ንባሕረኛታት መልእክቲ😭😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 561

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 11 วันที่ผ่านมา +353

    እዛ ኮሞቲ እትንበቡ ዘለኩም ናይ ዕለቱ ድንግል #ማርያም ታሓሊኩም

    • @GgJ-oh9dh
      @GgJ-oh9dh 11 วันที่ผ่านมา +1

      ❤😊

    • @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ
      @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ውዴ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖደምርኒ❤

    • @ሳሚዩቴብ
      @ሳሚዩቴብ 11 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ዛቨተይ❤❤💜

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 11 วันที่ผ่านมา

      @@ሳሚዩቴብ ደምረኒ🙏❤

  • @tirhasasefa640
    @tirhasasefa640 11 วันที่ผ่านมา +40

    🇪🇷🇪🇷ኣጆኪ ንስኪ ጽቡቅ ጥራይ ግበሪ አምላክ ኣብዚሑ ክከፍለኪ እዩ እንቋዕ ንሕዳር ፅዮን ኣዴና ብሰላም ኣብፀሓና ልመና ፅላላ ኣይፈለየና❤❤❤🎉

    • @tegekeshi7598
      @tegekeshi7598 10 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን/3/❤🎉😊

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h 10 วันที่ผ่านมา

      @@tirhasasefa640 ኣሜን 3// ደምርን ማዓረይ 🥰

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h 10 วันที่ผ่านมา

      @@tegekeshi7598 ደምርን ማዓረይ

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 10 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን❤❤❤

  • @Ethioahle
    @Ethioahle 11 วันที่ผ่านมา +41

    ዋይ ኣይትማላልእና እባ እሞ ኩለና ከምኡ ኣይኮናን ዛሓፍተይ ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑስ ይብሉ ወለድና ኣምላክ ይመስገን ነንዶ ዙ ገፅ ናዓረብ ናርአያ ኣምፅአናናስ ክንኣብየን ከዓ ተመስገን ኣምላከይ ንኩሉ ግዜ እውን ናክበርክወን ክነብር እየ ውዕለተን ክከፍል እውን ተስፋ ኣለኒ ኣምላከይ ሓግዘኒ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 11 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤

    • @slamh
      @slamh 11 วันที่ผ่านมา +1

      ንስኪ ለባም ተረኪብኪ

    • @GggfddfyHhi
      @GggfddfyHhi 11 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ዝማምጓልሽሕማናአወጣሽ
      @ዝማምጓልሽሕማናአወጣሽ 11 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 11 วันที่ผ่านมา

      ኩለክን እኳ እንተዘይኮንክን መብዛሕተአክን ናይ ሎሚ ዘለክን ባሕርኛታት ዓላማ ዝባሃል የበልክንን ብሰላም ኣትክን ተመስገን ኢልክን ሰራሕክን ሰርሕክን ገንዘብ ናማትክን ከይትምልሳ እዚ እባ ኣይሰርሕን ዓረብ እባ ረጊምቲ እያ ትብላ እቲ ዘመጸአክን ሰብ ገንዘብ እንተበለክን እሞ ከም ጸላኢክን ኢክን ትርአኦ😢

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 9 วันที่ผ่านมา +2

    በጃክን ኣሕዎተይ ሰራሕ ርእያለይ ጭንቀት ክሞት ኢለ ኣብ ደሕሪት እህም😢😢😢

  • @اااا-ح1د
    @اااا-ح1د 11 วันที่ผ่านมา +36

    ዜዱዋይ ኣነስ ምክርኪ ክፈትዎ መዓት ናይበሓቂ ለባም ወለ ላይ ተዓዲልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 11 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

    • @اااا-ح1د
      @اااا-ح1د 11 วันที่ผ่านมา

      @ይርጋጓልትግራይ እሺ ህያበይ

  • @FeefDwef
    @FeefDwef 11 วันที่ผ่านมา +14

    በሊ ዜዱየይ ንኩለና ኣይትማላልእና ኣለና ድማ 😢 በእዉነት ኣነሰ ባሕረኛ እየ ግን ኣምላክ ይመሰገን ቀሪበ እየ ግን ሰርሐይ ከቢድ እዩ ልቅሐይ ክምልሰ ኢለ እየ እንበይ 10 ሰባት ዘለዉዎ ደሞ ዕማራ እዩ ግን ምንም እየ ክገብር ዘይክእል ንዕላማይ ክብል ክሕመል እየ እና ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑሰ ጐይርክዮ ዜዱየይ ክዳንና ከማን ዘይቃየርና ብጃማ ሒዝና እሞ 2ተ 3ተ ዕማራ እንሰርሕ ድማ ኣለና 😢😢😢

    • @WintaGrmay
      @WintaGrmay 11 วันที่ผ่านมา

      ❤❤😢😢

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 10 วันที่ผ่านมา

      ኣጆኪ

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 10 วันที่ผ่านมา

      @@AZebTAMR እሸኒ ሓላለይ💝💝💝

  • @GooklGookl-qx8yi
    @GooklGookl-qx8yi 11 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ ልኹለና እባ ኣይትማላልእና ዜዱ ሓፍተይ ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑስ ድዩ ዝብሃል ምስላ ❤❤

  • @ኣቢYouTube-f5b
    @ኣቢYouTube-f5b 11 วันที่ผ่านมา +8

    ማርያመን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣሕዋተይ ኣምፅአ እየ ግን ሓንቲ ርያል ኣይሃብክውንን ተመስገን ድማ ናይ ስራሕ ሰባት እየ❤

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา +1

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 11 วันที่ผ่านมา +27

    ዋላ ሓንቲ እኒኣ ገዛና 4 ወርሒ ገይራ ባሕረኛ እያ ግን መፀፀፅ እያ ልትብል ኣነ ድየ ሰራሒትክን ትብል ልፀብሒ ገዛ ወልውሊ ተልካያ ኩሩኑፍ😢😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ❤🙏

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 11 วันที่ผ่านมา

      እስካትክን ከባዕልክን ዘይትዉልዉላ ወይለይ😅

    • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
      @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 11 วันที่ผ่านมา +1

      @abrhetknfe186 ኖ ምሽ ገሊና ክዳን ናሓፅብ ገሊና ገዛ ነፅሪ እበር ኮፍ ክንብልኮ ስርሒ ኣይንብላን እሱዳኣ ለይድቃስ ካሊእ ስራሕ የብላን😁😢

    • @سلامة-ت9ط
      @سلامة-ت9ط 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@abrhetknfe186ታይ ችግር ኣሎዎ መላመዲ ዳኣኮነይ ክኮና ኩላትና ካምኡ ኢና ሓሊፍና ግን ናሎሚ ኣይካኣላይ😢😮

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 10 วันที่ผ่านมา

      @@سلامة-ت9ط ሓቅኪ ኩሉ ልባዕልካ እዩ ግን እንድሕር ድልየት ለይብላ ማለተይ እየ ቱባሕረኛ ኮንካስ ድክም እዩ ልብለካ

  • @AaHh-i1k
    @AaHh-i1k 9 วันที่ผ่านมา +1

    ዘድዋይ ኣትማላልእና እባሞ ንኹልና በጃኺይ ክንደይ ኢኒአና ኣብ ገሊ ነይርና ምስ ቆስልና መፂኢና ኣብ ስራሓ ኣቲና ቆላዓ ኢና ነዕቢ ዘላና ግን ተመስገን ዕዳይ ወዲአእየ እፍ ስደት😢😢😢💔💔💔

  • @fkreykahsay5665
    @fkreykahsay5665 7 วันที่ผ่านมา

    ንኸድንቀኪሲ ቃላት እየ ዝስእነልኪ ኩሉ ግዜ።
    ግን ብጣዓሚ ኢኺ ጠንካራን ንፍዕትን ስነሓሳብኪ ዝሓፍተይ፡
    ኣጆኪ ኣይትብከዪ ጸላኢኺ ይብከ
    ተማሃርሉ ጥራይ።

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 11 วันที่ผ่านมา +2

    አይ ዳዓረብ ኡኮ ክንደይ ጉድ ኡዩ ሸፊኑልና ዝከድ እረ በይዛክን ሓደ ሓደ እንየክን ለምፀአክን ዕላማ ፍለጣ እጭ አይትመላላአና😔❤አይዞኪይ ዜዱየይ❤

  • @سارهساره-س9ف
    @سارهساره-س9ف 9 วันที่ผ่านมา +1

    አሞ ዜዱየይ ንኩለና አይትማላልእና ኩለናኮ ሓደ የኮንናይ ክንደይ ጡዑያትም አለዋ አየን ምቅርተይ❤❤

  • @frrr8975
    @frrr8975 11 วันที่ผ่านมา +2

    ዜዱ ሓፍተይ ንዓኪ ዝኳን መግለፂ የብለይ 🙏ፆዮን ማርያም ትሓሊኪ ብዘለክዮ🙏

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 10 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 11 วันที่ผ่านมา +4

    ፅቡቅልገብርኣይ ፈተይዋ ኣጀኪ ዘዱየይ❤💔💔

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 11 วันที่ผ่านมา +8

    ዜድየይ አይዞኪ አይትንብዒ ፀላኢኪ ይንባዕ ዝያዳይ አነ ዝገርመኒ ንእግዚአብሔር ኢልካ እኮ ካብቲ ጭንቂ ተውፅአን ቅርሽካ ግን ናይ ምንታይካ ዋላ ደቅነካ እንተሰሪሐን ይምልሳልካ ከመይ ጌርና ከም ነምፅኦ ንሳተን እውን ይጥዓመኦ ወይለከ😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤🙏

  • @ksuksu-t2r
    @ksuksu-t2r 11 วันที่ผ่านมา +3

    ባኣምላክ ርከብዮ እንበር ናይ ለሙን ንበይነን ኣየን ማርያምን ስራሓ ተበልካየን ዓረብ ከምዚ ኢላ ገለ ኢላትኒ ናበላ ኣብየናና ምስራሕ ቡሱሩ እና ኣጆኪ

  • @HffFfy-y9p
    @HffFfy-y9p 11 วันที่ผ่านมา +15

    ፅቡቅ ልገብር ኣይፈተይ ዋ ኣጀኪ ዘዱየይ😢😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤🙏

  • @Tich-o6t
    @Tich-o6t 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዜዱየይ ማዓረይ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ብታ ፈጣሪኺ ዝዓደለኪ ልቦና ቃፅሉሉ ጥራሕ ዛምበተይ ማለት ልሰብ ይትረፈኒ ኢልካ ክትሕግዝ ተኾንኻ ሰሪሑ ክኣቲ ዘይክእል ጥራሕ እዩ እምበይ ሰሪሐን ክኣትያ ዝኽእላ ዓይነብርኪ ልሃለወን ከምቲ ድፍእ ኢልኪ ርሃፅኪ ኣፍሲስኪ ትሕግዝየን ድፍእ ኢለን ረሃፀን ኣፍሲሰን ይመልሳልኪ ክትህብየን ከለኽለ ሰብ ከይርኺ ሃብየን ማዓረይ ምኽንያቱ ከም ሃገርኪ ካብቶም ትፈትዮም ስድራኺ ፍልይ ኢልኪ ስለ ዝወፃኺ ዝኹሉ ድኻም ራሃብ ፃምእ ዋእ ኣትን ሰባት ከምዚ ዝትገብራ ናይ ሰብ ራሃፅ ሙሩቂ እዩ ኣሕዋተይ እንድያም ካብ ሕማቅ ኣውፂኡ ናብ ፅብቅ ደረጃ ዘብፀሐካ ሰብ የኾነይዶ ገንዘቡ ክተትርፎ ፀርፊ ክውስኸሉ ክስካብ ሕልፈትካ እውን ክትርስዖ ኣይትኽእልን ኣሕዋተይ እና ልቦና ንግበር ንሕሰበሉ ንቱክንዳና ዝጭነቅ ሰብ

  • @موودعس
    @موودعس 8 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ ትምህርቲ ሂብኪ እተን ሃምዚ ዝገብራ ዘለዋ ልቦና ይሃበን አጀኪ ዝያዳይ ፈጣሪ ያሓግዘኪ

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዜዱ መኩረኪ ባጣዓሚ እዩ ደሰ ዝቡልኒ ዛሓፍተይ ❤❤❤❤ዋላ ኣነ ሰራሕይ ማራ እዩ ከቢድ ግን ንፀባሓ ናበለና እነና ንሰረሕ ኣምላክ የመሰገን ዓዳና ዉን ብሰላም መልሰና ንሰኪ ዉን ኣምላክ ገረሂነተኪ ይራኣይለኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅልልቲእየBTDF
    @ፅልልቲእየBTDF 11 วันที่ผ่านมา +7

    ኣጆኪ ዜደይ ንፅቡቅኪ እዩ ዛምበይተይ ወላዲት ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን😢😢😢😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ❤🙏

    • @ፅልልቲእየBTDF
      @ፅልልቲእየBTDF 11 วันที่ผ่านมา

      @Awet355 ደሚረኪ እየ ወለላይ

  • @AhmedAhmed-v7n9f
    @AhmedAhmed-v7n9f 7 วันที่ผ่านมา

    ኣታ እዘን ባሕረኛ ብጣዐሚ ይአን ደሕዝና ዳምፀአን ዐላማ ረስዐን ያትፊንገራ ምሕዳረን 😂😂😂😂😂😂

  • @GenetiTesfay
    @GenetiTesfay 7 วันที่ผ่านมา

    ዜዱየ ካብ ሰብ ምስገና ኣይርከብን ካብ ፈጣሪ ብቻ እምበይ ❤❤❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 11 วันที่ผ่านมา +2

    አይዞኪ ዜዱየይ ልሰብ ክንቅበል በይዛ ዘየብሉ ፋሉል ተሪፍና ዋይ አነ ትዑድለይ ዕድመ ልክዐይ ኣብ ምሕዋል ክነብር የቀንቀለይ ዘየብሉ🥺😭 እግዚአብሔር አለና ዜዱ ሓፍተይ አይዞና🙏🥰

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 11 วันที่ผ่านมา +10

    አጆኺኒ ዛሓፍተይ😢😢 አነ ብቅርሽይ ምስ አሕዋተይ ተባእስ ናይ መጀመርያ ዘላቃሕኻየን ዘይመለስስ 2 አልቅሕኒ ይብላ እሞ የብለይ ትእልኻየን ይፀልአኻ ሆ ስለዚ ንፅጉም ምሕጋዝ ፅቡቅ እዩ ክንደይ ገልጠም እልና ዝስርሕናዮ ገንዝብናስ ንከም ባዕልኻ ዘብለ ዓይነ ብርኺ ዘሐዘ መንሕስይ ክላገፀልካ ዕሽነት እዩ ስለዚ ንብዕልና ንኩን አጆና❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

    • @ኤልዱየይዓለመይ
      @ኤልዱየይዓለመይ 11 วันที่ผ่านมา

      ዋላ ኣነ 😢

    • @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ
      @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ 11 วันที่ผ่านมา

      ​@Flyonደምርኒaግሬስ

    • @HHhh-c4h9j
      @HHhh-c4h9j 11 วันที่ผ่านมา

      እረ ኣነ ካኣ ስቃየይ ካይኣክለኒ ሓፍተይ በልካትኒ ምንኣሳ እየ ሰብ ተይ እዩ ዝኮን ዘሎ ግን ስደት ናፅለእናስ😭😭😭😭😭😢😢

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 11 วันที่ผ่านมา

      ዋላ ኣነ😢

  • @MeramoSelemun
    @MeramoSelemun 11 วันที่ผ่านมา +24

    ኣለኹ ኣብዝ ድሓጎዝኹዎ ሰብ ኹሉ ይንዕቀን ዛዪደይ ተረድአልኽ እየ 😢😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @fkdfjgjh4105
    @fkdfjgjh4105 11 วันที่ผ่านมา

    ክብርተይ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ ኣተሓሳስባኪ ይኹን ዓርሰ እምነትኪ ጠንካራ ኢኺ ካባኺ ብዙሕ ነገር ተማሂረ ኣነውን ሓንቲ ቆልዓ የመን ኾይና ደዊላትለይ ጓል ዓደይ እያ ኣደውኣ ድብላዕ ድስተ የብላን ካውኡ ኣነ 2500ሪየል ሓዊለላ መመረሒ ኩሉ 4500ሪየል ክልተ ቆለዑ ካፊለናላ ጅዛን ኣቲዋ ስራሕ ጀሚራ ሐዚ ልኹልና ብሎክ ገይራ ዓፂዋትና ስለዚ እንታይ ይመስለኪ ዜዱ❤❤❤

  • @ThgHbd
    @ThgHbd 11 วันที่ผ่านมา +3

    ከም ናተይ ኣጋጥምኪ ኣጀኪ ዜድየ ክብርተይ ይፈትወኪ እየ ዛናተይ😢😢❤

  • @ChFh-e1n
    @ChFh-e1n 8 วันที่ผ่านมา

    አጀኪ. ዝያዳይ. ጀዋል. አግድፍያ. ከይቲሰድያለ. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RoseROZ-d4x
    @RoseROZ-d4x 9 วันที่ผ่านมา

    ኣጂኪ ዛይደይ ዋለ አነ ባሕረኛ እየ ግን ልቀሐይ መሊሰ እየ ካብሐዚ ኣምለክ ይሓግዘኒ ሓሳብ ልበይ ተመሰገን አምለከይ ንባዓል ማርያም ፅዮን እንካዕ🙏🙏🙏 ኣብፅሐና🙏🙏🙏

  • @MeriGaltewahdo-h5h
    @MeriGaltewahdo-h5h 11 วันที่ผ่านมา +9

    እረ ኣጆኺ ዜዱየ ሓፍተይ ኣንቢዕክኒ እኮ 😢ኩሉ ንፅብቅኪ እዩ 😢

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา +2

      ደምርኒ❤🙏

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h 11 วันที่ผ่านมา +1

      @Awet355 እሽኒ ደምረኪ ማዓዝ ከም ዝኮነ መልሲ 🥰

  • @GotytomGebrtesion
    @GotytomGebrtesion 11 วันที่ผ่านมา +3

    አይዞኺ ዜዱየ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዚኺ አምበር ናይስብ ነገር ብዙሕ እዩ ❤

  • @nነኝ
    @nነኝ 11 วันที่ผ่านมา

    ዘድየ ❤❤አየኺ ንፅብቅኺ እዩ አምላክ አሎ ንኹሉ ዝርእ ናይለምማ ይፈልያ እየንዋ ሰቅ ጥዕም እምበር ብገንዘብና ፅልእ ዓድግና 😢😢😢

  • @saara22ssss84
    @saara22ssss84 11 วันที่ผ่านมา +3

    ወይ ወይ በሰምአም ሱቅ አሰከ በሊ ዜዱየ ተፀረፍና ኢና 😢❤❤

  • @SmaamA-t1h
    @SmaamA-t1h 6 วันที่ผ่านมา

    ዜዱ ልኩልና ኣትማላልእና ብሰንኪ ሓደ ሓደ ሰብ ሓደ ኣይኮነይ ባሕረኛ ኣትበሊ ማዓረይ😢😢ዓላማ ዘውፀአና ንፈልጥ ኢኔና ይቅሪታ ላበልኩ ይሓተኪ

  • @AsAs-f9u2m
    @AsAs-f9u2m 10 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ ልገበረስ ፅብቅ ለይረክብ ካብቱ ሕማቅ ልገ ብራካስ ሕማቅ ልምህራካ
    አጀክኒይ ፃላኢኪይ ይንባዕ ዚድዋይ 😢😢😢💔💔💔

  • @LmlmLmlm-s9l
    @LmlmLmlm-s9l 10 วันที่ผ่านมา

    ታይ አዮ ብሕርኛ ታይ ግይሪና አና ለለ ዋ ብ ሐዳ ሰብ ክላና ተመልአና ዋ😢😢😢😢😢😢

  • @سارةالحبشة
    @سارةالحبشة 11 วันที่ผ่านมา +2

    ዝገርም እዩ ዛይደይ የኮነይዶ ጎናስ ኣሕዋትካለ እየን ዝፀርፋካይ ዝንዕቃካይ ላኣይ ቤተሰበይ ኣለዋ 5/6 ልኮና ኩሉ ግዜ እየ ኣብ ዝሸገረን ዝሕግዘን ኣነ ተሸጊረ ኣይፈልጥይ ሐዚ ግን በይነይ ስለ ዝኮንኩ 2/3 ኣሕዋተይ መፂአምኒ ሓግዛኒ ኢለየን ኣብየናኒ 😢🖤💔 ሕርር ኢለ ስቅ ኢለ ሓንቲ መሳርሕተይን ግን ኣላ 1000 ውሰዲ ኢላትኒ ማራ ተገሪመ ተገዲሰላ ለይፈልጥስ ኣብ ፀገመይ ግን ደው ኢላ ኣነ ክፅግመንይ ክሽገራይ ተለዋ ከብደይ እዩ ዝኣብየኒ ንሳተን ግን ከምሰብካ ኣይቆፅራንይ ማራ ይንዕቃኒ ከመይ ኣለኪ ኣበይ ኣለኪ ኣይብላንይ ኢቲ ክሕደት ባሕረኛታት ወይ ጎነት ዘይኮናስ ብገዛእ ቤተሰብና ተኪሒድና ኣለና ንስኪ ግን ኣጆኪ ኣሕዋተይለ ኣጆና ኩሉ ልፁቡቅ እዩ 😢❤❤❤❤

    • @ሓሸንጌ
      @ሓሸንጌ 11 วันที่ผ่านมา

      ውይይይይ ናየይ ዕዱል ድዩ በፅሕክ ኣጆና እስኪ 😢😢😢

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 10 วันที่ผ่านมา

      ኣጆኪ😢❤

  • @Richy-love
    @Richy-love 11 วันที่ผ่านมา +7

    አጆኪ ፅቡቅ ካብ ፈጣሪ እምበር ካብ ሰብ አይርከቢ ገንዘብ በይዛ ነብሶካ እዩ ከምኡ ጌርካ ከም ዓሻ ተቆፂርና ኢናዋ ሳብስክራብ እባ በሉኒ ተጋሩዋይ

  • @Asgjh2
    @Asgjh2 11 วันที่ผ่านมา

    ዜዱ ዋይ ልኩለና እባ ኣይ ትማላልእና
    ብሰኪ ይነቅፅ ርሑስ ይቡሉ ወለድና
    ኩለና ባሓረኛ ኢና ግን ጮቆቆ ንብል ኣና
    ኣዘኪ ዜድዋይ ርህርቲ❤❤❤❤❤

  • @gggkk6044
    @gggkk6044 11 วันที่ผ่านมา +3

    ፅቡቅ ልገብር ኣይፈተይ ዘዱየይ ወለላይ ኣዞኪ😢😢

  • @رهوهرهوه-س4ن
    @رهوهرهوه-س4ن 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣረ ብሰንኪ ሓደ ሓደ ንኩሊና እይትፅራፋኒ ኣምላክ ይመስገን ፅብቅ ኣለና ኣብ ስራሕና 😢

  • @SelamTeklayMezgbou
    @SelamTeklayMezgbou 11 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም፣ዶ፣ዜዱ፣ሓፍተይ፣ክመፅእ፣ደልየ፣ሓጋዚ፣የብለይ፣ድካ፣እየ፣ግን፣ደውልለይ፣ስልከይ፣ከልእከል፣

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ
    @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይዘኪ ጋልነይ ሕማቅ ዝገብር ንርእሱ አይበል😢😢😢 እና ንስኪ ዶሞ ሰናይ ነግር ኢኪ ገይርኪ ካብ ሕጂ መለበሚ ይካነኪ❤❤❤

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @azmerasolomon5750
    @azmerasolomon5750 11 วันที่ผ่านมา +2

    አይዘኸ ማዓረይ አግዜብሄር የሕገሰኸ👏😢

  • @mili1821
    @mili1821 11 วันที่ผ่านมา

    መምሀርያ ኣይግበርካ መምሃሪለ ኣይክላእካ ዳኣኮነይ ዛይደይ ካብ ሐዚ መምሀሪ ይኮነኪ ኣብዚ ግዜ ሰብ ምሕጋዝ ማለት ኣብገዛ ነብስካ መዘዝ ምምፃእ ማለት እዩ እና ኣጆኪ ዜዶ 😢❤

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx 8 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዜዱ ሓፍተይ ንስኪ ጥንካራ ብቻ ኩኒ ።👌👍

  • @themehadehe8970
    @themehadehe8970 10 วันที่ผ่านมา +1

    ናጋ እኮ ቅድስ ጀወርጊስ እዩ በረክቱ ረድአቱ ይሓልወና ካብ ክፍእ ዝበለ ኩሉ ይሓልወና 🙏❤

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 10 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን

  • @NebyatZeru-q7y
    @NebyatZeru-q7y 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዜዱ ትግሰቲ ግበረ ዛበይተይ አጃኪ ቀስ እላ ከትለምዶ እያ ዝይዳይ🙏🙏🙏

    • @Awet355
      @Awet355 11 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤🙏

  • @ሂወተይ7
    @ሂወተይ7 11 วันที่ผ่านมา +3

    ሓቃ ኣላ ሓንቲ ቤተሰብ ኣላ ምሳይ ተቀመጠት ኣብ ርእሰይ ኮፍ ኢላ ስራሕ ተእተኩዋ ትወፅእ ተወፀት ኣእትውኒ ኢላ ተፀልለኒ ክትረዳድኣኒ ኣትክእል ቀይሕ ትዓፅወኒ ኣነ ኣብስራሕ እየ ንሳ ኣብ ገዛ እያ ዘላ ኣብዝድቅሰሉ ስዓት እናደወለት ትርብሸኒ ሎምስ ፈሪሐ ከማን

  • @سلامه-ط5ظ
    @سلامه-ط5ظ 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዜዱየ ንፅቡቅኪ እዩ ዛምበተይ ወላዲት ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን🙏🙏🙏💖💖💖 ብጣዓም እየ ዝፈተየክ ዜዲየ 😢😢 14:23

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @Mako221-fn6hh
    @Mako221-fn6hh 11 วันที่ผ่านมา +2

    ዚድ ሓፉተይ ምስ ይቅሬታ እምበይ ባሕረኛ እናበልኺ ንኹለና ኣይትማላልእና ክንደይ እዉን ኣለዋ እየን ካብ ነባር ዝበልፃ እና ኣጆ ኺ😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YewhanaMeasho
    @YewhanaMeasho 10 วันที่ผ่านมา

    ኣይዘኪ ዜዱዋይ ኣነ ዋላ ባሕረኛ እየ ግን ዕዳይ ብኣግባቡ ኢየ ዝከፍል መወዳእትኡ ድማ የርኤኒ ኣምላክ ኣይዘኪ ግን ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን

  • @JokklGookk
    @JokklGookk 11 วันที่ผ่านมา

    ዜድዋይ ምክርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ❤እንታይ እሞ ይርደኣን ❤❤ማዓረይ ❤ንምንታይ እየን ግን ካምዙይ ገይረናኪ ❤ኣዶና ኢኪ ❤ንዓና መን እዩ ሞ❤ዝርደኣልኪ ❤ማዓረይ ❤ለዋህኪ ኣብ ፅቡቅ ክገብረልኪ እዩ ኣይዞኪ ዛማዓረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ
    @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ 11 วันที่ผ่านมา +1

    ቅርሸይ ውፅሞ መዘዝ ሕዚኪ ምፂ እዩናሎሙ መመከነተአን ዘይውዳእ ብጭንቀት ንሞትለናዋ😢😢

  • @SoodyAhmadd
    @SoodyAhmadd 10 วันที่ผ่านมา

    ዜዱ ሓፍተይ ኣይትማሊልእና ኣነስ ልቀሐይ መሊሰ መናግድየይ ሒዘ ናዓደይ እዩ ዕላማይ ኣይትማልልእና 😢

  • @DestaHishe-ib4lw
    @DestaHishe-ib4lw 11 วันที่ผ่านมา

    ዜዱ ሓፍተይ እወ ሓቅኪ ኢኺ ግን ልኩለና ተማላሊኢክና ኣነስ ተመስገን ኣምላከይ🙏 ፁቡቅ ኣለኩ ኪዲና ምህረት ሓይሊ ሃብኒ እናበሉኩ 🙏ፁቡቅ ኣለኩ ዜዱ ሓፍተይ የቀኒይልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LaullGer
    @LaullGer 11 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ምኽሪ እዩ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተወሳኺ ምኽሪ ለግስልና ባሕረኛ እየዋ 😢

  • @TimtiAbrha
    @TimtiAbrha 10 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ሓደ ሓደ ግዘ ሓስብካ ምካድ ዝመስል የለይ ዋእ ለምስ 😢😢😢

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 11 วันที่ผ่านมา +3

    ፅብቅ ልገብር ኣይፈተይ ዋ አጅኪ ዘዱየይ😢😢😢

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @Lia-zk2jx
    @Lia-zk2jx 11 วันที่ผ่านมา

    Ziduye Keyti Hgzi Degim Maryam Hakey Eye Bejaki keyti Hgiziy Zidey Kulu Gize Seb Zeyfeliteliki Tay Gedishki Eyu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 7 วันที่ผ่านมา

    Ajoki zaduye kabue aytlekmnA kulu seb hade aykonen❤❤❤

  • @HsanAhmad-o7m
    @HsanAhmad-o7m 11 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይዘኪ ዜዲዋይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን🙏🙏🙏🙏😢😢

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኪ ዜዱ መጀመር ፅቡቅ ዝስረሕክዮ ብእግዚአብሔር ትረከብዮ
    እና ብሰንኪ ንቁፅ ይነደደ ርሑስ ኮይኑ እምበር. ዜዱ. ኩልና ኣጋላት ከምኡ. ኣይኮናናን
    ኣነስ 9 ዓመት. ጌረ. ኣለኩ. እም. ልዝተቀበለትንለ. ኣሽዒትኡ. መሊስ. እካ ደኣ ስ. ብዕፅፍይ መልስላ
    እና. ላብ. ይቶብ. ክትመፂ. ኣይምነበረክን

    • @መሕደረመለኮት
      @መሕደረመለኮት 10 วันที่ผ่านมา

      ጓል እመብርሃነይ ሳብስክራይብ ክበረለይ ፍትውተይ🌹🥀

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየኪ ማዓረይ አምላክ ምሰ ይኸን የዋህ ድኢ መን አለው 😢😢😢

  • @NetsiGalHaylush
    @NetsiGalHaylush 11 วันที่ผ่านมา +2

    አዜኪ ዜድተይ ማዓረይ❤የኔ ጠንካራ❤🎉

  • @SabiyaLadgh
    @SabiyaLadgh 11 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅ ልገብር ኣይፈተይ ዘዱየይ ኣዞኪ 😢😢

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጓልነይ አጀኪ ጸላእክ ይንባዕ ዜድዋኒ አጀኪ የኔ ጣካራ❤❤❤🙏😒

  • @selamyetad
    @selamyetad 10 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኽ ዛይዴይ የኔ ዉድ ፈጣሪ ክክሕሳክ ,ዩ♥️🙏 ናይ ሰብ ነገር ግን😢😢

  • @salamasalam1338
    @salamasalam1338 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዜዲ ዋይ አነ አለኹ ሓፊቲነይ አለ ስራሕ ኺዲ ኢለይ አሺ ኢላትኒ ካብኡ ሰዋግ መፅኡ ዉረዲ እለያስ የኸዲ እላትኒ አነለ ትናዲደ ትስሪሓ እኺ መፅእኺ እለያ ለይቅርሽኺ እነታይ ትፈለጢ እሊትኒ እዘን ናለሚ ልትረግማ እየን 😥👏

  • @Tiji-R8
    @Tiji-R8 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኪ ዛይደይ ❤ ድንግል ማርያም ሓሳብ ልብኩም ተስምረልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ደምሩኒይ ባ 🤲🙏

  • @selammulubrhan3901
    @selammulubrhan3901 11 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዜዱየ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ፅቡቅ ክገብረልኪ እዩ 🎉🎉🎉

  • @MdKalmal-b3z
    @MdKalmal-b3z 9 วันที่ผ่านมา

    ''ኩሉ ወዮ'' ዝኾነ ግዜ ኣዮኺ ዜዱ

  • @sxjb2304
    @sxjb2304 11 วันที่ผ่านมา

    ኢጅኩ ዚይደይ እነ ኡዉን ከሙዙ ከማኪ ቡዝሕ አጋጢሙኒ ግን ኩሉሰብ ሓደ አይኮነን ❤❤❤❤❤

  • @Brhan560
    @Brhan560 7 วันที่ผ่านมา

    ኣየኺ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ኣሎ❤❤❤❤❤

  • @HossamAhmed-b9o
    @HossamAhmed-b9o 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዝያዳይ😭😭💔💔💔💔❤❤❤❤❤❤

  • @MarayameyDngley
    @MarayameyDngley 7 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ እዩ ሓቂ ብሓቂ ሰብ ጠላም እቲ ዘይጠልም ፈጣሪ እዩ ክንደይ ከኣ ኣለዋ ሕልና ዘለወን ዘይናተን ዘይደልያ ዘዱ ሓብትና እዝዮ በሉ ኣበይ እዝጊ ኣለሊኻ ህረም ኣጀኹይ በርትዒ ጥራይ ሓገዝ ግን ጽቡቅ እዩ ብፍላ ነቶም ካብ ዓራቶም ዘይትንስኡ ጽጉማን ኣረጋውያን ኣጀኹይ ንብዓትኪ ናብሓጎስ ክቅየር እዩ

    • @MarayameyDngley
      @MarayameyDngley 7 วันที่ผ่านมา

      ካብ ወዲ ኪዳነ ምህረት ልብያ

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ሰብ ሎሞ ፅቡቅ ዝገበረስ ፅቡቅ ዘይግበረሉ 😢 እና አይዞኪ

  • @NgstiHadush-k5b
    @NgstiHadush-k5b 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኺ ዜዱዋይ ጥራይ ንስኺ ፅብቅ ሰርሒ ኩሉ ብፈጣራ ትካሓሲ ኢኺ ኣጆኺ ጋልነይ ሰብ ለሚ ተቀይሩ እዩ ዜድዋይ ኣጆኺ ኣይትንብዒ ምቅረተይ ግና ህያበይ ንግስቲ ነብሳ ዝብል መሰንጀር ሓቲተኪ ኣለኹ እባ መልስለይ ደልየኪ እየዋ ጽጋበይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @تتياات-ن1ب
    @تتياات-ن1ب 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዝያዳይ ኩሉ ንፅብቁኪ እየ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 11 วันที่ผ่านมา

    ዝሃብናዮ ተዝምልሰልና ዶ ኣብ ስደት ንነብር ኣለና😢 ኣጀኺ ኣብ ኩላትና እዩ ብሰንኪ ሪሂጽና ዘምፃናዮ ገንዘብ ተፀሪፍና ተዋሪድና ኢና😢😢😢ኣጀኪ ዜዱየ

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 11 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ብሰንኪ ሓደ ሓደ ንኩለና እይትፅረፍና ኣምላክ ይመሰገን ፅብቅ ኣለና ኣብ ሰራሕና

  • @sas7080
    @sas7080 10 วันที่ผ่านมา

    ዜዱየይ ናይ ሎሚ እኒአዋ ባሕረኛ ብጣዕሚ እየን ደረቃት እና ኣጆኺ ገንዘብኪ ክትመልሰልኪ ተስፍ ይገብር 🙏

  • @GhYt-f1y
    @GhYt-f1y 11 วันที่ผ่านมา

    አነሰ 2ተ ደቅነኤይ አምፀኤየን ሪያል አሓደግኹለኒይ ባዕል እወን ድዋዕልኹ ኹኒ እየን በለን ድመኩራን ተመሰገን አምላከይ እዘን አሕዋተይ 🙏🙏🙏

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 11 วันที่ผ่านมา

    ዜድዋይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ምክርኪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aznm-kt6fz
    @Aznm-kt6fz 11 วันที่ผ่านมา +2

    አይዘኺ❤❤❤ ዜድየ

  • @HHhh-c4h9j
    @HHhh-c4h9j 11 วันที่ผ่านมา +3

    እረ ኣነስ ንስ ይህብ ነሕዋተይ ይስሕብሞ ተመልሰም ይብሉኩኒ ኩሉ ግዜ ብክያት እዩ😭😭😭✍️

  • @allbaad5259
    @allbaad5259 10 วันที่ผ่านมา

    ዜዱዋይ ክብርቲ ኣጆኪ ጓልነይ ምቅርቲ 😢😢❤❤❤

  • @FhDy-h7b
    @FhDy-h7b 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዚያዳይ ኩሉ ንፅብቁኪ እዩ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @SisgalKiros
    @SisgalKiros 11 วันที่ผ่านมา +2

    ንዲማመር ተጋሩዋይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንኩለኩም ዉሽጣዊ ሰላም ኣይትክልእና🙏🙏🙏

    • @Ab-chnnel
      @Ab-chnnel 11 วันที่ผ่านมา

      አሜን እሹመልሲ

  • @FufUfu-n9e
    @FufUfu-n9e 11 วันที่ผ่านมา +2

    Bejaki ባሕረቻ እየ ኩሉ ግዜ ይካታተለኪ ኣብ ርያድ እየ እንየኩ ክሳብ ሐዚ 6 ወርሒ ሰሪሐ ግን ቀዋሚ ሰራሕ ሲኢነ😢 3000 እየ ከፋለ በይጃኪ ሰራሕ ረአይለይ ዋላ ሕፋዛ ይኩን ረአይለይ መልስለይ ከይተሓልፋኒ

  • @FyVvg-k5e
    @FyVvg-k5e 11 วันที่ผ่านมา

    ዛዱይ ማዓራይ ኩሉነ እይና ኩሙው ዝጌቤራአ ናዓይ እውን ኩሙው እይታ ዝግጥምንይ😢😢😢

  • @abrahamberihu2534
    @abrahamberihu2534 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ በጃኪ ሰብ ሕማቅ እዩ ዘሎ ዜዱ ሓፍተይ❤❤❤

  • @SisgalKiros
    @SisgalKiros 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዘዱየይ ድንግል ማርያም ትክፈልኪ🙏🙏🙏

  • @መንነተይእዩክብረተይ
    @መንነተይእዩክብረተይ 11 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕዚ ባሕረኛታት መፀፀፅ እድየን ዝብላ ተገሪመ ሓፍተይን ሓቲ ቤተሰብን ተቀቢለስ እዛ ሓፍተይ ከይፈለጥኩ 10000 ገንዘብ ሓፍተይ እዩ ኣቅምጠላ ንሓወይ ኢላ ሂባቶ🙏💚
    ዛሓቲ ብሎኽ ገይራትኒ😢🤔😂

  • @GGg-l4b3c
    @GGg-l4b3c 11 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ዜዱየ ሓፍተይ ቆርፈድ ደኣ ንብለና ኣነ ናማዘረይ እዩ ግን ዋላ ንሳ የደልይ ተበለትኒ ዕዳይ ግን ይከፍል ኣለኩ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MaReHaWTHaYeLam
    @MaReHaWTHaYeLam 3 วันที่ผ่านมา

    ምፅሓፍ ለይ ክእል ምካነይ 🎉🎉 ኣብዝኣ እያ ዝጠቀመትኒ

  • @GhdXyh
    @GhdXyh 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይዘኪ ዛድየ ፀላእኪ ዪንባዕ😭❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @6yjhghh685
    @6yjhghh685 11 วันที่ผ่านมา +3

    ዘድየ ኣይ ዘኽ ኣነስ ክፍቱወክ ማዓት❤🎉🎉