Atv Asena Live - ውዲት ቀይሕ ባሕሪ ካብ ኣፍ `ሓራምዝ` ኢትዮጵያ - `እዋኑ ሕጂ `ዩ - ዝኽፈል ክንከፍል ኢና`

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 83

  • @ሓቂቅ
    @ሓቂቅ หลายเดือนก่อน +3

    በትሪ ሓቂ ኤማ,

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +5

    ኩሉኩም ኤርትራውያን ካብስደት ተመሊስኩም ንሃገርኩም ምክልካል ግበሩ።

  • @meles317
    @meles317 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you GOD to hear this about Shabia and Abiy.

  • @abduabdu5390
    @abduabdu5390 หลายเดือนก่อน

    Ethiopia❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 หลายเดือนก่อน +3

    ኣማንኤል ሓው ከበደ እንዳበልካ ክትዛረቦ ዝጸንሓኻ ግሩፖ ናይዞም ኣብ ቲክቶክ ተሰኽቲቶም ዝውዕሉን ዝሓድሩን ቆልዑዩ ዝመስል። ከምዞም ዓይነት ብኹናት ዝጠፈሹ ተረፍ መረፍ ናይ ህግደፍ ሕቡኣን ሰለይቲ ብምዃኖም ኣይትስመዓዮም። ዕድል ናይ ሚድያ ኣይትሃቦም። ሰብ እንዳመረጽካ ዕድል ሃብ። ካብ ዓበይቲውን ዘናውጽን ክበሃል ዘይብሉን ዘየቀራርብን ዘረሓሕቕን ከምዚ ዓይነት ጸይቂ ዘረባ ክንሰምዕ ኣይንደልን !

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +5

    ታምራት ነገሪ ኢናመወጺና ኒአቱ።።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    አቢሱር ዘይቢላ ገረቢ ተቃሊሲካ ካቢ ሺዓቢያ ሲለምኒታይ ጀቢሃ ጠፊአ ኢለሃታተ 1982ኒ43ዓመት ሃዲመ ናተይ ሂዲማ ይበሊጺ ዚቢኢ ኢትዮጲያ ሓኒጊሪካ ካቢ ተንቤን።።።።።❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    ከኒያኸ ጂቡቲ እናቢሲ አለው።።።ካቢ መቀለ ገዲፎሙና ከይዶም ሰራዊት ኢትዮጲያ አይነገሩናኒ ዲሒሪ ተኾሊፍናያ ኢታጉዳይ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።። ።

  • @tesfusisay1549
    @tesfusisay1549 หลายเดือนก่อน +1

    ትኽክል ኢትዮጵያ እናሓመስካ ምንባር ኣይከኣልን ። ዓሰብ ንኢትዮጽያ ባፅዕ ንትግራይን ኤርትራን ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    ብድርን ቢቀይሒ ባሒሪዲያ ቲሓልፍ ቢሰማያ ።።።❤❤❤።

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +1

    ሕጊ ጉልበት ምስዘለዎ እዩ ዝሰርሕ። ሓይሊ ምስኢትዮጵያ እዩ ዘሎ።

  • @kstaybel7358
    @kstaybel7358 หลายเดือนก่อน +15

    ኣማኒኤል ኣብዘይ ሰምዐካ ደብሪ ኣይትማህለል ከምዝባሃል ኣይትድከም፣ እዚ ህዝቢ ምስ ሓቅን ምስ ፍትሕን ዝተባተኸ ስለዝኾነ፣ ጎሮሮኻ ኣይትወጽዕ!!

    • @Redairise
      @Redairise หลายเดือนก่อน

      Simple ሓቂ 🥰🙏

    • @YonasHaile-lx4qm
      @YonasHaile-lx4qm หลายเดือนก่อน

      እወ ፀርፍን ብድዔን ጥቅሚ የብሉን

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኩሎም ርኢቶ ዝህቡ ዘለውስ ክርእዮም ከለኩስ ስቅ ኢሉ ዝብርቅርቅ ዝበለ ርእቶ እዩ ብወገነይ ክነብር ዝነበሮ ግን ጸላኢኦም ኣብይ ዘይኮነስ እሰያስ ምካኑ ዘይምፍላጦም እዩ በለ በለት ዘረባ ጥራሕ ትርጉም የብሉን ኣነ ዝብል እዚ ኤርትራዊ ሓሚሙን ትምክሕቲ ከምዘውድቆም ዘይምፍላጦም እዩ ።ስለዚ እዚ ተሪፉ ናብ ፍታሕ እንታዝግበር እዩ ዝበለጸ ነሬ ኤሬትራዊ ግን ኣብ ተብህለ ጥራሕ ተጸሚዱ ዝነብር ዘሎ።

  • @tsegayebirhane5157
    @tsegayebirhane5157 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማኑኤ ኣታ ንሶምስ የውግዑ ኣለው እዚ ኽልትኡ ህዝቢ ከሓስብ'ዶ እይግብኦን

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 หลายเดือนก่อน

    ደስ ትብል ንእሽተይ ጓል ብዳማ ትግራይ አበይ አላ አይ ተሲ

  • @Jtar2002-xj7ni
    @Jtar2002-xj7ni หลายเดือนก่อน

    Abyi telling the truth
    You guys need to share him

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቶ ተኽለወይኒ ዘቕረብካዮ ብሉጽ ሓሳባትን ርእይቶን መሃርን' ዩ ።ብወገነይ
    ተመሲጠ' የ ተኸታቲለዮ ኣማንኤልውን እንተኾነ ንዓመታት ከይተሓለለ ትዕግስቲ ዘወድእ ፈታኒ ናይ መጠንቀቕታን ሓበረታን ከሕልፍ ንዓመታት ነጢፉ' ዩ። እቲ ዘገርም ኣማኒኤል ሓላፍነት ምስ ዘይስሞዖም ጸይቅታትውን ተጻዊሩ' ዩ ነዚ ኩሉ ቁምነገር ዘካይድ ዝነበረ።
    1991 ዝተረኽበት ናጽነት ከም በርቂ ንእንኮሻዕ ርኢናያ ሽዑ ንሹዑ ስኢናያ። ሕጂ ግን እታ ዘምለጠትና ሓርነት ክንጭብጣ ንቃረብ ኣለና።

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይተርፍ ምውሳድ ቀይሕ ባሕሪ ብኢትዮጵያ ወሎዶታት ኤርትራ ምስተወድኡ ካብትህብዎም ብእዋኑ ተደራዲርኩም 100ኪሜ ዝኾን መተሓላላፊ ንቀይሕ ባሕሪ አረክቡዎም።

    • @Redairise
      @Redairise หลายเดือนก่อน

      ንሳ ኢያ እታ ሓቂ

  • @faligali6690
    @faligali6690 หลายเดือนก่อน

    አማ እሞ እቶም እቲ ኩነታት ዘይርድኦም ብጀካ ምጥቓዕ ካልእ ዘይርድኦም ንረድዋን ሑሰን ዝበሎ ኣጣቒዐሙሉዶ።

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ኢትዮጵያ ሶማልያ ሱዳን ናብዙሕ ሀገራት ዝበታተና ስለዝኾና ሰቅ ኢልካ ምርአይ እዩ

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 หลายเดือนก่อน

    ዓፋር 90% ምስ ብልጽግ ካብ ኪሎማ ክሳብ ማሮሳ ፋጡማ ካብ ዳሉል ክሳብ ቦሪ ምስ ብልጽግና ተሰሊፎም አለው ከበሳ ድማ አብ ጒቦታትን ሥደትን ኮይኑ ኤርትራ ክብል መሬት ይመስዮሎ

  • @messihemulu5531
    @messihemulu5531 หลายเดือนก่อน

    ተደምረናል እኮ ተባሂሉ😂

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ሕጂ ድኣሞ ኢሳያስ ዝበሎ እዝጊ በሎ ዝብሉ እምበር ከም ብዓል ቢተወደድ ወደብና ኣይንህብን ኢሎም ሃገሮም ብምልእታ ኢና ንህዝብና ነረክብ ዝብሉ ኣበይ ኣሎዉ ኩሎም ሓሞቶም ዝፈሰስ እንድዮም ኢሳያስ ድማ ኩላ ኣምሓድራ ኢሉዎም ሓቆምዮም ተባራቢሮም።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ልዕሊ ትግራይን ተጋሩን ናይ ርሑቕን ቀረባን ሰብ ጥቕሚ ጓሪቶም ዝዝመቱን ዘዝመቱን እንታይ ንምርካብ ትብሉ? መንገዲ ናብ ባሕሪ ዝከላኸል ዕርዲ /ድፋዕ ምፍራስዶ ኣይኮነን ነይሩ? ባዕሉዕርዱ ዘፍረሰ ህዝቢ እንታይ ትጽቢት ይግበር🎉🎉🎉

  • @fggb468
    @fggb468 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrean independence is a burden for EPLF and it is not fit to lead a country. Eritreans might have won a battle in 1991 but they didn’t win the war with Ethiopia . This issue is not about Esayas but about the people of Eritrea who couldn’t make a country for over 33 years .

  • @semeregebremichael1057
    @semeregebremichael1057 หลายเดือนก่อน

    እቲ ከም Title እናመሰለኩም ኩልሻዕ ትምክሕትና ትምክሕና ትብልዎ ድንቁርናና በልዎ

  • @afewerkghebremeskel9210
    @afewerkghebremeskel9210 หลายเดือนก่อน

    አበ ግብጺ ከይዱ ወላሂ ዝበለ አቢ እዩ

  • @okbamikaelredae6294
    @okbamikaelredae6294 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ ሰላም ንዓኻ ኣማን።
    እሞ ንሕና ኤርትራውያን ስለምንታይ ኢና ብናይ ወጻኢ ሓይሊ ክጐብጡና እዮም ክወርና እዮም ባሕርና ክወስዱዎ እዮም እንዳበልና ግዜና ነጥፍእ?
    ንሕና እኮ ኦረዲ ተወሪርናን ተጐቢጥናን ኢና ዘለና ብወጻእተኛ ዘይኮነስ ብሓጓሓሉ ደቂ ሃገር። ግደፍዶ ባሕናን ወደብናን ተጠቀምቲ ክንከውንስ ይትረፍ፤ግራት እንዳቦና ሓሪስና ክንጥቀም,ኣብ ገዛና ሓቢርና ምስ ስድራና ክነብር, ካብ ስደት ኬድና ኣዴና ኣቦና ክንሪኢ ክንስዕም ኣይካኣልናን።
    ከምዚ ካብ ኮነ ድኣ ስለምንታይ ካብ ደገ ዝመጽእ ሓይሊ ዘሻቕለና?

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ፍቅርሲ እንታይ ኮነት: ኣሰኒፋዶ ተሰኒፋ? 😅😅

    • @Redairise
      @Redairise หลายเดือนก่อน

      ተሰኒፋ እባ ኣየ ዘረባ 😂

  • @medid.454
    @medid.454 25 วันที่ผ่านมา

    Atum hasadat enda higdef belu weitsieet midmarkum simewo. Atum midre denaqur

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 หลายเดือนก่อน

    Hzbi Eritrea xemam hzbi u, kendi ab tenki zesereh, dedeher saeben kemahader u zeneber

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 หลายเดือนก่อน

    ቀይሕ ባሕርን ፡ ፈልግ ኣባይን ፡ ኣበይዮም ዝራኸቡ ? ክበልዕዋ ዝደለዩ ኣባጉምባሕስ ፡ ዛግራ ይብልዋ !

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ከኒያኸ ጂቡቲ እናቢሲ አለው።።።

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ኣነ ዝብል ቀይሕ ባሕሪ ኮነ መሬት ኤርትራ ኢሰያስ ኮነ እቶም ኣብ ትሕቲኡ ኮይኖም ሃገርን ህዝብን ዘሳቅዩ ንኣብይ ወይ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክከላከለልካ ምሕሳብ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ እዩ ምናልባት እዚ ዘሕምሞም ውን ዋላ ኣብትሕቲ እቲ ስርዓት እንተሃልዮም ምጥፍኦም ዘይተርፍ እዩ ኣነ ዝብል ግን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ወኪሉ ሰዲዱ ንምንታይ እዩ ህላወ ናይዚ ክልተ ህዝብታት ሓደ ዕጫ ምካኑ ዝኣምን ተኮይኑ ሓደ ነገር ማለት እሙን ሰራዊት ከደራጁ ዘይጅምር እንተዘየለ ግን እማዕዲካ ምጥማትን ብዩቲብ ኮነ ብቲቢ ምዝራብ ትርጉሙ እንታዩ ቀዳማይ ጸላኢ ህዝብታት እሰያስ ጥራሕ እዩ ስለዚ ንሕሰብ????

  • @tesfaldetmebrahtu7010
    @tesfaldetmebrahtu7010 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ መታሕትን መረት መታሕትን ደጀን ናይ ኤርትራ እቲ ጽኑዑን እሙኑን ምካኑ ኣትረስዕ ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣማኑኤል።
    ንኢትዮፕያ ኣሕሊፉ ዝህብ ህዝቢ ኣይኮነን፡ ዋላ እቶም ንፍትሒ ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያን ደቂ መታሕት።

  • @kazanchis100
    @kazanchis100 หลายเดือนก่อน

    Abiy Vs Isaias 🎉🎉❤😂

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +1

    ናብቀይሕ ባሕሪ መሕለፊ አይንህብን እንተኢልኩም ኤርትራ ብሙልኣ ክሕዝዋ አዮም። ሎሚ ዝሕግዘኩም ህወሓት የለን ኢህአፓ የለን፣ ኢድዩ፣ ኦኤልኤፍ የለን። እንኳን ዝመንመነት ኤርትራ ጉልብቲ ኤርትራ እውን በይንኩም ዝትክእልዎ ጉዳይ አይኮነን።

  • @Yatanamediaeri
    @Yatanamediaeri หลายเดือนก่อน +1

    Anta Assena nab libka ktmles eka

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel หลายเดือนก่อน

    Ata ezyie hasena belewom.eka nezom etiopya hsdat gorbate eje ka mes abyie koynu alo tigray gedfwome

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน

    Aby Entay Eyu DeLYu - First create extended complication by Pressing war and Chaos then cause Frustration then pressure 50 50 Negotiation. DeHar Entay Eyu K'MTs'E' ATa Mo Entay NGbeR? ZGBer YeLen N'HaBo: ELKum EWe. Finally - Aby Ahmed mission accomplished.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዝምካሕሲ ብእግዚኣብሄር ፡ ይመካሕ፡ እቲ ብሰብ ዝምካሕ ርጉም ይኹን ይብልና ቃል ኣምላኽ። ንሕና ንእግዚኣብሄር፡ ኣምላኽና እነምልኽ ግን ብእግዚኣብሄር እምበር ብሰብ ኣይንምካሕን ኢና። ሰብ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ፡ የሎን። እቲ ዝገብር ነዲኡ ነይነግር ከም ዝብሃል፡ እግዚኣብሄር ከኣ ዝገብሮ ንማንም ኣየማኽር፡ ዘማኽሮ ከኣ ኣይድልን እዩ። ኣምላኽና፡ ዓብይን፡ ሓያልን፡ ኣብ ሰልፊ ሓያል ፡ ኣብ ውግእ ከኣ ሓያል፡ እዩ፡ በይኑ ትኣምር፡ ዝግበር ናይ እስራኤል ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኤርትራ ኸኣ እዩ። እግዚኣብሄር ሰማይ ዙፋኑ፡ ምድሪ መርገጽ እግሩ፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ፡ ኩሉ ዝርኢ፡ ኩሉ ዝፈልጥ፡ ጎቦታት፡ ዘይክልክሎ፡ ርሕቀት ዘይውስኖ፡ ናይ ኩሉ ፍጣሪ፡ ምድርን ምልኣታን፡ ናቱ ዝኾነት፡ ናይ ጎይቶት ጎይታ፡ ናይ ሓያላን ሓያል፡ ናይ ነገስታት ንጉስ፡ ነቶም ነገስታትን መሳፍንትን ፡ ኩሎም መራሕቲ ዓለምን ንጉሶም፡ ጎይቶኦም፡ ኣዛዚኦም ዝኾነ እዚ ሓያል ኣምላኽና፡ ብዘይ እግዚኣብሄር ፍቓድ ከኣ ክወሳወሱን ዋላ ሓንቲ ክገሩ ከምዘይክእሉ ፡ ንሕናውን ከምኡ፡ ስለዚ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽናን ኣቦናን ኩሉ ዝፈልጥ፡ ስጋብ ሕጂውን ሓይሊ ሰብ ተዋጊኡ ኣይኮነን ዝድሕን፡ ኣብቲ ሰብ ሓዲሪ ሓይሊ ጥበብ ምስትውዓል ዝህብ እግዚኣብሄር እዩ እምበር ፡ ሰብ ኩሉ እኮ ተባዕታይ ኮነ ኣንስታይ፡ ኣብ ትሽዓተ ወርሒ ዝተወልደ እዩ። ኣብ ቃል ኣምላኽ ካብ ዘፍጥረት ጀሚርና ክሳብ ራእይ እንተ፡ ኣንቢብና፡ ካብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፍቓድ ወጻኢ ዝኸውን ዋላ ሓንቲ እኳ የሎን። ንጉስ ብብዝሒ ሰራዊቱን ብፍልጠቱን ኣይስዕርን እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብዝሒ ሰራዊት ኣይግድሶ፡ ናይ ዓለም ኩሉ ካብ ዓብይ ስጋብ ንእሽቶ መሳርያ ኣይዕጅቦ፡ ኣምላኽና ሓያል እዩ። ብዘይ መሳርያ ፡ ብድምጺ መሳርያ እኮ፡ ዝዋጋእ፡ሓያል ኣምላኽ እዩ። እንታይ ደኣ ኾይንና፡ ናይ ደርጊ ዓብይ ትምህርቲ ይኹነና፡ ዓረብ ዒማራትውን ፡ ነዞም ክልቲኦም ካብ ስር መሰረቶም ፡ ጸሪጉ ዘውጼ ሓያል ስምላኽና፡ ዓብይ ኣምላኽ እዩ። ኣንታ ኣምኒኤል እትብሃል ሰብ ስብ ኣነ ናትካ ጸሊኤ ኣሎኹ፡ ኣብናይ ብርጌድ ንሓመዱ ለይቲ ምስ መዓልቲ ሓኾት ኢልኩም ብመልሓስኩም ነንሕድሕዱ ኣጣፊእኩሞ፡ ዝመውት ሞይቱ፡ ዝእሰር ተኣሲሩ፡ ብዙሕ ተዳኽር ኮይንኳ፡ ሕጂ ኸኣ ኩሉኹም ኣፍኩም ስጋብ ትሕዙ፡ ካብ ውሽጢ ኾነ ካብ ወጻኢ፡ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውያንን ክፉእ ዝፈደያን ዝፈድን ዘሎ ፡ እግዚኣብሄር፡ ኣምላኽና ኣብ ልዕሊኦም እዩ ዘሎ፡ ኣብያት ወይለኻ፡ ኣንታ ብደም የሕዋትካ ኢድካ ተሓጺብካን፡ ትሕጸብ ደለኻን። እቲ ግዜ ቀረባ እዩ፡ ኣንታ መልሓስካስ ነዋሕ እያ፡ እስኪ ሰብኣይ ፡ እንተኾንካሞ ዘይትኸድ፡ ኣብዛ ዕጽውቲ ገዛ ብሞስኮት ኮንይካ ትልፍልፍ ዘሎኻ፡ እሞ ናይብሓቂ ስረ ናይቲ ዕጡቕ
    ሰብኣይ፡ እንተኣልዩካስ ሃየ ፡ ናዓ ኺድ፡ መልሓስኩም ካብ ካራ ይብልሕ። ኣምላኽ ከም ዝሓተኩም ፍለጡ። እቲ ግዜ ርሑቕ ኣይኮንን፡ ኩሉኹም መሳወርቲ ክትስሕኑዋ ኢኹም። ማንም ይዛረብ ማንም ይለፍልፍ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ዓቢ እዩ፡ ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ሓውኻ ኣይትቕለል፡ ተሕፍርሲ ንስኻን ዝኸማኻን ኢኹም፡ ምዋርተና፡ ብስም እየሱስ ክርስቶስ ናይ መዋርቲ መናፍስቲ፡ እግዚኣብሄር ይግናሕኩም።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 หลายเดือนก่อน +1

    All this is the result of Isayas"s Arrogance. Well ,Ethiopia can't be srungled .Abiy ÀHmed has figured it out Isayas's Army is no mutch to the Ethiopian Army .Primerly Isayas's heavy Artillery is gone be destroyed by Akinchi Drones

  • @michaelstifanos241
    @michaelstifanos241 หลายเดือนก่อน

    Amanuel ab nay Redwan abhahila zeytergomkayo ziterfeka kalot hagerat ashehat kilometer tegaezom abwedebat keyhih bahiri bikiray kiwehabom enkelo neana ab afnchana enkelo bikeray zeywehabena mikneyat nimintay elu eyu kalay mircha atyu

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 หลายเดือนก่อน +3

    ህግደፍ ተደምረናል የድሕናካ ዶ ሕጂ ወይጦ ወዲ ወይጦ መዋረዘይ ጊሩና እዚ ሽፍታ አዲሃሎ ረሳሕ ክንጭፍጭፎ ሃየ ንበገስ ካብ አብይ ዝጠፍእ ባዕልና ነጥፍአዮ

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน

    4 z record..Mengisu Haile m..had a very good chance to add Djibouti to b part of Ethiopia..he missed it, ethios blame ur Mengstu Haile mariam. Z moment U try 2 own Aseb .. honestly U gonna loose z use of it..4 good & 4 ever...

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +4

    መሬት ኤርትራ ንእሽተይ እያ። ኢትዮጵያ ኤርትራ ክትቆጻጸር ሓጺር ግዜ ጥራይ እዩ ዝወስድ።

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน

    ETi HaQi Ezi Eyu
    Aby Ahmed KGeBra Eyu EziBa KemZiBa AyTBeLu Sa'H'sa'Ha'T. Ezi WeDi in Red cloth HaQu Eyu, He is Right.
    The drones were successful in Tigray Battle then expect they will be much Fatal at the clear skies and flat plains of DenKeL Meyda Even they are capable of destabilizing the Masawa Routes. So it will be costly to defend the trucks and the eritrean soldiers from Drone attacks on the flat desert plains also the drones can cause fatal damage to the eritrean battle boats. It is known that eritrea do not have skilled drone fighting Men Nor have weapons to fight back drone attacks.

  • @Erifuturedreams
    @Erifuturedreams หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅😅 ሽርሕን ሕልምንኢሰያስዩ ከም ጸፃኢ ተመሲሊ ልኡኽከም ጸረ ኣሜሪካ ሕሉፍ ምእዙዝ ከም ሑሉፍ ሃገራወከ ግና መብጽዓ ሚኒሊክ ዕላማ ሃይለስላሴ ቀንዲ ምእላይወያኔን ምድኻም ህዝቢ ትግራይንድማነዚንኝርዓም ደኣምበር ናይቧዓል ጁላ ኣቢይን መደበረኣይኮነን ግዘከኡ ሕጂ ኢዩ በሉ ኢዩ ዝብሎም ዝኣመነ ይእመን ዘይኣመነ ኣይእመን ሃገር ብስም ምክልኻል ኣበይኣብጺሑወዋ ልዕሊ ማንም ስለበ ዝርደለኦ

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 หลายเดือนก่อน +1

    🚩 ብዓል ኣማኑኤል
    1) ንባሕሪ ዝግበር ኲናት ዘይተርፍ እዩ
    2) ካብ ትግራይ ዶባት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝወጽአ ምኽንያት መራሕቲ ህወሓት ምስኻ ኮይና ናብ ኤርትራ ኣይንወፍርን ምስ በሉዎ እዩ። ዶብ ሓለዋ ገዲፍካ ምውፃእ ሻዕቢያ ኣብ ትግራይ ቦታታት ክወርር እሞ ምስ ትግራይን ናብ ውግእ ክኣቱ ምእንታን፡ ንዚ ስዒቡ ድማ ፌ/መንግስቲ ምስ ትግራይ ልፍንቲ ፈጢሩ ዝሓሰቦ ክገብር እዩ። unfortunately ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ምሕሳብ ኣቢዩዎስ ኣብ ትግራይ ብዙሓት ወረዳታት ኣቲዪ ህዝቢ የበሳብስ፡ ይቐትል፡ ይጨዊ ወዘት ኣሎ። ብኻሊእ ኣባህላ ትግራይ ተገዲዳ ምስ ኣብይ ልፍንቲ ክትፈጥር ዝገብር ተግባር ይፍጽም ኣሎ። ኣብይ ንዛ መዓልቲ ይጽበያ ኣሎ።
    መወዳእትኡ እንታይ ይኸውን ክንሪኦ ኢና ንባሕሪ ዝግበር ውግእ ግን ፍጹም ዘይተርፍ እዩ።

    • @TesfishHope-s8c
      @TesfishHope-s8c หลายเดือนก่อน +1

      ብትኽክል ኣብ ልበይ ዘላ ፈሊጥካያ❤

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 หลายเดือนก่อน +1

    I think SHAEBIA would realize now that the People of Tgray paid a heavy price for the independence of Eritrea military and diplomatically. Eritrea would have been Somaliland in terms status in the World .Too late for SHAEBIA .

  • @GhVg-q5w
    @GhVg-q5w หลายเดือนก่อน +1

    Amaniel eyasu hasawi seraki layba😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz หลายเดือนก่อน

    Regime change እዩ ክግበር አቶ አማኒኤል ! አንኳን ዶ ኢትዬዽያ ሐያላት ሃገራት ከም ባዓል ራሻ ከማን ክረሚያ ካብ ዩክረይን ጨሪመን ክወስዳ ብዓለምለኻዊ ሕጊ አይፍቀደለንን እዩ ። አቢይ አነ ባዕለይ ዝሰማዕኽዎ አብ TH-cam አሎ ካብ ሕጂ ንንዬዉ ንኢሰያስ ዘይኮነ ንህዝቢ ኤርትራ ኢና ፍቃድ ንሐትት ወደብ ክንጥቀም ተኾይኑ እሱ ከአ ብሰላምን ብንካን ሃባን ኢሉ እዩ። ከይተረዳአኩም ከምቲ 1998-2000 ዝነበረ ኩናት ንኢሳያስ ተሰዉእሉ ሕጂ ከአ ተሰዉእሉ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም ።1998-2000 ዝነበረ ዉን Regime change እዩ ኔሩ አዕላማ እቲ ኩናት እንተኾነ ግን ህዝቢ አዳናጊሮም ባሕርኻ ዶ ባድመ ኢሎም አደናጊሮም ንኢሰያስ ክድሕን ከቢድ መስዋእቲ ተኸፊሉ ።ካብቲ ቀዳማይ አይንምሃር ዶ ሕጂ ኸ 2ይ ግዜ ክንደናገር ? ሽዑ ካብ ስልጣኑ አሌሞ ተዝኾኑ እኮ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ጽንተት : ዕንወት : ብዘይ ፍርዲ ዝሐቀቀ : ዝተሰደ : ኩናት ትግራይ ዘሃቀ…. ወዘተ …ተረፈ ..አይምመጸን ኔሩ።ባዓል መለስ ዜናዊ ይኹኑ ባዓል አቢይ አሕመድ አንጻሩ ኩናት ክዉልዑ እኮ ባዕሉ መራሒ ህግደፍ እዩ አብ ከምኡ ዘእትዎም ዘሎ : አብ ምድሐኑ ግን ባሕርኻ ዶ ልኡላዉነትካ ኢሎም ደቂ ማርያም ክሊዓዉ እዬም አብ ኩናት ዘጽንቱ : አብዚ ከአ ዋላ ባዓል አሰና እዬም ከይተረዶኦም እቲ ቃና ህግደፋዉያን ንኢሰያስ አማዉትዎ ዘስምዕ ቃላት ቀይሕ ባሕርኻ ዶ ልኡላዉነትካ ኢልካ ልክዕ ከም ህግደፍ ዘጋዉሑ ዘለዉ ።

  • @SurafielMussie-bk1rd
    @SurafielMussie-bk1rd หลายเดือนก่อน

    lementie Tegraway Mekonekum Endatezarebekum Bezaba Keyhbahrie Entay gefeskum Hasewtie

  • @zerayabrhahabtemichael
    @zerayabrhahabtemichael หลายเดือนก่อน +2

    ኣየ ኣማኔል ለሓሲ ውዳቅ ንበዓል ምሩክ ጀነራልስ ሓራምዝ ኢልካዮም።

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน +1

    Tell the mouth piece of pp..Azmarinos say MISH duo!!!!!

  • @BerheAsefha
    @BerheAsefha หลายเดือนก่อน +1

    አማንኤል ኩሉ የሕሱዩ ከማካ ሓሶዉ የለነ መነዴካ ኪመተልካ ከይተወለድካ ተረፈ በትኪ ሸያጡ ሃገሩ

    • @ghde996
      @ghde996 หลายเดือนก่อน +2

      You are pretending to be asleep and no one will wake you up no matter how loud they scream😮😮😮

    • @Redairise
      @Redairise หลายเดือนก่อน

      ህግደፍ ዲኻ መንደፍ

  • @nayzghieweldehans6076
    @nayzghieweldehans6076 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማኑኤል ትግሃትካን መዲያዊ ተጋድሎኻን የድንቕን የመስግንን።
    ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ መለስ ወዲኡዎ ኢዩ
    "ኣብ ኤርትራ ሰብ እምበር ሰብኣይ የለን"
    ኣዚ ሕጂ ንሪኦዘለና ንሱ ኢዩ።
    ደቁ ኣብ ብሕሪ ጠሊቆም ጥርቅም ዝብል፡ ኣዋልድ ደቁ መርውይ ጀነራላት ህግደፍ ኮይነንን ጥርቅም ዝብል እንታይ ክገብር ትጽበዮ ስለኻ?
    ኢትዮጵያውያን ክሳብ ሕጂ ኳ ደንጉዮም ዝባደመት ሃገር ኣብ ውሽጢ ሰሙን ክቁጻጸሩዋ።
    መንግስቲ ኣቢን ኢትዮጵያንን ኤርትራውያን ዘረባን ሃለውልውን ካልእቁምነገር ከምዘይብሎም ተፈሊጡ ኢዩ። ኣቢ ወሪሩ ቅይሕ ባሕሪ እንተሓዘ ኣብ ወጻኢ ሃምበርገርካ እንዳበላዕካ ካብ ደሞንስትረሺን ካብ ምግባር ሕስሊፉ ዝገብሮ የለን

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 หลายเดือนก่อน +1

    Klae fekera blxgna haser serawit izom entay keyenhyun wejabat. iseyas buda belai SEB senay dem

  • @Systematize
    @Systematize หลายเดือนก่อน

    ኢሰይስ ክእለ አለዎ።

  • @Asi4394
    @Asi4394 หลายเดือนก่อน +1

    Denguyom keman entay keyterfena eyu. Bahri aykonen wala biabaya ywsedwa . Beliom yebliena🎉 ama kea ayhlelekan dyu bahri bahri tbl lomi nbahri zmewt seb tehalyu xlul trah eyu... abey mo ygebrwo zom mehrefat...

    • @philiposezewda2564
      @philiposezewda2564 หลายเดือนก่อน +1

      ዝተረፈ ሰብና ምደበስና😭

  • @vivaviv3108
    @vivaviv3108 หลายเดือนก่อน

    ኢሰያስ ግን ፋኖ መደገፍን ማቆም ኣለበት

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 หลายเดือนก่อน

    ⭕ ሓው ኣማኑኤል፡ ምስ ኣኽብሮትካ፡ ደደቢት ሚዲያ ህዝቢ ትግራይ ባሕሪ ይምልከቶ እዩ ምስ በለ 'ባሕሪ ሰብ ኣለዋ" ዝብል ተቓሞ ኣቕሪብካ ነይርካ። ንቲ ፍንጫሕ መሰንገልኩም ዝኾነ ህዝቢ፡ እሞ ሓደ እዋን ማዕረ ወናኒ ባሕሪ ዝነበረ፡ እሞ ንናፅነት ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ትግራዋይ ባሕሪ ኣይምልከተካን ኢልኩም ክተርሕቑዎ ኦሮ-ማራ ጉዕዙኡ ጠቕሊሉ ይመፅአኩም ከምዘሎ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ። ንሱ ከምዘሎ ኮይኑ ሻዕቢያን ሰራዊቱን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸሙዎ ጀኖሳይድ ከይኣክል ሕጂ እውን ንውግእ ዝዕድም ብዙሕ በደል ይፍጽም ኣሎ። ኣንፃር እዚ ተግባር ምዃንካ ይፈልጥ፡ ኣኽብሮት ድማ ኣለኒ። ብዝኾነ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት ሕሰበለን 1) ኢትዮጵያ ወራር እንተፈጺሙ ትግራይ እንታይ ክትገብር ኣለዋ? ስለምንታይ? 2) እዚ ወራር ኢሳያስ ከደ ሃለወ ዘይተርፍ ምዃኑ ትርድኡ ዶ? ዓለምለኸ ሕጊ ኣብ መሬት ብዝፍጠር ሓዱሽ ክውንነት ወይ ሪያሊቲ ከምዝጽሎ ትርዱኡዎ ዶ? ናይ ኢትዮጵያ ድሌትን ናይ ወራሪ ሰራዊት ማዕበል ጠጠው ዘብል ሰብኣዊን ቁጣባዊን ዓቕሚ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ዶ? የለን። 3) ህዝቢ ትግራይ ባሕሪ ኣይምልከተካን ናበልኩም ኣብ ዕጽዋ ክቕጽል ምግባር እሞ ኣማራፂ ስኢኑ ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ክስዕብ ዶ ይሕሽ ወይስ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኤርትራ ናፅነት ዝነበረካ ኣስተዋጽኦን ሕጂ ዘለካ መትከላዊ መርገጺን መሠረት ገይርካ ባሕሪ ይምልከተካ እዩ፡ ብዚንብዚን ዝመሰለ ስምምዕ ንግበር ኢልካ ትግራዋይ ምስ ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣንፃርካ ከይወፍር ምክልኻል ይሕሽኩም? ሕሰብሉ ሕሰብሉ ሕሰብሉ።

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน

    Aby Entay Eyu DeLYu - First create extended complication by Pressing war and Chaos then cause Frustration then pressure 50 50 Negotiation. DeHar Entay Eyu K'MTs'E' ATa Mo Entay NGbeR? ZGBer YeLen N'HaBo: ELKum EWe. Finally - Aby Ahmed mission accomplished.