ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዳዊተይ ክትገብሮ እትኽእል ኹሉ ንትግራይ ገይርዃ ኢኻ 😭❤💛 አምላኽ አብ ሕቁፉ የንብርካ🙏
እግዚአብሔር ነፍስኻ አብ ገነት የንብራ🙏ባህሉ መኽበሪ ዳዊተይ ማዓርይ ኩሉ ግዜ ትግራይ ምስ በልኻ💪
ዳዊተይ ፈጣሪ ነብሲካ አብ ገነት ትንበርንፍትወካ እና ንቤተስብካ ፅንዓት ይሃበምትግራይ ዓደይ ዓዲ ሓራስ ነብሪ ዘላአለም ከብርኪ ንበሪ 😢💛❤🙏
ዴቫ ብሓቂ ክሳዕ ሂወትካ ሓሊፍካላ ንትግራይን ህዝባን ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ😥😥😥🙏🙏
Rest in peace our hero
💔💔🖤😭😭😭
ዳዊተይ እፍፍፍፍ ነበስኻ ኣብ ሕቕፎ ቁዱሳን ትንበር ዓደይ ሀዝበይ እናበልካ ምስ ፈቕዕኻ ጀግና ዘይከሰር ሰብ ከስረና ዳውተይ ልበይ መመልሱ ይሰበር😭😭😭😭💔💔💔🙏🙏
ዳዊተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ሓወይ እፍፍፍ ዓለም ጠላም🙏😥❤💛🌹
እቲ ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ዴቨይ እፍፍፍ💔😭😭
እፍፍፍፍ ዳዊተይ ዋይ ዛ ዓለምስ ክትጭክን😭😭😭😭😭😭😭እግዛኣብሄር ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ሓበና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ ዳዊተየ😭😭😭😭😭
ዳዊተይ ጆግና መዋዳድርቲ ዘይብሉ ፀገም ዘየሰኩኖ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ💔😭😭 ኣይክንርሰዐካን ኢና እስካዕ ውልድ ወለዶ💔😭😭👏
😭💔🖤
ዲቪየ ዓለም ጨካን ኣብ ገነት የንብርካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ጥበብ ኔሩ ምሳካ ግርማ ትግራይ 🖤🖤💊😭😭😭😭😭😭🙏
አገራችን ትግራይ ሰላምሽ ተመልሶ በጀግና ልጆችሽ ከ💪 ነፃነትሽን አጊተሽ ልጆችሽ ከያለንበት ተሰብስበን እናደምቅሻለን ትግራይ አገር ሆና በአለም ፊት ተሸልማ ትወጣለች❤💛💪
የሚሆን አልመሰለኝም። እንደተለመደው ትእቢት ውድቀትን ቀድማ ተገኝታለች።
አሁንም ሰለመለይት ነው ምታወሩት ያሁሉ ውጣት አሰጨርሳችሁ 😢😢😢😢😢😢😢
ዳዊተይ ነፍስካ ኣብ ገነት ትንበር 💔😭ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና⭐️❤️🙏
ዲውተይ ናተይ ለባም ሓወይ ብዓዱ ሕብን ዝሕብነካ ጅግና ትግራዊይ እንታይ እሞ ግዜ ጠላም ዓለም ብላሽ ብየማነ እዱ ይቀበልካ ሓወይ ናተይ ክሉ ግዜ ኣብ ልቢ ምስ ድቅ ትግራይ እካ ኣምላክ ብየመናይ እዱ ይቀበለካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ክብር ሓዊን ዳዊትይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ንዘላኣለም ኣብ ልብና ክትነብር እኻ 😭😭😭😭😭
ኣኽኽኽኽ ዳዊተይ ታይሞ ብርሃን ትግራይ ከይረአኻ ሾኪልካዋ መንግስተ ሰማያት ይኹን ዕፃኻ 🙏😭😭😭😭😭😭😭😭💔
ዳዊተይ ዓደይ ናበልኻ ምስ ናፍቆትኻ ኣርሒቃ መገሻ 😥ዳዊተይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትዕረፍ 🙏❤💛
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ዳዊት ሓውና ይቅረ ግበርልና ብሂወት ናሃለካ ዝግበአካ ክብሪ ዘይረከብካ ብሉፅ ፎታዊ ዓዱ 😭💔🙏
ናኣኻ ዘይርአሉ ነበይ እየ ዝኸዶ ዳዊተይ ክንደይ መላምል ኣሕትና ሲኢንና ኢና ግን 2ሙሉእ ሓዘን ኢና ኩሉ ግዜ ናትኻ ግን ብኢሱ ኣይኣምንን 🖤🖤🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤👏👏👏🙏ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኻ ትግራይ ኣደይ ክንደይ ሲኢንኪ ❤️💛🖤😭😭🖤🖤🖤❤️💛
ላማንኪ ወራርርርር 😭😭💔💔
ዳዊታ ኣቦ ጥበብ ጭዋ ትግራዋይ ነይርካ😢😢 እወ ቆልዓ ትግራይ ከይሞቆ ኣይቀርን እዩ ክውፍሕ እዩ ግን ሙሉ ወጋሕታ ትግራይ ከይድካ ኡፍፍፍፍፍፍ ካብ ኮነ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😭😭 ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እካ
😭😭😭😭😭😭😭ዳዊተይ ብጣዕሚ ልፍትዎ ሓወይ Tdf ብሓንቲ ዕለት 5 ካብ ዛዓለም ተሰዊኡ ብሓንቲ መዓልቲ ተሰዊእኩም 😭😭😭😭😭 እግዚአብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም 😭😭😭
🥺😥
ጽምዓት ይሃብኪ ሓውና ኣይሞተን ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን💪
@@Shewitey1212 😭😭😭😭
ፅንዓት ሓዉና
ፅንዓት ልወላድ ትግራይ ዶሞ ኣጆኺ ህያበይ
ዳዊተይ ነብስካ ኣብ ሕቅፍ ቁዱሳን የንብርካ👏😭ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና አካ♥️💛 💔
ደቨይ ደጀን ትግራይና💔🖤🖤😢ንዓኻ ዝበልዐት ነብሲ ዕጫኣ/ኡኣብ ጀሃነም ትኩን ኤህ💔🖤🖤
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዳዊተይ ፈታዊ ዓዱ ዕድመን ጥዕናን ንውላድካን በዓልቲ ገዛካን ይሃቦም ፈጣሪ ኣሜን(3)
ዳዊተይ ኣብ ቃሉ ፅኑዕ ትግራይ እንዳበልካ ሓሊፍካ ነፃነት እንተትርኢ እንታይ ነይርዎ ካብ ኮነስ ብስላም ዕረፍ😢❤💛💊💊💊✊
ዳዊት ሓዉና ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ጅግና ሓዉና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😭🙏
ከማይ ዶሎ ሞት ዳዊት ክሳብ ሎም ዘይኣመነ😪ዴቭይ 😭😭😭😭😭
ዳዊተይ እፍፍፍፍ ዘይሓልፍ በሰላ ገዲፍካልና ከይድካ ንስካስ ግቡእካ ገይርካ ሓሊፍካ ኢካ ብሰላም ትዕረፍ ነብስካ ኣብ ምድርስ ኣይጣዓመካን እሞ ኣብ ላዓላይ ሰማይ ይጥዓምካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልቤ ትግራዋይ ኣለካ 😭😭😭😭😭😭😭
ዳዊተይ ማዓረይ ጅግና ነብሰካ ኣብ ገነት ትንበር 🙏💔
አምላክ አብ ገነት የንብርካ😭😭🙏💔ዓክክክ ትግራይ ዓደይ እንዳበልካ እሰካብ ሞት ዕለትካ ገይርካላ ኢካ ዳቨይ😭💔ብትግራውነትካ እዚይ በፂሒካ ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ 😭😭😭💔💔💔💔💔
ኣደይን ዓደይን እንዳ በለ ከየዕረፈ እዋይ😭😭😭💔💔 ዳዊታ ሓወይ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ንኡሰይ
ኣየ ናይ ዓለም ነገር በቃ ገዛ ክራይ ኮይኑ ኣለኹ ናበልካስ ሞት 😭😭ዳዊተይ ንኡስ ኢካም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ💙
ብሰላም ዕረፍ ዳዋዊተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ 🖤💔🙏
ዳውተይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትንበር 😢💔ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 💊💖🙏🙏🙏
ዳዊት ሓወይ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ፍታዊ ህዝቡን ዓዱን
ዳዊት ሓውና ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር🙏ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኢካ😭😥
እፍፍፍፍ ዴቭየይ ድምፅካ መመሊሱ ክብደይ ይበለዐኒ ብሰላም ዕረፈልና ዘይሃስስ በሰላ ገዲፍካልና ክሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ😭😭😭😭😭😭😭😭💔🖤🖤🖤
ዓኽኽኽ ዳዊተይ ጅግና ብሰላም ዕረፈልና 🙏🙏🙏❤💛💔💔💔😭😭😭
ዳዊተይ ትግራይ ትግራይ ኢልካ እንተናኣሰ ኣብ ትግራይ ዘይምቅባርካ ብጣዕሚ ተሰሚዑና ግን እንታይ ንገብር ዕፃ ትግራይን ተጋሩን በፂሕካ💔💔💔ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን😥😭
ዳዊተይ ትግራይን ኣደይን ናበልካ እኮ ስላማ ከይረእካ ተፈሊካና ብስላም ዕረፍበል ካብ ኮነስ😥😥😥💔💔💔💔💔
ዳዊተይ ኣቦ ጥበብ ኣብ ገነት የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላክ😥👏👏👏💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ዳዊተይ ኩሉ ግዜ ዓደይ ምስ በልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ግብ ሕቁፎ የንብርካ❤💛
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ
ዳዊተይ ዝአክለካ ንህዝብካ ንህዝቢ ትግራይ ክሳብታ ሂወትካ ትሓልፍ ተቃሊስካ እካ ! ነብሰካ አብ ገነት ትንበር 😭🙌ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 💔🙏
ዳዊተይ ነፍስኻ አብ ገነት የንብሮ አምላኽእህህ ዞም ሐሳዳት 😭😭😭
ዴቫ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ እግዚኣብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ኣሜን፫🙏
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ 😥😥😥😥😥😥😥 ኩሉ ግዜ ትግራይ እናበልካ ሓሊፍካ😥😥😥😭😭😭
ዳዊተይ ነፍስካ በአፀደ ገነት ትንበር💔💔❤❤
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ።ክቡርሓውና💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ኹሉ ግዜ ኣብ ልቢ ተጋሩ😭💔💛❤️✊
ዳዊተይ ዓደይ ክትብል ሓሊፍካያ ዛዓለም 😭😭ኣቦ ባህሊ 😭ነፈስካ ብሰላም ትዕረፍ 😥💊👏
Dawit hawy aboy kulu memhrey qesen kulu zkaleka gerka eka
ዳዊተይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፎ የንብርካ 😭 ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና
dawitey😭😭😭 በሰላም ዕረፍ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና ኣለካ ኣሕ😭😭🖤💔💔💔💔💔
ዓኽኽኽ💔😭 ዳዊተይ ብዙሕ ዝሰርሐ ቁሩብ ዘይተዘረበሉ ልሳን ትግርኛ💊 ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር ዴብዋይ🙏❤
ዳዊተይ ዘይተነገረሉ ፈታዊ ዓዱ ብሰላም ዕረፍ አታ ጅግና 💔💔ግርማ ዓዲ ድምቀት ትግራይ😥
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ዴቭ ኣቦ ጥበብ 😥😥😥ኣይ ዓለም ከንቱ 😥💔
እዋይ ዳዊተይ ኣይሞትካን እኮ ዳዊተይ 😢😢ፈታዉ ዓዱ ኣቦ ጥበብ ዳዊተይ 😭😭😭ትግራይ ምስ በልካዶ ከይድካ ዳዊተይ ኣየ ዓለም ???😢😢ነብሰይ እስካዕ ሐጂ ምእማን ኣብይን 😭😭😭😭
ዋላ ኣነ በቃ ዘሎ መሲሉ እዩ ዝሰማዓኒ ክሳብ ከዚ😭😭😭😭
ክሳዕ ሂወት ካሓሊፍካላ ንትግከራከይ ንህዝብካ ነብሰ ብሰላም ትዕረፍ
መንግሰተ ስማይ የዋርካ ዳዊት ሓወይ😢😢😢❤💛❤
ዳዊታ ኣብ ገነትት የንብርካ ከየኽበርናካ ተፈሊኻና 😥😥 ተጋሩ መምስከደ ካብ ንበኽየሉ ከሰብና ከሎ ነኽብሮ ከለና ንከባበር እዚ በለካ ለኸዐካ መርትዖ ዘይብሉ ሰሚዕና ኣይንፍረድ ንዝተጋገየ እኳ ብፀባይ ነረድኣዮ ፍፁም ሰብ የለን። ካብ ዳዊት ዝገበርናዮ ንመሃር ዳዊታ ንስኻ ይቅረ በለለይ እምበር ኣብ ካልአትስ ከይረአኹ ኣይፈርድን።
Thank you for everything dawit,,, rest in heaven brother
መንግስተ ሰማይ የዋሪስካ ዳዊተይ ንዘለኣለም እናዘከረናካ ክንነብሪ እና💔💔😭😭😭😭😭😭
ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ዳዊተይ ዓለም ኮንቱ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ😢😢😢😭😭😭
ታንክስ ዴቤይ ዓክክክክክክክክ ኣግዲዕካና ሃፂፅፆካ ወለላይ😭😭😭😭💔💔💔💔ኣብ ገነት የንብርካ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ ንጉስ ትግራይና 🙏
ዳዊትዋ ማዓረይ አታ ጅግና ዘልአለም አብ ልብና ብሰላም ዕረፍ
ዳዊተይ ነብስካ ኣብ ገነት ትዕረፍ👏😭
ዳዊተይ ሓወይ ወዲ ህዝቢ አብ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭
ውይ ዳዊተይ ኣበይ ኢኔካ ኣበይ ክነመስግነካ ብዙሕ እናሰራሕካ ኔርካ ውሽጥካ ዘይፈለጠ ግን ብዙሕ ፈሪዱካ በል ኣብ ገነት የንብርካ ነባሪ ሰብ የለን እሞ ታሪኽካ ዘልኣለም ነባሪ እዪ ዳዊተይ 💔😭😭😭
ብሰላም ትዕረፍ ነብስካ ዳዊተይ😭😭💔💔🖤🖤
ዳዊተይ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ሕቁፍ ቅዱሳን የብርካ 🙏ዓለም ጨካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ 😭😭💔💔
አየ ዛዓለም ክንደይ ትካፍእ እያ አየ ዳዊተይ ነብስካ አብ ገነት ትንብር 😭😭😭😭💔💔💔
ነብስካ አብ ገነት ትዕረፍ ፈታዊ ዓዱ ዳዊተይ,😭
ዳዊተ ማዓረይ ኣነሰ ምእሞኑ ሲኢነ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ብሰላም ዕረፍ😭😭😭
ዳዊተይ እግዚአብሄር ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 🥲🥲🙏
ነፍስካ ብሰላም ትዕረፍ ዴቭይ😭😭 ኩለግዜ ኣብ ልብና ኢኻ💔
አይይይይይይይ ዓለም ጨካን ኩሉ ትሕቲ መርየት ተንብር ዴቬይ አብ ገነት የንብርካ
ዳዊተይ ጀግና ኣቦ ጥበብ ዘይ ሓዊ ቁስሊ ኾይንና ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ😭😭😭
እግዚአብሔር ነፍስኻ ኣብ ገነት የዕርፈልና 🙏
ኡፍፍፍፍፍ ዴቫየ ክሳዕ ሂወትካ ሓሊፍኻላ ማዓረይ ብሰላም ዕረፍ ኩሉ ጌዜ ኣብ ልብና ኣለኻ👏💔💔😭😭😭😭😭😭
ዴቨይ ማዓረይ ድሩ ኣርባ ማዕልቲ ገርካ ካብ ዝትፍለየና ዓለም ጣላም
ከምዘለኻውን ተሰሚዑኒ ....እንታይሞ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኢለ ሱቕ😭 ጅግና ስርሑ ኣይመውትን
ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ ፈጣሪ ኣብ ሕቁፍኡ የንብርካ 😥😥
ዳዊተይ ፍቅሪ ዓድካስ ልዕሊ ሂወትካ ሰሪዕኻያ ነይርካ ኡፍፍ ዓለም ጠላም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኑኡሰይ 😭 💔
ክቡር ኣሪቲስ ዳዊት ነጋ ከሉ ግዜ ኣብ ልቢና ኢካ እሞ ነብሲኻ ኣብ ገንት ዕረፍ💔💔💔😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ዳዋዊተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ z💔❤💛💊
Gone from our sight, but never from our hearts. Rest in heaven Haway
እህህህህ ዓለም ጨካን ዴቭ ሓወይ ጅግና ኣብ ሕቁፍ ቅዱሳን የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 💔😭ዴቭ ይቅር በለልና ኣብ ምድረ ኣይክብርናካን ንዓና ግን ብዙሕ ትምህርቲ እካ ገድፍካልና ከይደካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ሰፈርካ 🙏💔🥲
ጭዋ ትግራዋይ ኔርካ💖ኣብ ሰማይ ዕረፍ !
ዓለም ጎደሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዳዊተይ
ትግራይ ትግራይ ናበልካስ ሓመዳ ሲኢንካ ዳዊተይ😥😥😥😥
ዳዊተይ ነብስካ ብሰላም ተዕረፍ ወዲ ማህጽጸን ትግራይ 😢
ኣሕሕሕ ዓለም ጨካን ዳዊተይ መንግስተ ሰማያት ይዋርስካ 💔😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ዴቨይ ፈታዊ ዓዱ ኩርዓት ሕድያት ትግራይና
ዳዊተይ ብስላም ዕረፍ ትግራይ ናበልካ ከድካ😢
ክብር.ሓወን.ደዊት.ነብስካ.ብስላም. ትዕረፍ
What a beautiful song 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 RIP Dawit hawey 🙏😞😢
እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፊይ ቅድሳን የንብርካ ዴቬ ሓወይ
Your legacy will live for Generations to come...RIP legend🙏 Tigray Loves you ❤️ forever in our hearts 💕 Thanks for the great songs and memories 💙
Love you Dawita. Rest in peace. From Eritrean sister
ኣየ ደዊተይ ምስ ናፍቆት ዓድኻ ዓለም ጠሊማትካ ኣሕሕሕሕሕሕሕ ኣብ ገነት የንብርካ💔💔💔😭😭😭😭
ዳዊተይ ክትገብሮ እትኽእል ኹሉ ንትግራይ ገይርዃ ኢኻ 😭❤💛 አምላኽ አብ ሕቁፉ የንብርካ🙏
እግዚአብሔር ነፍስኻ አብ ገነት የንብራ🙏
ባህሉ መኽበሪ ዳዊተይ ማዓርይ ኩሉ ግዜ ትግራይ ምስ በልኻ💪
ዳዊተይ ፈጣሪ ነብሲካ አብ ገነት ትንበር
ንፍትወካ እና ንቤተስብካ ፅንዓት ይሃበም
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ሓራስ ነብሪ ዘላአለም ከብርኪ ንበሪ 😢💛❤🙏
ዴቫ ብሓቂ ክሳዕ ሂወትካ ሓሊፍካላ ንትግራይን ህዝባን ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ😥😥😥🙏🙏
Rest in peace our hero
💔💔🖤😭😭😭
ዳዊተይ እፍፍፍፍ ነበስኻ ኣብ ሕቕፎ ቁዱሳን ትንበር
ዓደይ ሀዝበይ እናበልካ ምስ ፈቕዕኻ ጀግና ዘይከሰር ሰብ ከስረና ዳውተይ ልበይ መመልሱ ይሰበር😭😭😭😭💔💔💔🙏🙏
ዳዊተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ሓወይ እፍፍፍ ዓለም ጠላም🙏😥❤💛🌹
እቲ ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ዴቨይ እፍፍፍ💔😭😭
እፍፍፍፍ ዳዊተይ ዋይ ዛ ዓለምስ ክትጭክን😭😭😭😭😭😭😭እግዛኣብሄር ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርካ ሓበና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ ዳዊተየ😭😭😭😭😭
ዳዊተይ ጆግና መዋዳድርቲ ዘይብሉ ፀገም ዘየሰኩኖ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ💔😭😭 ኣይክንርሰዐካን ኢና እስካዕ ውልድ ወለዶ💔😭😭👏
😭💔🖤
ዲቪየ ዓለም ጨካን ኣብ ገነት የንብርካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ጥበብ ኔሩ ምሳካ ግርማ ትግራይ 🖤🖤💊😭😭😭😭😭😭🙏
አገራችን ትግራይ ሰላምሽ ተመልሶ በጀግና ልጆችሽ ከ💪 ነፃነትሽን አጊተሽ ልጆችሽ ከያለንበት ተሰብስበን እናደምቅሻለን ትግራይ አገር ሆና በአለም ፊት ተሸልማ ትወጣለች❤💛💪
የሚሆን አልመሰለኝም። እንደተለመደው ትእቢት ውድቀትን ቀድማ ተገኝታለች።
አሁንም ሰለመለይት ነው ምታወሩት ያሁሉ ውጣት አሰጨርሳችሁ 😢😢😢😢😢😢😢
ዳዊተይ ነፍስካ ኣብ ገነት ትንበር 💔😭
ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና⭐️❤️🙏
ዲውተይ ናተይ ለባም ሓወይ ብዓዱ ሕብን ዝሕብነካ ጅግና ትግራዊይ እንታይ እሞ ግዜ ጠላም ዓለም ብላሽ ብየማነ እዱ ይቀበልካ ሓወይ ናተይ ክሉ ግዜ ኣብ ልቢ ምስ ድቅ ትግራይ እካ ኣምላክ ብየመናይ እዱ ይቀበለካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ክብር ሓዊን ዳዊትይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ንዘላኣለም ኣብ ልብና ክትነብር እኻ 😭😭😭😭😭
ኣኽኽኽኽ ዳዊተይ ታይሞ ብርሃን ትግራይ ከይረአኻ ሾኪልካዋ መንግስተ ሰማያት ይኹን ዕፃኻ 🙏😭😭😭😭😭😭😭😭💔
ዳዊተይ ዓደይ ናበልኻ ምስ ናፍቆትኻ ኣርሒቃ መገሻ 😥
ዳዊተይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትዕረፍ 🙏❤💛
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ዳዊት ሓውና ይቅረ ግበርልና ብሂወት ናሃለካ ዝግበአካ ክብሪ ዘይረከብካ ብሉፅ ፎታዊ ዓዱ 😭💔🙏
ናኣኻ ዘይርአሉ ነበይ እየ ዝኸዶ ዳዊተይ ክንደይ መላምል ኣሕትና ሲኢንና ኢና ግን 2ሙሉእ ሓዘን ኢና ኩሉ ግዜ ናትኻ ግን ብኢሱ ኣይኣምንን 🖤🖤🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤👏👏👏🙏ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኻ ትግራይ ኣደይ ክንደይ ሲኢንኪ ❤️💛🖤😭😭🖤🖤🖤❤️💛
ላማንኪ ወራርርርር 😭😭💔💔
ዳዊታ ኣቦ ጥበብ ጭዋ ትግራዋይ ነይርካ😢😢 እወ ቆልዓ ትግራይ ከይሞቆ ኣይቀርን እዩ ክውፍሕ እዩ ግን ሙሉ ወጋሕታ ትግራይ ከይድካ ኡፍፍፍፍፍፍ ካብ ኮነ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😭😭 ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እካ
😭😭😭😭😭😭😭ዳዊተይ ብጣዕሚ ልፍትዎ ሓወይ Tdf ብሓንቲ ዕለት 5 ካብ ዛዓለም ተሰዊኡ ብሓንቲ መዓልቲ ተሰዊእኩም 😭😭😭😭😭 እግዚአብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም 😭😭😭
🥺😥
ጽምዓት ይሃብኪ ሓውና ኣይሞተን ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን💪
@@Shewitey1212 😭😭😭😭
ፅንዓት ሓዉና
ፅንዓት ልወላድ ትግራይ ዶሞ ኣጆኺ ህያበይ
ዳዊተይ ነብስካ ኣብ ሕቅፍ ቁዱሳን የንብርካ👏😭
ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና አካ♥️💛 💔
ደቨይ ደጀን ትግራይና💔🖤🖤😢
ንዓኻ ዝበልዐት ነብሲ ዕጫኣ/ኡ
ኣብ ጀሃነም ትኩን ኤህ💔🖤🖤
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዳዊተይ ፈታዊ ዓዱ ዕድመን ጥዕናን ንውላድካን በዓልቲ ገዛካን ይሃቦም ፈጣሪ ኣሜን(3)
ዳዊተይ ኣብ ቃሉ ፅኑዕ ትግራይ እንዳበልካ ሓሊፍካ ነፃነት እንተትርኢ እንታይ ነይርዎ ካብ ኮነስ ብስላም ዕረፍ😢❤💛💊💊💊✊
ዳዊት ሓዉና ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ጅግና ሓዉና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😭🙏
ከማይ ዶሎ ሞት ዳዊት ክሳብ ሎም ዘይኣመነ😪
ዴቭይ 😭😭😭😭😭
ዳዊተይ እፍፍፍፍ ዘይሓልፍ በሰላ ገዲፍካልና ከይድካ ንስካስ ግቡእካ ገይርካ ሓሊፍካ ኢካ ብሰላም ትዕረፍ ነብስካ ኣብ ምድርስ ኣይጣዓመካን እሞ ኣብ ላዓላይ ሰማይ ይጥዓምካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልቤ ትግራዋይ ኣለካ 😭😭😭😭😭😭😭
ዳዊተይ ማዓረይ ጅግና ነብሰካ ኣብ ገነት ትንበር 🙏💔
አምላክ አብ ገነት የንብርካ😭😭🙏💔ዓክክክ ትግራይ ዓደይ እንዳበልካ እሰካብ ሞት ዕለትካ ገይርካላ ኢካ ዳቨይ😭💔ብትግራውነትካ እዚይ በፂሒካ ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ 😭😭😭💔💔💔💔💔
ኣደይን ዓደይን እንዳ በለ ከየዕረፈ እዋይ😭😭😭💔💔 ዳዊታ ሓወይ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ንኡሰይ
ኣየ ናይ ዓለም ነገር በቃ ገዛ ክራይ ኮይኑ ኣለኹ ናበልካስ ሞት 😭😭
ዳዊተይ ንኡስ ኢካም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ💙
ብሰላም ዕረፍ ዳዋዊተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ 🖤💔🙏
ዳውተይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትንበር 😢💔ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 💊💖🙏🙏🙏
ዳዊት ሓወይ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ፍታዊ ህዝቡን ዓዱን
ዳዊት ሓውና ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር🙏
ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኢካ😭😥
እፍፍፍፍ ዴቭየይ ድምፅካ መመሊሱ ክብደይ ይበለዐኒ ብሰላም ዕረፈልና ዘይሃስስ በሰላ ገዲፍካልና ክሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ😭😭😭😭😭😭😭😭💔🖤🖤🖤
ዓኽኽኽ ዳዊተይ ጅግና ብሰላም ዕረፈልና 🙏🙏🙏❤💛💔💔💔😭😭😭
ዳዊተይ ትግራይ ትግራይ ኢልካ እንተናኣሰ ኣብ ትግራይ ዘይምቅባርካ ብጣዕሚ ተሰሚዑና ግን እንታይ ንገብር ዕፃ ትግራይን ተጋሩን በፂሕካ💔💔💔ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን😥😭
ዳዊተይ ትግራይን ኣደይን ናበልካ እኮ ስላማ ከይረእካ ተፈሊካና ብስላም ዕረፍበል ካብ ኮነስ😥😥😥💔💔💔💔💔
ዳዊተይ ኣቦ ጥበብ ኣብ ገነት የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላክ😥👏👏👏💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ዳዊተይ ኩሉ ግዜ ዓደይ ምስ በልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ግብ ሕቁፎ የንብርካ❤💛
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ
ዳዊተይ ዝአክለካ ንህዝብካ ንህዝቢ ትግራይ ክሳብታ ሂወትካ ትሓልፍ ተቃሊስካ እካ !
ነብሰካ አብ ገነት ትንበር 😭🙌
ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 💔🙏
ዳዊተይ ነፍስኻ አብ ገነት የንብሮ አምላኽ
እህህ ዞም ሐሳዳት
😭😭😭
ዴቫ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ እግዚኣብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ኣሜን፫🙏
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ 😥😥😥😥😥😥😥 ኩሉ ግዜ ትግራይ እናበልካ ሓሊፍካ😥😥😥😭😭😭
ዳዊተይ ነፍስካ በአፀደ ገነት ትንበር💔💔❤❤
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ።ክቡርሓውና💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዳዊተይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ኹሉ ግዜ ኣብ ልቢ ተጋሩ😭💔💛❤️✊
ዳዊተይ ዓደይ ክትብል ሓሊፍካያ ዛዓለም 😭😭ኣቦ ባህሊ 😭ነፈስካ ብሰላም ትዕረፍ 😥💊👏
Dawit hawy aboy kulu memhrey qesen kulu zkaleka gerka eka
ዳዊተይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፎ የንብርካ 😭 ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና
dawitey😭😭😭 በሰላም ዕረፍ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና ኣለካ ኣሕ😭😭🖤💔💔💔💔💔
ዓኽኽኽ💔😭 ዳዊተይ ብዙሕ ዝሰርሐ ቁሩብ ዘይተዘረበሉ ልሳን ትግርኛ💊 ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር ዴብዋይ🙏❤
ዳዊተይ ዘይተነገረሉ ፈታዊ ዓዱ ብሰላም ዕረፍ አታ ጅግና 💔💔ግርማ ዓዲ ድምቀት ትግራይ😥
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ዴቭ ኣቦ ጥበብ 😥😥😥ኣይ ዓለም ከንቱ 😥💔
እዋይ ዳዊተይ ኣይሞትካን እኮ ዳዊተይ 😢😢ፈታዉ ዓዱ ኣቦ ጥበብ ዳዊተይ 😭😭😭ትግራይ ምስ በልካዶ ከይድካ ዳዊተይ ኣየ ዓለም ???😢😢
ነብሰይ እስካዕ ሐጂ ምእማን ኣብይን 😭😭😭😭
ዋላ ኣነ በቃ ዘሎ መሲሉ እዩ ዝሰማዓኒ ክሳብ ከዚ😭😭😭😭
ክሳዕ ሂወት ካሓሊፍካላ ንትግከራከይ ንህዝብካ ነብሰ ብሰላም ትዕረፍ
መንግሰተ ስማይ የዋርካ ዳዊት ሓወይ😢😢😢❤💛❤
ዳዊታ ኣብ ገነትት የንብርካ ከየኽበርናካ ተፈሊኻና 😥😥 ተጋሩ መምስከደ ካብ ንበኽየሉ ከሰብና ከሎ ነኽብሮ ከለና ንከባበር እዚ በለካ ለኸዐካ መርትዖ ዘይብሉ ሰሚዕና ኣይንፍረድ ንዝተጋገየ እኳ ብፀባይ ነረድኣዮ ፍፁም ሰብ የለን። ካብ ዳዊት ዝገበርናዮ ንመሃር ዳዊታ ንስኻ ይቅረ በለለይ እምበር ኣብ ካልአትስ ከይረአኹ ኣይፈርድን።
Thank you for everything dawit,,, rest in heaven brother
መንግስተ ሰማይ የዋሪስካ ዳዊተይ ንዘለኣለም እናዘከረናካ ክንነብሪ እና💔💔😭😭😭😭😭😭
ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ዳዊተይ ዓለም ኮንቱ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ😢😢😢😭😭😭
ታንክስ ዴቤይ ዓክክክክክክክክ ኣግዲዕካና ሃፂፅፆካ ወለላይ😭😭😭😭💔💔💔💔ኣብ ገነት የንብርካ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ ንጉስ ትግራይና 🙏
ዳዊትዋ ማዓረይ አታ ጅግና ዘልአለም አብ ልብና
ብሰላም ዕረፍ
ዳዊተይ ነብስካ ኣብ ገነት ትዕረፍ👏😭
ዳዊተይ ሓወይ ወዲ ህዝቢ አብ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭
ውይ ዳዊተይ ኣበይ ኢኔካ ኣበይ ክነመስግነካ
ብዙሕ እናሰራሕካ ኔርካ ውሽጥካ ዘይፈለጠ ግን ብዙሕ ፈሪዱካ በል ኣብ ገነት የንብርካ ነባሪ ሰብ የለን እሞ ታሪኽካ ዘልኣለም ነባሪ እዪ ዳዊተይ 💔😭😭😭
ብሰላም ትዕረፍ ነብስካ ዳዊተይ😭😭💔💔🖤🖤
ዳዊተይ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ሕቁፍ ቅዱሳን የብርካ 🙏
ዓለም ጨካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ 😭😭💔💔
አየ ዛዓለም ክንደይ ትካፍእ እያ አየ ዳዊተይ ነብስካ አብ ገነት ትንብር 😭😭😭😭💔💔💔
ነብስካ አብ ገነት ትዕረፍ ፈታዊ ዓዱ ዳዊተይ,😭
ዳዊተ ማዓረይ ኣነሰ ምእሞኑ ሲኢነ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ብሰላም ዕረፍ😭😭😭
ዳዊተይ እግዚአብሄር ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 🥲🥲🙏
ነፍስካ ብሰላም ትዕረፍ ዴቭይ😭😭 ኩለግዜ ኣብ ልብና ኢኻ💔
አይይይይይይይ ዓለም ጨካን ኩሉ ትሕቲ መርየት ተንብር
ዴቬይ አብ ገነት የንብርካ
ዳዊተይ ጀግና ኣቦ ጥበብ ዘይ ሓዊ ቁስሊ ኾይንና ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ😭😭😭
እግዚአብሔር ነፍስኻ ኣብ ገነት የዕርፈልና 🙏
ኡፍፍፍፍፍ ዴቫየ ክሳዕ ሂወትካ ሓሊፍኻላ ማዓረይ ብሰላም ዕረፍ ኩሉ ጌዜ ኣብ ልብና ኣለኻ👏💔💔😭😭😭😭😭😭
ዴቨይ ማዓረይ ድሩ ኣርባ ማዕልቲ ገርካ ካብ ዝትፍለየና ዓለም ጣላም
ከምዘለኻውን ተሰሚዑኒ ....እንታይሞ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኢለ ሱቕ😭 ጅግና ስርሑ ኣይመውትን
ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ ፈጣሪ ኣብ ሕቁፍኡ የንብርካ 😥😥
ዳዊተይ ፍቅሪ ዓድካስ ልዕሊ ሂወትካ ሰሪዕኻያ ነይርካ ኡፍፍ ዓለም ጠላም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኑኡሰይ 😭 💔
ክቡር ኣሪቲስ ዳዊት ነጋ ከሉ ግዜ ኣብ ልቢና ኢካ እሞ ነብሲኻ ኣብ ገንት ዕረፍ💔💔💔😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ዳዋዊተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ z💔❤💛💊
Gone from our sight, but never from our hearts. Rest in heaven Haway
እህህህህ ዓለም ጨካን ዴቭ ሓወይ ጅግና ኣብ ሕቁፍ ቅዱሳን የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 💔😭
ዴቭ ይቅር በለልና ኣብ ምድረ ኣይክብርናካን ንዓና ግን ብዙሕ ትምህርቲ እካ ገድፍካልና ከይደካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ሰፈርካ 🙏💔🥲
ጭዋ ትግራዋይ ኔርካ💖
ኣብ ሰማይ ዕረፍ !