Antonio, please give tedros a chance to explain flowlessly. You interrupt him often and that distracts the flow of thought. You should let him explain more about his football experience and let him talk in order. People like to hear football experience of that era in eritrea. This is a good chance. Tedros can explain from first hand experience. Football is part of our history. He may be able to share names of footballers who later became freedom fighters like him. He may include sportsmen from other sport type. ብዝኾነ ትብል ቃል ከኣ በዓገባብ ተጠቀመላ. እንዳሓንሳብ ነቲ ታሪኽ ብዘፉክስ ቃና ትትከመላ ኣለኻ.
مرحبا، ممكن تسأل ضيفك لو عنده معلومات عن قرار إعدام الأسري الإثيوبيين في نقفة الذين حاولو الهروب بعد تحرير نقفة، كم عددهم ؟ مع العلم أن الإعدام كان في أطراف نقفة وفي مجموعات.
ኣዝዩ መሃሪ ቃለ መሕትት፡ ታሪክ ምፍላጥ ጽቡቕ ኢዩ።
Always great 👍🏿 interview and thank goodness we have you Mr Antonio Tesfai
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተድሮስ እንቛዕ ደሓን መጻእካ ብሓዲሽ ኣርእስትን ፍሉይ ተመኩሮ። ኣብቲ እዋን'ቲ ዝነበረ ንምእማኑ ዘሸግር ተኣምራዊ ስርሓት ብተወፋይነትን ተጻዋርነትን ምፍጻሙ፡ ናይ ክልቲኡ ውድባት ተሓባቢርካ ምስራሕ ታሪኽ ድማ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ። ክልቴኹም ክብረት ይሃብኩም የቐንየልና።
ካብ ብጻይኩም ተኸስተ ሃይለ ሽወደን
Very interesting history ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
❤
Wellcome bro
Welcome Tedi ❤❤❤❤❤❤❤❤
Slam antonyo tdros akale bdehan mexakum
የቐንየልና ኣያና!
ተኽለ ዓደን ንምታይ ከምዚሰለመን ምስ ሰለመኸ ኣብ ስደት ረኺብዎ ይፈልጥዶ?
I need to know about Tekle Aden nimintay edu kihib tegedidu. Zigerim Tarik jigninet tegadalay tedros
ኣብ መንጎ ውግእ ሕድሕድ ፡ ማይ ዕዳጋ ሓበነት ፡ቀላይ ብዓተት ፡ኮዓቲት ማዝላቅን ነዊሕ ኢና ዓሪድና ኢልካ ። ግን ኣይኮነን ፡ ከመይሲ ውግእ ሕድሕድ ናይዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ቦታታትን 1978 መጀመርያ ወርሒ 4 ተ ነይሩ ልክዕ 29-06-1978'ድማ ውግእ ብመረብ ክሳድ ዒቃ ተጀሚሩ ፡ ኣይጸንሔን ድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ዘይመልእ ምዝላቕ ብኹሉ ግንባራት ተጀሚሩ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ተጋዳላይ ጀብሃ ቦጦሎኒ 371 ነበር እየ ።
Welcome jeganu
መድፋዓጂ ዶጅካ ፡ መሓሪ ሳሚኤልን መሓሪ ሶቋርን ኣበላት ቦጦሎኒ 371 እዮም ኔሮም ፡ ክልቲሾኦ ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውደ ውግእ ስውኣት እዮም
❤😂🎉❤❤😂😂🎉🎉❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Antonio, please give tedros a chance to explain flowlessly. You interrupt him often and that distracts the flow of thought. You should let him explain more about his football experience and let him talk in order. People like to hear football experience of that era in eritrea. This is a good chance. Tedros can explain from first hand experience. Football is part of our history. He may be able to share names of footballers who later became freedom fighters like him. He may include sportsmen from other sport type. ብዝኾነ ትብል ቃል ከኣ በዓገባብ ተጠቀመላ. እንዳሓንሳብ ነቲ ታሪኽ ብዘፉክስ ቃና ትትከመላ ኣለኻ.
ስሞኦን ኢማን ክስዋእ እንከሎ ኣብ ውግእ ሕድሕድ ሓበናት 1978 ኮምሽነር ቦጦሎኒ ናይ ብርጌድ 51 ኢዮ ኔሩ። ኣብ ከበባ ምስ ኣተዉ ድማ ካብ ዝማረኽ ኢሉ ሽጉጡ ብምስታይ ብጅግንነት ተሰዊኡ። ንዝኽሩ ኢሉ ጰጥሮስ ሶሎሞን ንቦኽሪ ወዱ ስሞኦን ኢልዎ።
ስውእ ተጋዳላይ ጊላይ እንባየ ሕድሩ ብዕለት 21-2-1978 ኣብ ዓዲ ጎምቦሎ ኣብ ቤት ክርስታን ማቓብር ዓዲ ጎንቦሎ ቀቢርናዮ ስለምንታይ ደይዘከሮ ምኽንያቱ ሓላፊ እዩ ኔሩ?
መንግስቲ ኤርትራ ን ኣብ ሓበናት ዘላ መሰልጠኒ ወታሃደራት፡ መሰልጠኒ ወተሃደራት ስውእ ስምኦን ኢማን ኢሉ ሰይምዋ ኣሎ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።
please write the parts
Tesfaye berana tebahilu saga wexiawo fentsi afabet eu atum 70 seb hizu eu atwu
ስዉእ ተጋዳላይ ጊላይ እንባየ ሕድሪ ወዲ እምባዶርሆ ብዕለት ብዕለት 21-2-1978 ኣብ ዓዲ ጎምቦሎ ኣብ ወግእ ምስ ጸላኢ ከሎ ሻዕብያ ብሰላዕ ዳዕሮ ጌሮም ብድሕሪት ንዓዲ ጎምቦሎ ኣትዮም ቀቲሎም ነዚኣ ግን ኣይገለጻን
ኣነ ኣብታ ናይ ዓዲ ጎቦሎ ወግእ ኔሬ ሻዓብያ ብሰላዕ ዳዕሮ ጌሮም መጺኦም ብድሕሬና ኣትዮም ንሓደ ብጻይና ቀትሎም እቲ ቦታና ሒዘሞ ሽዑ ንሕና ዓዲ ጎቦሎ ገዲፍና ንሜሬት ዓዲም ነገር ዓሪድና
مرحبا،
ممكن تسأل ضيفك لو عنده معلومات عن قرار إعدام الأسري الإثيوبيين في نقفة الذين حاولو الهروب بعد تحرير نقفة، كم عددهم ؟
مع العلم أن الإعدام كان في أطراف نقفة وفي مجموعات.
እቲ ን 6 ወርሒ ዝተገብረ ምርብራብ ናቅፋ ስትራተጂ'ዩ፡ ንጸላኢ በብቅሩብ ምድኻም፡ ንጸላኢ ስነ-ኣእሙራዊ ጸቕጢ ምፍጣር'ዩ ዝነበረ፡
ኣንተንዮ 'ስ ሃዲምካ ንሽወደን ኣቲኻስ ንህዝባዊ ግንባር ከተናእስ ጥሕ እቶም ናይ ህዝባዊ ግንባር ምሳኻ ኮይኖም ምሕማዮም ይኸፍእ!!
ናይ ተሐ ኤ ናይ ኩናት ታሪኽ ዶ ተሳኢኑ አብ ዉሽጢ ናይ ሻዕብያ ታሪክ ክዝንተወልካ ትደሊ ዘለኻ!!!!!
ክቡር ሓው ኣሎን ፈርርቓን
ኣብ ቲቪ ሰነድ
1 ሰልጠነ ክፍላይ
2 ተስፋልደት ኣብርሃም
3 ሕድራይ ፍስሓ
4 ዑቕባይ ተስፋይ
5 ግርማይ ሃይለ
ነፍሲ ወከፍ ብውሑዱ ክሳብ 6-7 ክፋላት ዘለዎ ሰሚዕካ ክትጽሕፍ ተስፋ እገብር። ግዱስ እንተደኣ ኮይንካ ኣብ Tv sened ኣቲኻ ክትሰምዖ ትኽእል። ተረዳዲእና ዶ
ብሩኽ ቅንያት
ናይ ተሐ ኤ ናይ ኩናት ታሪኽ ዶ ተሳኢኑ አብ ዉሽጢ ናይ ሻዕብያ ታሪክ ክዝንተወልካ ትደሊ ዘለኻ!!!!!