ነጥበ መቐይሮ ምድምሳስ ውቃው እዝ --Turning Point: the Demise of Wiqaw Command at the Northeastern Sahil Front

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 329

  • @binbrh6930
    @binbrh6930 3 ปีที่แล้ว +22

    ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና⛳✋🇪🇷🙏። ሓበን ንጀጋኑና ንኩሎም ንስለ ዛ መርየት እጃሞም ዘበርከቱ🇪🇷🙏🇪🇷።

  • @mislalmaashow2365
    @mislalmaashow2365 3 ปีที่แล้ว +28

    Topo what a beautiful voice 🥰🥰 GOD bless you 🙏🇪🇷

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 2 ปีที่แล้ว +8

    ጅግንነት ኤርትራዊ ኣብ ቃልሲ ይኹን ኣብ ምክልኻል ኣብ ዓለም ተወዳዳሪ የብሉን🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Gemel_Media
    @Gemel_Media ปีที่แล้ว +1

    Am proud to be Eritrean thanks for your service kuburat abotatey ❤🇪🇷✊🏿

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 ปีที่แล้ว +15

    ክብርን ዝክርን ናይ ዘልአለም ሂወትን ነቶም ጀጋኑ ሰማእታትና ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ

  • @tsehaimiller1234
    @tsehaimiller1234 2 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑ ደቂ ኤረ መን ከማኩም። ዘልዓለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፉሽ።

  • @sabinateclay93
    @sabinateclay93 3 ปีที่แล้ว +10

    Wow I’m proud to be Eritrean 🇪🇷 LJBU all. Wedi Teklay Anbesa it’s good to see you my brother I love you 😍.

  • @simontheodros663
    @simontheodros663 3 ปีที่แล้ว +32

    I am proud to be Eritrean.God bless our marty's for ever and our hero leadership.

    • @emperorrashka1490
      @emperorrashka1490 ปีที่แล้ว +1

      Long live brothers we are proud of you, eritreans are real brothers🇸🇴❤️🇪🇷

  • @muniramir1626
    @muniramir1626 3 ปีที่แล้ว +17

    Glory to our martyrs.. 🙏

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 ปีที่แล้ว

    ዘገርም ተጋድሎ። ክብሪ ንስዉኣትን ህሉዋትን ተጋደልትና !!!

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 ปีที่แล้ว +1

    Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🫶🙏♥️🙏🫶🇪🇷🐪🐪🐪⛪️🕌🐪🐪🐪

  • @genettesfaldet9307
    @genettesfaldet9307 3 ปีที่แล้ว +5

    ክብርን መጎስን ንስዋኣትና ይኩን❤🇪🇷❤

  • @kbromtsegabrhan3772
    @kbromtsegabrhan3772 3 ปีที่แล้ว +16

    ፈጺምኩሞ ኢኩም ፍጡር ዘስደምም ሓበን ይሰማዕኩም ሓርበኛታትና ።

  • @FreweiniRussom
    @FreweiniRussom 9 หลายเดือนก่อน +1

    Geganuna edile yehabkum❤❤❤

    • @FreweiniRussom
      @FreweiniRussom 9 หลายเดือนก่อน

      Edimen tynanan yehabkum

    • @FreweiniRussom
      @FreweiniRussom 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @mahtasuper7865
    @mahtasuper7865 3 ปีที่แล้ว +18

    ኤ እዋይ ዉዕለት ዓሕ !ኣደ ወሊዳ ትምከን , ብድሕሬኹም ሰቡኡት ካብዘይ ንርይእይ ኣብዚ ምድሪ መዋእል ኮይኑ ! Love much !!!

    • @MogosTeklu55
      @MogosTeklu55 3 ปีที่แล้ว +1

      Aman baman enjera alem blae hawey natey kemziom zbele habona hakote mergexiom nxur yelen

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 3 ปีที่แล้ว +14

    PROUND TO BE ERITREAN...I LOVE ERITREA MORE THAN ANYTHING

  • @habtearaya2980
    @habtearaya2980 7 หลายเดือนก่อน

    አብዓለም ዘይተፈጸመ ጅግንነት ዝፈጸሙ ጀጋኑና ሰብ ምስመጺን ገጢሞም ዝሳዓሩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷

  • @ሃገርኣብቅድሚት
    @ሃገርኣብቅድሚት 3 ปีที่แล้ว +5

    I am so proud of you my hero ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 3 ปีที่แล้ว +7

    ጅግንነት ኤርትራውያን ዓቕልን ተጻዋርነትን ጀጋኑና ብቐሊሉ ዝግለጽ ኣይኮነን።

  • @gebrielabayre4483
    @gebrielabayre4483 3 ปีที่แล้ว +7

    Offffff 💔💔🇪🇷🇪🇷💐🌺🌹God bless deki Eri shikorinatatttt nshalah 10000000🙏🙏🙏🙏 nberulana eske (Haben hager) 👌

  • @kalabtecle5141
    @kalabtecle5141 ปีที่แล้ว +2

    መመሊሱ ዘሕርነካን ዘሕብነካን ውዕሎ ጀጋኑና።

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 3 ปีที่แล้ว +4

    መን ከም ጅግና ጽኑዕ መትከል ህዝባዊ ግንባር ዓወት ንሓፋሽ !

    • @tediambes3908
      @tediambes3908 3 ปีที่แล้ว

      ወይ ጋዶ! ሃገርን ህዝብን ናጻ ምስተዉጽእ እዩ ኩሉ እንተተዛረብና ካልእ ትርጉም ኣየህብ ኣየስምዕ ብላሽ!

  • @GrmayTesfamaryim
    @GrmayTesfamaryim 10 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ይኹን ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharigoitom468
    @meharigoitom468 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣየ እወ ጅግንነት እዚ ታሪክ እዚ ኣይድገምን እዩ ::እንካዕ ኣካልኩም ነበርኩ:ክብርን ዝክርን ንስውኣትና ኤረይ ትለምልም

  • @mislalmaashow2365
    @mislalmaashow2365 3 ปีที่แล้ว +15

    General Efraim we are proud of you 👍 JUNTAA kebirkaya ✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Mot Kem Adam 👏👏🙏🙏 AWET NEHAFASH ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @IbsaGutema
    @IbsaGutema 4 หลายเดือนก่อน

    i am Ethiopia but i admire this struggle for survival.

  • @amdentertainment2783
    @amdentertainment2783 3 ปีที่แล้ว +12

    በጃኩም እዚ ታሪክ እዚ ናብ ወለዶታት ንክሰግር ኣበርቲዕኩም ስርሕሉ። ታሪክ ዘለዎ ዘይመስሎ ወለዶ ኣፍሪና ኣለና ሳላ ድክመታትና ኣቭ መዲያ።

    • @mercinegash8202
      @mercinegash8202 3 ปีที่แล้ว +1

      teqalisom iyom nkoralu ena gn Swuat telimom kem nxent gieromna?

  • @h.e.l.i6945
    @h.e.l.i6945 3 ปีที่แล้ว +5

    God Bless the Golden Age Groups of our Eritrean TEGADELTI.Eritrea never be hired as a nation with out The Eritrean best Hero sons Tegadelty.

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 3 ปีที่แล้ว +10

    merhabaBAba voice of love peace and truthful historical story wedi Eriy kebrn Mogosn for you yesterday today counting we stand on your footage for our flag in word GOD bless from all evil hateful people in word!!Awet Nihafash!!!🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon101 6 หลายเดือนก่อน

    Hizby Eritrea Hibun eyu salakum Jegnau weledo kuburat Tegadelti zeytidgemu ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @medhaniegenzebu6945
    @medhaniegenzebu6945 3 ปีที่แล้ว +9

    ህዝባዊ ግንባር ሓበነይ ሓንሳብ ንሓውሩን ዓወት ንሓፋሽ።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

      ልጅ ኢሳያስ ኣብ ዉሽጢ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሓቢኡ ናብ ነጻነት ኤርትራ ዝበጽሐ ሓደገኛ ተዋሳኣይ እዩ። እዚ ሰዉራ ኤርትራ ከም መራሒ ተቐቢሉ ናብ ነጻነት ዘብጸሖ ሰብ ብጨካን ተዋስኦታቱ ብታሕቲ ታሕቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብታትና ቡዙሕ ጥፍኣት ኣዉሪዱ እዩ:: ኣብ ዓለም ንመጀመርያ ግዜ ነቲ ዝንዕቆን ዝጸልኦን ህዝቢ ዝመርሐ ኡንኮ መራሒ ዓለምና ንምኳን በቒዑስ፣ ሑሉፍ ሓሊፉዎ ብኾፍና ከለና ንጸላእትና ክሸጠና ከሎ ንሪኦ ኣለና::
      ልጅ ኢሳያስ ነብሱ ስለ ዘይኣምን ካልኦት መዘንኡ ደቂ ሃገር ኣብ ኣብ መድረኽ ምስኡ ክርኣዩ ኣይደልን'ዩ፣ ኣብ ጎኑ ኮይኖም ናብ ህዝቢ ዝቐርቡ ሓለለፍቲ እንተ'ልዮም ግን ኣብ ቅድሚኡ ክንዲ ጻጸ ኮይኖም ዝርኣዩ ድርቁስ ቁሞና ዘለዎም ብሞራልን ብኣካልን ዝደኸሙ ሰባት ክኾኑ ኣለዎም::
      እዚ ኸኣ ነቲ ናቱ ዓብላሊ ቁሞና ንህዝቢ ንምርኣይ ተባሂሉ ዝግበር እዩ:: በቲ ኻልእ ወገን ከኣ ኣብ ግዜ ሃገራዊ ባዓላት ኣብ መድረኽ ጸብለል ኢሉ ክርኣይ ምእቲ ጨጉሩን ጭሕሙን ጸሊም ሕብሪ ተለኽዩን ኩሉ ዓይነት ስነ ጽባቐ ተገይሩሉ መርዓዊ መሲሉ ኣብ ህዝባዊ መድረኽ ዝቐርብ ንፉዕ ተዋሳኣይ መራሒ እዩ (እዛ ጨጉርኻ ጸሊም ሕብሪ ምልካይኳ ተጋዳላይ ከሎ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ከሎ እዩ ጀሚርዋ)::
      እዚ ሕንቁቕ ልጅ ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ክራኸብ ከሎ ብዘይ ተሓታትነት ንበይኑ እዩ ብምስጢር ዝራኸብ:: ንኣብነት ድሕሪ እዚ ኩሉ ሚስጢራዊን ድራማዊን ፍቕሪ ምስ ኢትዮጵያ: ኣብይ ብዛዕባ ርክቦም ንመሳርሕቱ ክገልጸሎም ከሎ "ምስ ኢሳያስ ምስራሕ ከም ንቖልዓ diaper ምቕያር እዩ: ከም ቆልዓ ከይኩርየኒ ቡዙሕ እየ ዝካናኸኖ ነይረ" ኢሉ ከመይ ዓይነት ዘይቡሱልን ዉዱቕን ሰብ ምኳኑ ኣብሪሁሎም እዩ::
      እቲ ካልኣይን ዝዓበየን ሃገራዊ ጸገምና ግን ካብቲ ትሕትና ዘምሃረና ባህልና እዩ ዝጅምር:: ኣብ ባህልና ኣነነት ነዉሪ ስለዝኾነ እዞም ሊቃዉንቲ ኤርትራ ምስ ክእለቶም ከለው "ኣነ ንኤርትራ ክመርሕ ይኽእል እየ" ካብ ምባል ይቑጠቡ ኣለዉ:: ሕጂ ግን ንሃገርና ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ኩሉ ክኢላ ወዲ ሃገር ብዓቕሙ "ክመርሕ ይኽእል እየ" ኢሉ ብዘይስክፍታ ክቐርብ ኣለዎ:: ንሕና ብወገንና'ውን ክነባራትዖምን ክንዓስሎምን ኣለና:: ብሕጽር ዝበለ ኣዛራርባ፡ ህዝብና ነዚ ጠላም ተዋሳኣይ ሰብ ካብ ዝቐብጾ ነዊሕ ዘመን ገይሩ ስለ ዘሎ: ናይዛ ሃገር ሓላፍነት ወሲዱ ምስ ኩሎም ክኢላታት ደቂ ሃገር ኮይኑ ዝመርሕ ሰብ ጥራሕ እዩ ጎዲሉና ዘሎ::
      ህዝቢ ኤርትራ ብሙቕሉልነት ዝመለልይኡ ባህሊ ዝዓበየ ህዝቢ ስለዝኾነ ጉዳይ ሃገርና በዞም ዉሑዳት ሕልና ኣልቦ ተጨዉዩ ይርከብ:: ሙሁራትን ሕፉራትን ኤርትራውያን ንቕድሚት ዝመጹሉ ግዜ ኣርኪቡና ስለዘሎ: ንሕና ብወገንና ን'ዞም ናይ መጻኢ መራሕቲ ሃገር ንቕድሚት ንክመጹ ጸቒጥና ክንሰርሐ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነትና ይኹን::
      ብርግጽ ሃገርና ካብዚ ሕጂ ዘላቶ ደረጃ ጥፍኣት ወጺኣ ናብ ጉቡእ ቦታኣ ብፍጥነት ክትምለስ እያ:: ክመርሕዋ ዝኽእሉ ሙሁራትን ለባማትን ናብ መድረኽ ዝመጹሉ ግዜ ከኣ ሕጂ እዩ::
      ኩሉ ክመርሕ ዓቕሚ ዘለዎ ኤርትራዊ ብወገኑ ብዘይ ስክፍታ ንቕድሚት ክወጽእን ክመርሕ ከምዝኽእል ብቃልዕ ክእዉጅ ይግባእ: ንሕና ደቂ መሬት ከኣ ክንዓስሎምን ክንክተሎምን ኣለና::
      ኣብ መወዳእታ፡ ልጅ ኢሳያስ ኣብዚ ደረጃ ዉድቀት ካብ ኣብጻሓና ብኤርትራዉያን ክፍራሕ ዘይኮነ ዘለዎ ብኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዘለዎ ቦታ ክህደንን ስጉምቲ ክዉሰዶን ጥራሕ እዩ ዝግባእ::

    • @ibrahimsalih6286
      @ibrahimsalih6286 3 ปีที่แล้ว

      Donqoro nihawaru zinebir sira'at yelen. Ayekonen shefatu zimerhuwo, bi muhurat zimirah widibat win teqeyiren eyen. Nebari hizbi. Rahwan selamin ni wutsue hizbi Eritrea. Wudqet ni sheftu terrorist HIGDEF

    • @timketutesfazgi1096
      @timketutesfazgi1096 2 ปีที่แล้ว

      ኣየ እወ ምሩጻት ፍጥረት ከማኹም እሞ ካበይ ክርከብ ታሪኽኩም ኣብ ዓለም ንዘላለም ነባሪ እዩ ሃገርና ሃገር ጀጋኑ ኮይና ክትነብር እያ ነቶም ብሂወት ዘለና ከቢድ ሐላፍነት እዩ መንእሰያት ካብዚ ክምሃሩ ተስፋና ልዑል እዩ ። ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 3 ปีที่แล้ว +15

    Merhaba deqi Eri halalat medeb hakin tsinatin alem Eritrea Eritrea Eritrea ela eya lemus kilada deqi Eri halalat nmerish nmerish ab gelgol nadir ab akeb zegatemena ka kem kedemna btsinatna bhadnetna wertu kem kedmna hagerey hagerey.🇪🇷❤✍🏿

  • @regattw4750
    @regattw4750 3 ปีที่แล้ว +20

    ክብርን መጎስን ንሱውአት ተጋደልቲ ኤርትራውያን ባአኩም ሕቡናትን ኩሩዓትን ኢና።

  • @wedinegede4700
    @wedinegede4700 3 ปีที่แล้ว +15

    ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም መወዳድርትን መዳርግትን ዘይብሉ ናይ ዘልኣለም ወርቃዊ ታሪኽ ዝጸሓፈ ኢዩ። ነዚ ታሪኽ ከራስሖ ዝሓስብ ረሳሕ ጥራይ ኢዩ፡ ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ! !🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪

  • @binyamg7336
    @binyamg7336 3 ปีที่แล้ว +1

    Lightning ⚡ attack and deadly execution! Eway habon xenaten nay EPLF tegadeltee. Proud to be an Eritrean

  • @yodit1991
    @yodit1991 3 ปีที่แล้ว +6

    ክብሪ ይሃብኩም ኣርካናት ገድልና ሰራሕቲቕያ

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 3 ปีที่แล้ว +2

    Eritreawi Maninet at the heart of the people a true history and a successful outcome thanks the hero of the nation to be proud of you always and history won't forget you

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 3 ปีที่แล้ว +1

    Kbrn mogosn nijeganuna.🙏❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @Mama-tv-83
    @Mama-tv-83 ปีที่แล้ว

    Am proud 👏 Ramadan aweilya my hero ❤️ 🙌

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 3 ปีที่แล้ว +5

    ንበሩልና ጀጋንኑ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን መጎስን ንሰማእታትና

  • @ኦምቼሽኮር
    @ኦምቼሽኮር 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጅግና ደቅ ኤሬ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐪🐪🐪🐫🐪🐪🐫🐫🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanueltukue1525
    @amanueltukue1525 2 ปีที่แล้ว

    Waw what amazing operation was don our heroes i fill so glad and proud victory to the mass

  • @samuabu6673
    @samuabu6673 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርትራዊ እምኒ ዓረ በዓል ፍሉይ ታሪኽ።

  • @essayastechane7631
    @essayastechane7631 ปีที่แล้ว

    Proud to be Ethiopian the son of those soldiers who gave their lives for the unity of the country.

    • @ZekiFrede-le5lc
      @ZekiFrede-le5lc ปีที่แล้ว +1

      😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

    • @emperorrashka1490
      @emperorrashka1490 ปีที่แล้ว

      But you have been shown your strenght despite out numbering eretrian forces, long live my eretrian brothers🇪🇷❤️🇸🇴

    • @emperorrashka1490
      @emperorrashka1490 ปีที่แล้ว

      But you have been shown your strenght despite out numbering eretrian forces, long live my eretrian brothers🇪🇷❤️🇸🇴

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ kem jeganu eritrea abey alo, Noway. Only EPLF eritrean warrior's are so different from the world still. Its all to de with its people and Great Leaders and still history can tell ❤❤❤

  • @gennettekeste6301
    @gennettekeste6301 3 ปีที่แล้ว

    Kitizarebelu qelil yimesil gin jeganu sile zineberu tezawariti thanks
    Tesfaldet dima jigina agalalizaka

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 3 ปีที่แล้ว +4

    Congratulations to all Eritrean we are party of Ethiopia 🇪🇹 now the motherland our hero’s are fighting for bigger United Ethiopia 🇪🇹. At least after Tplf is gone we will enjoy peace!

    • @ademismael5038
      @ademismael5038 3 ปีที่แล้ว

      What do you mean as bigger United Ethiopia?

  • @amanuelgezae4229
    @amanuelgezae4229 3 ปีที่แล้ว

    Nimntay zikiluy???

  • @dadama1170
    @dadama1170 3 ปีที่แล้ว +1

    Etom tkawemu zelekum nakum aymlketekumn eyu mknyattu nskum Ethiopian eikum eziom ms btsotom eyom Eritrean knkewn geromna ember Ethiopian eina nbahal nerna I am proud to be Eritrean sebay delikan chhmi tselikan.

    • @amirsaid575
      @amirsaid575 3 ปีที่แล้ว

      ደንቆሮ ዋሒድ። እቶም ኣዘዝቲ ግንባር በዓል መን ኔሮም። ንከም በዓል ከማኻ ኤርትራዊ ዊዊዊ ክትብሉ መስዋእቲ ዝኸፈሉን ዓቢ ተራ ዝነበሮምን ካብዚ ስናዕ ታሪኽ ተገሊሎም ኣለዉ። ግን ታሪኽ ታሪኽ ኢዩ......ፍጹም ክሕኸኹ ኣይክእሉን ኢዮም

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 8 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ነዛ ኮሪዕና እንነብረላ ሃገርና ኤርትራ ዘወሓሱልና ስዉኣትና ክብርን ሞጎስን ነቲ ዘይስገር ዝመስል ጸላም ግን ኸኣ ሰጊሮም ዓወት ዘምጹልና ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣያታትናን ኣሓትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሞስ
    @ሞስ 3 ปีที่แล้ว

    ጅግና ህዝባዊ ግንባር ነቅ ዘይብል ዕርዱ

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 3 ปีที่แล้ว

    Kbrin mogesn n jeganu semaetatnan netom hdrom halikum tkedu zelekum jeganun, awet nhafash🇪🇷🇪🇷❤️

  • @abogida669
    @abogida669 3 ปีที่แล้ว +4

    Arkanat gedily eidmen tienan yhabkum alena ab aserkum🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @gerrywelderufael2481
    @gerrywelderufael2481 3 ปีที่แล้ว

    It's a great story so we keeping well documented and we passersby the next generation to generation so never ever as Eritreans fighters its me seems God🙏 gives them miracle so I haven't words for Amazing your story commenting or explaining sons🇪🇷 Eritrea your freedom to take by your power AWET NHAFASH 🇪🇷💝🇪🇷🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎇🎇

  • @gherekiflay8502
    @gherekiflay8502 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይብሓዊ ጽቡቅ ታሪኽ ኣዘንቴሙልና ቀጽሎ እስከ ኣስኑቁና ዳኣ በሎም

  • @eriasmara2744
    @eriasmara2744 3 ปีที่แล้ว +2

    Glory to our Martyres💪💪💪💪

  • @Balla291
    @Balla291 3 ปีที่แล้ว +1

    We are eritrean hornafrica Hero 🇪🇷✊🇪🇷 hiji keman kulu kedmses u ✊

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu2039 3 ปีที่แล้ว

    erey adey adi jeganu kibri mogosin nsiwAtna wetru Awet nhafash ❤🇪🇷❤🇪🇷❤✊❤🇪🇷🐪🌾

  • @hanitekeste-oh2wb
    @hanitekeste-oh2wb ปีที่แล้ว

    I am so happy. I was born from proud people

  • @ionaskidane5541
    @ionaskidane5541 3 ปีที่แล้ว +6

    I am always poroud of EPLF

  • @YourWorstNightmare525
    @YourWorstNightmare525 3 ปีที่แล้ว +7

    Awet nehasfash yake kulu geze mesteawetena zelealemawi zekeri neswatena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kemu wuen heji ne hagerna zekelakel zelo waray keberi yesemayom

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 3 ปีที่แล้ว +1

    Etom handesti beal General okbe Abreha Mesfin Hagos wedi solomun gosikan telimkan, tarikhna nsend nzkr aytbelu hasewti. Revolution Eritrea kemey elu teawitu nfelt ena telamat.

  • @fekaduefrem3656
    @fekaduefrem3656 ปีที่แล้ว

    Wwwww awet nihafash❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @monenmerah2565
    @monenmerah2565 3 ปีที่แล้ว +3

    እምበር ስውኣትና ዳኣ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለው
    ባኣፍና ኣይኮነን ነኽብሮም

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 9 หลายเดือนก่อน

    መወዳድርቲ አልቦ ኢኹም ኢና ደቅና ኸማን አሰርና ወሪሶም

  • @genettesfaldet9307
    @genettesfaldet9307 3 ปีที่แล้ว

    Merhaba deqi ereyy jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus8466 3 ปีที่แล้ว +3

    How can the history be told with
    Out mentioning the name of
    Some iconic heroes like general
    OKBE. ANRAHA.

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 3 ปีที่แล้ว +1

    How about mesfun hagos ?

  • @berhanetecklemichael3696
    @berhanetecklemichael3696 3 ปีที่แล้ว +3

    Eritrawi mukaney kulu gze hubun swuatna zelealem yzekeru awet nhafash

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean
    Ane igermuni
    Iwae
    Ewate
    Nezirika
    Kemegereka
    Kuwame
    Timokrasi
    Aeyle
    Kaley
    Tizarebe
    Ane igermuni
    Eritreawian

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 3 ปีที่แล้ว +14

    Wwwwwoooo jegnu deki ereyyyy💪🇪🇷✊:: Game😜🇻🇳🤮 Over Wayne🇻🇳🤮 kkkkkkkkkkk laba🤑🇻🇳🤑 kkkkkkkkkkk 🇻🇳🤮ደቓሉ🇻🇳ሕዉሓት🤮

    • @YourWorstNightmare525
      @YourWorstNightmare525 3 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkkkkk🤣🤣🇪🇷 you're right ✅

    • @wadiasmera3420
      @wadiasmera3420 3 ปีที่แล้ว +2

      Ayatatkay entay amexom 30 amet tewageom bekento moytom fera zayblo kkkk 🤮🤮

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 3 ปีที่แล้ว +1

      @@wadiasmera3420 ወዲ ድቓላ💩😃 ዓጋመ ምባል የሕፊሩኩም ምሽ ከተማታት ሃገርና💪 ትመርጹ ኣለኹም ብ ነብሰ ምትሓት ትሳቐዩ😂😜

  • @Kelmebrahtu
    @Kelmebrahtu ปีที่แล้ว

    ይበል ሓሞት ይበል ጅግንነት ሃብታም ታሪኽ ኣሎና እሞ ቀጽልዎ ኣዝዩ ኣፍካ ዘምዕግ ዛንታ ጅግነት፣ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷

  • @abedtesfa9991
    @abedtesfa9991 3 ปีที่แล้ว +1

    Eritrana weladit jeganu 💪🏿

  • @ItIsNotLate
    @ItIsNotLate 3 ปีที่แล้ว

    ላዕለዎት መራሕቲ መን እዮም። ሃንደስቲ ወይ ናይት መጥቃዕቲ ስትራተጂ ዘውጽኡ በዓል መን እዮም ነይሮም። መን እዩ ናይቲ ግንባር ኣዛዚ ዝነበረ፧ እዚ ሕቶታት ክምልስ ኣለዎ። ኣፍዓበት እንተ ኢልና ወዲ እፍሪም ኣብ ስትራተጂ ምውጻእ ዓቢ ተራ ነይርዎ ናይቲ ግንባር ኣዛዚ ነይሩ ይመስለኒ። ናይ መጥቃዕቲ ኣዛዚ መን ነይሩ ኣይነገሩናን።
    ጀጋኑ ናይ በሓቂ ጀጋኑ።

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊💪💪💪❤❤❤

  • @zerumarco7578
    @zerumarco7578 3 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ጅግንነት ቆራጽነት መሪሕነትን ተጋደልትን ህዝባዊ ግንባር

  • @evu11awet
    @evu11awet 3 ปีที่แล้ว +1

    Why are we still stack in 1991 ??

    • @yonathanabraham8351
      @yonathanabraham8351 3 ปีที่แล้ว +1

      If you don't know your past ,you can't do anything with your future!!

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 3 ปีที่แล้ว +5

    ዞባ : ሰሜናዊ : ቀይሕባሕሪ : ህግደፍ : አዚና : ነመስግነኩም ። እዉ : አብታ : ቀዳመይቲ : መጥቃዕቲ : ዉቃዉ : እዚ ፤ ጸላኢ : ብዝረኸቦ : ዓወት : አብቴለቪዝዮናትን : ራድዮን : ልክዕ እዛ : ሕጂ : ዘርአኹሙና : ቪድዮ : እንዳርአየ : ክንደይ : ጉራን : ፕሮፓጋንዳን : ነዚሑ ። ሽዓብያ
    ዓቢዱ : ንሜካናይዝድ : ሰራዊት : ኢትዮጵያ : ብአጋር : ገጢሙ : እሞኸአ : አብ ሰጣሕ ጎላጉል : ወይ ሜዳ : እንዳበለ : ተመኪሑ ። ብማካይንንን : ብድሩዓት : ታንክታትን : ምስ አጋር : ክጓየ : አርእዩን ፈኪሩን ። አብትሽዑ : እዋን : አስመራ : ዝነበርና : አዚና : ሓዚናን : ምዓንጣና : ሓሪሩን ። እንተኾነ : አይጸንሐን : ከምቲ : ዝበልኩሞ : ወርሒ : ከይገበረ : ምዑት : ህዝባዊ : ሰራዊትና : ንዉቃዉ : እዚ : ብዘገርም : መጥቃዕቲ ደምሲሱ : ነበረያ ነበረ : ብምግባር : ንመራሕቲ : ሰራዊት : ደርጊ : መልሓሶም : ከምዝነኽሱ : ጌሩ : አብ ናይ : ሓሶት : መመኽነይታት : ቀምሽ አደይ አዕንቂፉኒ : አትዮም : ንሕና ኸአ : ጸባ ሰቲና ።

  • @Fishaletesfa-kw1ci
    @Fishaletesfa-kw1ci ปีที่แล้ว

    Live long legends❤❤❤

  • @Zionist-e8v
    @Zionist-e8v 3 ปีที่แล้ว +2

    Topo unique journalist

  • @habtomasmeromkrar6974
    @habtomasmeromkrar6974 3 ปีที่แล้ว

    Enqae wedi hezbawi genbar konku

  • @መንደላይ-ቈ1ረ
    @መንደላይ-ቈ1ረ 3 ปีที่แล้ว +3

    ሓበን እኳ ኢኹም ኣያታተይ። ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ዘሐብን ሪኤ እሞ ዘሐብን ጌረ ኣይርዮ ኣይፈልጥን። ሓበነይ ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ስራኹም ኢኹም። ዘይከውን ክዉን ዝገብሩ ኣያታትን ኣሕዋትን ክህልዉኻስ ክንደይ ጸጋን ሓበንን እዩ። ነቶም ቅያ ክገብሩ ዝተሰውኡ መንግስቲ ሰማይ ነቶም ቢሂወት ዘለኹም ሰላምን ጥዕና ይምነየልኩም።

  • @luciaiyasu3342
    @luciaiyasu3342 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷❤❤🙏

  • @lulemaha5354
    @lulemaha5354 3 ปีที่แล้ว +2

    Anes kem Afrikawit emo kea ERITRAWIT MEQANEY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 YEQRAEANI🌞🌞🌞🌞🌞

  • @felfalithagos4388
    @felfalithagos4388 3 ปีที่แล้ว +1

    ብካ ኣቡ ተሪፍኩም
    ናዓና ከተባሩሩ ብዕልልታ ተቐቢልናኩም።
    ሱሱዕት ። ኣምላክ ናዓኩም ኣትፊ ሰላም የውርደልና ። ብደም ዝመጹ ሕዝብና ካ ደም ተድምይዎ ኣለኩም።
    ኣብዓለም ዘስደምም ኣብ 21 ክፍለ ዘመን
    ብሓደ ሰብ ን 30/ዓመት ናተዘወርኩምስ ጀጋኑ ክትባሉ እህ።

    • @muraeltv3436
      @muraeltv3436 3 ปีที่แล้ว +4

      ንባልካ ግብ ዘይትብል ኣቀዲምካ በጀኦም

    • @onelovelove7688
      @onelovelove7688 3 ปีที่แล้ว +5

      ወጻእ ወድዛ ጃንዳ ማለሊት ኪድ ትግራይካ ትቃጸል ኣላ ምስኣ ተቃጽል

    • @dadama1170
      @dadama1170 3 ปีที่แล้ว +1

      Stupid ur Ethiopian nsom eyom Eritrean ktkewn geromuka zeytfetwom tekonka ur from Ethiopia mknyatu Ethiopian eika tbahal nerka grm ba sebay delika chhmi tselika.

    • @yonathanabraham8351
      @yonathanabraham8351 3 ปีที่แล้ว +1

      Ayterefun !! ...Atyom si dehar keman n weyane sherer gerom awegioma 😂

  • @gebremedhnfere
    @gebremedhnfere 3 ปีที่แล้ว +4

    ብመጀመርያ ነቶም ብልቢ እንናፍቀኩም ገለኩም 36 ዓመት ድሕሪ
    ምድሳስ ውቃው እዚ ስለዝራኣናኩም ። ምስ ብዙሕ ቅረታ እንኻዕ ኣብዚ ኣብጽሓኩም ገለ ናይቲ
    ውዕሎ ብምግላጽኩም ፣ ነቲ ተሪፉ ዘሎን ተቆሪጹ ዘሎን ነቶም ዋዓልቲ ናይዚ ውዕሎ ዓቢ ተራዝኑበሮም ኣግሊልካን ስእሎም እናቆረጽካ
    ዝትረኽ ታሪኽ ክከውን ስለዘይካኣል ከምቲ ውዕሎ
    ኣቃራርባኩም ጎዲልዎ ኣሎሞ ክትምልእዎ ብዓቡይ
    ተስፋ ንጽበ። 2-22-1984 ዝፈሸለ ትዕንን ክትብሉ
    እቶም ኣብ 3-19-1984 ዝስዓርናዮም 2 መጽሓፍ ጺሒፎም ኣቦ ኣስመራ ምስተሸጠ ጸላእትና እቶም
    ዝስዓርናዮም ንዝብና ታሪኽ ኣዛቢዖም ምስነገርዎ ኣይኮነን ክቀርብ ነርዎ ።ሕጂ ውን ንገርዎ እዚ ህዝቢ እቲ ሓቀኛ ዝኑበረ ውዕሎ ።ብፍላይ ጀነራል
    ፍሊጶስ የውሃንስ "ከማካ ገሩዞፈልጦ ነዚ ናይ ውቃው እዚ ስለዘየሎ" ነቶም ዞተማረኩ ተጋደልቲ
    ኣቦ ዕለት 3-22-1984 ብሂወቶም እንከለዉ ዝቀበርዎም ጸላእትና ቁጽሮሞን ስለምንታይን።
    ሕጂ ውን እቶሞ ጸላእትና ክሳብዝጽሕፍዎ
    ምስኣዋረድዎ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እኩም
    ትጽበዩ። ኣነ ቦነብሰይ ጽቡቅ ገረ እየ ዝፈልጦ
    ነቲ ብሰንኪ ናይ ገለ ኣሃዱታት ጉድለት ትብልዎ
    ዘለኩም "ናታቶም ጉድለት ክህሉ ባህርያዊ እንድዩ
    እቲ ጉድለት ግንባር ግን ናይ እቶም ኣዘዝታ ግንባር
    ኢለ እየ ። ዝኣምን ድሕሪ ፍሽለት ኣብ ወጀባ ኣብ
    ዝተኣከብናሉ "ኣነ ገረመድህን ኣባል ብርጊድ 23
    ሓቲተ ነረ ሕቶይ ንእድሪስ ብሪራይን ወዲ ልብሱን
    እዩ ። ኣብ ናይ ብርጊድና ኣኪባ ።መን እየ ብሓላፍነት ዝሕተት ? መልሲ ብብርይራይ
    ማእከላይ ሽማግለ ባዕሎም ክገልጹልና እዮም ነሩ
    ዋላሓደ ዝገለጸልና የልቦን ።ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ
    ዳኣ ኩይኑ እንበር ሕጂ ውን ዘዮተጸበናዮ ሓቅታት
    ብምቅራብኩም ነመጉሰኩም ።ነቲ ተሪፉ ዘሎ ድማ ብምልኣት ንጽበየኩም።
    ንጋዚጣን
    Tv.Eritrea
    ካብ እዞም ኩሎም ሓለፍቲ
    ወዲ ማጆር ኣብ ውቃው እዚ እዩ ናይ መጨረሽታ
    መውጋእቱ ንከምኣቶም ዘይተቅርብ ናይ ዩቱብ ኣታዊ ጥራይ እተካዕብት ኣይትግበርዋ ።

    • @amirsaid575
      @amirsaid575 3 ปีที่แล้ว

      የቐንየልና ስለቲ ሓበሬታኻ። ከም ዝወዓልካ ኣብኡ መጠን፣ ዝነበረ ሓቐና ታሪኽ ኣብዚ ቁሩብ ዘይትገልጽ። ተራ በዓል ዑቅበ፣ ወዲ ሶሎሙን፣ መስፍንን ካልኦትን ኣብዚ ጎስዮሞ ዘለዉን እንታይ ኔሩ።

  • @tommeb1419
    @tommeb1419 3 ปีที่แล้ว

    I beleave you are african hero but i ask what is your legesey???

  • @smanfitsum7838
    @smanfitsum7838 3 ปีที่แล้ว +8

    Anes bka ab gzie sewra Ertra tewelide

    • @tesfatekle7252
      @tesfatekle7252 3 ปีที่แล้ว +1

      ወላ ኣነ ዕድል ኣይገበርናን እንበር ደንግና ተወሊድና :: ግን ከአ ካብዞም ጀጋኑ ክትውለድ ሓበን ይስመዓካ ትኾርዕ ትሕበን ትሕጎስ ብኡነት:: መግለጺ ትስእን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

    • @ftl6230
      @ftl6230 3 ปีที่แล้ว +1

      Mezenay hji b economy jigninet nsrah. Nerakeb nzerareb economy nsrah, bzuh economic edilat zelewa hager ya.

    • @metkeltesfay6516
      @metkeltesfay6516 3 ปีที่แล้ว +2

      atum deki eriy jegna gegna eyu zewld raza nay abu haza kem zebhal nay ab sedt zelna keyraka warsay ewn ne weyane kytnashu arihqu zegshom wedi jeganu eu selzi ab dege elfi deki 40 wey lahja natna zexryu tegrun tesfa zeyblom ab bar zewlu rika aytfrd kendy warsay deki halal mert ewn beja eza hager halifwom eyom newhe keykdna 2012 zenbre hji ka warsy badme kem nay abotatu nab rstu meliswa ajona teray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danieltsegay2301
    @danieltsegay2301 3 ปีที่แล้ว +1

    No one live on the past!!!!! Eritrea 🇪🇷 needs future !!!! Nadow Regime is gone!!!! We need point of change now!!!!!
    Not point of Nadow regiment dismissal!!!!
    Even president Issayas said “ no one is hero for life”!!!! Those who were fighters in past and leader now they never looking future just telling their history !!!!
    Eritrea 🇪🇷 need future!!!!!!

  • @samiwol2919
    @samiwol2919 3 ปีที่แล้ว +5

    Iziom sebut seb ilama schet manta.

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 ปีที่แล้ว

    Arkanat.... entay emo be hade zeytkem zeyrbhe wekaria endo emo tetlimu tegadlten hezben eritrean!

  • @osmanham7143
    @osmanham7143 3 ปีที่แล้ว

    Ewe gin ? Ni mintay deqi jeganu y kitketu , sajin ok , zeskahkih mahramti ni deqi jeganu ? Na ana ok ketkutuna . Nay ihwatna kalie iyu ni gze nigdefo mikniyatu ksab lomi?

  • @ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ
    @ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ 3 ปีที่แล้ว

    ሓቀኛ ታሪኽ ጸላእየይዩ ኢልካ ታሪኽ ንዝሰርሑ ተጋደልቲ ህግሓኤ ዝነበሩ ከም ሃይለ ድሩዕ፡ መስፍን ሓጎስ፡ ጴጥሮስ ሰሎሙን ዝኣመሰሉ ኣስማቶም ከማን ክጥቀስ ኣይሰማዕናን ጽቡቕ ኣይኮነን ታሪኽ ብግቡእ እዩ ክስነድ ዘለዎ Eri-Tv serving the Truth.

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 3 ปีที่แล้ว +4

    ድስትን ኩስኩስትን?
    ፈጣሪ ኹሉ ዓለም
    ክሳብ ምዓስዩ ህዝቢ ኣፍሪቃ ክብደል
    እዞም ደቂ ጎራባብትና ብየማና ብጸጋምና ብልዕሌና ብትሕቴና ዘለዉ ሱዳኖም የመኖም ኢትዮፕያኦም ትግራዮም ኦሮሞኦም ከምዚ ናትና ሰልም ገበሮም።
    ምናዳዞም ጭፍራ ሰብ ከማና ክነሶም እንታዩ ዘናኽሶም እቲ ምንኻስ ከኣ ብኣናዮም ጀሚሮሞ ሕርሕራይ ጌርና ምስ ዘበጥናዮም ጭርኦም ደጒሎም ንዓዶም ምስ ሃደሙ ግን ተሰቢልዎም ነንሕድሕዶም ክናኸሱ ጀሚሮም እንተኾነ ምሕረት ኣውርደሎም ስላም ኣንጊሶም ንህዝቦም ካብዚ ዘለዎ ጭንቅን ሓሳረ መከራን መታን ክድሕን ነቲ መደናጋሪ መልሓሶም ወይ ቁረጾ ወይ ኣልምሶ።
    ሕሉፍ ሓሊፎም ነቲ እስኻ ትፈልጦ ህዝቢ ኤሪትራ ድስቲ ኩስኩስቲ ይሰርቕ ይቐትል ይጋሰስ ኣሎ ኢሎሞ።
    ድስትን ኩስኩስትን ግህሰትን ድፍረትን ደኣ ኣብ ተሰነይ ባረንቱ ሻምብቆ ከምዝገበርዎ ብመርትዖ ተሰኒዱዶ የለን ሕሉፍ ሓሊፎም መቕብር ሕርበኛታት ብፈንጂ ።
    ትካላት ናይ መንግስቲ ኤርትራ ዘሪፎም ዝተረፈ ኣቃጺሎም ናይ ድኳንት ኣቕሑ ምስ ሓመድ ሓዋዊሶም ህዝቢ ኣሳቕዮም።
    ነዚ ኹሉ ከምዘይገበሩ ሕጂ ተገልቢጦም
    ነቲ ስልጡን ሰራዊት ኤርትራ ክዳኑ ዝመስል ተኸዲኖም ዝሰርሕዎ ደለዉ ድራማኸ ኣየሕፍሮምን ድዩ ።
    እሞ ልዑል ፈጣሪ ነዞም መልሓሰኛታት ጋዘጠኛታን ዕሱባትን ንጅርባ ከም ብሱማ ነዚኦም ገለ ጌርካ እንተዘይዓቢስካዮም ህዝቢ ከይዋረድን መሊሱ ከይከፍኦን ነዞም ገለመለ ዝኾኑ ደቂ'ቲ ህዝቢ ንመልሓሶም ወይ ቁረጾ ወይ ኣልምሶ።
    ነቶም ህዝቢ ድማ ሓይሊ ረኺቦም ንደቆም ዝእርሙሉ መገዲ ፍጠረሎም።ብክቡር ኣምባሳደር በየነ ርእሶም ዝተጻሕፈት ኣዝያ መሳጢትን ንምስሊ ህዝቢ ኤርትራ እትገልጽ ፡ ብጣዕሚ ስለዘሓጎሳትኒ ከካፍለኩም ፍቃድ ሓቲቴስ ሙሉእ ዘይጉዶል ፍቓድ ተዋሂበ።
    ለጋስ ንጉልበቱ
    ዉፋይ ንህይወቱ
    በቃቕ ንመሬቱ
    ንደላይ ዘይናቱ
    ንጠራሪ ዘይርስቱ
    ዘወጣውጥ ብረቱ
    ዘይስሕት ጨሚቱ
    ዝስዕር ሞጊቱ
    ሰማይ ዝቑመቱ
    ርሑቕ ዝኣመቱ
    ዓምዩቕ ዝሰረቱ
    ሓቂ ዝቕናቱ
    ሰላምዩ ዝፈቱ
    ዘላቒ ዓወቱ
    ነባሪዩ ሪሙ ክብረቱ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 3 ปีที่แล้ว +2

    ታሪኽና ታሪኽ ኤርትራና በየን ቂላት በየናይ ሓሳባት ክግለጽ ይኽእል? ነቲ ዝነበረ ህሞት ጽንዓትን ቆራጽነትን ሓቦን ኒሕን ዝገልጽ ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ኣይክርከብን ከኣ እዩ። ክብሪ ንኩሎም ውፍያት ተጋደልትና፣ ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከይረአዩ ብርሃን ዝለገሱ ብጾት።
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @getrichordietrying3183
    @getrichordietrying3183 3 ปีที่แล้ว +1

    Wekaru hasewti Beal petros Solomon, ogbe abrha, brhane Gerezgiher ke ayneberun diyom? Hasewti

  • @samuelafewerki8304
    @samuelafewerki8304 2 ปีที่แล้ว

    ጅነራል ዑቕበ ኣብራሃ ኣብዚ ስርሒት ዓቢ ግደ ነይርዎ ሕጂ ኣብዚ ክትሓብእዎ ኣይትፈትኑ

  • @da8387
    @da8387 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣየወ ክትዛረበሉ ቀሊል ዝመስል ሕስብ እሞ ነብሎ ኤርትራውያን ዋጋ ኤርትራን ኤርትራውነትን ማዕረ ክንደይ ክቡርን መዳርግቲ ኣልቦ ዋጋ ዝተኽፈለሉ ምዃኑ🇪🇷
    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትናን ነቶም ዘይሕለሉ ተጋደልትናን❗

    • @filimonhabtaymehirtab7574
      @filimonhabtaymehirtab7574 3 ปีที่แล้ว

      ብርግጽ ኩቡር ሓው ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር እቶም ዘይድገሙ ጀጋኑ እዮም እዚ ኩሉ ነጽነት ኣምጽኦም ሕጂ ግን በዚኦም ተሪፎም ዘለው ብጸቶም ተጠልሞም ዳግማይ ኣማሓራይ ኣብ ኤርታራ እጉሩ ረግጹ ይሕዋት ኢና ውን ይብሉና ኣለው እንኮዖ ተመልሶም ኣይሪእዩ

  • @footballslove4496
    @footballslove4496 3 หลายเดือนก่อน

    Abalet Poleticawi betxihfet enda belka Durue,Shorifo,Qeysi & Mesfun zeymhlawom abzi sieli gn mslom kab teazabi arhiqka tarikom nmrsae (kalie tarik msnae) do aymsiln🤔