Hagerey TV ቃል ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio ኣብ ዋዕላ ብ/ን/ዱ ጀርመን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • #Hagereytv #EritreanNews

ความคิดเห็น • 50

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ጅግና ጽቡቕ መልእኽቲ!

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 หลายเดือนก่อน +1

    Tigray tisEer!

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e หลายเดือนก่อน +4

    ጆሲ ኬፍ ኣለዎ ጆክ ዉስኽ የብለላ ኢዩ👍Kkkk

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🙏🏿 clear message 💙💙💙💙💙💙 Blue movement 🗝️

  • @biki201
    @biki201 หลายเดือนก่อน +2

    Ata resah weldo wedi gebrehiwet hadgu kab sebaya nhaftu ztewelde

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ጅግና ዘብሄረ ትግርኛ❤❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 หลายเดือนก่อน +1

    Josi the Great Person well sead that!!✌✌💙💙

  • @geneteymedia8864
    @geneteymedia8864 หลายเดือนก่อน

    Joci jigna ♥️

  • @user-jk3xs7lb3f
    @user-jk3xs7lb3f หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ለባም፣ተባዕ፣በሊሕ መናእሰይ ተቓላሳይ ራኢኻ ተሳኺዑ ፍረ ፃማኹም የርኢኹም ብሓቂ አዝየ ዘድንቖ ሰብ

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 หลายเดือนก่อน +2

    ኣርእስቲ ናይ ዋዕላኩም ብደረጃ ኤይሮጳ ኢዩ ዝብል ነይሩ ብከመይ ደኣ በርገድ ንሓመዱ ጀርመን ክበሃል ተካኢሉ።

  • @henoschannel8820
    @henoschannel8820 หลายเดือนก่อน

    Bitsmi xbuk meglexi Josi jigna.

  • @fenkilghebreyesus8499
    @fenkilghebreyesus8499 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @blessed5653
    @blessed5653 หลายเดือนก่อน +1

    am starting to believe 'Awrajawnet' is happening, but it would be good if you worked for something better

  • @user-nd5zh2fq4p
    @user-nd5zh2fq4p หลายเดือนก่อน

    ትግርኛ ትግርኛ ምዃኑ ኣሚና ክንከይድ ኣለና ።

  • @raheltesfamichel399
    @raheltesfamichel399 หลายเดือนก่อน +1

    Tekkel Josi

  • @eritrealovely3638
    @eritrealovely3638 หลายเดือนก่อน +1

    ደቂ ሰረየ ብሩኽት እዚ ውኻርያ ኢዩ ተጠንቐቑ እዚ ሕብዕ ተልእኾ ዘለዉ ሰብ ኢዩ። ኣግእዚያን፣ መንነት ሕጂ ከኣ ኣውራጃዊ ናት ኣብ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍልልያት ህዝቢ ኤርትራ ዝነበረ ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ምስትውዓል የድሊ ኣሎ።

  • @mossest.giorgis9589
    @mossest.giorgis9589 หลายเดือนก่อน

    Yes Josi. Meninetka mikbar aletinet akonen. Beal metkel

  • @danielkidane3572
    @danielkidane3572 หลายเดือนก่อน

    ንጹር ራኢ ዘይብሎም ኣብ ቅድሚት ስለዘለዉ እዩ እዚ ኩሉ ኮለል። እዚ ብዓሌትን ኣውራጃን ምጉስጓስ ቀንዲ ሽግርና እዩ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน

    ኤሪትራውያን ወነንቲ መድያታት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክንዲ ኣብ ኣውራጅነትን ወገንን ተሞርኪሶም ነዚኣቶም ኣይትቕረቡዎም ንየው በሉዎም እከለ ከምዚ ኢዩ እከለ ከምዚ ኢሉ ወይ ኢላ እንዳበሉ ኣብዘይ ጉዳዮም እንዳኣተዉ ንሰባት እንዳሓመዩ ብቓላት ከላኽዑ ዝውዕሉ ካብ ኩሉ ናጻ ኮይኖም ብዘይ ፍልልይ እዚ ቃልሲ ንኽዕወት ብተገዳስነትን ብትብዓትን ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ዝጥርንፍን ዝሓቁፍን ሃናጺ ዝኾነ ሓሳብን ምኽርን ኢዮም ክህቡን ከቕርቡን ዝግቦኦም ::
    ንውልቀ ረብሓኻ ወይ ጥቕምኻ ገንዘብ ንኽትእክብ ኢልካ ደላይ ፍትሒ መሲልካ ቁምነገር ዘይብሉ ቪድዮታት ካብዝን ካብትን ቆራሪጽካ ሓደ ሳዓትን ፈረቓን ዝወስድ ወይ ክንዩኡ ግዜ ዝወስድ ቪድዮ ሰሪሕካ ንደቂ ሃገር ከተላኽዕ ምውዓል ቁቡል ኣይኮነን ክተርፍ ኣለዎ ::
    እቶም ከምኡ ትገብሩ ነዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንደሞክራስን ፍትሕን ንንግድኩም (For your own business ) ኣይትጠቐሙሉ ::
    ተቓለስቲ ኮይንኩም ብቕንዕና ተቓለሱ ወይ ድማ ኣብኡ ዘፍለጠ ገንዘብ ኢዩ ዝግድሰና ኢልኩም ኣግሂድኩም ቪድዮታት እንዳርኣኹም ገንዘብኩም ትገብሩ ግን ካብዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ኢድኩምን እግርኹምን ትእኩቡ ::
    ንገንዘብኩም ክትብሉ በለካ ለኻዓካ እንዳበልኩም ንሰባት ኣይተቃያይሙ ኣይተራሓሕቑ ::
    እንተክኢልኩም ንሰላምን ፍቕርን ጎስጉሱ ::
    ኣብ ቃልሲ ዘቃራርቡ እምበር ዘራሓሕቑ ሰባት ኣየድልዩን ኢዮም ::
    ክተት ስመር መክት ክትዕወት ::
    ከይከተትካ ከይሰመርካ ከይመከትካ ዓወት የለን ::

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 หลายเดือนก่อน

    Anchewa

  • @komi-kl9ry
    @komi-kl9ry หลายเดือนก่อน

    Ane hanti mealti zeyrsa Amanil ab kalemehttu yosyef joy studio hgdef u kbl semieyo abti gzie btami tselieyo neyre hiji endaberehaley emex alo josi btami senf seb eka

  • @DanielOkbazgi
    @DanielOkbazgi หลายเดือนก่อน

    ንብራዋሕድ፡ጃሱስ ህወሓት ምዃንካ፡መርትዖ ኣሎ፡፡j ስትድዮ፡

  • @matiwostumzghi9770
    @matiwostumzghi9770 หลายเดือนก่อน

    ዓይነታ እንታይ ኮይና ኣውራጃ ሰራየ ትንጸል ኣላ ብኣውራጃ? ብዙሕ ሰብ ዓገብ ይብለኩም ኣሎ።ሕጂ ንጠቅሚ መን ኢኹም ካብቶም ናይ መድያ ሰባት ኣትሒዝኩም ኣብ ጸቢብነት ኣቲኹም።

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 หลายเดือนก่อน

    ወፍሪ ሰላም ዘይመጹ ኢልካ ጥቅሚ ጎዲልካ ሃለወለዉ ዝበልካዮ. ንዉሽጥኻ ዘርኢ ኢዩ.

  • @elsatewolde3652
    @elsatewolde3652 หลายเดือนก่อน

    ንሕና ሰራዊት ትግራይ (TDF) ኢና። ትግራይ ትስዕር እዩ ጭርሖና። ሰራዊት ኤርትራ ክሰዓር ኣለዎ። ብኣካልን ስምዒትን ተጋሩ ኢና። ኤርትራውያን ከይትእከቡ። ስምና ኣእዱግ ንሓመዶም እዩ

  • @tesfalemgebretnsae7503
    @tesfalemgebretnsae7503 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ባዓል ዕብይ ራኢ❤

  • @SabuTedi-dl6du
    @SabuTedi-dl6du หลายเดือนก่อน

    Josi jigna esmart man

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 หลายเดือนก่อน

    ትኽክል ኢልካ ኣለኻ ጆሲ፡ ኩሉኹም እኳ እንተዘይበልኩ፡ ዩቱበራት ወነንቲ ማሕበራዊ ሚድያታት፡ ንስኻትኩም ትድብይዎም ቃላትን፡ ንስኻትኩም፡ ትጓጥይዎ ኣካይዳን፡ ንክንደይሰብ ይሽልብብ ኣሎ ይመስለካ።

  • @user-en3qg7zn4p
    @user-en3qg7zn4p หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ትብዓቱ ኪፍ ህበኒ

  • @mkbrom
    @mkbrom หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርያ፣ንስካ ካብ አውራጃውነት ንጻህ።

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere หลายเดือนก่อน

    ኢንዚኦም ረሳሓት ብረብሖኦም ክጻወቱልካ ኢኮ ክልተ ሞት ኢዩ

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 หลายเดือนก่อน

    ኩሎም ቦሎኽ ቦሎኽ ኢሎም።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Hewka du xelaina tblo zelaka zgerm eu

  • @saze1177
    @saze1177 หลายเดือนก่อน +1

    Poor speech

  • @abelsolomon8055
    @abelsolomon8055 หลายเดือนก่อน

    Kab awraja nexa kun ilka ikua aytkewinin iya lomis awrajawi koyninkas seb zeymiblai

  • @yonathannegase
    @yonathannegase หลายเดือนก่อน

    እዚ ናትካ ራኢ ትብሎ እንተሊኻ ራኢ ዝበሃል የለን። ንስኻ ራኢ ኣለካ ኣይብልን እየ። ራኢ ዘለዎ ሰብ ኮረሻ ወያነ ኣይውጣሕን እዩ። ራኢ ዘለዎ ናይ ዩትዩብ ሰናቲም ክኣሪ ኢሉ ኣይሕሱን ሰብ ኣየጋግን እዩ። ራኢ ዘለዎ ሰብ ከምዚ ንስኻ ንሕና ተጋሩ ኢና ኣይብልን እዩ። ንስኻ ንዓይ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ከተንውሕ ዝካኣለካ ዝገበርካ ኢኻ። ብተውሳኺ ውን ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ዘናዋሕካ ሰብ ኢኻ። እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ሕጂ ዝብኢ ቆርበት በጊዕ ተኸዲንካ ጥዑይ ሰላማዊ ክትመስል ትፍትን ኣለኻ። ግዲ የብልካን ኩሉ ዝገበርካዮ ዝተዛረብካዮ ይኹን ዝጸሓፍካዮ ስኑድ ምዝጉብ እዩ።

  • @mube9591
    @mube9591 หลายเดือนก่อน

    ንኩሉ ብሄራት ዘየሳትፍ ቃልሲ ክዕወት ኣይክእልን'ዩ ።

    • @alembrhane4488
      @alembrhane4488 หลายเดือนก่อน

      Mo men kelkilukum, seb wetitu do kab gezakum kemexeakum u

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 หลายเดือนก่อน +1

    ዓይነታ ሓሪፍ ኣብ ዝሓገካ ሓጊካስ ብ ኣውራጃ ምትፍናን ምስ ኮነስ ካብ ዝጸናሕካዮ ጎድጋድ ወጺካ ዝገርም😂

    • @asefawasmeromtekli8017
      @asefawasmeromtekli8017 หลายเดือนก่อน

      ኤእ ኣይፋልካን ዝሓወይ/ሓውተይ። ቅድሚ ክልተ ወርሒ ኣቢሉ ዘጥፍኦ ምኽንያት ውን ገሊጹ፡ ተቐልቂሉና ወሪሑ ኢዩ። ብዘይቃልዓለም ከኣ ኣዚዪ ሚዛናዊ ሰብ ሚዛናዊ ኣርቲስት፡ ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ኣርቲስትታት ሸርደፍ ክብሉ ኣብ መትከሉ ዘትከለ ሰብ። ሰውድ ዓይነታ።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      @@asefawasmeromtekli8017
      ስለምንታይ ደኣ ኣብ ናይ ኢንግላንድ ዘይ ከደ?

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 หลายเดือนก่อน +1

      ይጽበያ ዩ ኔሩ መስለኒ ሓቂ ዘይሓዘ ሰብ ኣብ ኢንግላንድ ዝነበረ ኣኼባ ዘይከድካስ ናብ ጀርመን ክክክክክ ናይ ደቂ ዓድና ጉዳማት ዮም ኣነስ ካኣ ክፈትዎ መዓት የ ንዓይነታ።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      @@gabigunners8073
      ክገርመካ ኣነ ውን ብዙሕ ኢየ ዝድንቆ ነይረ ብፍላይ ክሓትት ከሎ ዘይ ወግርናዊ ኮይኑ ኢዩ ዝሓትት ብከምዚ ከኣ የፍንቆ የ ግና ኣብታ ናይ ጸበብቲ ኣርዑት ኣቲዩዋ😍

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nmdiae ay telagb xegam nskan betasbkan ekum mealtkum texbu ktwegh eu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    OTI fahla hlmaka eu xbuk zey tmne zarti zelka seb eka

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 หลายเดือนก่อน +2

    ራኢ ዘብሉ ሰብ ራኢ እሉ ክዛረብ ከሎ እዚ ቃልሲ እሎም ዝገልጽዎ ዘለዉ ማዕረ ክንደይ ከም ዝጠፈሸ ምኳኑ ዘርኢ እዩ ፡ እቲ ዝገም ነዚ ቃልሲ ሓደ ጸረ ዝኮነ ሰብ እዚ ሰብ እዩ ። ሕጂ ድማ ኣብ ኣብ ወረዳ ወሪዶም ዝገደደ ኣፍሪሶሞ ።

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 หลายเดือนก่อน

    Qalsna hgi mftar eu,bhgi knebr eu,kabuo etom xebebti alietawuyan bota yeblomn!

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102 หลายเดือนก่อน +1

    Yesyef hqar naytu kab uk zsegoguka chibti aleni kekrbo eye zbelkayo daa abey alo

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nska zfetrkaio hgrna hrgoxgon bsnkka weslata eka telako nay hewka aleka denguna Kay teradanka