ሓደስቲ ዕብየታት ውሳነ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 38

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 34 นาทีที่ผ่านมา

    Thank you both 🙏🙏🙏

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብብሕታዊ ሰታይ መራሒ እትመሓደር ብሕታዊት ዓዲ ትግራይ እያ ።ብሓቂ ተጋሩ እነታይ ዓይነት ሓጥያት ነይሩና እዩ ከምዚ ኢልና ተረሚስና ዘለና ።ሰካራም ምንም ከውጢ ኣየምፅእን የግዳስ ቅድሚሕዚ ዘይነበረ ከባብያውነት ክዕምብብ ይገብር ኣሎ።ህዝቢ ትግራይ ግና ለባም እዩ ብከምዚ ዝበለ ረማስ ኣይታለልን።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግን ሰራዊት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ነሲ ከሃዲ ጉጅለ ንምንታይ እንዳሳለዩ የእብይዎለው ዘአጎለ ዝተበላሸው ነገር አቀዲምካ ዘይምውጋድ ዋጋ የኽፍል አል ንምንታይ?

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 7 นาทีที่ผ่านมา

      Yesyesyes

  • @SolomonKebede-v3u
    @SolomonKebede-v3u ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግቡእ መብርሂ ይውሃብ ኣሎ እንተብርህሉ ዘይርእይ ዕውር ' ዩ ።

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣድዋ

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስራት ገርምካኖ ።

  • @WelderufaelBelay
    @WelderufaelBelay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @TeklitAr
    @TeklitAr ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጠስሚልበይ ዘስትየኒሰብረኺበ ብረጋይ ከምዚዝበለሓሳብ ቀለብዩ

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሪፖርተር ጋዜጣ ትማሊ ጌታቸው ንፌደራል ዓዲሙ ዝብል ነጊርና።
    ጌታቸው ድማ ትማሊ ኣይዓደምኩን ኢሉ ኣብ ማ/ሜድያ ጽሒፉ!!
    ጌታቸው ሎሚ ድማ ንፌደራል ከምዘዓደመ ድማ ደብዳቤ ኣሚኑ ኣሎ።
    እም ዞም ዝምልከቶም/TDF ንምንታይ ኢዮም ስቕ ዝጽበይዎ ዘለው!!!??????
    ድኹማን

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 58 นาทีที่ผ่านมา

    " ግምት" አይኮነን ዝባሃል አስተኻኽሉ? "ግምፍት" እዩ ዝባሃል ማለት ግዝያዊ ምምሕዳር ፍርቂ ትግራይ እዩ ዝባሃል!

  • @RedaeRedae-y2b
    @RedaeRedae-y2b 22 นาทีที่ผ่านมา

    ኣብ ጾሮና ኣሻሓት ሰራዊት ዘወደኦም ጀነራል ጸድቃን እዩ

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረጋይ አይትሓሱ ካባአኽ ብዙ ሓሰትኝ ሰምዐና በዛካ አይትሓሱ ።

  • @SolomonKebede-v3u
    @SolomonKebede-v3u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚስጥር ውድብን መንግስትን ዘርኢ ምድሪ ዝኸውን ዝነበረ ግልፂ እናኾነ ይመፅእ ኣሎ።

  • @hageremiru2888
    @hageremiru2888 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ጌታቸው ንስልጣን ክብልን ናይ አቢይ ነገር ከፍፁም ኢሉስ ጣልቃ ይእተወለይ ክብል መህዘኒ

  • @TeklitAr
    @TeklitAr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጉድ ብኽንደይኢና ከንጉሂ በቢ ዕለቱ ትሰምዐነገር መግሆይ ብፈላይድማ ብኣና ዝፍጠር ጌጋ እተኾንድማ መሊስካየግሂ

  • @abrahamtesfay7524
    @abrahamtesfay7524 46 นาทีที่ผ่านมา

    በርገድ ንሓመዱ ንሕዋሓት ምህራም ምስ ናይ ጎቻቾው ረዳ ሓብሮም ይዕለሙ ኣልው።

  • @wedikahsay4308
    @wedikahsay4308 47 นาทีที่ผ่านมา

    Hizbi Tigray bi kiltsimu zebarero ketali serawit Ethiopia nab Tigray kimetsi kalay mot eu.

  • @salbog7936
    @salbog7936 56 นาทีที่ผ่านมา

    አብዚ ሕዚ ጊዜ ትግራይ ዘይተወከለትሉን ዘየላትሉን ፈደሬሽን ኢትዮጵያ ሕጊ ጠቒስካ መከላከያ ኢትዮጵያ ይእተወልና ምባል ናይ ክሕደት ክሕደት እዩ።

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንስካሰ ናዓድዋ ትምሕስእ ዘላካ ።

  • @RelatebleStuffW
    @RelatebleStuffW 37 นาทีที่ผ่านมา

    ሰራዊት ኢትዮጵያ ቅድሚ ኪናት ኮነ ድሕሪ ኪናት ኣብ ትግራይ ኣይነበረን ድዩ?
    ውዕል ፕሪቶርያ ንኤርትራን ኣምሓራን ፌደራል ከውፆኦም ኣሎዎ ዝብልዶ ኣይኮነን?

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 35 นาทีที่ผ่านมา

    This traitors I don’t know how going to live their life like Tiguru 💔

  • @hailemariamyifter3635
    @hailemariamyifter3635 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደንቆሮ ብሰራት ገታሸው ረዳ ይፅወት

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታዚ ቖውዑ ዘይውጽኦ??
    ኣጥዕምለይ ኢሉ ድዩ?
    ዝኹሉ ቑምነገር ናተዛረበስ!!

  • @salbog7936
    @salbog7936 35 นาทีที่ผ่านมา

    ወዲ አሸብር አብ ግምባር ጾረና ዘሎ መከናይዝድ አኪቡ አብ ሰጣሕ ሙዉት መሬት ብምቕማጥ ንናይ ሻዕብያ ጥቕዓት አጋሊጽወን!!!

  • @destahadera3800
    @destahadera3800 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጦርነት ዝተርፈሉ ወኒና ይኹን።

  • @hailemariamyifter3635
    @hailemariamyifter3635 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋዳላይ አረገይ ንኩሎም ተገደልቲ ትግምግም አለካ ቱቱላ መቓለጢ

  • @kibreabkidane6260
    @kibreabkidane6260 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታሓሳዊ አይትሓሱ ወድብይትይ ኣብያናኽ መደብ እዬ ሓሳዊ ።

  • @berhanedebes5577
    @berhanedebes5577 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንሓደ ጊጅሐ ዝድግፍ ተኾይኑ ሰራዋት ፣ግምት ዝእዘዝሎም ሰራዊት ተሰልጠኑ normal እዩ።
    ንስኹም ዘየለኽምሉ ኹሉ ጌጋ ይመስለኪም። ካበይ ቸመፃኡ ባንዳ ይኸዉን ካበይኸ ዘይባንዳ፣ቁሸታዉያን

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኺናት ኺናት ኺናት ዕዳመ ልክዕ :

    • @KingdomofAksum39
      @KingdomofAksum39 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @AlemAlem-om4xh - nobody wants war. Getachew and Tsdkan have got our peoples blood in their hands!!!!

  • @mr.t9096
    @mr.t9096 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መጉሃይቲ! እዚ ኩሉ መስዋእትስ ንብላሽ?

  • @TedrosFisaha-t1x
    @TedrosFisaha-t1x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hizbi ayitedenagiru,men kimotelkum ekum delikum ? Kisab hezi entay ekum serihkum,entay ekum delikum lomi ke? TPLF zeyidgif entekoynu simu mitsilam kab kedemkum zinebere eyu.GSTS dima kitenaeswo men eyu ki'amnekum? Timkihtin tserfin gedifkum me'az ekum selam kitzimru ?

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Can you ask him what is TDFs doing all these nonsense things happening in our land?

  • @eveentertainment3002
    @eveentertainment3002 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    lair

  • @YaredGebruyared
    @YaredGebruyared 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    How can lead this ,terained military coming from sekaram Getachew .