግን ገለ መገዲ ዝፈለጦ ከም ዘሎ ተረዲኢኒ ኣሎ ምስ ኣክብሮት ይቀነለይ ።

  • @blessed1914
    @blessed1914 4 ปีที่แล้ว

    God bless Asher Hawey

  • @grmeso6369
    @grmeso6369 5 ปีที่แล้ว +2

    Goyta ybarkum fkurat yehiwatey

  • @peaceloveunity3079
    @peaceloveunity3079 5 ปีที่แล้ว

    Wow Goyta abzihu yibarka🤲😇. Kulu kemaka tetemhir.☝️

  • @biethiwet7420
    @biethiwet7420 2 ปีที่แล้ว

    God bless you my brothers❤️❤️❤️❤️❤️

  • @meragoytom443
    @meragoytom443 5 ปีที่แล้ว

    Tebareku asher kemu kea sami brukat sebat

  • @SamuelBeraki-uf6pb
    @SamuelBeraki-uf6pb 7 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጥፉእ ወዲ ኣይኮነን እቲ በዓል ጉዳይ ፡ ናይቲ ፈቃር ኣቦ ቀይርካ ርኣያ

  • @johnhabte2720
    @johnhabte2720 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww
    Memelisu Tibebnn mglaxn yebzhalka

  • @solomongirmay2626
    @solomongirmay2626 5 ปีที่แล้ว

    More bless you guys

  • @Merih98614
    @Merih98614 4 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ንጎይታ ይኹን። ሓው ኣሴር፡ኣዝዩ ዓሚቕ ቅንኣት ጎይታን ቅንኣት ሓቅን ኣባኻ ከም ዘሎ፡እቲ ኣባኻ ዘሎ ቅብኣት ምስክር'ዩ።ከም'ዚ ናትካን ናይ ሓው ብጹኣምላኽን ቅንኣት ምስ ጸጋ፡ ዘለዎም ካልኦት ክሳብ ዝገሃዱ ፡ምናልባት'ውን ኣለው ግን ህዝቢ ዘይፈለጦም ክኸውን ይኽእል'ዩ እሞ፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ሓቂ ምዕጣቕ ዓቢ ኣበርክቶ ምገበርኩም ኔርኩም። ካብ ትምህርቲ ስሕተት'ውን ከሎ ጌና መነቓቓሕኩም ኔርኩም። እንተኾነ ግን ብሰንኪ ገለ ጉድለታት፡እዚ'ውን ንቡር'ዩ፡ከም ምጽራፍን ምዝንጣልን ደቂ ኣምላኽ፡ ኣዝዩ ክረብሕ ዝኽእል ዝነበረ ህዝቢ፡ ትምህርትኹም ካብ ምክትታል ዘቋረጸ ብዙሕ'ዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስትውዓልኩም ይኽፈት፡ እቲ ብክርስቶስ ዝረኸብኩምዎ በረኸትኩም ድማ ናብ ህዝብኹምን ናብ ኣህዛብን ይፍሰስ፡ ኣሜን። ተባረኹ።

  • @amanjemal9203
    @amanjemal9203 5 ปีที่แล้ว

    god bless you asher🙏

  • @user-mb5lg4hs8b
    @user-mb5lg4hs8b 3 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ኣሸር ሓወይ ባዓል ሳምሶም ዳኣ ረማ እሶም እዴም ነዚኩሉ ግብጽን ሱዳንን ኣባላሸሞ ዘለው ከምድላዮም ጌሮም ኣብቲ ምእመን እዳሽካለሉ ኣሸር ማሃሮ እስኪ ግና ባዓል ሳምሶም ትዕቢት ኣለዎም ኣሰምዕካን ኢዮም።

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว

    አሸር.. ንስኻ እቲ ዝተረዳካ ምሃር.. ባዝዕባ ናይ ካልኦት ግዜ ኣጥፊኦም ዝተረድኦም.. ምኹናን ሽግር እዩ
    አነ እዚ እዩ ርድተይ እልካ ምሃር.. ናቶም ኣየርድኣንን እልካ ካብዚ.. ምኹናን ከውጽኣካ እዩ
    እሞ ንስኻ ሓጥያት ኣይትገብርን ዶ
    እቲ ብ ጸጋ ዝነብር.. ከምኻ ሓትይተኛ ሙኻኑ እመን
    ድላዮም ይገብሩ.. እልካ.. ሓቀኛ ክርስትያን ካብ ሓጥያት ኪገብር ድልየት የብሉን.. ጉድኣቱ ይፈልጥ እዪ
    ሕጂ ንስኻ ካብ ሓጥያት ብሓይልኻ ክትገድፍ ትጽዕር ኣለኻ.. ጽቡቅ ጎይታ ይባርካ
    ጸጋ ዝኣምን ግን.. ብሓይሉ ዘይኮነ.. ብጽድቂ ክርስቶስ እዩ ዝኸይድ no struggle.. Authomatically ሓጥያት delete እንዳኾነ ይኸይድ
    ክልቲኡ ሓደ እዩ.. እቲ ንዓኻ easy መገዲ ኺድ
    አሸር ሓይሊ የብልካን ክትኩንን.. አምላክ ዘይኾነና ንስኻ ብኸመይ ትኹንን..
    እቶም ብ ክርስቶስ ዘሎ ኩናኔ የብሉን
    ኣይትኮንን

  • @yonasamine4837
    @yonasamine4837 5 ปีที่แล้ว

    ኣብ ናይ ፓስቶር ማሓሪ ቃለ መጠይቕ።ፓስቶር ኢሳቕ ሓይላኣብ ሰብ መንፈስ እዩ እንተተባህለስ ጸገም የብሉን ኢሉ ኔሩ እሞ ።ነዞም ሃይሉ የውሃነስ ምስ ኣሸር ክዘራረብ ብቖዓት የብሉን ዝብሉ ገለ መለሳ እንተኾኖም ንፓስቶር ኢሳቕ ዘይትዕድመልና ምስ ኣሸር። የቐንየለይ

  • @rakiebefrem3348
    @rakiebefrem3348 5 ปีที่แล้ว +2

    Seb Menfes eyu nebsi alewo ab siga yhadr zblu memharan alewu. Pastor Chris. Pastor Bennihin. Dr Mailes. Tb Joshua. Kab hagerna Hawarya Hneshm neziom memharan entay knblom ena kurub mebrhi habuni Goyta ybarkum

    • @Ipraypeace
      @Ipraypeace 5 ปีที่แล้ว +1

      ዝከበርካ Rakieb Efrem, እዚ ሕቶክኻ ርዱእ ኣይኮነንን፡ እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ? ንእከለ ከዚ ንእገለ ከምቲ በሎም ክብሉኻ ደሊኻ?
      ኣሹምባይ በቶም ዘይ ፈጽሓፍ ቁዱሳዊ ዝምሕሩ፡ በቶም ብኽክል ከም መጽሓፍ ቁዱስን ከም ትምህርቲ ክርስቶስ ዝምሕልህሩ ከማን ሻራ ክንገብር መጽሃልሓፍ ቁዱስ ኣይምሕረናን ኢዩ።
      ጥዕይ ትምሕርቲ ክትመሃር ምምራጽ ወይ ጥዑይ መንፈሳዊ መግቢ ምምራጽ ግና ናይ ነፍሲ ወከፍና ምርጫ ኢዩ።
      ብጎይታ የሱስን ብትምህርቱን ተባረኽ።

    • @Ipraypeace
      @Ipraypeace 5 ปีที่แล้ว

      እዚ ቃልዚ ዘኪርካ ሕቶኻ ኣተኻኽሎ።
      1ይ ቆረንቶስ 3 (1 Corinthians)
      5፤ እምብኣርከ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስሲ እንታይ እዩ፧ ብኣታቶም ጌርኩም ናብ እምነት ዝበጻሕኩም ኣገልገልቲ እዮም፡ እዚ ድማ እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፎም ከም ዝሃቦ እዩ።

    • @Wede-Mezmur
      @Wede-Mezmur 5 ปีที่แล้ว

      Rakieb Efrem ሓወይ/ሓብተይ እዞም ዝጠቐስካዮም ኵላቶም መማህራን ሓሶት እዮም። ምኽንያቱ ድማ "የሱስ ብመንፈስ ሞይቱ እዩ" ኢሎም ይምህሩን እቲ መሰረታዊ ሓቀይና ትምህርቲ ጐይታ ድማ ስለ ዘይምህሩን እዩ። እቲ "ሰብ መንፈስ እዩ" ምባሎም ድማ ገዛእ ርእሶም ምስ ኣምላኽ ኬመዓራርዩ ስለ ዝደልዩ እዩ።
      ክሪስ ከም ዝሰማዕካዮ ንሃዋርያት ከም ዘይበሰሉ ቈጺሩ፡ ንሱ ግና ኣምላኽ ከም ዝዀነ ኢሉ ኣሎ።
      ቤኒ ሂን ከኣ "ንሕና ንኣሽቱ ኣማልኽቲ ኢና" ኢሉ ክንደይ ሳዕ ምሂሩ ኣሎ።
      እቶም ዝተረፉ'ውን ካብኡ እተፈልዩ ኣይኰኑን። ኵላቶም ምህሮ ኬኔት ሃጊን እዮም ዚስዕቡ ዘለዉ።

  • @zaidtiquabo1586
    @zaidtiquabo1586 3 ปีที่แล้ว

    Gota yibarukum Agelgeliti Amilak memelisu yibarikumin yebikum

  • @mulugetatewelde7154
    @mulugetatewelde7154 5 ปีที่แล้ว +1

    Hello

  • @SamuelBeraki-uf6pb
    @SamuelBeraki-uf6pb 7 หลายเดือนก่อน

    እብ ብሉይ ኪዳን እዩ ኔሩ እቲ ጥፉእ ወዲ ኣይሁድ እዩ ኣይደሓነን

  • @GH-yv2bd
    @GH-yv2bd 5 ปีที่แล้ว +5

    Ezi tmhrt ezi ydegem agedasi eyu

  • @okubamikaelhabtom304
    @okubamikaelhabtom304 5 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ሓንኻል ???

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 4 ปีที่แล้ว

    Hgi amlak zfexeme dma eyesus tray eyu

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 4 ปีที่แล้ว

    Asher welehede ngoya zekbr goyta ksab hji ayreenan bflay goyta nfelto ena behelti baesn egrgrn hlkn zemenkum kulu tenkol
    Hlk dma taot kem mmlak mkanu enada feletkum tegermu

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 4 ปีที่แล้ว

    Hetyat malet entay malet eyu hetyat malet hgi mfras malet eko eyu

  • @Grace-mm7cy
    @Grace-mm7cy 3 ปีที่แล้ว

    It’s really confused

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 4 ปีที่แล้ว

    Hetya mzrna tray zmesleka aye nskatkum mzrna seb sleseyrio eyu enber
    Nhewu zxele ketali nebsi mkanu ke resiekayo

  • @filimonzere7936
    @filimonzere7936 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ናይ ሕነሽም ከይድኩም፡ bible school temeharu

  • @rakiebefrem3348
    @rakiebefrem3348 5 ปีที่แล้ว +1

    Selam nakum kulu seb Menfes zbl nay sihtet eyu elka. Prophet tb Joshua seb Menfes eyu zbl .Prophet tb Joshua nay mntay knblo ena ezia abreheley Pastor Samsom knfeltom nskum abeyti memharana sile zkonkum

    • @lastdayscomingsoonmaranata557
      @lastdayscomingsoonmaranata557 5 ปีที่แล้ว +3

      Rakieb Efrem ናይ ሓሶት ነቢ ንብሎ ንጀሽዋ

    • @rakiebefrem3348
      @rakiebefrem3348 5 ปีที่แล้ว

      Pastor Samsom ke entay tbl weykea asher entay tmlusley alewu seb Menfes zblu pastor Bennihin pastor chris alewu eziatomke

    • @ftesfai8822
      @ftesfai8822 5 ปีที่แล้ว +1

      Hi Brother, Tb Joshua is a false prophet disguise himself as a man of God.please google this in TH-cam: kenzo tb Joshua exposed, you will hear z amazing testimony what Jesus showed n told about tbjoshua.he is a false n secrete agent of z devil.beware of this wolves in sheep clothing. Blessings

    • @zufanmicael1806
      @zufanmicael1806 5 ปีที่แล้ว

      Berhanu yebrhalkum
      Preach "JESuS". Please.....

    • @Wede-Mezmur
      @Wede-Mezmur 5 ปีที่แล้ว

      @@zufanmicael1806 ኣየናይ የሱስ እሞ ይሰበኽ?
      እቲ ብመንፈስ ዝሞተዶ ወይስ ብመንፈስ ህያው ዝዀነ፧
      ምህሮ ኬኔት ሃጊን "የሱስ ብመንፈስ ሞይቱ እዩ"
      መጽሓፍ ቅዱስ ዚብለና ግና "ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኸሕልፋ፡ . . .መሊሰ ኽወስዳ'ውን ስልጣን ኣሎኒ።" ዮሃ 10፡17-18
      እንተ ብመንፈስ ሞይቱ ደኣ የሱስ ድዩ ዚሕሱ ዘሎ ወይስ ሃጊን፧
      ኣየናዩ ንስበኽ Zufan ሓብተይ?
      ብርሃኑ የብርሃልኪ በሊ!

  • @hadshftret8723
    @hadshftret8723 ปีที่แล้ว

    ተክላይ ረዳ ተጋጊካ ኣለካ ተነሳሕ

  • @Blessed534
    @Blessed534 5 ปีที่แล้ว +2

    ፍቕሪ ዘይትርእየላን ዘይትመሃረላን መደብ።

    • @samsontesfay1
      @samsontesfay1 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍቁር ስለ ዘጎሆናካን ከም፡ዝተጸበኻናን ብምዃንና ይቕረታ እሓተካ። ኣብ መጻኢ እዋን ክንክሕሰካ ተስፋ እገብር። ሰሰናዩ፡እዚ ሓወይ።

    • @amanbereket9372
      @amanbereket9372 5 ปีที่แล้ว +1

      First Learn absolute truth.

    • @ftesfai8822
      @ftesfai8822 5 ปีที่แล้ว +1

      Goita megareja tselmat ykentitelka.tenesah !!

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 5 ปีที่แล้ว +5

      Samson M. Tesfay no need to apologize. Why are you intimidated by his unhappiness? Truth is always truth. If he have any points why didn’t he mention it? Kab guahi natu zigelix gida ridietu bqal Amlak meseret zeynegrena mitemharna kaa. Kinkihiseka ena mibalka qibul aykonen. Kahsana haqi zimhiru nai Qal Amlak wegen zihazu zimhruna haqi eyu kahsana. Bhaqi kihaso zihawey

    • @eadentesfaldet105
      @eadentesfaldet105 5 ปีที่แล้ว

      There is no love with out truth brother. Try to get truth from this interview and hold love as well . Brother.

  • @tiegstihadgu8310
    @tiegstihadgu8310 5 ปีที่แล้ว

    Please abotati ayi neberunani ayi tibeli etemu hekenatati abotati abeyi kemi zelowu zekuri eba

  • @shalomaki3693
    @shalomaki3693 5 ปีที่แล้ว

    ክላ ዋይ.ንሕናስ ..ኣቦታት ኣይርኽብናን በቃ... ብዓል ኣሴር ሒዝካ ድኣ ኣዲ ክእቶ ዲዩ.....ሓዊ እንዳእተው ሰብ ክፈናጥሕዋ....ዝንጥል ዝንጥል.....ኣቢልዎም ታሪኾም ዝይፍልጦ. ..ትምርትታትኩም ሰብ ክፈናጥሕ እምበር፡ ክሃንጽ ነይ ርኣና፡....ብርሃን ጎዲልኩም ኣሎ.....

  • @tiegstihadgu8310
    @tiegstihadgu8310 5 ปีที่แล้ว

    Suki elukumu America Europe konikumi hizibi amilaki ayi tibetatinu

  • @jesusyouranswer9391
    @jesusyouranswer9391 3 ปีที่แล้ว

    ህድኣት ህድኣት የድሌካ ኣሎ ውሽጣዊ ህድኣት ኣሸር

  • @Icyy4real
    @Icyy4real 5 ปีที่แล้ว

    Very confused man! Not sure who seats in his inner man. Jesus help Him to be born again.