ኣብ መተራስ ኣቦይ ቀርሎስ ባዕለይ ሺጉጥ ከም ዝረኸብኩ ናይ ዓይኒ ምስክር ክኾውን ይመጽእ ኣለኹ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 46

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +2

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት
    donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ 2 ปีที่แล้ว +10

    _ናይ ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና አሜን ፫❤️_

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 ปีที่แล้ว +8

    😢ኣቦና እዮም ወግዘምኩም።እዋይ ንሰብ እንተዘይፈራሕኩም ንኣምላክ በዲልኩሞ ንህግደፍ ከተሕጉሱ።ይሁዳ ንጎይታና እየሱስ ብ30ቅርሺ ኣትሕዚዎ ናትኩም ዘገርም ኣይኮነን💒👏😭☺️

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 ปีที่แล้ว +9

    እዋይ ኣቦና እዚ ኩሉ ስቃይ እና ኣሕለፎም ስምዑ ሞ ዘረበኦም ክተርር ዝነበረ ድምጾም ብንጹር ቃላት ዝተነድቀ ምሩጽ ቀለብ እኳን ዩ

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw 2 ปีที่แล้ว

    ኦ ጎይታ ናትና ስራሕናን ግብርናን ርኢካዮን ሰሚዕካዮን አሎካ እሞ እቲ እንኮ ፈራዲን ሓዳጊን ንስካ ኢካ እሞ ንስለ ሓቅካን ግብርካን ኢልካ ብዓይኒ ምሕረትካ ርኢካ ንህዝብናን ንሃገርናን ሰላምካን ምሕረትካን ልአክልና ጎይታ አሜን❤️💒😭

  • @EritreanYoutube
    @EritreanYoutube 2 ปีที่แล้ว +3

    Nice to see you Aweta,ዓወት ጨደድ ክብሃል እንከሎ ጥዑም ኔሩ መታዓብይቲ 👍👍

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘገርም እዩ።ሓፋሽ ዉድባት እንድሕር ኔሮም ሽጉጥ ክሕዙ ይኽእሉ እዮም።ኣይኮነን ጳጳስ ቀሺ ክኾኑ እዉን ኣይክእሉን እዮም ኔሮም።

  • @dawitabraham8637
    @dawitabraham8637 2 ปีที่แล้ว +1

    Kubur kidus Abuna Antinious ab ezi mereat bezuhe shiger wedikume eyu mengesti semayat yewareseikume kubur senea serat kiberei keyerekibikume beatami eyu zehizin

  • @loli8ion
    @loli8ion 2 ปีที่แล้ว

    🙏🏽ተፈታዊ🙏🏽!ዕርበት ሐደ ካብ ዓሻክር ህግደፍ/መንደፍ ከም ዛዕባ ዘይኮነ ዝለዓል፣ ዘስዓቦን ገና ዘስዕቦ ዘሎን ግፍዕታትን/ገበናትን ብኹሉ ሸነኻቱ ይዘርዘር/ይቃላዕ።የርህዎ🕊

  • @ምስልናትማልንሎምን
    @ምስልናትማልንሎምን 2 ปีที่แล้ว

    Good men this is good testimony god bless you

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ግዜ እንታይ ዘይገብሩ ! ጾሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ቑዱስ ወብጹእ ኣቡነ እንጠኒዮስ ፓቲሪያሪግ ዘሃገሬ ኤርትራ

  • @senayhadish1079
    @senayhadish1079 2 ปีที่แล้ว +2

    Selam do seltene

  • @freedom7539
    @freedom7539 2 ปีที่แล้ว

    Besmam mefexemi xubuf aygberena.

  • @awetabrha1993
    @awetabrha1993 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ቀሺ! "ሙዉት ኣይኽሰስ ሰማይ ነይሕረስ።" ክበሃል እንከሎ ለውጢ ኣብ ዘየምፅእን ዘይከኣልን ነገር ኣይንዛረብ ንክብሉ እዮም ወለድና መሲለሞ።ናይ ዝሞት ሰብ ስሕተት ኣልዒልና እንተተዛረብና ንስሕተታቱ ይቕሬታ ሓቲቱ ክእረመሉ ስለዘይክእል ምውቃስና ለውጢ ስለ ዘየምፅእን ስሕተታቱ ከኣ ብኣምላኽ ስለዘፌርዶ ስቕ እንተበልና ይሓይሽ።ሰማይ ነይሕረስ ከኣ ዘይከኣል ነገር ምዃኑ ዘማላኽት እዩ።

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 2 ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ ቤተ ክርስትያናት ተዓጽዩ ኣገልገልተን ብግዴታ ዓስኪሮም ብዘይ ካህናትን ዲያቆናትን ኣትሪፎማ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ዕድመ መሪሕነቶም ኣቡነ ቄርሎስ ህምም

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

      ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌

  • @yohannesghirmai8192
    @yohannesghirmai8192 2 ปีที่แล้ว

    Mengesti semayat Yewarskum Aebona

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 2 ปีที่แล้ว

    Welcome brother

  • @mado-tv4966
    @mado-tv4966 2 ปีที่แล้ว

    Hade gzie , beti dhri gezom buzuh gzie kuoso nxawet neyrina hade gzie nabti geziom eta nxawetela zneberna kuoso SLE zatewet, hizoma abti dega wexiom , Nou eilom xewiomna nhna DMA zhbuna meselena UMO. Gna nsom kara hzom bmxae neta kuoso ab klte kedidom hibomna.
    Eza mexihet tbl bzuh gzie nbzuhat sebat hatite krekba aykealkun anbibeya SLE zneberku.

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 2 ปีที่แล้ว

    Ufff. Bitaemi kebdka yeblu💔 Ehhhh. Mastom abey keykesnu ezom 👹👹 . Ente niskum kubur abo xadkan ekum maetbkum keybtekum adi ezgeherkum kedkum💔💔😭😭

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 ปีที่แล้ว

    ብልሂ ካህን ቀሺ ማርቆስ🙏❤️፡ ብርግጽ ሙዉት☝️ ብታሪኹ ይኽሰስ፡☝️ብሰናዩ ይቕደስ።📖📖✍️

  • @yonasteklemichael7506
    @yonasteklemichael7506 2 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ንኹሉ ነገር ርስሓት የእትይሉ ኢዩ። ረሳሕ ሰይጣናዊ ኣምሰሉ ስርዓት።

  • @millybitu3037
    @millybitu3037 2 ปีที่แล้ว +1

    Mesartu zeyzkr ata

  • @merryerilvoe1025
    @merryerilvoe1025 2 ปีที่แล้ว

    Ahhhhhhh💔💔💔💔💔💔💔 memeliska ktsemooo kebdka zkerts megletsi tsnelu

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว +3

    እዎይ ሕዝቢ ኤርትራ ኩሉ ነገር እዩ ተሐዎዊሱና እዩ ።
    ናይ ኣቦይ ኣንጦንዮስ መርገም ግን ኣብይ ከም ዝብጽሃና ንግዜ ንግደፎ።
    ውልቀ መላኺ መስጣ እዞም ኣቦ ድማ
    ብጠጠውካ ክርእየካ እዩ!!

  • @rstv476
    @rstv476 2 ปีที่แล้ว

    Eza nay aboy keshii link ba sdedeley seltene thank you.

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 ปีที่แล้ว +1

    ነብሰ ይምሓር🙏፡በዚ ናይ ሎሚ ኣገላልጻስ ተሮሪስት ማለት ዩ😀😀😀

  • @Maranata12344
    @Maranata12344 2 ปีที่แล้ว

    Anta seltene shugut neruwom ewe mes belkuka hasawi do ay belkanin

  • @hadishabreha2231
    @hadishabreha2231 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኤቨን ኤዘር ትብል መጽሄት ታሪኽ ሂወቶም ተዘርዚሩ ኣሎ ኣብ ሓፋሽ ውድባት ኮይኖም ከም ዝሰርሑ ውን ባዕሎ ተዛሪቦምሉ ኢዮም

  • @tesfomandemariam
    @tesfomandemariam 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቡነ ቄርሎስ ሓቂ እዩ ሽጉጥ ኔርዎም እዩ ሓፋሽ ውድብ ስለዝነበሩ መሐለዊ ነብሶም ብዙሓ እዮም ርእየሞም ብፍላይ ካህናት እንደገና ኣብቲ ቤት ጽሕፈቶም ብጀይካ ቤተሰቦም ካልእ ክሰርሕ ኣይፍቀድን እዩ ስክረታሪ ናቶም እውን ቢተሰቦም ሙኻና ይፈልጥ እየ ሰልጠነ ብዝበለጸ ግን ምሰኦም ዝዓበየት ጓል ሓፍቶም እያ ይመስለኒ ትዛረብ ዶ ኣይትዛረብን ኣይፈልጥን እምበር ኣብ ሆላንድ ነባሪት ሆላንድ ኣላ

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ንብዓት ኣቦና ንኤርትራን ምድራን ኲነኔን እሳተ-ጎመራን መርገምን’ዩ’ሞ። ህዝበ ክርስቲያን ኤርትራ ብስሞም ኣብ ዓመት ሓንቲ መዓልቲ ጾምን ፍትሓትን ክግበር ከም ሃገራዊ በዓል (ሰማእት ብጹእ ወቅዱስ ዘ-ፓትርዮርክ ሃገረ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ) ብዝብል ኣብ ቅዋም መጻኢት ሃገረ ኤርትራ ክሰፍር እላቦ።

  • @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
    @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ 2 ปีที่แล้ว

    አረትራ ነበረ ያ ነበረ ክትከውን ኢያ ብሰንኪ ሞት ኣቦና ኣንጦንዮስ ሻው

  • @tseggaiadhanom6099
    @tseggaiadhanom6099 2 ปีที่แล้ว +5

    ሉቃስ አበየናይ ጉድጓድ ኢኻ ክትአቱ።

  • @yohanneseyob3332
    @yohanneseyob3332 2 ปีที่แล้ว

    seltene kdmi natsnet kulu eyu tekalisu keshu alemu nay hji ena ntselae zelena bzhalefe aytdenek

  • @abrhamhagos7530
    @abrhamhagos7530 2 ปีที่แล้ว

    ምስ ቲ ስርዓት ዘገልግሉ ምስላም መስቀል ሓጥያት ድዩ

  • @yohannesyohannes7370
    @yohannesyohannes7370 2 ปีที่แล้ว

    እታ መጺሐት ኣነ ውን ኣምቢበያ ነረ።

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 2 ปีที่แล้ว

    "ንስንክር : ካብ ምሥንካር ዝተወለደ ከይኸውን "?

  • @millybitu3037
    @millybitu3037 2 ปีที่แล้ว +1

    Why zeutzkrom

  • @saradawti2648
    @saradawti2648 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @filmongerye9062
    @filmongerye9062 2 ปีที่แล้ว +1

    Ab adikeih Kulu seb eyu zfelit bflay ab enda kudus Michael

    • @gherimahalaley8409
      @gherimahalaley8409 2 ปีที่แล้ว +1

      Ya nifelt ena xibuk aleka ane kaman misom ziserh gebari hadagi keshe ab maekel kidase enda segedna kab jibom wedikatom tiyt nay shigut hade diyakon hawena aloelu hibwom aboy keshe ezi wedikatkum eluwom esom kae senbidom nhina gerimuna senbidna kisab hiji eye zigermeni abona tirah eyekonun wela akshishti neriwom aker zemen💔😭🙏🇪🇷💒😭🙏

  • @millybitu3037
    @millybitu3037 2 ปีที่แล้ว +1

    Ab Libya zkeyd eko zeytrso

  • @እዚውንክሓልፍዩ-ዀ7ሰ
    @እዚውንክሓልፍዩ-ዀ7ሰ 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ መሳኪን ሓቁ እባ ዕዮ ገዛ ክንህቦም ኢና ክብል ሂብኩም ከኣ ኣብ ሽረ ይኩን ዓድዋ ኣብ ሓወልቲ ይኩን ቤ/መዘርክ ዝክረ ሰማእታት ክገብር ዝክልክሎ የለን ስለምንታይ ዘይንቡር ገሩ ክትብልሉ ምሓሸ ካልኣይ በዚ ትብልዎ ዘለኩም እኮ ኣክሱም ካብ ንዓኩም ንዕኡ ይቀርብ ከም ድለቱቱቱቱ