Breaking ጌታቸው ተቆጢዑ መገለጺ ኣውጺኡ ህጹጽ ኣኼባ ካቢኔ ጸዊዑ ዕልዋ ተኣዊጅለይ ኢሉ፣ ግብጽን ሶማልን ተፈራሪሞም january
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025
- #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.
ናይ ባሓቂ ዝንጉዕን ድሑርን መግለፂ መግለፂ ሰራዊት ዝመስል መዳናገሪ ሓሳብ ጉጅላዊ ገብረ ዓዴት ተቀባልነት የቡሉን
Love my fantastic country Eritrea
✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️
Welcome kb
Selam..❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️
ወይ ክልል ትግራይ መግለጺ አብ ሰሙን ሰሙን ኮይኑ😂😂😂 መግለጺ ጥራይ ኮንካ ደው
Aye Ethiopia eda zeykefeletsi guregnatat Eritrea 🇪🇷 ❤🎉adey enkua kabaki teweledku ayni abayki ydefen
ገብረ ገብረጻድቅ ፍራ
Welcome KB
በቃ ይኣኽለካ ጌታቸው ሐዝሰ ውረድ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጌታችው ረዳ ወርቅ ማርያም ገዳም ተቃጠለ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ በሻሻ ድሮን ክገዝ ኢትጲያ ዕዳ ንዕዳ ገሪዋ
❤❤❤🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘይተአደለት ትግራይ! ወታደራዊ መንግስቲ ተፈጢሩዋ በቃ ሠላም የለን ቻው የህዝን!!
ስምሚዕ እስትራተጂካዊ ኣብ መንጎ ሶማልን ምስርን # መርዲእ # ንብልጽግና ኣኔ ሕዚ ቮድካ ይሽርብ ኣለኹ ቺርስ በሉኒ!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነስ ኸምዚ ናግራናት ኣነስቲ ዝጻራረፋ ዘለዋ ኮይኑ ይስመዕኒ ናይ ጎረበትና ነገር
ፍቕሪ ጥራይ ሃቡ። ፍቕሪ ጥራይ ተቐበል።
ኣብ ዋሕዚ ተቐባልነትን ዘይምፍራድን፡ ዘክር፤
ፍቕሪ ጥራይ እዩ ሓቀኛ። 💖
ነቲ ሓቂ መን ምዃንካ ሓቖፎ-ፍቕሪ ብዝጸረየ መልክዑ። 🌟
#ፍቕሪ ጥራይ እዩ ሓቀኛ #ተቐባልነት #ዘይፍርዲ #IAMLOVE #DivineTruth
ናምንታይ መንግስቲ እዩ ? ጌታቸዉ ዉረድ ይአክል
Well it will take them to different direction as people.. unless they ✋ stop 🛑 nonsense decisions against the temporarily government also remember it will be against Abey and federal government
Aye Ethiopia zeyhalfela hager btukabo tnebr hager😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ልዕሊ 2ተ ዓመት ውዕል ፕሪቶሪያ እንዳተባህለ ኣብዘይጭበጥ
ተስፋ ግዜ ባኺኑ ስእነት ብቕዓት'ዶ
ወይስ ተንኮል? ?
20 ዓመት ውዕል ኣልጀርስ ከምታ ዘበሉና ጌና 20 ዓመት ክገብሩ ኢዮም😂😂😂😂
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ላይክ ሂቡኒ እስከ
እንታይ እንዳልና ኢና ላይክ ንብለካ!?
ወያል 50 ዓመት ኣብ ቃልሲ ዝብልስ 50 ዓመት ተቓሊሱ ንትግራይ ኣብዚ ኣብቂዕዋ እንታይ ዝገበረ መሲሉዎ።
Lomi dea kulom tesheytom aykeflwon eiom.
Bleqha amsilom endiom dea zgezewa zelewu neza hager
እቲኤን ድሮን ኢሰያስ ኩለን ክዘምደን ኢዩ😊😊😊😊
ተጋሩስ ን ኤርትራ ዝሓሰብዎ ዶ ናብኦም መጽእያቶም።
ገብረ ገብረጻድቅ 2 ዓመት ተሓቢኣ ጸኒሓ ኣብ ፕሮፖጋንዳ ኪናት ትቅልቀል ኣላ እዛ ደምሳሲት ክፍለሰራዊታት 😂😂😂😂😂😂😂
ኣብ ናይ ትግራይ 90 percent zena koynu maltawai,,,,,, kurub ebia balans gebaro
Gugile adwa gugile timkihti
Ethiopian ab thti megzaeti eya zela kab tnti aytegezaenan ka ybhaleley
Za ferkash astpia betnten tebel zom gohafat tegru kem sudan tetjmru xubuk nayru
Getachew gin nimitay eu tigray kmerha zeykl delo tefakekti kmelsom tedey kielu ab guni serawut kkewn neyruwo
ጠፋእካ ጻድቃን😂ሕጂ ሻዑዊያ ዘግኑዩኻ😂
ይዋድኡ ጥራይ ነዛ ክልል ለኪመሞ ክጠፍኡ እዮም
ጌታቸው እንታይ ዘቆጥዕ ኣለዎ ናይ ወዲ በሻሻ ተላኣኣኪ ዘይኮነ ድዩ
Getachew reda is like dictator iseyas give power to People
ረሳህ ቆንዳፍ ተወጋራይ ናይ ክልል ካ ግበር ዛግነት አልቦ ሽንፍላ
ኢትዮጵያን ዕዳን መካየድቲ ኢየን ዘይ ዓቕማ ዕዳ ጽባሕ እታ ሃገር ኣታዊ ምዕረባውያን ክትከውን እያ 😅😅😅😅
Kkkk what about eritrea in dictator iseyas era say one word ajaw
Amlak ymasgan sala shebya eda yablna endeda mesken hezbe Ethiopia merhtu zbalewo nesu yagseo
th-cam.com/video/Il4SUZUmTNM/w-d-xo.htmlsi=zI60F_epF05rw0W2
❤❤❤❤