መግዛእቲ መንግስቲ ዶ ፡ መግዛእቲ ሰበይቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 32

  • @eriman-c4o
    @eriman-c4o 3 ปีที่แล้ว +6

    Please ተኸታታሊት ዛንታ እባ ኣምጽኡልና ዛራውያን 🥺😘😘

  • @ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ
    @ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ 3 ปีที่แล้ว +11

    ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥ ልክዕ ነዚ ዘለናዮ ግዜ ትገልጽ እያ የቀንየልና ባዓል ጡዑም ዲምጺ

  • @senaytewlde4543
    @senaytewlde4543 3 ปีที่แล้ว +3

    Qulqul Adi-qeteyo shkorr miss you 😍😍🙂

  • @GHKD2491
    @GHKD2491 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Aron Anday

  • @ወዲማይሳግላ
    @ወዲማይሳግላ 3 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ መሃሪ ዛንታ ቐጽሎ

  • @ghirmayfrezghi5420
    @ghirmayfrezghi5420 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምታ ነዓኩም ዛራውያን ብተቅርብልና ዘለኩም ዘይተበርበር ብዙሕ ን ዓብን ጸጋ ናባና ከተቡልልና ብፍፍላይ ከኣ ኣብ ባህላውን። ታሪኻውን መዛግብትታትኩም ገንጽልኩም ጀባእ በሉና ንሕና ተኸታተልትኹም ድማ ብሃንቆውታ ንጽበየኩም

  • @amangebre6950
    @amangebre6950 3 ปีที่แล้ว +5

    እዋእ,ካልኣይ ክፋል ኣለዋ ወይ ተወዲኣ ቁሩብ ዊሒዳትኒ ሓፈሻዊ ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ንሰባት ሓቲትካ ካብዚ ንላዕሊ ከተምጽእ ኣለካ ሓወይ ናተይ ርሑስ ኣውደኣመት

  • @muss4152
    @muss4152 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይዛ ዓመት መወዳድርቲ ዘይብላ ብሰሓቕ ከብድኻ ተቑስል ስርሒት 12 ደቒቕ

  • @khallabffssahaie5241
    @khallabffssahaie5241 2 ปีที่แล้ว

    ዛራ ፍልጠት ዜና ኣምጹኡ ካቡ ሓሊፉ መድያኹም ዝሰምዖ የለን

  • @dagmawitabraham3574
    @dagmawitabraham3574 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣንቱም ዛራውይን ምቑራት ሎሚ እሞ ንበይኑ ዓይነት ኢዮ መልሽኩም መቒርኩም፥ ስጋ ኣቦይ ኢለ ከም ሎሚ ስሒቕ ኣይፈልጥን ኢየ😃😃😃

  • @barkagash8639
    @barkagash8639 3 ปีที่แล้ว +2

    Your voice is very wonderful!

  • @biniande6700
    @biniande6700 3 ปีที่แล้ว +1

    ስለ ዚ ኣሰብኡት ካብ ኣንስሞም ኮብሊሎ ማለት'ዩ ።

  • @fnanlovemeda1534
    @fnanlovemeda1534 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀነልይና ዛራዋን

  • @asme3436
    @asme3436 3 ปีที่แล้ว +1

    መዓስ እዮም ክዕረቁ ሕሹክ በሉኒ

  • @jhonhabte2760
    @jhonhabte2760 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምን ቕሳነትን ንዓኹም ይኹን ዛራዉያን!
    ብጣዕሚ ኣገዳሲን ምሃርን ኣዘናጋዕን ዝኾነ መደብ ቀጽዎ!
    እንተ'ተኻኢሉ ብመሰርት መጽሓፉ እንተተቕርቡልና ዉን ክንደይ ምጸበቐ ኔሩ !

  • @መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ
    @መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ከመይ ማለትዩ አብ ነንበይኖም ደምበ ይነብሩ አለዉ አይተረደአንን

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 3 ปีที่แล้ว

      ደቒ ሓንቲ ቓልኪዳን ፣ በበይኑ ልቦም ወይ ዘይረዳድኡ ።

  • @NatanAser
    @NatanAser 3 ปีที่แล้ว

    rosemary ndlovu eba akirbula pls

  • @phlippasme379
    @phlippasme379 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣበይ ሃገር እዩ ዝኸዉን ዘሎ?

    • @GHKD2491
      @GHKD2491 3 ปีที่แล้ว +1

      Ab adi Bashai Temnewo Kafl

  • @tekulutekulu7035
    @tekulutekulu7035 3 ปีที่แล้ว +1

    jgna

  • @fethihaje6822
    @fethihaje6822 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkk tewosaki habrta ezi terewo zelokum bota kebabi Adi Qula ..u

  • @wedikifle7767
    @wedikifle7767 3 ปีที่แล้ว

    Megzaeti ansti u zkebede
    Meknyatu kab mengti si koblilka keman tierif
    Kab sebeyti abey kitkublil tikiel

  • @abrahamab900
    @abrahamab900 7 หลายเดือนก่อน

    za mejebit derfi nay men eya

  • @sint6220
    @sint6220 3 ปีที่แล้ว +4

    ግደፈና እስከ ካብ ጽንጽዋይ/ ኣፈ ታሪኽ ተምጽእ ግዳ ሓቀኛ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንእሰያቱን ብዓቢኡ ብዛዕባ ሃገር ዘዕኑ ዘሎ ተምቤናይ ኢሳይያስ ዘይትዛረብ ኣፍ ዉጹዕ ህዝብኻ ዘይትኸውን ባራዩ ኢሳይያስ ጥሪት ፈተውቲ ነብሶም ሕልና ኣልቦ

  • @ukassamu
    @ukassamu 3 ปีที่แล้ว

    Hhhhhhhhhhhh

  • @hagosx7gkxoakkhbereke780
    @hagosx7gkxoakkhbereke780 3 ปีที่แล้ว

    Way ktmkr

  • @genetweldezgi7249
    @genetweldezgi7249 3 ปีที่แล้ว +2

    Xbkti melekti eya bflay nezom megzaeti esayas xeliom ab hadar ms atewu sebeyti hayal eya zblu sebeyti nsebay tgezo eya zblu kmharula tesfa ygebr

  • @asme3436
    @asme3436 3 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ትሕሺ ወደይ ካብ ናይ ጸይቂ ትምህርቲ ኣብዚ ነሃለካ ወግዒ

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 3 ปีที่แล้ว

      ምሉእ ትምህርቲ ፣ ኣቦታትና ለባማትን መስተውዓልትን እዮም 🥰🙏🏽